Ab tehti fetari ne Serawit Eritrean mefrakum xibuke u tezey koynu kab Ayni Nesri dekwel walahde yelen deki Malelet funfunat Thank you so much Mendlay wedi SAWA ERITREAN 🇪🇷🙏🇪🇷
I am so glad you are speaking about this and testifying the night mare you and many other tegaru faced. 😢 stay beautiful and strong. Wow We will come out of this stronger than ever!
Kkkkkkkkkkkkk lomi dia come nayi eritrea miray gedfyo ko Intayi intayi aynet film yizrghu yikonu inda junta inda wigin komalat ele bhankewta eyi zsebye
Tegaru we never ever forget Genocide against people tigray Tegaru united we never be divided God bless people tigray protect from those evil eyes Amen 🙏🙏🙏
ክንደይ ዘይ ሓለፈ ህዝበይ😢😢 እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዐኩም❤ ኪዳነ ምሕረት ማዓልቲ ምንም ተተፈጠረ ከይትሰርሑ ኣኽብርዋ❤❤❤
ተመስገን🙏እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩምልና ነዚ ኩሉ ዝገበረልኩምን/ልናን ልኡለ ባህሪ እግዝኣብሄር ኣምላክ ምስጋና ይኹኖ🙏❤💛
fetwate Jeganu Ahewateye Enqwa terfekulna🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️ Thanks to GOD for this day AMEN 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💪👍
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኩምልና ንፈትዎኩም ሂሉ&ዓወታ❤
እንካዕ ብህይወት ተረፍኩም ቤቲ&ዓወታ❤❤❤ግን ሚስጥር ኣይትዛረቡ ገና ሓራ ኣይወፀትን ትግራይ😢
ተመስገንኪ ኪዳና ምህረት እንካዕ ሕማቅ ዘየረአኽና 🙏🙏🙏
Wedi shabeya bmkaney haben yesmane🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴🤴🤴🤴✊
Fesewuti merehtkum nshabya kabakum nlali ayom zferhwom. Shabya kemau aina ngebr dhri hji nab Eritrea getskum keytshenu Tigaru. Aeb raskum kem zelona aeytresau. Beti wutsaet nwutsaet do kienkum melakti kulom zekirkumom aikum. 🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንኳዕ እግዚኣብሄር ኣውፅአኩም ክቡራት ኣሕዋት እግዚኣብሄር ይመስገን 🙏🙏🙏
እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኩም ናብዚ ዕለት ንምኽባር ኣብፀሐኩም ንፈትወኩም ተዋሳእቲ🙏💛❤
Eritrewiy jugena 👍👍👍 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ተጋሩ ቢራ አይትፍተው ። ቢራ ንጀጋኑ ተዋርድ እያ ። ጀጋኑና ንበሩልና ።
ቤቲ ምስ ቶርታ ፍሉይ ፍቅሪዩ ዘለኪ ከይተቆርሰ ብድኪ ኣቲክዮ 😁😆😂 ብህይወት እንኳዕ ተረፍኩም ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ይሃቦም ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንስድራ ጉድኣት ጽንዓት ይሃብ 🙏🇪🇷
ኩልና ዝሓለፈ ገዲፍና ንሰላም ንዘምር ቅድሚ ሕጂ ብዙሕ ሰብ ጠፊኡ ኢዩ ብሰንኪ ኩናት መቀጸልታ ናቱ ድማ ሕጂ ተደጊሙ ስለዚ ብሰንኪ ኩናት ከምዚ ኢልና ብዙሕ ዳተዋዳእና ክንከይድ ኣይኮናን ኤርትራ ትተዓወት ትግራይ ትተዓወት ኢትዮጵያ ትተዓወት ትርጉም የብሉን ብዙሕ ሰብ ኣክሲርና ኢዩ ካብ ሕጂ ብዛዕባ ህዝብታትና ብሰላም ዝነብርሉ ንሕሰብ 🥰
ኣንዃዕ እግዚአብሔር አምላክ ኣዉጽአኩም👏 ♥️💥🌹👏
እንኳዕ ተረፍኩም ኣሕዋተይ
ተበታቲኑ ዘሎ ህዝብናም ብሰላም ናብ መረበቶም ይመልሰልና
ንዝሞቱሞ ብየማኑ የውዕለልና
የሕዋተይ ናተይ እንቋዕ ነዚ ታሪኽ ከተዘንትው አብቃዓኩም እንቋዕ አይከሰርናኩም ጀጋኑና ❤💛❤🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪
እንዃዕ ብሰላም ምፆእኩ ደቂ ትግራይ ጅጋኑ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዋተይ ምዓረይ ❤️❤️💛💛💊💊💊💊💊
Amen Amen 🙏🏼❤️ ሐራ ልትግራይ
እግዜር ያግዘና !!
Shabiya aba treg 🇪🇷💪🏻
Ab tehti fetari ne Serawit Eritrean mefrakum xibuke u tezey koynu kab Ayni Nesri dekwel walahde yelen deki Malelet funfunat
Thank you so much Mendlay wedi SAWA ERITREAN 🇪🇷🙏🇪🇷
ኣንተ ወድዛ ረሳሕ ጋሓፍ ሰራወትክም ከም ሰብ ዛሓስብ መሲልካ ምስ ዘይተኣጠቀ ገዛ ገዛ እናከድ እዩ ዝቀቱሉ ተገዚኩም ኣትክም ዶሞ ኣብዝይ መጽካ ትፍክር ማኣልትክ ጥራይ ተፈበዩ ትግራወይ መን ምካኑ ኣለም ሪኡዎ እዩ ምስ ክንድይ ሺሾ ሰራወት ገጢሙ ቀጥ ዛበሎ ምስ ክንድይ ሓገራት እንሞ ናይ ደገይ ሓገዝይ እዩ ገጡሙ ድስባይ ተሰፍ ኣሳ ማኣልትክም ተጸበዩ ጥራሕ ድርባይ😢
ተመስገን ኣምላክ እንኳዕ ብስላም ተርፍኩም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝሓለፈ ሽግርን ፀበባን ወፂኩም እግዛብሄር እንኻዕ ናብ ምፅዋይ ኣብፀሐኩም ዞም ኣሓተይ ቤተይን ,ዓወተይን ከምኡ ገይሩ ንኣሕዋትና ናብ ፅዋ የብቀዐና ገይታ❤ ብጣዕሚ ዝፈትወኩምን ዘድንቀኩምን ❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ታይ ይሳኣኖ ንፈጣሪ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ እንኳዕ ዶሞ ብህይወት ተረፍኩም ❤❤❤❤
AB TIGRAY HASuT BAHLAWI TSWETA EYU 👎🏾🇻🇳👎🏾🇻🇳👎🏾🇻🇳👎🏾🇻🇳👎🏾🇻🇳👎🏾🇻🇳🗑🇻🇳🇻🇳🇻🇳👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾👎🏾
እንቃዕ ናብ መራኪቡ ቢዝሃን ተቀልቂልኩም ክትዛረቡ ኣብቃዓኩም ብምቅጻል እቲ ንሰማይን ምድርን ክፈጥር ዘይ ጽግሞ ሊዑል ፈጣሪና ኪሉ ይካኣሎ እዩ እሞ እንቃዕ ብሰላም ኣውጻኣኩም ።ብምቅጻል መርስዕ ድማኒ መምህር ናይ ለሙ ዎሎዶ ስለ ዝኮንካ ገለ ብጥበብካ ገርካ ትምህሮ ስለ ዘለካ ኣምላክ ነዚ ክትረኢ ኣጽኒሕካ ቤቲ ዉን ተማሳሰሊ እተን ትሸጥየን ዝነበርኪ ቆሎ ስለ ዘይተወደኣ እየን እመስለኒ ብአአን ዝድረሩ ወይ ዝድራራ ጊዱ ሃልየን ምእንታን ከይትዓጽውየን ብዝኮነ ዋዛን ቅምነገርን እዳ ሃዋወስና እይና እቲ ዋዛ ከምዘሎዎ ኮይኑ ሎሚ ታሃጋጊዝኩም ካባኩም ንደልዮ ፍቅርን ሰላምን ዝስሕብ ጥበብኩም ገርኩም ነዚ ምስኪን ህዝቢ ካብ ዓዘቅቲ ወይ ካብ ሓራግጽ ከተውጽእዎ ክንጽበ እይና ዓዊታ ተፊእካና ነይርካ ኢካ እሞ እንቃዕ ቢሂወት ሃለካ ናብ ጥበብካ ተመሊስካ ጺቡቅ ስራሕ ሒዝካልና ክትመጽእ ክንጽበ እይና።
Bzuh neger halifu eyu gn enquae bselam terefkum , kemzi aynet negerat mkrab ketsllu ekum ❤❤
አሜን
እዋይ ፈጣሪስ ክጥዕም እኳዓስኪ ነበረ ንምባል አብቃዓኩሙ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ
እንካዕ ብሰላም ወጻኩም 🇪🇷🥰
Kabey maltka eyu
@@luciagebreab4470 Tay ymlketeka
Asey gebruka drbay dahray eti bandera eritra alika tezareb husur
Wela hilim zeyblu intayi gediska kirdade
@@TeameWeldetnsa-by2ip
Tegagyu eyu ayi tehazlu bika defiomkum maltu eyu wedy ayi tehazlu wigin hawyi 😮
@@miraclemiracle3216 ሕስር ፍጥረት ሞዴስ እዩ 😂😂😂😂😂😂😂
ፈጣሪእንኳዕ ብሰላም አውፀአኩም❤❤❤❤
እንካዕ ብሂወት ተረፍኩም 👏ተጋሩዋይ ጽሩየት ንስኹም እዙይ ኣይግበአኩምን ነይሩ 💕ዓወተይ 💥ሄሉየይ 💥💕ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ♥️ንኹለኩም 👏💥💕🥀
እንኳእ ብሂወት ተረፍኹም የሕዋተይ መዓረይ
ኪዳነ ምሕረት እናቴ የጭንቅ አመላጂት😢❤
Eritrawyan jeganu
Tenbaw shabiya seteyti dem ferahat TDF jeganu
@@ElsaFisseha-ww5kb😂😂😂😂😂 bcha ab Media
ኡፍፍ ብፍርሒ ጀሚረ ብፍርሒ ወዲአያ ተጋሩዋይ እንኳዕ እስቲ ሓለፈ እንኳዕ እውን ተረፍኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ሰላም የውርደልና😢
ባዕልኹም ኢኹምኮቲ ፍርሒ ትፈጥርዎ ዘለኹም ዘፍርሕ ኣይነበረኩምን!
ኣብዚኣ ዘይተረደኣትኒ ካብናይ ሻዕብያ መርሸንቲ ዘይኮንኩም ተርፊኩም ካብናይ ኣምሓሩ ኢኩም ስለዚ በቲ ንሻዕብያ ዘይኮንኪ ክትፈርሒ ዝግበኣኪ ካብኣምሓሩ ኢዩ ነሩ እንተኮነ እዚመልእክቲ ምስህዝቢ አርትራ ጽልኢ ንምስምባክዩ ግደፉዶ ናብሰላም ክንመጽእ ሓግዙና ብሕጅዉን እዚህዝቢ ናብዝከፍአ ኩናትን ደም ምፍሳስን ከይኣቱ
Xebqe Alka Hawey
Nay baki anharu zefrarhwom nsabya.
@@luciagebreab4470 Yegrmki Eyu
Btarmi eyu ko zegerm, shaebya trah kblu gexom yrhak, serawit federal txwit zikeremom nab shabya trah kblu 😮
እወ ህዝቢ ኤርትራ ብጠቅላላ አራዊት ኢኩም አቱም በላዕቲ ሰብ
አንካዕ ብሰላም ወፃኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ 🙏🙏🙏💊🥰
Egziabher Amlak Ymesgen ❤Enkae biselam wexakum
እንካዕ ብሂወት ተረፍኩም መረሳይ & ቤትዋይ🙏❤
ዋአእእእእእእ መገዛ ዓድካ 😭😭😭💔💔💔💔💔 እንካዕ ቦሰላም ወፃኩም ኣሕዋተይ
ኹሉ አንትሓልፍ ምጽባቑ ትረፊ ዝበላ ነብሲ አንካዕ ከምዚ ኢልኩም ንምዝራብ ኣብቐዐኹም ፈጣሪ ኣብቀዐና 🙏 ብዝሓለፈ ይኣኽለኩም ይበለና ሰላም ንህዝባን ናድናን ❤️😍🥰🥰🥰
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም 🙏ተጋሩዋይ ጽሩየት ንሰኩም እዙይ ኣይግበአኩምን ነይሩ ዓወት &ሄለን ዝፈትወኩም ተዋሳእቲ🙏♥😘
ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ንበሩልና። ሐድነትና ነስጥም !! ባንዳ ነጥፍእ ።ደቂ ሃገረ ትግራይ ንፍዑ።
ሰብ,ክራይብ ግበረለይ መኣረይ
እግዚአብሔር እንኳን ጨለማው ግዜ አስልፍ ለዚህ ቀን አደረሳቹሁ እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🙏🙏
ሰብ,ክራየብ ግበሪለይ መዓረይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚአብሔር ታይ ይስኣኖ ለምዝራብ እኮ ኣብፅሑ ኣሎ ተመሰገነ♥🙏
እንካዕ እግዚኣቢሄር ኣውፅአኩም ክብራት የሕዋተይ❤
አግዛብሔር ይመስን ሰለ ኩሉ ነገር 🙏🙏 እንኳዕ ብህወት ተረፍኹም ከሕዋተይ🙏🙏❤❤🎉🎉🎉እግዛብሔር ጓሳየ እዩ ዝጎደለኒ የብለይን
መዝሙር ዳዊት 23፣1
ዋይ እንታይሞ ክብል ባይ ቃል ክገልፀኩም 😢😢😢እንኩዓ ብሕይወት ተረፍኹም❤❤❤
❤ተመስገን ኣምላክ እንኳዕ ብስላም ወፅእኩም ኣሕዋተይ ❤
እንካዕ ኣምላክ ኣትረፈኩም ዞም ሓተይ❤❤❤
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ፅሩያተይ❤ኣፅቢ ዓደይ ተቀቢላ ንፀላኢ ሂባትኩም ኔራ😌
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኹም ሓላልት 🌺🌺🌺🌺🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብህወት ተረፍኩም ጀጋኑና❤❤❤
እንኳዕ ፈጣሪ ኣውፀኣኩም ደቂዓደይይ❤❤❤
ቢቲ ሃይላይ ሓውና እውን እንኻዕ እግዚአብሔር አውፀኦኩም 🙏❤🙏
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኩም ኣሕዋተይ ኪዳና ምህረት እንኳዕ ፆላል ኮነትኩም አሜን፫
I am so glad you are speaking about this and testifying the night mare you and many other tegaru faced. 😢 stay beautiful and strong. Wow
We will come out of this stronger than ever!
ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም አሕዋተይ
Hzbawi gnbarey hooooo shapiya ❤❤❤❤❤❤
Neti xelmat be berhan tekiewo fetari temesgen 🙏🙏🙏
enkae bhiwet terefkum ahwatey marey❤❤
Enqowae behywet terfkum yehwatey deky hagere tgray adey mearey 🙏🏾❤❤❤❤❤❤❤
Haremna ember teharemnas aitblun enda tejeharkum hade Million tefihu.
Sgaki beli gudam alet eyom eziom
Xbukti derasn directorn zeybla #film
እግዝኣብሔር 🙏🙏🙏እንካዕ ብሰላም ኣውፀአኩም💗💟🌷🥀❤️💐
ዋይ ደቂነይ እንኳዕ ብሂወት ተረፋኩም❤❤❤❤❤
አሕዋተይ እንኳዕ እግዚአብሄር አትረፈኹም እንኳዕ ናብ ሓሊፉ ንምፅዋዩ አብቀዐኹም ክቡር ለእግዚአብሄር ይኩን አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏❤❤💛💛
እንኻዕ ብሰላም ተረፍኩም ኣሕዋተይ😢 ኣይ ህዝበይ 😭 ተጋሩዋኒ እመ ብርሃን ትሓልኩም ❤ ❤✝️🇨🇳🇨🇳🇨🇳
ክንደይ እሞ ዘይሐለፈ ህዝበይ 😢😢
እንኳዕ በህወት ተረፍኩም ለዛ ዕለት እዝኣ ልምክባር አብቀዐኩም ደቂ ሪመይ❤
ኣሰይ ተመስገን እንኳዕ ኣትሮፎኩም ተመስገን ቡሉፃት ደቅ ሓላል መሬት❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመሰገን
አምላኽ እንኳዕ ተረፍኩም አሕዋተይ👏🥰🥰🥰🥰
ኩናት መዕነዊ እዩ ህዝቢ ትግራይ ካብዚ ህልቂት ዚ ተማሂሩ ክኸውን ተስፋ ይገበር። ሰላም ን ምስራቅ ኣፍሪቃ።
አንኮዕ ብሰላም ተረፍኩም ጀጋኑ ሕዋትና ❤❤❤❤❤
Inkai fetari awtsakum🙏♥️
ዊ ኣሕዋተይ እንኳዕ ካብ ክፉእ ነገር ሰወረኩም ቅዱስ እግዚአብሔር ንፈትወኩም ኣሕዋተይ
አሕዋተይ እንዃዕ እግዚአብሔር አትረፈኹም 🙏🙏🙏🙏እንዃዕ ናብ ሓሊፉ ንምፅዋዩ አብቀዐኹም 🙏
ፈጣሪ እንኻዕ ብሰላም ካብዚ ሽግር ብሰላም ኣውፀኩም🥰🙏
Enkaae bhiwet terefkumu aehwatey temesgen aemlak👏💚❤
Eway tewasio zeymnewekum hzbi amlak bmhretu ytemtkum ember hasotsi arebribkumuna ekum 😔
Enkae bselam terefkum ahatey ane ewn kem natkum tarik aleni zbezh hzbi tgray ❤❤❤
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ሄሉ & ዓወት ንፈትወኩም ኢና♥♥♥♥♥♦♥
እንኳዕ ብሂይወት ተረፍኩምሉና ዝፈትዎኩም ኮዋክብቲ ትግራይና ዓወተይ ሄለነይ 🙏💞💞💞💛❤💛❤
አጆኩም፡አሕዋተይ፡ኩሉ፡ክሐልፍዩ፡ሙሉእ፡ሰላም፡ይግበረልና።
እንኳዕ ኣምላኽ ኣውፅኣኩም ኣሕዋተይ❤
ቤቲ እና ዓውታ ሽኮሪናታት እንኴዕ ብስላም መጻኹም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🙏🙏💐♥️💐
😤😤😤😤😤😤😤😤
@@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸnfih wielka nfih hider😂😂
ውፂ በላዕቲ ሰብ
@@SlamhAlnassr-uw9nb ምዓረይ ኮሙ ኣይትበሊ ኣምላክ ንፋቐረሉ ግዝየ ይምጻኣልና
@SlamhAlnassr-uw9nb ala ski sebkis srah siena knbelialki baelom TDFkum eyo beliomom nkhi anti denkoro kedamit
ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ እንኮዕ ኣትረፈኩም 🙏🙏🙏
እመብርሃኖ እንኳዕ ብሰላም አገላገለትኩም ❤❤❤❤❤❤
እንኮዕ ቢሃወት ተረፉኩም💘💘
እንኮዕ ቢሂወት ወፃኩም ኣሕዋተይ🙏♥️
ዝገርመኒ መኣስ እዩ ሓቀኛ ትግራዋይ ዝውለድ፡ቤቲ ሃይላይ ድማ ካብ እንዳ ገሬ እሙን ትበልጽ ተዋስኦ ሰሪሕኪ ብጣዕሚ ጨለ ኣርቲስት ክክክክክ።
ኤርጥርን ከማኣዝእኽም ሰባት ኸንክም ክትውለዱ በላዒይ ሰብ😂😂 እንበር ተጋሩ ደኣ ንሕቂ
ንሓቀላ በላዕቲ ሰብ
Kkkkkkkkkkkkk lomi dia come nayi eritrea miray gedfyo ko
Intayi intayi aynet film yizrghu yikonu inda junta inda wigin komalat ele bhankewta eyi zsebye
@@SlamhAlnassr-uw9nb
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Ni hasot ni hakela tebhila titearemlna agame belati akunti
😂😂 komlat
ተመስገን አሕዋተይ 🙏🙏
አክ ህዝበይይይ😢😢😢
እንካዕ ብሂወት ተረፍኩም የሕዋተይ😢ተመስገን አምላክ ❤🙏
ኣይ ቤቲ ግልፅነት መሊኡ ፈሲሱ ኣብ ሚድያ ሻዕብያ ዋላ ሕጂውን ይፈርሖም እየ ትብሊ ቲድኤፍ የኾንክይ ዲኺ ❤❤
ለፍርሓ እኮ ብጣዕሚ ጨካናት ስለዝኾኑ እዩ
@@alhamredae2472
ጨካናት ንዝጋገዮም !
@@michaelhaile3116አረ ንኩሉ ጨካናት ሰብ መሰል ሰይጣናት አንድዮም
ዋይ ኣትም ሰባት ናዘም ደናቅር ኤርጥርን እኮ ይገርምእዩ ድቅርና ድየ ክብሎ ዋላስ ዕሽነት እድዒይ ። ጅግንነተም ዝግለፀለም ዘሎ ድዩ መስልዎም እወይ መርገም
ኣይኮነን ዶ ን TDF ሻዕብያ ደኣ ነዓና እኮ ዘፍሩሑና ቅንዕቲ እያ ቤቲ ዘይፈርሕ የለን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንፈትወኩም ኩዉራት ተወሳእቲ ሄለን&ዓወት እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም
Kennedy emu ziyehalef ahewatiy enukama beselam tirifekom🥺🙏❤️🥰
ተመሰገን እንኳዕ ተሪፍኩም ኣሕዋተይ❤
ተመስገን እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩምልና ቤትየይ ዓወተይ ሙቁራት ናትና❤❤❤❤❤👏🙏
Tegaru we never ever forget Genocide against people tigray Tegaru united we never be divided God bless people tigray protect from those evil eyes Amen 🙏🙏🙏