Aug 16,2024- ዶ/ር ደብረጽዮን ምስ ኤርትራ፣ኣምሓራን | ኣፍደገ ባሕሪ | ጹጹይ ሓበሬታ |

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • Solo media is an independent and Authentic Eritrean Media Outlet

ความคิดเห็น • 550

  • @solomedia9376
    @solomedia9376  26 วันที่ผ่านมา +26

    ኣባላት ሶል ሜድያ ኩኑ ይሕዋት
    buy.stripe.com/7sI035dHO569716bII
    th-cam.com/channels/7PYVgGVV2YmgcECpySfGqA.htmljoin

    • @user-wb6cs2hv6p
      @user-wb6cs2hv6p 26 วันที่ผ่านมา +4

      Hi selo

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 26 วันที่ผ่านมา +1

      ስዉእ ስዩም ዲካ ዝበልካ ወይስ እዝነይ እዩ?😢

    • @user-lo2do6wr1t
      @user-lo2do6wr1t 25 วันที่ผ่านมา

      ትግራዋይ እሞ ኸመይልኻ ኽእመን እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @erina2932
    @erina2932 26 วันที่ผ่านมา +38

    Solo ትህወኽ ኣለኻ መስለኒ
    ተጋሩ ዝእመኑ ፉጡራት ኣይኮኑንን
    ደብረጽዮን በለ መንጆሪኖ ደገመ ታክቲክ እዮም ዝጻወቱ ዘለዉ

  • @HidruNiguse-uz8fv
    @HidruNiguse-uz8fv 26 วันที่ผ่านมา +20

    ሕጂ እውን ኣብ ተጋሩ እምነት የብልናን፡ጠላማት እዮም።ምስቲ ሓሳድ ወያነ ርክብ ኣይንገብርን ኢና።ይኣክል።

  • @kibrommisgun8846
    @kibrommisgun8846 26 วันที่ผ่านมา +9

    ዓይኒ አባይኪ ይደፈን ኤርትራ ሃገረይ ብ በርባዕቲኡ ኩርናዕ ጸላእትኺ ደም ይንብዑ ❤

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 26 วันที่ผ่านมา +50

    ርሕቐት ከም ሰማይ ቶንኮል ከም ትግራዋይ
    ውዲታት ደደቢት ጥልመት ከም ማለሊት
    ሕስድና ከም ደቒ ጥግሪስ ዘይ ናታ እትምነ
    ክፍኣትን ቶንኮልን ከም ደቒ ወያኔ !!!!

  • @mehretsolomon6562
    @mehretsolomon6562 25 วันที่ผ่านมา +5

    Solo ኤሪትራውያንሲ ስለምንታይ ኢና ካብ ሑሉፍ ታሪኽ ዘይንምሃር፡ ዕርቂ ምስ ኤሪ ምባሎም ሰሌ ኣሐጒሱካ፣ ይዕረቁሞ ተመሊሶም ንኤሪ የድምይዋ፣ for hundreds of years. ክልል ናይ ኢትዬ እዬም ምስኦም ተሰማሚዖም ይንበሩ፡ ንኢትዬ ሰላም ንምነ፣ ምስ ጎሩቤት ማዕዶ ንማዕዶ፡ በዚሑ፡ ንተዓረቅ ንዋጋእ ወዘተ በዚሑ፣፣

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 26 วันที่ผ่านมา +44

    ጭራሽ ኣብ ልዕሊ ወያነ እምነት የብለይን ሓንቲ ምሳሌ ኣላ
    ( ላታእምን ትግራዋይ ወላ የኩን ዓሸራ ሒያዋይ )
    🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️🇪🇷🌹❤️

  • @kibreadweldemariam9948
    @kibreadweldemariam9948 26 วันที่ผ่านมา +29

    ሰላም ሶሎ መድያ፡ እዚኦምሲ ኩሎም ኣይ እመኑን ኢዮም፡ቁሩብ እንተጢዕምዎም ናብ ባሕሪ ኢዮም ዝጥሙቱ መልሓሶምን ልቦምን በበይኑ ኢዩ ፡ሕጂ ጸጊምዎም ሰላም እንተበሉ ብጃኩም ኣንእመኖም ካብ ዝሓለፈ ንማሃር

    • @rahwa7401
      @rahwa7401 26 วันที่ผ่านมา +2

      Eway nay bahaqi ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @monica4392
    @monica4392 26 วันที่ผ่านมา +8

    የወጋ ቢረሳ የተወጋ አይረሳም💔

    • @heywotsiyoum5016
      @heywotsiyoum5016 25 วันที่ผ่านมา

      EZA TKEKEL NTEGARU TEGELX YA::!!!

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 26 วันที่ผ่านมา +32

    እዚኦም ክጸግቡ አይከአሉ ይሽንዱሕኻ ከም አድጊ ክጠምዩ ይልምኑኻ ንሪኦ

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 26 วันที่ผ่านมา +4

    ሶሎ ብትግራዋይ ዝእመን የለን ብወገን ኤርትራ ግን ንሕና ደለይቲ ሰላም ክሳብ ዝኾነ ሽምና ሽም ባዕልና ከልዑሉና ፍጹም ድሌት ዘለና ኣይኮናን እሞ ጀማልኩም ጥራይ ሓዙልና ምባል ይቀሊል፡ወደሳ ዘፍልዮም ኣይኮነን

  • @KidaneHaile-ig4tr
    @KidaneHaile-ig4tr 26 วันที่ผ่านมา +22

    ገጾንም ትርሓቕ ኣይተሪኤና ገጾም ትከወል ዋላስ ቃንዛ ህዝብና ኣይስመዓካን እዩ ፡

    • @EriK-gv8jc
      @EriK-gv8jc 26 วันที่ผ่านมา +1

      Wa ata niea bejaka teseter😮

    • @ermiastekele5002
      @ermiastekele5002 26 วันที่ผ่านมา

      ኣነውን ምሳካ ኣሉኩ ሰሌ ከም ኢሰያስ ፍቅሪ ኢትዮጵያ ሒዝዎ ኣታ ሓውና ኢሰያስ ከሎ ሓላዊ ኢትዮጵያ ንዓና በለልና ኣብ ድፋዕ ክንበሊ ደብረጼን ፍሽክ ኢሉ ኣቢ ኮርዩ እዛ ካርታ ኢሰያስ ሰላ ክጻውተላ ጀሚሩ መሓሩና ኢትዮጵያውያን ንዓና ሓደ እዮም

    • @asmeromembaye419
      @asmeromembaye419 26 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@ermiastekele5002ንኢትዮጵያ ንምድሓን ዝተገብረ ኲናት የለን ። ኣይትኣሽው ። ድሕር ኣራት ኪሎ ናብ ኤርትራ መደብ ስለዝነበሮም ኢና ቱዋጊኢናዮም።

    • @user-iu6gh8ko4g
      @user-iu6gh8ko4g 26 วันที่ผ่านมา +2

      አይትእመን ትግራዋይ ወላ ይኩን ሒያወይ) BE CONCIOUSE ALL ERITREAN!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 26 วันที่ผ่านมา +3

    ኣይተማህሩን ከኣ ፡በቂሎም ይሓሩ፡ ተጋሩ

  • @SimonaAlazar-Elev
    @SimonaAlazar-Elev 25 วันที่ผ่านมา +1

    Eritrea 🇪🇷 first ❤

  • @alemmahari9970
    @alemmahari9970 25 วันที่ผ่านมา

    Thank you for your time 🇪🇷🙏🇪🇷🌹♥️

  • @mesfinmebrahtu4946
    @mesfinmebrahtu4946 9 วันที่ผ่านมา

    Ezze khetafee Solo enabele zixiwaa behewotu lo . Hadde adgy eeyu. Gezyoom tikherib alla!!

  • @eritrealemlem7872
    @eritrealemlem7872 25 วันที่ผ่านมา

    ሶሎ ጂግና ወዲ ጀጋኑ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ አርትራውነት ክቡር መንነት ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ❤❤❤❤❤❤❤❤
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Natna-5-24
    @Natna-5-24 26 วันที่ผ่านมา +24

    ናይ ክድምና ወልፊ ዘለዎ ሰብ ካብ ገይግኡ ክማሃር ኣይክእልን 'ዩ ስለ'ዚ እዞም ሰባት እዚኦም ኣይእመኑን 'ዮም 💪🇪🇷🇪🇷✌️

  • @ami_su
    @ami_su 26 วันที่ผ่านมา +18

    ሶሎ ሓወይ ዓጋሜ አይማሃርን ኢዩ ( አይትእመን ትግራዋይ ወላ ይኩን ሒያወይ) አይንተሃመል በዞም 7 መልሓሶም

  • @ezgiamentekliya9032
    @ezgiamentekliya9032 25 วันที่ผ่านมา

    Thank you Solo hawey ❤️🇪🇷❤️🌹good job

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 26 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you wedi ERI jigna 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @user-fn9ti1ow6g
    @user-fn9ti1ow6g 26 วันที่ผ่านมา +1

    እግዝአብሔር ይቅረ ይበለልኩም አንቱም መዋጋእቲ

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 25 วันที่ผ่านมา

    ምትላል እዩ።
    ኣይተማህሩን ማይ ጠላሚት።

  • @hiwetgebrezgabiher-xo7zz
    @hiwetgebrezgabiher-xo7zz 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሶሎ መድያ.በጃኩም አዞም ሰባት አዚኦም ክአመኑ አይካአልን ኢዩ.ልብና አቋሲለሙናጰኢዮም.ክሳብ ሕጂ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ዘባሳጭዉን ዝቀትሉን ዘለዉ.አይእመኑን ኢዮም የርሐቁልና.ቁሩብ ናይ ሰብ ባሕሪ የብሎምን.ከምዞም ሰብ እዚኦም ከዳዓት.ሐሳዳት ሰረቅቲ ኢዮም.🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-lo2do6wr1t
    @user-lo2do6wr1t 25 วันที่ผ่านมา

    ሶሎ ሐውና አበሳ ❤❤💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elisaabriha
    @elisaabriha 26 วันที่ผ่านมา +1

    መራሕቲ ትግራይ ይኩን መራሕቲ ኤትዮጵያ ንመርሕነት ኣይተዓደልኩምን ብጀካ ንባርያ ባዕዳውያን ብሓጽሩ ትጋሩ ጁንታ ኣይትዋራዘዩ

  • @gheneghbrezegi2796
    @gheneghbrezegi2796 26 วันที่ผ่านมา +6

    Solo hawena selam mes Eritrea kebelo yekelo eyom gen ayndelyomen ena yeaklena ewaa,100 amet asakyomena.

  • @ParleyPearlknight
    @ParleyPearlknight 24 วันที่ผ่านมา

    ኣይሰማም ጥራይ በሎም ጽባሕ ውን ዲል ምስ ረኸቡ ከሸግሩና ምኻኖም ኣይንረስዕ

  • @edenrose4380
    @edenrose4380 26 วันที่ผ่านมา

    (YEWAGA YIRESAL) AYNIZANEN👈
    May God protect our beloved country🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏

  • @birikitynegassi2501
    @birikitynegassi2501 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ሶል ወደይ ካብ ተጋሩ ዕምነት የብለሙን ከመይ ገርካ ክትአምነም አይትኽእልን ይኻ መልሐሶም እዩ ድዛረብ እምበር ልቦም ተንኮል ጥራት እዩ

  • @yohannesghebreindrias5301
    @yohannesghebreindrias5301 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤ሙሩካት ጀነራላት መጥፊአኢ ኢዩ ጎሮቤትና ዘይማሃሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉😊😊😊😊😊

  • @asmeretsyum9940
    @asmeretsyum9940 25 วันที่ผ่านมา +1

    Eritrea went kubur mennet 💪💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weldemariamzerea5386
    @weldemariamzerea5386 26 วันที่ผ่านมา +1

    ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nebiatghebremariam51
    @nebiatghebremariam51 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሶሎ ሚዴያ ወያነ ብዘይ ትዕብት ስለ ኤርትራ ኪዛረቡ አይሓስብዎን እዮም። ክፍኣት ወያነ ዝብእ ኪሳብ ዝደልዎ ይሕንኪስ ።
    ንመጻእ ካልእ ሽርሒ ከም ዝዳለዉ ሓብርና ንሪኢ ምውራር ኤርትራ ኣብ ሕጊ ኢትዮጵያ ተመዝጊቡ እዩ።
    ኤርትራውያን አይንዛነ ሻላ ማላ የለን ኢትዮጵያ ንህዝቢ ዘውርስዎ ዝዛረብዎ ኤርትራ ኪንመልሳ ተስፋ ሓዋወስት ምዃኖም አይንረስዕ። 💪🏻🇪🇷👍🏻❤️🇪🇷✊🏼🇪🇷🌹

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 26 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰሎ መድያ የቀንየልና
    ወያነ ድእመን ውድብ ኣይኮነን
    ሻላማላ ምርኣይ የለን ንወያነ
    ደይምህማል በዛ ሓሳዊት ጭፍራ

  • @NaqfaS
    @NaqfaS 26 วันที่ผ่านมา +4

    Thanks solo and keep going bro (wedi rimey ) 9+2 🇪🇷

  • @NazretHylom-ut1ml
    @NazretHylom-ut1ml 26 วันที่ผ่านมา

    Solo hawna eziom zibey sigab zideliwo think is EU akimiy sile zeybilom ember eziom biana zidikis iykonun eziom telamat eyom tiinkake ydliyena hasad entekoynu seb medihanitom yebilun amlak misana ykun ❤❤❤

  • @almazbitew8170
    @almazbitew8170 25 วันที่ผ่านมา

    JEGNA WEDI EREY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kibromweldesilasie-gc5qe
    @kibromweldesilasie-gc5qe 25 วันที่ผ่านมา

    Tegaru Auemnun ,Serki ,Hasot You Fengi kengebrelu ina dobna 🚴♥️🖐️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🛖♥️🌍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @solomonFisahaye-bk3uc
    @solomonFisahaye-bk3uc 25 วันที่ผ่านมา

    ገጾም ትርሓቅ ጠላማት መጥፊኢቶም ትምጻእ

  • @gemeleyemedia1325
    @gemeleyemedia1325 25 วันที่ผ่านมา +1

    ጥዕና ኣለካ ድዩ ? ጽቡቕ ዘረባ ካብ 'ዚኦም ዝጽበ ዑሱብ ጥራይ'ዩ

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 26 วันที่ผ่านมา

    Selam. Deki.erey. ertrawinet. Kubur.mininet. kibrin.misganan. 🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪❤️❤️🇪🇷🇪🇷
    ..nisematatna..e.ni.serawitna

  • @teweldemehari6294
    @teweldemehari6294 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉🙏🙏🙏🎉❤

  • @teklehaimanotgebreyohans
    @teklehaimanotgebreyohans 26 วันที่ผ่านมา

    ብፅቡቕ ጀሚሩስ ብፅቕቡቕ ዝወድእ መሲሉኒ !!!!!!!!!!!!!! ኣብየት ትዕቢት !!!!!!!!!!! ``ሽፍታ ወያነ....`` ገለ ገለ እናበልካስ ሓቢርካ ክስራሕ !!!!!!!!

  • @amanuelteklay4196
    @amanuelteklay4196 26 วันที่ผ่านมา +12

    ትህወኽ ኣለኻ መስለኒ ካብ ን ኢትዮጲያውያን ኣሚንካ ምዝራብ ን ድሙ ጸባ ሓልዉለይ ምባል ይሓይሽ

    • @youditberhane8021
      @youditberhane8021 26 วันที่ผ่านมา

      ሐቅኻ ሐቅኻ ዘይምህዋኽ ተሀዊኽና ንሰብ አይነጋጊ ሰላም ጥዑም ኮይኑ ንሕና ዓበይቲ ጽቡቕ ምሳሌ አለውነና ህዝብናን መንግሥትናን ትዕግሥትን።
      ዓወት ንሐፋሽ🤝

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 26 วันที่ผ่านมา +7

    Lord bless Eritrea and all Eritrean people Amen amen amen 🙏🏽

    • @freweiniyohannes5230
      @freweiniyohannes5230 26 วันที่ผ่านมา +1

      Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏
      Awet nehfasch awet nehfasch 💪 💪 💪 Eritrea forever eritrea forever 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤ ❤ ❤ ❤

  • @user-ft9xw7ns6j
    @user-ft9xw7ns6j 25 วันที่ผ่านมา +2

    ሶሎ ሓወይ ትህወክ ኣላካ ትግራዋይ ኣይትእመን ክስብ ዝደልወም እዮም ዝማሳሰሉ ዞሎው እንተ ታዓዊቶም ኣራትኪሎ ኣትዮም ጽባሕ ግልብጥ ክብልና እዮም ንስም ምስ ኢትየፕያውያን የሕዋቶም እንተደለዮ ሽግሮም ይፍትሑ እንተደለዩ ሽግር ይወልዑ ግደይና ኣይኮነን ብዓይን ጥንቃቀ ምዕዛብ ጥራሕ እዩ ዘድልየና ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ።

  • @yosiefneraio657
    @yosiefneraio657 26 วันที่ผ่านมา +11

    Solo Anbesa 👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🙏

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis9889 25 วันที่ผ่านมา

    😂menkeshkesh Woyane never changes, Ganda always ganda 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹💯💯💯💯🙏🙏🙏🇺🇲🇺🇲🇺🇲

  • @kibromweldesilasie-gc5qe
    @kibromweldesilasie-gc5qe 25 วันที่ผ่านมา

    Shihe gize heyaway Aytemenu tegrawai Ethiopiawi🇪🇷♥️🇪🇷🐪🇪🇷🙏🇪🇷🌍🇪🇷🛖🇪🇷🖐️🇪🇷🚴🇪🇷🏆🇪🇷

  • @alexjohn996
    @alexjohn996 25 วันที่ผ่านมา +1

    1000000 % ኒ ወያነ ኣነ ኣያምኒን። ወያነ ካብ ገጽ ምድሪ ከም ደርጊ ክትጠፈአ ኣለዋ። አርትራ ዘላለማዊ ዕረፍት ክርከብ አንተኮይኑ በቃ ነግፈረግ ኢጥይጥይ ዘይብላ ሕወሃት ክትመውት ኣለዋ።

  • @michaelid9914
    @michaelid9914 26 วันที่ผ่านมา +12

    ሶሎ ሓቢቢ፡
    ኣነ ነዞም ተጋሩ (ወያነ) ካብ ክኣምን፡ ሰይጣን ድሕሪ ሕጂ ሰይጣን ምዃን ገዲፈዮ'የ እንተ ኢሉኒ ክኣምኖ ይሕሸኒ። እሞ ድማ ነዞም ትማሊ ትማሊ ኩሉ ዓይነት ፈኸራን ክፋእን ዝገበሩ'ሞ ጌና ሕጂ'ውን ነዚ ሓላል ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ይቕረ ዘይበልዎ ከለዉ። ብፍጹም ዘይሕሰብ'ዩ።

    • @Bahrna593
      @Bahrna593 26 วันที่ผ่านมา

      Bili yikreta hatitom dihry hiji kifu ni Eritrea aynminen ente belu wun ayimenun eyom gin yikreta yihtetu ni hizbi Eritrea

  • @ttlove-nk4dl
    @ttlove-nk4dl 26 วันที่ผ่านมา

    Selam Selam 🙏🏼❤️🙏🏼

  • @tsehaitubaraki7763
    @tsehaitubaraki7763 26 วันที่ผ่านมา

    Solo wedi Erey bdhri hji tgraway zamn zolo Eritreawi aymeslen

  • @eritrawe2298
    @eritrawe2298 26 วันที่ผ่านมา +8

    Generally I do not expect at any time all Ethiopians to change their attitude towatd the Eritrean people and as Eritrea as nation.

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 26 วันที่ผ่านมา +6

    Solo Hawena Jigena💪🇪🇷 Eritrawent Kubur Menent 🇪🇷Kebiran Tehafiran Tenber🇪🇷♥️🇪🇷🙏🇪🇷👍🇪🇷🌿🇪🇷🌹🇪🇷🌻🇪🇷🪻🇪🇷

  • @user-pp3im7xk5z
    @user-pp3im7xk5z 26 วันที่ผ่านมา +10

    ሰብ መቀለስ ካብ ሕልፎም ኣይማሃሮን ኢዮም ክሳብ ዝጥዕሞም ኢዮም ነዝኦም ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደ ኢዩ ሶሎ ሓወይ

  • @hibintieritrawit9262
    @hibintieritrawit9262 26 วันที่ผ่านมา

    Solo Kemey gerka ika aminkayom Btaemi Eyu Zgerm

  • @AdiamHabtom-hm5gq
    @AdiamHabtom-hm5gq 25 วันที่ผ่านมา

    Solo Asle❤❤❤❤

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 26 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️

  • @user-iu6gh8ko4g
    @user-iu6gh8ko4g 26 วันที่ผ่านมา

    WE ERITREAN HAVE RIGHT LIKE OTHER AFRICAN COUNTRY. COLONIZATION IS THE MAIN POINT.

  • @zufanasmalash8012
    @zufanasmalash8012 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @solomonFisahaye-bk3uc
    @solomonFisahaye-bk3uc 25 วันที่ผ่านมา

    ኣጆካ ሶል ሓውና ወዲ ሪም

  • @WadRaka-Raki1
    @WadRaka-Raki1 25 วันที่ผ่านมา

    ኤረትራውነት ክቡር መንነት

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @miniaafeworki1966
    @miniaafeworki1966 25 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @mikalw6446
    @mikalw6446 26 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zeresenaytecle9988
    @zeresenaytecle9988 26 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Warsaywedieri1991
    @Warsaywedieri1991 26 วันที่ผ่านมา

    እዚኦም ተጋሩ፡ ኽማሃሩ ኣይኽእሉን ኢዮም ሕጂ ስለ ዝጸገሞ ድኣ እምበር ፡ደቂሶም ኣይሓድሩን ኢዮም ። እንታይ ዳኣ ግዜ ኽሳብ ዝረኽቡ ጥራይ ኢዮም ፡ኤፍጁን ካብ ኣመርካ ማኽ ሃመር ዝባሃል ካብ ትግራይ ኸይ ሰጎግዎ ፈጺሞም ኽጸርዩ ኣይ ክእሉን ኢዮም ተጋሩ ። ሕጂ ውን ተጋሩ ድኽነትኹም ጽሩ ኢና ንብለኩም ተጋሩ ተማሃሩ ሕጂ ውን ንጽበዮኹም ተጋሩ👈።🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራውያን 💪💪🇪🇷🌺🇪🇷ሕጂ ውን ተዓዘብቲ ኢና 🇪🇷🌺🇪🇷🇪🇷

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 26 วันที่ผ่านมา +3

    Viva Deki Eriay jegna Awet Nihafash ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fessehayeberhane6223
    @fessehayeberhane6223 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @Yordanos-p6n
    @Yordanos-p6n 25 วันที่ผ่านมา

    Eritrawnet kubur mennet 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷❤️🙏

  • @kewanitbihon2563
    @kewanitbihon2563 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @user-qe5kt5je5q
    @user-qe5kt5je5q 26 วันที่ผ่านมา

    Solemun jegna

  • @fortunamedhanie7935
    @fortunamedhanie7935 25 วันที่ผ่านมา

    For all tegray people please leave us in piece please

  • @mamanatey8740
    @mamanatey8740 26 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🙏🙏🙏❤

  • @okubatekle537
    @okubatekle537 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @KflaySbhatu-nr4xr
    @KflaySbhatu-nr4xr 26 วันที่ผ่านมา

    ሰል ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷🇪🇷

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 26 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷❤❤❤

  • @user-wc6fb3jk9d
    @user-wc6fb3jk9d 26 วันที่ผ่านมา

    ሽሕ ግዜ ይኹን ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ይብሉ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣዴታትና ንሕና ኤርትራውያን ንተጋሩ ካብ ንኣምን ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክሓልፍ ይቀልል።ተጋሩ ሕሱራት ፍጥረት ይኣኽለና ሕጅስ ቱፍ ኢልናኩም ኢና።

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤ 🇪🇷 🎉 !!!

  • @isaiasafewrki4038
    @isaiasafewrki4038 26 วันที่ผ่านมา +1

    Ninay Eritrea selamn rigatin Ethiopia ke nay Sovietunioun kitgozaze alewa Tigray,, Amhara,and Oromo, hager kikona alewen Mengistina nezi kiswrhalu alewo

  • @sabahabtay2436
    @sabahabtay2436 20 วันที่ผ่านมา

    Gexom trhak aytereyna neziom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷demenana rgumat zerimergem

  • @isaacabraha9481
    @isaacabraha9481 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🇪🇷

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 26 วันที่ผ่านมา +2

    Merhaba solo jegna Wedi Eriay ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazteklemariam2338
    @almazteklemariam2338 26 วันที่ผ่านมา

    ሶሎ
    እዚኦም ኣይማሃሩን እዮምምምም በቃ ኩሎም ሓደ ኣ የ ድ ል ዩ ና ን እዮም ዋእ ህውከት በቃ በቃ ይኣኽለና!!!!!!

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 26 วันที่ผ่านมา

    SELAM SELAM SOLO HAWINA

  • @zume254
    @zume254 25 วันที่ผ่านมา

    ፍቅሪ ጽቡቅ እዮ ግን ጥንቃቀ የድሊ መለሰ እውን ቁስልና አይንሕከኽ ኢሉ ንህዝቢ አዔሽዮ እዮ::

  • @almaztewelde1605
    @almaztewelde1605 25 วันที่ผ่านมา

    🙏🏾❤️🙏🏾❤️🇪🇷🇪🇷

  • @azebasbaha9726
    @azebasbaha9726 26 วันที่ผ่านมา

    ባጃካ እዚኦም ዝመኑ ኣይኮኑን ምስደለዎም ካ ይኽሕዱ ኤረትራዊ ኣይትገራህ ኣታ ኣይማሕሩን እዮም

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 26 วันที่ผ่านมา

    💪🏿🇪🇷❤️🇪🇷💪🏿

  • @berhanedesta9218
    @berhanedesta9218 25 วันที่ผ่านมา

    Those who donot learn from history doomed to repeat it!

  • @elsat792
    @elsat792 26 วันที่ผ่านมา

    We, can’t trust Junta’s and their supporters! # NO MORE Tigray Ethiopia 🇪🇹

  • @worldnine8153
    @worldnine8153 26 วันที่ผ่านมา

    ወያኒ ኣይ እመኑን እዮም ሰሌ ክሳብ ዝጥዕሞም እዮም ኣይንገራህ

  • @hseyoumhseyoum6915
    @hseyoumhseyoum6915 26 วันที่ผ่านมา +7

    Sol ነዚኦም ኣይትእመኖም! ክሳብ ዝደልዎም እዩ!! ኢዶምን እግሮምን ኣኪቦም ጥራይ ኮፍ ይበሉልና:: ሁከት ዝኮኑ ጎረቤት

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 26 วันที่ผ่านมา

      Iti zihzinani tegaru gele intebelu baka mizlal koynu aynifkos

  • @light8742
    @light8742 26 วันที่ผ่านมา

    TPLF has to apologize officially for the crime committee against Eritrea.

  • @NaomiYifde-lt4zh
    @NaomiYifde-lt4zh 26 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼👍👍👍👍

  • @rachele45mussie66
    @rachele45mussie66 26 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 25 วันที่ผ่านมา

    🙏🌸🌸👍👍🌸🌸🌸🌸

  • @almazteklemariam2338
    @almazteklemariam2338 26 วันที่ผ่านมา

    እዚኦም ኣይእመኑን'ዮም ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ ክመልሰለይ ነይኣምኖ ፍጹም እይንኣምኖምን ኢና ይኣክል ይኣክል ።።።።
    ኤርትራ ሃገርና እግዚኣብሄር ይሓልወልና 🙏🙏🙏