ይደመፅ ፤ ይትረፍ ብመንግስቱ ብፈጣሪ ተስፋ ዝቆረፀ ሰብ ናብ ጠንቋሊ እዩ ዝኸድ Kramat gallery like & share 7 January 2025

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 69

  • @wemberta
    @wemberta 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብዚ ኣሎ ዝወሓጥ ቁም-ነገር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @KBT-df4ix
    @KBT-df4ix 24 วันที่ผ่านมา +3

    ብስለት ህዝቢ ዝገርም እዩ።ዓብዪ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 25 วันที่ผ่านมา +4

    እዞም አቦና ብጣእሚ ጀግና እዮም ብጣእሚ ሀዚኖሚኒ እዞም ብህዋህት ስም ዝንግዱ ዘለው ሂሊና ዝበሀል የብሎምን እታትግራይ ነመን ድያ መንከ እዩ እሳቶም ፀረፍቲ ባንዳ ባህልቲ ጎይረዎም አፍት ልተፈንጨለ ጉጅለ ዘለውእዮም ፍርቆሞ ተማሪኾም ዝነበሩ ሀዲኦም 8ወርሂ ዳ ሞጎጎ ተሀቢኦም ዝነበሩ እዮም እሞስ ህፍረት ዝበሀል ካባአቶም ህጥጥ ኢሉ ጠፊኡ ማለት ድዩ???ንቃህ ጀግና ወዲ ትግራይ 💕💕💕

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu 21 วันที่ผ่านมา

    ዘገርም ዘረባ ናይዞ ኣቦ ዘረብኦም መዓርን መርተዖን :: ሽግ ወያነ ግን ብሕጊ ይጠየቕ ይፃረ::

  • @hadishhadgu3532
    @hadishhadgu3532 22 วันที่ผ่านมา

    ቡሱል ሓሳብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tiesitabadi2437
    @tiesitabadi2437 25 วันที่ผ่านมา +6

    ኣጆኹም

  • @HailayTeklu-u5e
    @HailayTeklu-u5e 25 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመ ይሃብካ

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea 22 วันที่ผ่านมา

    ቀኒኤ ዝበልኪ ሲ አብ ኤርትራ ተኸባቢርና ኢና ንነብር መራሕትና ነኽብር

  • @TiblesHewiki
    @TiblesHewiki 23 วันที่ผ่านมา

    ብሐቂ እቲ ታሪኽ ንሱ እዩ ገቤር ውላዱ ገንዘቡ ሂወቱ ዝኸፈለ እዩ 👍👍🙏🙏

  • @BerheGebrekurstos
    @BerheGebrekurstos 21 วันที่ผ่านมา

    ጀግና ሓቅካ ገባር ኣብ ፀገም እዮ ዝደለ

  • @melfa4598
    @melfa4598 24 วันที่ผ่านมา

    Wow tbuk melsi hibkayo 👏👏👏🙏🙏🙏❤️❤️

  • @MohmmedKebede
    @MohmmedKebede 25 วันที่ผ่านมา

    ይመችህ፡፡

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x 24 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ሰብኣይ ክብሪ ይሃብካ ጎበዝ

  • @teshomegebremeskel4492
    @teshomegebremeskel4492 24 วันที่ผ่านมา +1

    በሳል አቦ ና ዕድመ ንዓኩም።ንሱኩም ምርሕዎ አበና ምረፅዎ

  • @Sum-dz3cq
    @Sum-dz3cq 25 วันที่ผ่านมา +6

    ብጣዕሚ ቀኒኤ ከምዚናትኩም ኣብሃገረይ ኤርትራ ንመራሕቲ ፊትንፊት ዝሙጉተሉ ጊዜ ተመንየ። ፈጣሪ ራህዋ ይፍጠረልኩም።

    • @kramatGallery
      @kramatGallery  25 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን 👏

    • @SeqtaTeum
      @SeqtaTeum 24 วันที่ผ่านมา +3

      Merhati yeblnan amhadrti yeblnan yeblka alo denkoro ane ne hgdf degife aykonkun gn kab kemzi werdet nay hezbi tegray yedhnena eu zebhal ember nezi hesem mekra ketqnalu meftanka gn xegm keyhalwka aytrfen

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 21 วันที่ผ่านมา

      Nice try Agame,,, But you are NOT Eritrean.
      It's too bad your TPLF is tormenting your people, even after pushing their sons & daughters to die in meaningless wars for 50 years.

  • @zegeyealene4360
    @zegeyealene4360 24 วันที่ผ่านมา

    Democracy at its best, tegaru proud of you

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 25 วันที่ผ่านมา +2

    ጀጋኑ ወለዲ ተጋሩ እነስተውዕል ብጀካ ህወሓት ጉጅለ ስብሓት ብሽም ፓርቲ ሃፍቲ ንምእካብ ዝተቋቋመ ናይ ለያቡ ጉጅለ እዩ

  • @ZeynebZ-m4o
    @ZeynebZ-m4o 23 วันที่ผ่านมา

    Btaemi eyu zegerm

  • @KahsuTsegay-n4e
    @KahsuTsegay-n4e 22 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑ መርአያ ነፃነት ነፃነት መጀመርታ ካብ ባዕልኻ እያ

  • @KalabFruy
    @KalabFruy 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @tiesitabadi2437
    @tiesitabadi2437 25 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢

  • @aklilabrha6419
    @aklilabrha6419 24 วันที่ผ่านมา +1

    ኤዋይ ህዝበይ ጉድ ረክብኩም ዘሄዘንዩ

  • @Mar-ov3dc
    @Mar-ov3dc 23 วันที่ผ่านมา

    3 ወለዶ ዝበለዓት ውድብ ኸዚድማ ካሊእ 1.5 ሚልየን ካፅንት ዝሕንድድ ዘሎ ውድብ ክእለ እምበይ ኣክላዓልን ‼
    ስዓት ግበሩ ኣትም ሰባት , ህወሓት ዲሞክራሲያዊ ኮይና ኣይትፍልጥን ግንከ ብምድንጋር ብምጭዋይ ብምቅታል ኢንሔለ ኣብዚ ኣብፂሓትና ኣላ .
    ህወሓት ክትጠፍእ ኣልዋ ‼

  • @haylayweldu3427
    @haylayweldu3427 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 25 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 25 วันที่ผ่านมา +1

    አጆኹም ተባአት ጀጋኑ ኢኹም ከሙኡ ኢሉኩም ተጋፈጥዎም አባርሩዎም አብ ጦርነት ይደሊኹም አብ ሰላም ይጠልመኩም እዩ ዘሎ ብፍላይ እቱ ጉባኤ ገይረ ዝብል ዞሎ ጉጅለ 30አመት ምሉእ ስልጣን ዝደሊ ከብዳማት እዮም።

  • @nuwatu3778
    @nuwatu3778 24 วันที่ผ่านมา

    በሳል ኣቦ ስምዕዎም፡ተዘኮይኑ እቲ ውድቀት ንኹሉ እዩ።

  • @TiblesHewiki
    @TiblesHewiki 23 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ኤርትራ አፉ ክከፍት ዲክተተር አምልኽና ንርገጽ አሎና ምልሐስና ክጻረፍ ዝተዐደለ ንመስሎ

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 24 วันที่ผ่านมา

    ካድረታት ህዋሓት ህዝቢ የሳቅዩ ኣለዊ ከም በሽር ኣልኣሳድ ናይ ሶሪያ ስሪዓት ምስ ተሳዓሩ ነዞም ደገፍት ህዋሓት ከይኖም ህዝቢና ዘሳቅዎ ዘለዊ ብ ማሓነቅት ኢና ክንፈርዶም ኣብ ፈቀዳ ጎዳና ዝጭፍጨፍሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ 30 ዓመት ህዝቢና የሳቅዎ ኣለዊ

  • @kidaneamenebaraki3289
    @kidaneamenebaraki3289 25 วันที่ผ่านมา +1

    😮

  • @ናትናኤል-ዳዊት
    @ናትናኤል-ዳዊት 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሃፍተ ገነት እንታይ ማልት እዩ

    • @kramatGallery
      @kramatGallery  25 วันที่ผ่านมา +1

      እስኻ ተመሓድሮ ኣብ ኢድካ ዘሎ ኩሉ ዓይነት ሃፍቲ መሬት ፣ እንስሳ ፣ ቀዋሚ ተኽሊ

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 24 วันที่ผ่านมา

    እዛ ሰባኣይ ኣብ ኤርትራ እተዝከውን ክድዚ ሰዓት ሓሳቡ ክህብ ኣይኮነን ኢሰያስ ዝብል ድምጺ እተኣውጺኡ ከማን ናብ እሱር ቤት ኢዩ ዝኣቱ ስለዚ ዋላ ካ እቲ ዘጋጠመ ዘሕዝን እተኾነ ከምዚ ኢልኩም፡ሓሳብ ምሃብኩም ግን ካባና ካብ ኤርትርውያን ትሕሹ ኢኹም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @KiberomSibhat-e9h
    @KiberomSibhat-e9h 25 วันที่ผ่านมา +3

    ኒቃሐ ህዝቢ ትግራይ ቢዝይካ ህወሓት ፅላይ ይቢልካነ

  • @ቃልኣብ
    @ቃልኣብ 21 วันที่ผ่านมา

    ምስ መን ኢዮም ዝሰሓሓቡ ዘለዉ ምርጫ ጌሮም ዘየውርድዎም ነቶም ዘይደልይዎም መራሕቲ።

    • @JemalAbdu-vo2sp
      @JemalAbdu-vo2sp 21 วันที่ผ่านมา

      መሪፅና እንዲና እንድያዉም ረዳት ፕሮፌሰር ዩ ህዉሓት ኮ እያ ኣነ ዝመረፅኩልኩም ዩ ዝከዉን ትብል ዘላ ህዉሓት ዝመረፀትልና ድማ ትርእዬ ኣለካ ዲክታትር ዩ 30 ዓመት ኣልድዩና እዩ ንሕና ባዕልና ወዲ ከባቢና መሪፅናስ ብልፅግና እዩ ባንዳ እዩ ትብል ኣላ

  • @genethaile6512
    @genethaile6512 25 วันที่ผ่านมา

    Knqetlekum ena Banda

  • @User65432s
    @User65432s 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብኣይ ኣምላክ ይባርኩም

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 24 วันที่ผ่านมา

    ካብ ብመራሕትኻ ትቅጻዕ ኣብ ስደት ኣውሮጳን ኣመሪካን ነቲ ሕማቅ ኩነታት ኣየሮም ተጻዊርካ ብጡዑይ ምሕደራ ምንባር ይሓይስ ጽዓዱ በዚ እድየ ዝፈትዎም ኣብ ምሕደራ ስብ ኣይዕምጹን ሕጊ የኽብሩ ኢዮም

  • @nasaradinahmed5
    @nasaradinahmed5 24 วันที่ผ่านมา

    who run tigray it is shocking

  • @gueshguesh-g8r
    @gueshguesh-g8r 23 วันที่ผ่านมา

    😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @Lemlem1305
    @Lemlem1305 24 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ህዝበይ መራሕ ባ ስእንኻ ዘይናእድኻ ትፈድኻ አታ ላባም ህዝቢ😢

  • @amannguse
    @amannguse 25 วันที่ผ่านมา

    Weyane zeyfeletkuma eza serakit wdb,,,hji wn belwom sgumti wsedu Hzbi bzereba weyane aytwedkn ktketlukum eya btenkol slezi bebhade ktelwom

  • @AlemTesfaye-b8g
    @AlemTesfaye-b8g 24 วันที่ผ่านมา

    Abarrwo

  • @yavannahom8400
    @yavannahom8400 24 วันที่ผ่านมา

    ዕድመ ይሃብካ

  • @SlimanLagh
    @SlimanLagh 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @kidaneamenebaraki3289
    @kidaneamenebaraki3289 25 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢

  • @tdftigray1411
    @tdftigray1411 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @kidaneamenebaraki3289
    @kidaneamenebaraki3289 25 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢

  • @BikiMan-v9c
    @BikiMan-v9c 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق 21 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @ZeynebZ-m4o
    @ZeynebZ-m4o 23 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @KilnteGebrehwet
    @KilnteGebrehwet 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢