ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ይሙን ሓወይ ጥዑም ላዝኡ ተባዕ መንእሰይ ❤❤❤💙💙😍
❤❤❤
መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ 😢😢😢
ሰላም ይሙነይ ንሐውናን መቃልስትናን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ። 💙💙💙💙💙💙💙😢
ንየማነ ሓውና እግዚኣቢሄር ኣብ ዝኸዶ የጸብቐሉ፡ንኹሉ ቤተሰብ ጽንዓት ይሃብ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ።
😭😭😭😭😭ንዝመት ኣለና ዋይ ኣነ ሓውይ ልበይ ሰርካኒ
ብሰላም ዕረፍፍ💔💔💔😭
እግዝአብሄር ሓውና አብመንግስተ ስማይ ይቀበሎ።
ተቃላሳይ ሓወይ ፍትሒ ከይራኣኻ ምሕላፍካ እሞ ብሕማቅ ሓደጋ መሪር ይሓዝን😭 ኣምላኽ ኣብገነቱ የምብካ ንቤተሰቡን መቃልስቱን ጽንዓት ይሃብኩም 🎉🩵🎉🩵🎉
የማነ ምስ ኣክብሮት እንተደኣ ናይ ሓዘን መልእኽቲ መርድእ እንተለካ እታ : መእተዊ ደርፊ እንተቀየርካያ ይሓይሽ . Thank You !
Bravo kema kixhfelu endabelku kedimkani 💙❤️🙏🏽
ንሓውና ወዲ የማነ ወዲ ሓጎስ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ሕያዋይ ሰብ ኔሩ ንኩሉ ፈታውን በተሰብን ድማ ጽንዓት ይሃብ። ብምቅጻል እዞም ኣብዚ ማሕበራዊ ሜድያ ዩቱብ ካልእ ቻነላት ከፊትኩም ትነጥፉ የሕዋት ካብ ወንን ስምዒትን ውጽእ ኢልኩም ገለ ኮርሳት ኣተቓቕማ ማስሜድያ እንተትወስዱ ንሞያኹም ክሕግዘኩም ስለ ዝኽእል ግዜ ሂብኩም እንዶ ገለ ግበሩ። እዚ ምግባር ድማ ፡ካብዚ ብሉጽ ኮመንት ዝሃበ ሓውና ንድሕን። ተረዲኡካ ክከውን ተስፋ ይገብር የማነ ሓውና። ንፉዕ መንእሰይ ኢካ ግን ናይ ሓዘን ናይ ሓጎስ መግለጺታት ከተምጽእ ከሎካ ፡ ምስ ሓዘን ምስ ሓጎስ ዝከይድ ቅኒታት ሙዚቃ ፈላሊካ ክትፈልጦም ናይዚ ሓውና ኮመንት ተገደሰላ ኢካ የቐንየለይ።
Thank you yemane it's sad news rest in bess dear brother 🙏 you are our hero forever ❤🎉❤
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ. ነዚ በዓል ሕልና.
ንወድና የማነ መንግስተ የዋርሶ አብ ሕቅፎኡ ይቀበለልና ንሙሉአት ስድራቤት ጽንዓትን ይሃበልና እናበልኩ ተካፊሊት ሐዘንኩም ምዃነይ ክገልጸልኩም ይፈቱ😭😭😭😭😭😭
ንየማነ ሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኩሎም ስድራቤትን መቃልስትን ጽንዓት ይሃብ
እዋይ ሽምየ ኣደ ተዘመትክባ ስብጽባሕ እናሓለፉ ደቅኺ ፍትሒ እናበሉ ፍትሒ ከይረኣዩዋ ይሓልፉ ኣለዉ ኣዝዩ የሕዝን ለዋህ ፍቱው ሓወይ ኣምላኽ አብ ገነቱ ይንብርካ 🙏🙏🙏 ይሙን ሓወይ ከኣ ኽብሪ ይሃብካ ሰለቲ ተገዳስነትካ 🌹
God bless his soul.
መንግስተሰማይ የዋርሶ ሓድጉ ሓድጊ ወይኒ ይግበረሉ ንበተሰብ ድማ ጽንዓት ይሃቦም
RIP, beloved brother. May God give strength to his family, friends and all justice seeking Eritreans.
ነፍሲ ይምሓር ጽንዓት ልመላእ ቤተ ሰብ ።
😭😭😭😭😭💐💐Mengesete Semay Yehbk Nesederabet Xenat Yehbe
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጽንዓት ንቤተሰብ ዘሕዝን'ዩ ዓቢ ክሳራ እዩ ንቓልሲ።
Mengaste semay yewars💙💙💙💙💙💙💙
ሰላም የማነ፣ ኣዝዩ ዘሕዝን ፍጻሜ'ዩ።ንዕኡ ንፍሱ ይምሓር ንስድራን ቤተ ሰቡን ድማ ጽንዓት ይሃቦም።ግን ኣብ መእተዊ ኣብ ክንዲ ጓይላ ናይ ሓዘን ሙዚቃ ክትገብር ይግባእ ነይሩ።ኣብ ቀጻሊ ኣስተብህለላ።😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ
Zom deki senafe haranat ykeduna alewu 😢😢
ወዲ ሓጎስ ዓቢ ሰብ ኣታ እንታይ ዝበለ ዓገብ ተረኺቡ መንግተ ሰማይ የዋርስ ንመላእ ስድራቤት ፈተውቱን የእሩኽቱን ቡጹቱን ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
Agziabiheir amlak byemanu ykebelka weladte amlak tetsllka nbmlom betesebkn yehwatkan tsnat n akaelo yhabom❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mengeste semay yewarso nsdran nteqalestn xneat yhabena💙💙
ብሰላም ዕረፍ ሓው
መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ ዝሓወይ ማዓረይ 😭😭😭
Bslema eref jigna 💙💙💙❤️
ብጣዕሚ የሕዝን የማነ ሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ
ኣብ እስራእል የሕዋትና ብሃደበት ይፍለዩና ኣሎዉ ብጣዕሚ ኣሰንባድን ኣተሓሳሳብን😢, ንጅግና ሓውናን ኣያናን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብ ::
ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ንስድራ ቤት ድማ ጽንዓት ይሃብ።
Mngste semay yewarska😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔 kubur hawna nmelae sdrabet xnat yhab fetari
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ብሰላም ዕረፍ። ሕልፈት ናይ ህይወትካ ዕረ እዳ ጠዓመና ኣብ ገነቱ ልዑል ኣምላኽና ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ክቡር ብጻይ። ከምኡውን ንሰበይቱን ደቁን ምስ መላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ!!!! 😢
Ahhhhhhh eway senafe adey💔💔😭😭😭
ሓዉና መንግስተሶማይ የዋርስካ😭
Tsinat nikulu betesebin tekalesti Nay fithi 🙏🙏🙏💙💜💙💜💙💜
Eway hawey yemun ayeamenen eye 😢
So Sad😢😢😢😢😢
Wc yumuney ❤💙💙💙💙
😭😭😭😭💔💔💔💔💔
Mengste semay yewarso 😭😭😭💔💔💔💔 btaemiy yhzn
Ahhhh 😢😢😢 senafe adey lomi min do jigna kefilki 😢😢😢😢
Very sad!! rip
❤❤❤🎉🎉🎉
I m so sorry to hear such bad new , heart breaking news,RIP WEDI HAGOS
💙💙💙
😭😭😭😭 rest in peace
ሰላም ዕረፍ ክቡር ሓው
Rip💔
Mengisti semay yewarska gigna hawna Wedi hagos nisdra kaa sinat Yihabkum💔💔💔💔
Egzabher byemanu ykebeloNmulue sedrabet Tsinat yhab
😭😭😭😭😭Rip 😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ ወዲ ሓጎስ
Rip😢😢😢😢😢
Mengste semay yewars hawe. Nbetesb xnat yhabkum 😭😭😭😭💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏
ኣብ ሰላም ይዕረፍ ፡ንምሉእ ስድራቤትን መቓልስቱን ጽንዓት ይሃቦም
😭😭😭😭😭😭😭
I am very very Sad! To heard that bad news. Amlak ab yemanay Edu yikebelo.Nkulom beteseb tsinatin akaelon yihabom Fetari.
ዘሕዝን እዩ
R.I.P.
😭😭😭R.I.P.😭😭😭
እንታይ ይጎዶለኩም ንዓኹም ነቶም አቦን አደን ሰድራቤቱን ጠፊእዋም
Ewayyy hawey mearey bel eske mengste semay yewarska Nmelae sdrabet ka tsnat yhabkum
RIP 😢😢😢😢
😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔🙏🏽
🌿🌿🌿🌿
Ah way hawy mengst somay ywarska xnat yhab sdra 😢
Bi kemey u moytu wedi hagos ??😢😢😢
😪😪😪
💔💔💔
❤❤❤❤
Selam yemane mengste semay yewrso nbxaynan swuae yemane nsdra bet xnat yhbkum
Amlak aberfti yenbro Snat nsdrabetn nkulu delay fthn🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙💙💙💙💙💙💙💙
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ይሙን ተባዕ ሓያል ሰብ ነይሩ ግን ብኸመይ ዩ ሞይቱ ኣዝዩ ጥንቃቐ የድልየና ኩልኻ ደላይ ፍትሒ
R.I.P
ብስላም ዕርፍ ውድ ሓጎስ ሓውይ።
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Rip
ሰላም እረፈ የሙን
Menghiste semay yewariso🤲🤲🤲🤲🤲💔💔💔💔
የማነ ዓቢ ሰብ ኢዩ ኔሩ። ብሓቂ ትጉህ ሰብ ጠፊኡ። እንቋዕ ካኣ ብሰብ ኣይኮነ ብሓደጋ ካብ ኮነ ንኣምላኽ እንታይ ንበሎ፡ ኣብ ገነቱ የንብሮ።
😭
ብሰላም" ዕረፍ፤፤ ክቡር/ሓው የማነ ሓጎስ(ወዲ-ሓጎስ) ትጉህ/ህርኩት መንእሰይ, ኔርካ፤ እንታይ "ሞ ክግበር፦ፍቓድ ኣምላኽ, ካብ ኮነ"!? መሪር-ሓዘን" ዩ።💔😭
💔💔💔💔💔💔💔💔💔💙💙
Mengstesemay YEWARSO Nisdrabetu Siniat Yhabom🤣🤣🤣
Mengste semay yewarska nemlae betseb kea xnat yehab😅
R.I.P kubur hawna
So it is a car accident. Rest In Peace🙏❤️. YEMANE INF ( I thought Suwoe means was killed in a further knife attack by someone.
Mengste semay yewarso nbxayna xnat nsdrabet
Btaemi zehzn eu amlak ab yemanay edu yqebelka hawey!
Ymün wedi hzbi jgna bxay😂😂😂😂😂😂
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ።ነገር ግን ከመይ ከመይ እዩ ሓደጋ ማለት ካልኦት ድዮም ኣትዮሞ ወይስ ንሱ እዩ ንካልኦት ኣቲወን።ደቅ ዓደይ ብፍላይ ኣብ እስራኤል ከምታ ዝጀመራ እዚ ጉጅለ ሽፍታ እንድሕር ፊት ንፊት ሰብ ኣጉዲሉ ዉጽኢቱ ዉግእ ሕድሕድ ኣብታ ገዝኡ ዉን ክትኣቱ ምዃና ይፈልጥ እዩ።ይመስለኒ ግን መልክዑ ቀይሩ ዶ ይመጸና ኣሎ ንኹሉ ተኩርና ክንርእዮ ኣለና።ስለዚ ነብሲ ወከፍ ኣብ እስራኤል ብፍላይ ዘለኹም የሕዋትና ካሜራ ንድሕነትኩም እንተትጥቀሙ ምሓሸ ።ምኽንያቱ ኣብ ምዝናይ ኣብ ዝተረጋአ ግዜ እዩ ኅግደፍ ምቅንጻል ዝጅምር ንብል ኣለና ደጋጊምና ።ንሰሌ ኣብ ማኪንኡ ዶ ኣትዩ ሐራይ እዚ ኣጋጣሚ ተሪፉ ንበሎ ።ከምዚ ዉድብ እዚ ንኣቃታትላ ወድ ሰብ ዝተሞከረ ኣብ ዓለም የለን ።እዚ ሓዉና ዉን ንተንኮል ኒኢሽቶይ እያ ተድሊ ።ተገሪሁ ኮሎ ማኪንኡ ኣትዮም ገለ ፈቲሖም ከይዶም ይኾኑ ሰላም ኣለኹ ዝበለ ሰብ ከኣ ክኸይድ ምስ ጀመረ ብዘይ ካራን ድምጽን ባዕሉ ሸለዉ ይብለሎም ማለት እዩ።ስለዚ ምስ ከዉሒ ተተጋጨ ምስ ማኻያት ተተጋጨ ብዘይ ጠንቂ ክኸዉን ኣይክእልን እዩ።ዝፈልጣ ማኪንኡ እሞ ኸኣ ኣብ ቀዳማይ ዓለም ትራፊካት ንኹሉ ብመቆጻጸሪ ደዉን ሕለፍንኣብ ዝመልኣሉ ንኹሉ ብዓይኒ ጥርጠራ ንርኣዮ።ከማን ተዝጻረ ።ካሜራ ምስ ንጥቀም እንተግደደ መን ብጥቃ ማኪና ሓሊፉ ዋላ ዉን ኣብ ገዛና ኮይንና ኣጻሪና ክንከይድ ንኽእል ኢና።ንሕና ኣብ ምስማም ምሕራድ ምጭዋይ ውውይ ብደቅንስትዮ ገለ ጥራይ ኢና ንጥንቀቅ እዚ ሽፍታ እዚ ግን ን3 ጀነራላት ኣብ ሓንቲ ረፍዲ ኣመራሪሑ ብሓደጋ ማኪና ዝበሎም ዉን ተመሳሲሉ ሰብ ከእምን ነተነ ማኻይናቶም ሓደጋ ከምዝወደቆም እዩ ብሓደጋ ማኪና ኢልዎም።ስለዚ ሕጂ ዉን ስርሖም ካብ ጀመሩ ንሕና ዉን ጉዳይ ኣብ ምጽራይ ኣይንሕመቅ ሓደጋ ኣመጻጽኡ ዘይኮነ ካብ ቅድሚ ምብጋሱ ዘሎ ይመርመር።ኣዝዩ ዘጉህየካ ናይዚ ሽፍታ ስርዓት ክሃንጽ ከልምዕ ክምዕብል እዩ ዘይክእል እንበር ሰብ ከጥፍእ ክቕንጽል ንዝደለዮም በብሓደ ወዲእዎም እዩ።ማዕረ ክንደይ ግን ይግርሁሉ ኔሮም እዩ ዝገርመካ ።ንኣብነት ወልደንኪኤል ዝለዓለ ሚኒስተር ብግድማ ዉን ካብኩሎም ንሱ እዩ ኔሩ ጉዳይ ወርቂ ቢሻ ኣጻርዩ ኩሉ ጸብጻብ ብጭብጢ ሒዙ ክሓንቆ ክምለስ ኮሎ እቲ ሓቂ ብትኽክል ስለ ዝሓዞም ኩሉ ጸብጻብ ሒዙ ኣስመራ ክምለስ ኮሎ ኣብ ከረን እዮም ኣብታ መዳቅስኡ ኣትዮም ወዲኦም ሓዲሮም።ናይ ዘበናት ተጋዳላይ ኢሰያስ ንስልጣኑ ንዕላምኡ ከምዚ እዩ።ስለዚ ሰሌ ይኹን ካልኦት ተቃለስቲ ዓቅምን ዕድልን እንተረኺቦም ኩላትና ተዝቀትሉና ንዕዖም መርዕዖም እዩ እዚ ሓዘን ወይ ምስ ነብሶም ክሳብ መዓስ ኢና ኣብ ምቅታል ክንኣምን ኢልካ ገምጋም ምግባር እዚ ንሰብ ፍጡር እዩ ዝምልከቶ።ስለዚ ጉዳይ ኣማዉታ ሓዉና ብግሎባል ይጻረ።ኣይንኣምኖምን ኢና እዞም ሸፋቱ ።ኣብ እስራኤል በጻ መሬት ኮይንሎም ሃገራዊ ድሕነት ገለ እንዳበሉ ዝተጻወቱሉ መንእሰይ ከምኦም ምስ ጨከነ ጥራይ እዩ ፈዉሲ ረኺቡሉ።ነዚ ኣረሜናዊ ግብሮም ግን ሕጂ ዉን መልክዖም እዮም ዝቅይሩ ዘለዉ ኣንታ መንእሰይ ንሶም ገንዘብ ህዝብን ማዕድንን ኣብ ከምዚታት እዮም ዝጻወትሉ ዘለዉ።ንስኻ ግን ትኩር ኩን ብዓርክኻ በዝማድካ ብዘይመጽዎ የብሎምን ግን መሐለዊ ነብስኻ ካሜራ ተጠቀም ንኹሉ ኣብ ገዛኻ ኮንካ ተቆጻጸሮ ኣብ ደገን ስራሕን ህዝባዊ ምንቅስቃስካ ሰብ ዝብሃል ኣይትእመን።
RIP Yemane Hagos
RIP
💔☦️☦️🕊🙏🕊🤍
እዛ ዘበነ ይሁዳ ትብል ደርፍስ ቀይራ እታ ይሁዳ ትብል እስራኤላውያን ብዓለትነት ዮም ዝጥምቱዋ ስለምንታይ እቶም ደረፍቲ ኣን እስራኤል እንዳነበሩ ኣይተረደኣቶም ንባዕለይ ኣይርደኣነንን
ይሙን ሓወይ ጥዑም ላዝኡ ተባዕ መንእሰይ ❤❤❤💙💙😍
❤❤❤
መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ 😢😢😢
ሰላም ይሙነይ ንሐውናን መቃልስትናን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ።
💙💙💙💙💙💙💙
😢
ንየማነ ሓውና እግዚኣቢሄር ኣብ ዝኸዶ የጸብቐሉ፡ንኹሉ ቤተሰብ ጽንዓት ይሃብ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ።
😭😭😭😭😭ንዝመት ኣለና ዋይ ኣነ ሓውይ ልበይ ሰርካኒ
ብሰላም ዕረፍፍ💔💔💔😭
እግዝአብሄር ሓውና አብመንግስተ ስማይ ይቀበሎ።
ተቃላሳይ ሓወይ ፍትሒ ከይራኣኻ ምሕላፍካ እሞ ብሕማቅ ሓደጋ መሪር ይሓዝን😭 ኣምላኽ ኣብገነቱ የምብካ ንቤተሰቡን መቃልስቱን ጽንዓት ይሃብኩም 🎉🩵🎉🩵🎉
የማነ ምስ ኣክብሮት እንተደኣ ናይ ሓዘን መልእኽቲ መርድእ እንተለካ እታ : መእተዊ ደርፊ እንተቀየርካያ ይሓይሽ . Thank You !
Bravo kema kixhfelu endabelku kedimkani 💙❤️🙏🏽
ንሓውና ወዲ የማነ ወዲ ሓጎስ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ሕያዋይ ሰብ ኔሩ ንኩሉ ፈታውን በተሰብን ድማ ጽንዓት ይሃብ። ብምቅጻል እዞም ኣብዚ ማሕበራዊ ሜድያ ዩቱብ ካልእ ቻነላት ከፊትኩም ትነጥፉ የሕዋት ካብ ወንን ስምዒትን ውጽእ ኢልኩም ገለ ኮርሳት ኣተቓቕማ ማስሜድያ እንተትወስዱ ንሞያኹም ክሕግዘኩም ስለ ዝኽእል ግዜ ሂብኩም እንዶ ገለ ግበሩ። እዚ ምግባር ድማ ፡ካብዚ ብሉጽ ኮመንት ዝሃበ ሓውና ንድሕን። ተረዲኡካ ክከውን ተስፋ ይገብር የማነ ሓውና። ንፉዕ መንእሰይ ኢካ ግን ናይ ሓዘን ናይ ሓጎስ መግለጺታት ከተምጽእ ከሎካ ፡ ምስ ሓዘን ምስ ሓጎስ ዝከይድ ቅኒታት ሙዚቃ ፈላሊካ ክትፈልጦም ናይዚ ሓውና ኮመንት ተገደሰላ ኢካ የቐንየለይ።
Thank you yemane it's sad news rest in bess dear brother 🙏 you are our hero forever ❤🎉❤
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ. ነዚ በዓል ሕልና.
ንወድና የማነ መንግስተ የዋርሶ አብ ሕቅፎኡ ይቀበለልና ንሙሉአት ስድራቤት ጽንዓትን ይሃበልና እናበልኩ ተካፊሊት ሐዘንኩም ምዃነይ ክገልጸልኩም ይፈቱ😭😭😭😭😭😭
ንየማነ ሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኩሎም ስድራቤትን መቃልስትን ጽንዓት ይሃብ
እዋይ ሽምየ ኣደ ተዘመትክባ ስብጽባሕ እናሓለፉ ደቅኺ ፍትሒ እናበሉ ፍትሒ ከይረኣዩዋ ይሓልፉ ኣለዉ ኣዝዩ የሕዝን ለዋህ ፍቱው ሓወይ ኣምላኽ አብ ገነቱ ይንብርካ 🙏🙏🙏 ይሙን ሓወይ ከኣ ኽብሪ ይሃብካ ሰለቲ ተገዳስነትካ 🌹
God bless his soul.
መንግስተሰማይ የዋርሶ ሓድጉ ሓድጊ ወይኒ ይግበረሉ ንበተሰብ ድማ ጽንዓት ይሃቦም
RIP, beloved brother. May God give strength to his family, friends and all justice seeking Eritreans.
ነፍሲ ይምሓር ጽንዓት ልመላእ ቤተ ሰብ ።
😭😭😭😭😭💐💐Mengesete Semay Yehbk Nesederabet Xenat Yehbe
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጽንዓት ንቤተሰብ ዘሕዝን'ዩ ዓቢ ክሳራ እዩ ንቓልሲ።
Mengaste semay yewars💙💙💙💙💙💙💙
ሰላም የማነ፣ ኣዝዩ ዘሕዝን ፍጻሜ'ዩ።ንዕኡ ንፍሱ ይምሓር ንስድራን ቤተ ሰቡን ድማ ጽንዓት ይሃቦም።ግን ኣብ መእተዊ ኣብ ክንዲ ጓይላ ናይ ሓዘን ሙዚቃ ክትገብር ይግባእ ነይሩ።ኣብ ቀጻሊ ኣስተብህለላ።😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ
Zom deki senafe haranat ykeduna alewu 😢😢
ወዲ ሓጎስ ዓቢ ሰብ ኣታ እንታይ ዝበለ ዓገብ ተረኺቡ መንግተ ሰማይ የዋርስ ንመላእ ስድራቤት ፈተውቱን የእሩኽቱን ቡጹቱን ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
Agziabiheir amlak byemanu ykebelka weladte amlak tetsllka nbmlom betesebkn yehwatkan tsnat n akaelo yhabom❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mengeste semay yewarso nsdran nteqalestn xneat yhabena💙💙
ብሰላም ዕረፍ ሓው
መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ ዝሓወይ ማዓረይ 😭😭😭
Bslema eref jigna 💙💙💙❤️
ብጣዕሚ የሕዝን የማነ ሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ
ኣብ እስራእል የሕዋትና ብሃደበት ይፍለዩና ኣሎዉ ብጣዕሚ ኣሰንባድን ኣተሓሳሳብን😢, ንጅግና ሓውናን ኣያናን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብ ::
ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ንስድራ ቤት ድማ ጽንዓት ይሃብ።
Mngste semay yewarska😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔 kubur hawna nmelae sdrabet xnat yhab fetari
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ብሰላም ዕረፍ። ሕልፈት ናይ ህይወትካ ዕረ እዳ ጠዓመና ኣብ ገነቱ ልዑል ኣምላኽና ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ክቡር ብጻይ። ከምኡውን ንሰበይቱን ደቁን ምስ መላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ!!!! 😢
Ahhhhhhh eway senafe adey💔💔😭😭😭
ሓዉና መንግስተሶማይ የዋርስካ😭
Tsinat nikulu betesebin tekalesti Nay fithi 🙏🙏🙏💙💜💙💜💙💜
Eway hawey yemun ayeamenen eye 😢
So Sad😢😢😢😢😢
Wc yumuney ❤💙💙💙💙
😭😭😭😭💔💔💔💔💔
Mengste semay yewarso 😭😭😭💔💔💔💔 btaemiy yhzn
Ahhhh 😢😢😢 senafe adey lomi min do jigna kefilki 😢😢😢😢
Very sad!! rip
❤❤❤🎉🎉🎉
I m so sorry to hear such bad new , heart breaking news,RIP WEDI HAGOS
💙💙💙
😭😭😭😭 rest in peace
ሰላም ዕረፍ ክቡር ሓው
Rip💔
Mengisti semay yewarska gigna hawna Wedi hagos nisdra kaa sinat Yihabkum💔💔💔💔
Egzabher byemanu ykebelo
Nmulue sedrabet Tsinat yhab
😭😭😭😭😭Rip 😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ ወዲ ሓጎስ
Rip😢😢😢😢😢
Mengste semay yewars hawe. Nbetesb xnat yhabkum 😭😭😭😭💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏
ኣብ ሰላም ይዕረፍ ፡ንምሉእ ስድራቤትን መቓልስቱን ጽንዓት ይሃቦም
😭😭😭😭😭😭😭
I am very very Sad! To heard that bad news. Amlak ab yemanay Edu yikebelo.
Nkulom beteseb tsinatin akaelon yihabom Fetari.
ዘሕዝን እዩ
R.I.P.
😭😭😭R.I.P.😭😭😭
እንታይ ይጎዶለኩም ንዓኹም ነቶም አቦን አደን ሰድራቤቱን ጠፊእዋም
Ewayyy hawey mearey bel eske mengste semay yewarska Nmelae sdrabet ka tsnat yhabkum
RIP 😢😢😢😢
😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔🙏🏽
🌿🌿🌿🌿
Ah way hawy mengst somay ywarska xnat yhab sdra 😢
Bi kemey u moytu wedi hagos ??😢😢😢
😪😪😪
💔💔💔
❤❤❤❤
Selam yemane mengste semay yewrso nbxaynan swuae yemane nsdra bet xnat yhbkum
Amlak aberfti yenbro Snat nsdrabetn nkulu delay fthn🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙💙💙💙💙💙💙💙
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ይሙን ተባዕ ሓያል ሰብ ነይሩ ግን ብኸመይ ዩ ሞይቱ
ኣዝዩ ጥንቃቐ የድልየና ኩልኻ ደላይ ፍትሒ
R.I.P
ብስላም ዕርፍ ውድ ሓጎስ ሓውይ።
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Rip
ሰላም እረፈ የሙን
Menghiste semay yewariso🤲🤲🤲🤲🤲💔💔💔💔
የማነ ዓቢ ሰብ ኢዩ ኔሩ። ብሓቂ ትጉህ ሰብ ጠፊኡ። እንቋዕ ካኣ ብሰብ ኣይኮነ ብሓደጋ ካብ ኮነ ንኣምላኽ እንታይ ንበሎ፡ ኣብ ገነቱ የንብሮ።
😭
ብሰላም" ዕረፍ፤፤ ክቡር/ሓው የማነ ሓጎስ(ወዲ-ሓጎስ) ትጉህ/ህርኩት መንእሰይ, ኔርካ፤ እንታይ "ሞ ክግበር፦ፍቓድ ኣምላኽ, ካብ ኮነ"!? መሪር-ሓዘን" ዩ።💔😭
💔💔💔💔💔💔💔💔💔💙💙
Mengstesemay YEWARSO Nisdrabetu Siniat Yhabom🤣🤣🤣
Mengste semay yewarska nemlae betseb kea xnat yehab😅
R.I.P kubur hawna
So it is a car accident
. Rest In Peace🙏❤️.
YEMANE INF ( I thought Suwoe means was killed in a further knife attack by someone.