ምስ ኣቶ ኣማኒኤል ኣብረሀ፡ኣዉራጃን ኣዉራጃዉነትን ፍልልዩ፡ህሉው ኩነታት ዘማእከለን፡

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ምስ ኣቶ ኣማኒኤል ኣብረሀ፡ኣዉራጃን ኣዉራጃዉነትን ፍልልዩ፡ህሉው ኩነታት ዘማእከለን፡

ความคิดเห็น • 8

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 หลายเดือนก่อน +1

    በቲ ናይ ቁሓንውን ኣሎዉ ብዑበል ብምስያም ንባርካ ብዓድና ማይ ድማ ዓረዛ እዮም ኣግማሎም ሒዞም ዝማላለሱ።

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 หลายเดือนก่อน +1

    ኢሳያስዶ ሕጊ ኣሎዎ ኢዩ ዝገዝኣናን ዘጥፍኣናን ዘሎ፧ ህግን ሓይልን ብሓደ ክሰርሕ ከሎ ግን ሰልስም ትነብር።

  • @TekleBeyene-ny1re
    @TekleBeyene-ny1re หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ወነንቲ ሚድያ እስኪ ክሓተኹም
    አማኒኤል እቱ አውራጃ ምሕደራ ምኳኑ ይአምን ግን እዙአጀንዳ ዘካትዖኩም ዘሎ ናትኩም ድዩ ምኸንያቱ ክትካትዑ ግድን እኳ
    እንተኾነ እዘን ዘካትዓኩም ዘለዋ
    ዘይጨበጥኩመን ክንስኹም በዚይ
    ክትካትዑ የሕፍርእዩ

    • @gatogato2852
      @gatogato2852 หลายเดือนก่อน +1

      ቅድም ካብ ምንታይ ተበጊሶም ስለምንታይ ይካትዑ ኣለዉ ተረዳእ፡ ድሕሪኡ ነዚ ናይ ኣውራጃ መንዩ ብሕቡእን ወረ ሕጂስ ብግሁድ ንህዝቢ ነታ ሃገሩ ከይጨበጠ ዝበታትኖ ዘሎ ክትፈልጥ ብሓጸሩ መደባት ሰልጠነ ግርማይ ስምዓዮ ባዕሉን ብብዓል ጆን ብላክን ካልኦትን ኣውራጃታት ዝበታትን ጸርፍን ቅንጸላን ምንጻልን ነዚ ዝዛረቡሉ ዘሎዉ ኣውራጃዊ ኣርእስቲ ከበግሱ ዘገደዶም ክትፈጥ።

    • @gatogato2852
      @gatogato2852 หลายเดือนก่อน +1

      ቀጽሉ ድኣ ጀጋኑ ክንዕወት ኢና ኣምላኽ ምስ ዝበዝሐን ጽዓጎጎን ዘይኮነ ምስ ወናን ሓቂ እዩ ተበረኹ።

  • @fshaemha4000
    @fshaemha4000 หลายเดือนก่อน +1

    ቀጻሊ እዛ ናይ ኣዉራጃ ትብሃል ኣስተምህሮ ክወሃብ ኣለዎ፡ ኩሉ ሰብ ኣብዛ ኣዉራጃ ትበሃል እዩ ተሓቢኡ ይቃወም እየ ዝብል ዘሎ።

    • @gatogato2852
      @gatogato2852 หลายเดือนก่อน +1

      ጽቡቕ እዩ ርኡይቶኻ ክቡር ሓው ብዙሓት ኣብ ሚድያ ዘሎው ከምዚ ገይሮም ክጉስጉስሉን መንእሰይና ከንቅሑዎም ኣዝዩ ጽቡቕ ኢዩ።