Tigrina nay nsha mezmur kdusan abotat ቅዱሳን ኣቦታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 9

  • @tomasn5343
    @tomasn5343 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen funu arekey

  • @danaytmichiel772
    @danaytmichiel772 3 ปีที่แล้ว +2

    Egziabiher xegaeu yebzehelkum kuburat ahwat

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 11 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @rakiraki8047
    @rakiraki8047 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna

  • @lunafsahayelunafsahaye9924
    @lunafsahayelunafsahaye9924 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ ማላእቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓወይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም

    • @ROHOBOTTUBE
      @ROHOBOTTUBE  3 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen luna haftey

  • @kalabtadese3875
    @kalabtadese3875 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አምላኽ ጸጋ የብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ ናይ ዘመን ኣገልጉሎትካ ይባርኸልካ አምላኽ ።

  • @SSyy-nw2ck
    @SSyy-nw2ck 2 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekt yesmalna

  • @ናታኔም-ኀ2ኀ
    @ናታኔም-ኀ2ኀ 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏ቅዱሳን ኣቦታት🙏
    ቅዱሳን ኣቦታት ብዙሕ እዩ ክብሮም
    ብጽኑዕ ሃይማኖት ንኣምላኽ ኣስሚሮም
    ንብርቱዕ ጸበባ ብእምነት ሰጊሮም(2)
    ኣዝ..............
    ናይ ሃይማኖት ኣቦ ኣብርሃም ኣቦና
    ከይተወላወለ ብንጹህ ሕልና
    ነቲ ሓደ ወዱ ንሞት ዘወፈዮ
    ናይ ሃይማኖት ተስፋ ስንቂ ንምግባር'ዩ(2)
    ኣዝ................ ..
    ኣብ መዋእል ፈርኦን ሙሴ ምስ ተወልደ
    ንምድራዊ ኽብሪ ርእሱ ከየድለወ
    ናይ ዓመጻ ሓጎስ ብእምነት ንዒቑ
    ምስ ህዝቡ መከራ ክቕበል መሪጹ(2)
    ኣዝ....... . .......
    ሃዋርያ ኣቦና ቅዱስ ጳውሎስ
    ስለ ዝሰዓበ ኣሰር ክርስቶስ
    ናይ ሃይማኖት ጉያ ብዓወት ፈጺሙ
    ሰማያዊ ኣኽሊል ካብ አምላኽ ዓቲሩ(2)
    ኣዝ........... ......
    ኣቦታትና ኹሎም ሽግር ተቐቢሎም
    ኣጎዛ ኣባጊዕ ዲኖ ተኸዲኖም
    ዓለም ንዓኣቶም ዘይትበቅዕ ኮይና
    ኣብ አኽራን ሰፊሮም ኣብ ጽድቂ ጎደና(2)
    ኣዝ...... .... .
    ምእመናን ኩልና ዘለና ኣብ እምነት
    ከምቶም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣቦታት
    ጽንዓቶም ዘኪርና ዘሕለፍዎ ሂወት
    ኣብ ኣሰሮም ንምበር ኣብ ጽኑዕ ሃይማኖት(2)