ብዛዕባ ሃገርካ ዘይትዛረብ መንነትካ ኣፍልጠና ወይ ዓጋመ ኢኻ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1K

  • @meazagonichegoniche7583
    @meazagonichegoniche7583 ปีที่แล้ว +34

    ትኽክል ጆሲ ሓውና ከምዛ ደለኻያ ቀጽል እዚዩ እቲ ሓቂ ❤❤❤

  • @tesfaeyusnqey9462
    @tesfaeyusnqey9462 ปีที่แล้ว +22

    ስኽ ኢልካ እታ ተድልየካ ትሰርሕ ስለ ዘለኻ እዮም.
    ሕጂ ተዛሪቦም ከዛርቡካ እዮም ደልዮም,
    ከምታ ተቕርባ ዝነበርካ ሓበሬታ, ጠቓሚ ኣቕርበልና. 😍

  • @yohanesgebremariam7728
    @yohanesgebremariam7728 ปีที่แล้ว +27

    ሰላም!
    እዚ ዝነገርካና ንዓይ ግዴታ የብሉን ክትነግረና
    ምክንያቱ እዚ ናይ ውልቅካ ጉዳይ ስለዝኮነ
    ብካልእ ወግን ካኣ ፗሎቲካን ሃይማኖትን ናይ ግሊ ጉዳዩ ሰብ ደስ ዝበሎ ክድግፍን ክኣምንን ይክእልዩ
    ዝለዚ ሓሳብካ ሂብካ ኣለካ ካብ ሕጂ ኔው ግን ወላ ከይደለካዩ ስሒቦም ከየእትውካ ,,,
    ወላ ውን ፈሊጦ ባካ video ክሰርሑ ይክእሉ እዩም :: ስለዚ ክትምልሰሎም ኢልካ ከይተኣቱ ማኖ ከየትሑዝካ ተጠንቀቀሎም ጌዜ ከምትርእዩ ከቢድ እዩ
    ናይ ሕውነት ምክረይ እንተጠመካ ምናልባት

  • @worldnine8153
    @worldnine8153 ปีที่แล้ว +26

    ኣነስ ኣብ ዓሰብ ከለኻ እየ ዝፈልጠካ ኣብ ጽቡቕ ቦታ ኢኻ ኔርካ ድሐር ክኣ ተዛሪብካ ኣይተዛረብካን ተምጽኦ ለዉጢ የብልካን እንትርፎ ሕማቕ ታሪኽ ክትስንድ እንተ ዘይ ኮይንካ ነዚ ብተጋሩ ዝካየድ ዘሎ ብርጌድ ንኸብዱ ጽቡቕ ዓወት ኢልካዮ እዚ ዉን ሰነድ እዩ።

  • @wht3158
    @wht3158 ปีที่แล้ว +32

    ብኻ ተሪፋትካ እዛ ቪድዮ፣ ኣበላሽያትካ...ነቲ ቆልዓ ሰበይቲ ምህራም ድዩ ቃልሲ ኢልካዮ 12:24 ፣ ዓወት ኢልካዮ 0:20 ...ናይ ጆርጆ ከይድካ ርኣዮ'ሞ ተምሃር፣ ፖለቲካ ትምህርቲ የድልዮ እዩ፣ ኣጎልጉሎት ስለዝነበርካ ፖለቲካ ትፈልጥ ማለት ኣይኮነን፣ ኣገልግሎት ድኣ መን ዘይነበረ...🤔

    • @worldnine8153
      @worldnine8153 ปีที่แล้ว +1

      ይገርመካ እዩ ጽቡቕ ዓወት ኢልዎ ናይ ተጋሩ ዓወት

    • @aloniab93
      @aloniab93 ปีที่แล้ว

  • @Hespon
    @Hespon ปีที่แล้ว +2

    ሓንቲ ክእርመካ ዝደሊ እቶም ዝፈልጡኒ ልዕሌኻ ፖለቲካ ዝፈልጦ የለን እዮም ዝብሉኒ ዝበልካያ ከየጋግዩኻ ትኽክል ኣይመስለንን: እቲ ኣብ ባይታ ዝረኣየኒ ዘሎ ሓቂ ግን ኣፍልጦኻ ኣብ ፖለቲካ ብጣዕሚ ድሩት ከምዝኾነ እዩ::
    እንተ እቲ ኻልእ ትገብሮ ነገር ግን ጽቡቕ እዩ ቐጽሎ ኢኻ::

  • @Eritrea_2013
    @Eritrea_2013 ปีที่แล้ว +26

    ከከከከከ ጆሲ አነ ቀዳመይቲ ተኻታታሊትካ ኒረ ኣጃማማርኻ ትምህር (ሓበሬታ) ትህብ ኔርካ ሃንደበት ብድምጺ ዝተመለአ ቪድዬ ናይ ሓደ ትግራዋይ ንኤርትራዉያን እንዳ ጸረፈ ኣብ ናትካ መ ደብ ዘርጊሕካዬ ካብ ሽዑ ዓቅምኻ መዚነዬ ! ሕጂ ኻኣ ኣገልግሎትን ሓለፍትን ክትዝርዝር ኣድላይነት ኣይነበሮን ! ንብርጌድ ንሓመዱ ተቃለስቲ ኣብ Gießen ዝገበርዎ ጅግንነት ኢልካ ምግላጽካ ንነብስኻ ኣልዒልካ ነቶም ካልኦት ድማ ኣፍልጦ ዘይብሎም ኢልካ ደምዲምካ መዕረ ክንደይ እዩ እቲ ኣፍልጦኻ ኣብዛ ናይ 15:39 ቪድዬ ፈሊጥና .:: ዳሓን ኣይእተዉ እቶም ተዘረብ ኢለም ዘዘረብኻ ኢና ንብል 🤭

    • @egk7594
      @egk7594 ปีที่แล้ว +1

      Josi xbuk alo gdn dyu bzaba brged nhamedu kzareb badi bawraja mkffal ember entay haknet ykun fthi wey lewti kemxe zkel mnkskas ayreanan abzi Europe mesekin meneseyat ab eritrea aytamom abzi Europe aytamom game txawetlom alekum

    • @Awetnwxat
      @Awetnwxat ปีที่แล้ว

      ደጋፊ ህግደፍ ክክክ

    • @egk7594
      @egk7594 ปีที่แล้ว

      @@Awetnwxat kakkkkk eway resi beka mendef gah yeblka hlkus zkone comment ente hibkas si hgdef eti reska kthasbelu endyu amlak hibka donkoro wahid nedaf

    • @semeretekie1223
      @semeretekie1223 ปีที่แล้ว

      ተባዕታይ ተባዕታይ ጆሲ

    • @wintawinta5688
      @wintawinta5688 ปีที่แล้ว

      A

  • @Amber1919
    @Amber1919 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🐪❤️ቁምነገር ትዛረብ መሲሉኒ ክአ ስጋብ መወዳእታ ሰሚአካ ንመንግስቲ ንህግደፍ ምድጋፍ ምቅዋም መሰልካ እዩ አብዚ ተቃውሞ የብለይን ። ንስካ ግን ቃልሲ ኢልካ ትአምኖ ነቶም ብሽም ኤርትራ ተአካኪቦም ፌሴቲቫል ዘክብሩ ሰባት አብቲ ዘክብሩሉ ቦታ ኬድካ ብካራ ብበትሪ ብእምኒ ምሕራም ምቅታል ሽም ኤርትራውያን ምጽላም ንህና ተጋሩ ኢና ኢሎም ምስ ዝአምኑ ሰባት መጺካ ንአህዋትካ ጭካነ ብዝመልኦ አገባብ ምጭፍጫፍ እዚ ቃልሲ ዘይኮነ ግብረሽበራ እዩ ንስካ ክአ ነዚ ኢካ ትድግፍ ዘለካ ። እዚ ክአ አቢ ጌጋ እዩ ምክንያቱ እቲ አብ አውሮፓን አሜሪካን ዘሎ ኤርትራዊ መሰል አለዎ አብ ዝደለዮ ቦታ ኮይኑ ፌስቲቫል ክገብር ክእከብ ክዘናጋእ ነዚ መሰሉ ብሃይሊ መጺካ ክትሃርሞ ምፍታን አገባብ አይኮነን እላማካ ነቲ መንግስቲ ምቅዋም ተኮይኑ አብ አውሮፓ ብሰላማዊ መገዲ ጥራሕ ኢካ ክትቃወም ትክእል አይፋልን አነ ብሃይሊ እየ ትብል ተኮይንካ ግን ቦትኡ አብዚ አይኮነን አብ ኤርትራ በረካታት ከይድካ ብረት አልኢልካ ብሃይሊ ነቲ መንግስቲ ክትገጥሞ እዩ ዘለካ እቲ አብ አውሮፓን አሜሪካን ዘሎ ህዝቢ እንታይ ግበር ትብሎ አለኻ መሰሉ እዩ ምድጋፍን ምቅዋምን ነዚ ኢካ ክትምንጥሎ ትቃለስ ዘለካ እሞ እንታይ እዩ ዝፈልየካ ነቲ መሰለይን እድለይን ከሊኡኒ ትብሎ ዘለካ መንግስቲ እስከ መልሰለይ። 🇪🇷🐪❤️ ከምዚ ተኮይኑ አተሐሳስባካ ከምቲ ዘለካዮ ሱቅ እዩ ዘምሕረልካ ጉዳይ ትምርትካን ናብራካን ግበር ። ነቶም ሕማቅ ተፈዲዮም ትብሎም ስድራካ ሐግዞም ናብርኦም ከአ አመሃይሸሎም ሱቅ ጥኡም ይብሉ 🇪🇷🐪❤️

  • @semiranurhussien5693
    @semiranurhussien5693 ปีที่แล้ว +32

    ጸቡቅ አለካ ከምዛ ዘለኻያ ይሕሸካ 👌

  • @jontv6228
    @jontv6228 ปีที่แล้ว +1

    እሞ ንምንታይ ኣንጻር ኣውራጃውነት ዘይትቃለስ

  • @omeremehin2963
    @omeremehin2963 ปีที่แล้ว +5

    ጆሲ ኣብ ዝኮነ ውድብ ከይታቱ ከይትቖማጣዓ ተሓጺብካ ዘይጸሪ ውድባት ኢዩ ዘሎ ብኩሉ ከም ቀደምካ እቲ ሃናጺ መደብካ ትምህርቲ ዝተጸገሙ ሓገስ መደብካ ጥራይ ቀጽል

    • @GualAmlak333
      @GualAmlak333 ปีที่แล้ว

      Yegermeka eu mis Eritreawiyan deqawemu delewu mesilewom weyane mukanom zengiom alewu

  • @afewerkihabtaeb7097
    @afewerkihabtaeb7097 2 หลายเดือนก่อน +1

    ወይለይ ጀሱ ማራ እንድየ ዘድንቀካ ነይረ ሕጂ ድማ ማራ ክርድንቀካ ዝገበረኒ ፎውሊና ዓደይ ምስ ጠቀስካያ 🙏

  • @Jossi-mw2cr
    @Jossi-mw2cr ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ጂሲ ሓውና ሰላመ እግዚኣቢሄር ምሳኻ ይኹን ፡ ካብዚ ብምቅጻል ኣነ ሓደ ካብ ተኸታተልኻ ኢየ ኩሉ ተቅርቦ መደባትካ ሓማቅ ኢዩ ጥቅሚ የብሉን እካ እንተዘይበልኩ ዳርጋ 80% ግን ጽቡቅ ዝኾነ መደባት ኢኻ ተምጽኣልና እዚ ሒዝካዮ ዘለኻ መደብ ድማ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ።ካብዚ ቀጺለ ኣብዛ ናይ ፖሎቲካ ዝበልካያ ግን እቲ ሕሰም መከራ ናይ ሃገርና ኩሉ ገሊጽካዮ በዓቢኡ ከኣ ኣብኡ ምጥዓም ሲኢኑና ከምዝውጻእና ገልጽካልና ኢኻ ግን በዚ ደምበ ተቃውሞ ወገን ብ ኣውራጃ ፡ ብ ሃይማኖት ፡ ኣበይ ዓድኻ ፡ ዝብሉ ምስ ኮኑ ክርሕቅ ወሲነ ዝበልካዮ እወ ከምኡ ኣየጋጠመካን ክብለካ ኣይክእልን ኢየ ኣጋጢሙካ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ግን ነቶም ከምኡ ዝብሉ ወገናት ካብ ሓሳብካ ኣውጺኻ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ስርዓት ን ህዝብና ሕሰምን መከራን ዘውረደሉ ዘሎ ናትካ ናይ ውልቅኻ ሕሳብካን መርገጺኻን ክትህብን ከምዚ ሕጂ ሓድሽ ነገር ክፍጠር ክሎ ከምዚ እዞም ብርጌድ ንሓመዱ ዝኸድዎ ዘለው ቃልሲ ክትርኢ ኮሎኻ ግን ናትካ ሪኢቶኻን መርገጺኻን ክትህበሉ ይግብኣካ ኔሩ።ነቶም ብ ኣውራጃ ይኹን ብ ሃይማኖት ብ ዓዲ ዝዛረቡ ኸኣ ግዲ ኣይትግበረሎም እንታይ ደኣ በቲ ናትካ ዘለካ ኣተሓሳስባ ግን ንስለ ሓቅን ፍትሕን ህዝብኻ መርገጺኻ ፈሊኻ ክትቃልስ ይግብኣካ፡ እቲ ተቅርቦ መደብ ግን ብጣሚ ጽቡቅ ኢዩ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ ሰላም።

    • @wediEri_9
      @wediEri_9 ปีที่แล้ว

      ኣምሰሉ

  • @ሸጥማዓንጣ
    @ሸጥማዓንጣ ปีที่แล้ว +1

    ባኮ ኢለካ አለኹ አዴታትካ ብትግራዋይ ክህረማ ዘፍቀድካ ንኽብዱ ዝነብር ባሀም

  • @tibletsabraham1447
    @tibletsabraham1447 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ ዩ ኣየድሌካን ዩ ከምታ ዘለኻያ ስራሕካ ናይምሁራት ጥራይ ግበር 🎉🎉🎉🎉

  • @hawasuleman6889
    @hawasuleman6889 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️🫶🫶👍👍👍👍🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙌🙌🙌

  • @LRL.1995.8
    @LRL.1995.8 ปีที่แล้ว +13

    ezia dea kemta zdelya natey mergexi kemzia natka eya brave 🇪🇷 hanti eya eritrea ❤

  • @senaygebremichael207
    @senaygebremichael207 ปีที่แล้ว +1

    ምሁር ደንቖሮ ንባእሲ ጽቡቅ ኢልካ ትድግፍ እዚ እንተኾይኑ ፖሎቲካ ክእለትካ ከምታ ዘለኻያ ይሕሸካ ናይ ፍትሒ ናይ ዲሞክራሲ ኣምር የብልካን ሓጺን ታንኪ ትቅጥቅጥ ኔርካ እምበር ፖሎቲካ ፍልጠት የብልካን ከይተበገስካ ተጋጊኻ ኢኻ ይትረፍካ

  • @Er91adey
    @Er91adey ปีที่แล้ว +14

    ሰላም ሰላም ጆሲ ካልእ ግዜ ተሕልፎ መልእኽቲ ኣዝዩ መሃሪዩ ጽቡቕ ኣብዛናይ ደለይቲ ፍትሒ ዝበልካያ ግን ኩሉ ኤርትራዊ ዓዲ ዘይብሉ የለን ክትቃለስ ከለኻ ሂወት ናይ ምሕላፍ እንተኣጋጢሙ ኣባላትና ዓዶም ስለዘይንፈልጦ ሽም ሓውኩም ተሰሚዕኩም ተኸታተሉ ድዩ ክበሃል ኖእ ኣባል ናይዝኾነ ውድብ ክትከውን ከለኻ ሙሉእ ስምካ ዓድኻ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ዞባ ኤርትራዊ ምኻንካ መዝጊቡ ይቕበለካ ንስኻ ትወቅስ ኣብቲ ሃገራዊ ዕላማ እንታዩ ከመይ እዩ ኣሰራርሓኦም ኣብዚ ዘይክትሰማማዕ ንቡርዩ በታ ዓዲ ኣውራጃ ይሓቱ ናብቃልሲ እናመጻእካስ መን ምዃንካ ከይፈለጡ ምሳኻ ክኸዱ መን ምዃንካ ተፋሊጥካ ኢኻ ብሓባር ትሰርሕሞ እዚ ዝበልካዮ መመኽነይታዩ ምስትምህርትን ካልእ መደባትካ ኣይጠዓመካን ስቕ ትብል መን ብጊዲ ዝብለካ የለን

    • @endiamo10
      @endiamo10 ปีที่แล้ว +3

      ዉትህድርና ጌርካዮስ ፎሩም ክትመሊእ ክፈልጡ ጉቡእ ቲብል ኣብቲ እምኒ ሒዝካ ትድርብዮ ዘለኻ ድዩ ክመሊእ ፎርም ቃልሲ ከኣ ኢልካዮ 😂😂😂😂 መሰሓቓት ኢኹም ኢሰያስ ኣብ ኤሮፓ ኣይኮነን ዘሎ ናብኡ ከይድካ ኢዩ ቃልሲ ዝበሃል መዓንጣ ተለኩም ናይ መልሓስ ተቓለስቲ ኢኹም ንስኹም እምኒ ደርብዮ ፖሊስ ኤሮፓ ከኣ ብገዝብ መቕጸዓቲን ብወረቐት ምብልሻዉን ወረቐት ዘይብሎም ጹሉላት ኪገብሩኹም ኢዮም ።ድሮ ከማን ሓገዝ ይሓቱ ኣለዉ

    • @merhagere2411
      @merhagere2411 ปีที่แล้ว

      ንምዝገባ ኣይኮኑን ኣድራሻኻ ዝሓቱ ንኽንጽሉኻ እዮም ኣነ ኣውራጃ ኣይፈልጥን እየ ኔረ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ምስቶም ደምበ ፍትሒ ኢና ዝበሉኒ እንዳተዛራረብና ኣበዩ ኣውራጃኻ ኢሎሚኒ እንታዩ ኣውራጃ ምስ በልክዎም ኣበዩ ዓድኻ ኢሎሚ ዓደይ ምስነገርክዎም ኦኬ ንስካ ሓማሴናይ ኢኻ ኢሎሙኒ ብድሕሪኡ ክንጽሉኒ ጀሚሮም ገሪምኒ እንቃዕ ከማን ነጸሉኒ እዚ ዕላማ ዘይብሉ ቃልሲ ምስ ፈታዊኻ ጥራዩ ዘባእሰካ ወላ ምስ የሕዋተይ ተባቲኸ ኔረ ሕጂ ግን ሰላም ዘለዎ ናብራ ዪነብር ኣለካ ኩሉ ገዲፈዮ ናይዝኮነ ቪድዮ ኣይርንየ ተቃዋሚ ይኩን ደጋፊ ምስኩሉ ዳሰሓኩ ዪነብር

    • @Er91adey
      @Er91adey ปีที่แล้ว

      ኣውራጃ ዘይትፈልጥ ተኾይንካ ኣብ ኤርትራ ተዘይ ዓቢኻ ክኸውን ይኽእልዩ እዚ ከኣ ጸገም የብሉን
      ዓዲ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ዞባ ዘይብሉ ኤርትራዊ የለን እታ ዞባ ትብል ድሕሪ 1996 እያ ተቐይራ ስለዚ ካብኡ ንደሓር ተኾይንካ ተወሊድካ ምናልባት ግን ከኣ ብዛዕባ ኣውራጃ ኩሉግዜ ሰብ ይዛረበሉዩ ትም ኢሉ ብሓንሳብ ክሃስስ ኣክእልን
      ኣብ ዕላማ ሓደ ውድብ ዘይክትሰማማዕ ትኽእል ኢኻ ብኣበይ ዓድኻ ግን ክትገደፎ ምኽኑይ ኣይኮነን

    • @Er91adey
      @Er91adey ปีที่แล้ว

      @@merhagere2411 ሓደ ትግሪኛ ዝዛረብ ትግራዋይ ምሳኻ ክቃለስየ ተበለካ ካበይ ዓዲ መጺኡ ከይሓተትካ ሕራይ ተኢልካዮ ቅኑዕ ኣኮነን ምኽንያቱ እቲ ትግራዋይ ንትግራይ ዘርብሕዩ ዝቃለስ ንስኻከኣ ንዓድኻ ስለዚ መን ኣበይዓዱ ኣገዳሲዩ ንኤርትራ ዝሓስብ ኣይንጽለካንዩ

    • @zewdihaile3584
      @zewdihaile3584 ปีที่แล้ว

      Adkan awrajakan mngar kab meas u geben koynu

  • @kidanegebre5369
    @kidanegebre5369 ปีที่แล้ว +1

    ንሰብሲ ኣፉ ከይከፈተ ኣይትፈልጦን ኢኻ ድንቁርናኻ ንግዳም ውጺኡ ።ብዝኾነ ጽቡቕ ዩ ምዝራብካ ሰብ ፈሊጡካ ኣሎ፡እዚ ዘለኻዮ ሃገር ካብቲ ንሕና ነሕልፎ ዘለና ዝኸፍእ ሂወት ኣሕሊፎም ናብዚ ከምዝበጽሐ ትፈልጥ ኣይመስለንን ኣዘራርባኻስ ልክዕ ኪሮስ ኣስፍሃ ኩሉ ኪሓልፉ ዩ ዕንጀልጀል ኣይትበሉ

  • @tsegezeabgebrekristos7994
    @tsegezeabgebrekristos7994 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ዝሓወይ ኩሉ ዝሓልፍካዮ ታሪኽ ሂወትካን ታሪኽ ስድራ በትካን ጽቡቕ ገሊጽካዮ ኣጋጣሚ ኮይኑ ከምታ ስድራኻ ዝኽፈልዋ እየ ዝኽፈል ነይረ።
    ከመይ ሲ 400 ጥራሕ እየ ዝኽፈል ነይረ ክብል ከለኹ ይእመን ኣይነበርኩን።
    ካልእ እቲ ወዲ ኣበይ ከባቢ ኢኻ ተባሂልካ ንምንታይ ትሕተት ዝበልካያ ግን ናይ ሳዋ ኣይፈልጥን እየ ኣብ ሰውራ ግን ካብ ሽምካ ክሳብ ኣብሓጎ-ብናይ ኣደኻ ውን ከምኡ። ዓድኻ ወረዳኻ ኣውራጃኻ, ኣዕሩኽትኻ ፡ ሳጓኻ ወዝተ እዩ ዝሕተት ነይሩ ።
    ኩሉ እንተ ተሓተትካ ጸገም ዘለዎ ኣይመስለንን። እቶም ዝሓቱኻ ካብ'ቲ ናቶም ስለ ዘይኮንካ ኣዋሲኖምኻ እንተ ኮይኖም ግን ትኽክል ኣለኻ።

    • @FretaTareke-oo8kz
      @FretaTareke-oo8kz ปีที่แล้ว

      No bzaeba ornik autezareben kal bkala awrajawnet bezihu eyu zbele

  • @sunnyday5353
    @sunnyday5353 ปีที่แล้ว +1

    ስምዑ አቶም ተቓመርቲ ትምህርቲ ተማሃሩ ካብ አእማን ምድርባይ ተሕልፉዎ ግዜኹም ተማሂርኩም ን ነብሱኩም ስድራኹም ኩኑ ::

  • @saudibrahim3498
    @saudibrahim3498 ปีที่แล้ว +12

    ጆስያስ ባሐቂ ኩሉ ዝተዛረብካዮ ኩሉ ሐቂ እይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ❤❤

    • @weynalem6166
      @weynalem6166 ปีที่แล้ว

      Hade seb hatituka ykewn neti dembe fthi kulu aytlekmo bzuhat kem mehdemi ytkemula eyom awrajawyan enabelu

  • @Yotkk
    @Yotkk ปีที่แล้ว +1

    እቲ ነሃገርካ ዝሰራሕካዮ ከኹርዓካ እዩ ዝግብኦ፣እዚ ዘለኻዩ ሂወት ክኣ ካልእ ሂወት ዩ ፣እንተኺኢልካ ኣብ ጎኒ ህዝብኻን ሰራዊትካን ኩን፣እንተዘይኪኢልካ ድማ ሱቕ ኢልካ ስራሕካ ስራሕ፣ ምኽንያቱ ኣብ ደገ ዘሎ ህዝብኻ ብመን ይህረም ኣሎ ዝጠፍኣካ ኣይኮነን፣ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝቢ ሰራዊት መንግስቲ ግደፎ ድሓን

  • @meronhaile3190
    @meronhaile3190 ปีที่แล้ว +9

    God bless you you are a gentle Eretrean man !!!!!!!

  • @michaelbehane8768
    @michaelbehane8768 ปีที่แล้ว +2

    ጆሲ ሓወይ ኣብ ፖለቲካ ዓቅሚ የብልካን እንበር ቀደም ውሽጥካ ምደፍኣካ ምኣተካዮ
    ፖለቲካ ተውህቦ ኢዩ ዘይተውህቦካ ከይትከስር
    ተውህቦካ ካልእ ኢዩ በቲ ተድምዓሉ ከኣ ስራሕ
    ካልእ ትውህቦ ኣለካ ኣውኡ ርገጽ ኣይትሓምዙቅ ጆሲኖ
    ምክንያቱ በዚ ትብሎ ዘለካ ዓደይ ሓቲቶምንስ ወጺየ ኣውራጃይ ሓቲቶምንስ ወጽየ እንታይ ምክንያት ኢዩ እዚ
    ዓድካ ዘይትነግር ኮሪዕካ ታይ ኢዩ ስክፍታካ ዓድካን ኣውራጃካን ምሕታት ዓሌትነት ማለት ኣይኮነን ብጀርመን ሌላ እንበር ስለዚ ብኣወንታ ተረደኣዮ

  • @benjamintesfu5778
    @benjamintesfu5778 ปีที่แล้ว +8

    ጽቡቅ ኣልውካ እዛ ሃወይ ብትምህርትካ ኣብ ዝላዓለ ብጻሕ ኣምላክ ይሓግዝካ
    ፈሊጥካዮም እለካ እዞም ዓዳውያን
    ብዓዲ እምበር ብኤርትራ ዘይሓስቡ

  • @meharifrezghi6854
    @meharifrezghi6854 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ቡዙሕ ሃተፍተፍ ሓንቲ ከተፍ ይብሃል ስለ'ዚ ንስኻስ ሃገር ንዓኻ ኣብ'ዚ ሕጂ ኣይንታይንካንያ ማለት ድያ?

  • @weldutesfay1060
    @weldutesfay1060 ปีที่แล้ว +4

    ከምዝዮም ዝሓስቡ ከምዚባ ዘይኮነስ ኢድካ ኣእቲኻ ከተዕሪ ይግብኣካ ለማጽ ቃልሲ ክገጥመካ ዲኻ ትጽበ?

  • @xyz-sp9cr
    @xyz-sp9cr ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ነገርካ:
    ንህግደፍ ኣይትድግፎን ኢኻ: ንብርጌድ ንሓመዱ ትድግፎ ኢኻ: ኣድኒቀካ:
    ካብ ብዙሓት ሓደ ኢኻ
    ሕማቅ ነገርካ:
    ሓደ ሓደ ሰባት ዓደይ ሓቲቶምኒ ኢልካ ቃልሲ ገዲፈዮ ምባል ኣየጸብቀልካንዩ:: ብኦኦም ኣይኮነ እቲ ቃልሲ ዝግለጽ:: ዓደይ ምስ ነገርክዎም ኣጋንዮምኒ እንተትብል ቅቡል ምኽንያት ምኾነ:: ሓቲቶምኒ ጥራሕ ኢልካ ግን ኣይግድን:: ዓድኻ ተሓቲትካ ውን ከኹርዓካ ይግብኦ:: ወይስ ኣይትሕበንን ኢኻ ብዓድኻ ? ቀደም ከምኡ ኣይነበረን ዝበልካዮ ከኣ ሎሚ ኣብ ቀደም ዲና ዘለና? ቀደም ደኣ ምሽ ዓድኻ ክትሕተት ጽባሕ ንግሆ ናበይ ኢና ኢልካውን'ኮ ኣይሕተትንዩ ኔሩ:: ( ዳሓር ከኣ ይበሃል ደኣ'ምበር ይሕተት ኔሩዩ: ህግደፍዮም ከምኡ ኢሎም ዘሽክዑና ኣይሕተትንዩ ኔሩ እንዳበሉ):: ኣይሕተትንዩ መበሊኦም ከኣ ወላ ቀደም ከምዚ ናይ ሕጂ ቃልሲዩ ኔሩ : ንሱ ከኣ መብዛሕትኡ እቲ ሰብ ካብ ሓደ ከባቢ እዩ ኔሩ:: ስለዚ ዝኑቅ ቃልሲ ኣይኮነን በይንና ኣይንመውትን ኣቤለው እቶም ካልኦት ዜጋታት ንከይበሃልዩ ዓድኻ ኣይትሕተት ዝበሃል ኔሩ::
    ንነገሩ እምበር ብላሃጃኻ ፍሉጥዩ ዘሕትት'ውን የብሉን::
    ጸገምካ ይርድኣኒዩ : ንሱ ከኣ ኣብቲ ቃልሲ ምስ ከድካ ደቂ ዓድኻ ወይ መታዓብይትኻ ኣይረኸብካን: ምኽንያቱ መብዛሕትኦም መታዓብይትኻን ደቂ ገዛውትኻን ንህግደፍ ይድግፉ ስለዘለው ማለትዩ:: ወላ ኩሉ'ሞ ግደፎ እሞ ኤርትራ ሕማቅ ኣላ ኢልካ እንተኣሚንካ ብዝኾነ ዓቅምኻ ዘይትገብር:: ንክትቃለስ ግድን ምስ ውድባት ክትጽንበር ኣለካ ማለት ድዩ ? ብናይ መን ስንክልና ደኣ እታ ሃገር ክትመጻልካ ትጽበ ኣለኻ ? ለውጢ ደኣሞ ካብ መን ትጽበ? ብርጌድ ንሓመዱ'ኮ ውልቀ ሰባትዮም: ውድብ ወይ ደቂ ሓንቲ ዓዲ ኣይኮኑን:: ቀትሪ እምኒ ደርብዮም ምሸት ንገዝኦም እዮም ዝምለሱ :: ዕድል ኣይገበርናን እቶም ካልእ ዞባታት ወይ ኣውራጃታት ኩሎም ይድግፉ ኣለው:: ኣጋጣሚ ኮይኑ እዞም ብርጌዱ ንሓመዱ ወይ ተቃወምቲ ካብ ሓንቲ ኣውራጃ ዝመጹዮም መብዛሕትም:: ስለዚ ኣብ ሞንጎኦም እንተኼድክ ንስኻ ኣይፈልጡኻንዮም : ካበይ መጺኻ ኢሎም እንተሓተቱኻ ብኹርዓት ክትነግሮም ይግብኣካ::
    ስለዚ ብውልቅኻ ውን ክትቃለስ ይግብካዩ:: ዓቅምኻ ክትገብር ይግብኣካዩ:: ስቅ ዝበለ ምስ ጸላኢ ዳርጋ ዝወገነዩ:: ኣብ ዝኾነ ቃልሲ ከኣ ጉድለት ዘይብሉ የለን::

  • @letinak4559
    @letinak4559 ปีที่แล้ว +6

    ሓቅኻ ወደይ ወለድና ኣይጠዓሞምን ንዓና እውን ኣይጠዓመናን 😢😭

  • @debresahlsintmichael9779
    @debresahlsintmichael9779 ปีที่แล้ว +1

    ነቲ ስርዓት ከም ዘይትድግፎ ገልጽካ ኣሎኻ፡እንቋ ኣብኡ ኣይሃለኻ፡ዕድለኛ ኢኻ።
    እዛ ናይ ናይ ደለይቲ ሰላም ጉዕዞ ኣካይዳኣ ጽቡቅ ኣይኮነን ድማ ትብል ኣሎኻ።ጽቡቅ ሪኢቶኻ ስለ ዝኾነ።
    ሓንቲ ክትገብረ ዘለኻ እቲ ቅኑዕ ትብሉ ሓሳብ ሒዝካ ከም ተበገስካ ጽቡቅ ነይሩ።ብዙሓት ከማዓ ከኣ ምረኸብካ።ወይ ምመሃርካ ወይ ምተመሃርካ።
    ከምዛ ዘለኻያ ድሕሪ መጋረጃ ምኻድ ግን፡
    እዚ ዘሎ ማጋረጃ ምስ ተቀንጠጠ ኣብ ሓዲኡ ብዘይ ምጽናሕካ ከሕፍረካ ኢዩ፡
    እግርኻ ኣይተሐንክስ
    1፡እቲ ቅኑዕ ትብሎ ሒዝካ እጃምካ ግበር
    2፥ምስ እዞም ዝረመዱ ዘለዉ ቀሪብካ ሓሳብካ እንዳ ሃብካ ተቃለስ
    3፥ናብ ህግደፍ ኢድካ ሃብ፡እዚኣ እኳ መሕፈሪት ኢያ ፡ኣይኮነን ክትፍጽማ ፡ክጽሕፋ ከማን ኣሕፊራትኒ

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 ปีที่แล้ว +5

    Ane kemta zelkaya yehsheka kemtom beal neshenshe konka keyterfe

  • @wegih9725
    @wegih9725 ปีที่แล้ว +2

    ሓያል ፈረስ ኣብ ቦታ ውግእ የብጻሓካ እምበር ኣይዋጋኣልካን። ባዓል ተወታፊ ጂ ስቱድዮ ባናና የርግጽዋ ኣለዉ ሰብ። እዚኦም ኣንጻር ህዝብን ሃገርን እዮም ዝቃለሱ ዘለዉ።

  • @ሰላምነዓካህዝበይ
    @ሰላምነዓካህዝበይ ปีที่แล้ว +4

    ጆሲ ጽቡቅ ኣለካ ከምዛ ዘለካያ ፖለቲካ ንፖለቲከኛታት ጥራይ ከም ኤርትራዊ ግን መንእሰይ ኣብ ጎኒ ሃገሩ ደው ክብል ኣለዎ ይሕመቅ ይጸብቅ ስድራና ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዘሎ ስደት ግዝያዊ ኢዩ💚💚

    • @fruitsarelife7073
      @fruitsarelife7073 ปีที่แล้ว +1

      Temporary 😂😂😂😂many people will not live anymore to see Eritrea.
      32 years is temporary? On which planet.

    • @samsongebrihiwot4589
      @samsongebrihiwot4589 ปีที่แล้ว

      Hulukus haki deytzareb...... lokmax 😢😢😢😢 when you ask asylum seeker..... ab godni hagery eye elka eukuba deythatit imo hiji lebam lebam tixawet fooo agelgelti nayzi ketali srat niktkewun welehanti ayedlyekan only like u bullshit

    • @samsongebrihiwot4589
      @samsongebrihiwot4589 ปีที่แล้ว

      ​@@fruitsarelife7073
      Please tigrina iba xahafi ayrdon u 32 years temprary kkkkkkkkk izom LLP iko seb ashegirom iko

  • @Bahlawi00291
    @Bahlawi00291 ปีที่แล้ว +1

    ጆሲ ሓፈሻዊ ማእከላይ ዘረባ ዳሓን ዝኮነ ዘረባ ኢዩ ሕቶይ ኩሉ ሰብ ቻነል ደለዎ ድዩ ግድን ፕሎትከኛ ክከውን ደለዎ ካላኣይ ነዞም ንህዝብን ንስደተኛ ቆልዓ ሰበይቲ ኣብ ስደት ዝእከቡ ንክጭፍጨፉ እውን ኣብ ኣዛራርባካ ሕጉስ ትመስል እቲ ብሃይማኖትን ኣውራጃ ምሕታቶም ኢዪ ኣጽሊእካ እንበር ቃልሶም ደስ ድበለካ ትመስል ብትክክል ከ ሰላማውያን ህዝቢ ድጭፍጭፍስ ፍትሒ ደሌ ክብሉ ከለው በየናይ መቀኒ ኢዮም ፍትሒ ዝሓቱ
    ተወሳኪ ኣብ ጥቃ ሕሙም ዓይኒ ኣይተቅርብ ቲኪ ድዮም ዝብሉ ብድሕሪ መጋሬጃ ኮንካ ቃልሲ ኣይኮነንን እንዳበልካስ ኮሞንት ጽሓፍሎይ ሸር ክብል ይክእል ኢየ ትብል ኣለካ ግን እዚ ከ ብቅንዕና ንፖለቲካ ዝራሓቅካሉ ዘየምስል ብዝኮነ ኣብቲ ትነጥፎ ዘለካ ማሃሪ ነገር ተትጸንዕ ምሓሸ ጠብሎቅሎቅ ከይኮነካ ወይ ማሃርን ጠቃምን ከምዚ ደለካዮ ሕዝ ወይ ክኣ ሳንጣካ ሒዝካ ኣብ ዕዳጋ ፖለቲካ ውፈር ኣብ ዓለም ቡዙሕ ሳብጀት ትማሃር ሰብ ግን ብሓደ ሞያ ኢዩ ዝምረቅ ንኩሉ ይኩሎ ኢየ ኢልካ ካብ ሰብ ከይትንጸል ዶክቶር ብኩሉ ዓይነት ትምህርቲ ኢዩ ዝውድእ ስርሑ ግን ደኩተር እንበር ናይ ሕርሻ ወይ ናይ ኢንጅነር ኣይኮነን ስለ እዚ ይፈልጥ ኢየ ከይሃስየካ

  • @elduAbraham
    @elduAbraham ปีที่แล้ว +15

    ጽቡቕ ሰብ መርገጺ ክህልዎ ኣለዎ

    • @kebreabwoldemariam8821
      @kebreabwoldemariam8821 ปีที่แล้ว

      ናይ ግዱን ዝበሃል ነገር የለን ቀይሕ ስሚን ቆጽላይ ስሚን ሐዲኡ ስተ ዝዓይነቱ እዩ ።

  • @Selamnkulu652
    @Selamnkulu652 ปีที่แล้ว +1

    Anbesa jegna eleka aleku ezom aeman gdefom tray seb nea fegae elka ke yxwea du 😅😅😅
    Wey guddd

  • @zewidibuxamlak5730
    @zewidibuxamlak5730 ปีที่แล้ว +10

    መሰናኽል ዘይብሉ ቃልሲ እኮ የሎን ንመሰናኽል ሰጊርካ ኢኻ ኣብ ዓወት ትበጽሕ እዚ ሕጂ ተበጺሑ ዘሎኮ ክንደይ መሰናኽል እዮ ታሓሊፉ ኣብዚ በዚሑ ፍልልያት ክህሉ ናይግድን እዩ ግና ከክም ኣመጻጹኡኡ ትገጥሞ

    • @egk7594
      @egk7594 ปีที่แล้ว

      Nezi badi bawraja mkffal dika buzuh mesenakl tahalifu tbl zeleka nkhat zeyblu hzbi do trekb eka wedey bkemzi lewti ente mexiau si nrei belet awrti u negeru

    • @fekarwedifekarat
      @fekarwedifekarat ปีที่แล้ว

      @@egk7594nska hji Awrajaei eika tkewn eko lebam lebam txawet aleka .Bwegeney knegreka ane ka beawrajay krua eye neabnet kab wedi Awrajay Tegedalay znebere halifi kale Awraja xerifomo eile kchich eyu zeybleni mkniatu nsu nay Hzbawi gnbar wey kea nay mlue Hzbi Eritra ember nay beyney aykonen.Gele sebat gn Awraja ayeamn eye kbluka yxenhu emo gmtl eilom neti natom awraja dika wey wedi awrajeaom ms ttnkfelom nsom kabaka gedidom ymexka slezi ane kem zmeslene Kab zoabeye sgab znaese Hzbna hmam Awraja alewo ezi gn xegem yebln tray ktzelalef yeblkan eye ane zeamn

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 11 หลายเดือนก่อน +1

    kabey kemzimexe zeyhato weyzeyhaten entekoynu aynay tienan hawey natey nay sheabya sisitem emo entay tekimna

  • @HailabGebremeskel-xs4ji
    @HailabGebremeskel-xs4ji ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ጆሲ ሓወይ ሕጂ ውን ማይ ኣይሓለፎን እዚ ሕጂ ኣብዚ ህሉው ቃልሲ ዘሎ ወሎዶ ክንዳካን ምንኣስካን ኢዮም እሞ በዚ ትብለና ዘለካ ትምርቲ ውን ስለ ዘለካ ካባካ ብዙሕ ክምሃር ይክእል ኢዩ ኣመጻጽኣና ውን ኣይጠፍኣካን ኢዩ ብዙሓት ከምዚ ናትካ ሓሳብ ዘለዎም ተቃለስቲ ውን ኣለዉ ኣርክብ ጆሲ ሓወይ ጎኒ ጎኒ ትምርቲ የድልየና ኢዩ ብጣዕሚ ትርሕቁና ኣለኩም ሕጂ ውን ነዚ ነድርና ሪእኩም ኣብ ጎንና ኩኑ ሰላም ንዓካ❤

    • @AsmeromGhide
      @AsmeromGhide ปีที่แล้ว +1

      Goney haqika eka brdit zmerhana trekibna dea klatna ab mesmer alena kemzi zelwo tkoynu gen tem teum eyu 🇪🇷

  • @onelove4923
    @onelove4923 ปีที่แล้ว +1

    So what 😂 ...it.s duty bro...

  • @kiros123
    @kiros123 ปีที่แล้ว +12

    ክክክ ጆሲ ፖለቲከና ክትከውን ኣይትኽእልን ኢኻ ፡ ምኽንያቱ ሓሳብካ ብቐሊሉ ክትገልጽ ኣይትኽእልን ኢኻ።

  • @senaitbeyene8956
    @senaitbeyene8956 ปีที่แล้ว +1

    Josi btami nfua kexlo ayedlyekan eyu abxbuk atehasasba aleka

  • @Solvlove495
    @Solvlove495 ปีที่แล้ว +5

    Rezin seb kemaka ybzuhulna

  • @sunnyday5353
    @sunnyday5353 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉ ደጋፍ ይፈልጥ አዩ ኣብ ኤርትራ ናይ ኢኾኖምይ ጸገም ከም ዘሎ አንተኾነ ግን ሓቢርካ ንዓድኻ ለውጢ ክነምጺእ ኣለና ምስ ወያነ ኮንካ ዝመጽእ ለውጢ ግን የለን አዩ አቲ ነገር :: 🇪🇷🇪🇷

  • @tsegaestefanos6922
    @tsegaestefanos6922 ปีที่แล้ว +8

    ጆሲ ሀወይ ኤርትራዊ እየ ስለዝበልካ ጸለመ መጥቃእቲ ክመጸካ እዩ ተጻወሮ ኢካ🇪🇷🇪🇷❤️

    • @bibiberaki914
      @bibiberaki914 ปีที่แล้ว +1

      Sekiti hasawit hgdf ente elu kinchifchifo Ena ertrwi delyi fithi gin ♥️ love him so enkae degafi hgdf aykone ember

    • @LRL.1995.8
      @LRL.1995.8 ปีที่แล้ว

      @@bibiberaki914 Hgdef zbl zerba ab makorka tewiktu eu mish

  • @hybirdgenetic7096
    @hybirdgenetic7096 ปีที่แล้ว +1

    እሞ ኣድጊ ንሓመዱየ ዘይትብል

  • @marikefela4913
    @marikefela4913 ปีที่แล้ว +6

    ኩቡር ሓወይ እቲ ሒዝካዮ ዘለካ ትምህርቲ ኣምላክ ኣብ መፈጸምትኡ የርእኻ።
    1.ግን ክሓተካ ተቃዋማይ ኢየ ትብል ኣለኻ ጸገም የብሉን ኽትቃወም ክትድግፍ መሰልካ አዩ።
    እቲ ጸገም ግን ኣውርጃውነት ኣይድግፍን ኢየ ትብል ኣለካ እዞም ኣብ ጊሰን ከዕገርግሩን ከንገርግሩን ዝወዓሉ እኮ ኣውራጃውያን ኢዮም ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ኢዮም ከመይ ድኣ ድጊፍካዮም
    2. ወታሃደር ኔረ ትብል ኣለካ ስድራኻ ውን ተጋደልቲ ኔሮም ንስለ ሃገር ዝሰንከሉ ኢዮም ። እቶም ንስኻ ተቃለስቲ ኢዮም ትብሎም ዘለኻ ነቲ ናይ ወለድካ ታሪክ ዘቓሽሹ ዝለገጹ ኢዮም ። ከመይ ድኣ ነቲ ናቶም ግብረሽበራ ትድግፎ ኣለኻ።
    3.ህግደፍ ዓማጺ ኢዩ ትብል እንተ ሃሊኻ ስለምንታይ ብረትካ ደርቢኻ መጺኻ ህግደፍ ኣብ ጊሰን ወይ ኣብ ስተኮልም ኣሎ ኢሎምኻ
    4. ንፍትሒ ትቃለስ እንተ ሃሊኻ ከ ብደንጎላን ብኻራን ኣንዳ ሃረምካ ድዩ ስብ ኣብ ድሌቱ ይእመን እንታይ ጸገም ኣለዎ።
    ፍትሒ ሰባት እንዳ ጋዕጸጽካ ንፍትሒ ይቃለስ ኢየ ምባል ይኣክል።

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 ปีที่แล้ว +1

    I like your kitchen

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 ปีที่แล้ว +4

    ጆሲ ተቕርቦ ኩሉ ጽቡቕ የድንቕካ ኢየ ስርዓት ዘለካ ኢኻ ከም ቀደምካ ቀጽሎ ❤

  • @AGMediaEri
    @AGMediaEri ปีที่แล้ว

    ጀሲ ዓቢ ሰብ...ቃልሲ
    ስምካ፡ዓዲ፡ሃይማኖት፡ብሔርን ኣውራጃን(ዞባ)...ይሓትት'ዩ።
    መን ኢሎም ደኣ ክፈልጥኳ ብፍላይ ምስተሰዋእካ፧
    ግን ንምፍልላይ ወይ ንገለ ኣካል ንምጥቃዕ ክትጥቐመሉ የብልካን እምበር።
    Anyways good advice!

  • @tesfitghede
    @tesfitghede ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቅ ኣለኻ ስራሕኻ ግበር ትም ኢልኻ ከምቀደምኻ ዕድመ ይሃብኻ ሓቂ ስለ ተዛብኻ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኩን

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 ปีที่แล้ว +1

    100%I agree with you ከይድግፍ እንታይ ሪኤ ከይቃወም ምስ መን ኣንጻር መንግስቲ ድዮም ወላስ ኣንጻር ሃገር ዝቃለሱ ኣይርደኣንን እዩ

  • @estiyakoesti6700
    @estiyakoesti6700 ปีที่แล้ว +3

    ስቅ ምባል ይሕሸካ ራኢካ ሕማቅ እዩ

  • @freabu1903
    @freabu1903 ปีที่แล้ว +1

    ስቕ ምባል ይሕሸካ ከምታ ዘለኻያ ከምኡ ኢንተኾይኑ ኢታ ጉድጓድ ክትኣትዋ ኢኻ ,,,,,ከምዞም ወኻሩ ተጋሩ

  • @SamiSami-tq5zb
    @SamiSami-tq5zb ปีที่แล้ว +4

    Eway hawey Fah eltka gn entay ktgebr flut bdhrit eyom tzareb elemuka

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  ปีที่แล้ว

      Kkkk

    • @merhawiakberom2271
      @merhawiakberom2271 ปีที่แล้ว

      ​@@JosiasDenden ezi metsetsets zey tigedfuwo bezkone tsubuk eyu enkae feletnaka

  • @yordakerenjesuslord3387
    @yordakerenjesuslord3387 ปีที่แล้ว +7

    ኣሰይ ጆሲ ሽኮር❤❤❤ ንዓኻ ትምርኦ ፈጢርላ😊😅 ብልቢ'የ ዝፈትወካ❤

    • @abrahamasfaha5651
      @abrahamasfaha5651 ปีที่แล้ว

      Mish do ?¿?¿

    • @iamblackboyrambo9430
      @iamblackboyrambo9430 ปีที่แล้ว +1

      Jermenawit eya sebytu aynki akbi 😂

    • @tessola2169
      @tessola2169 ปีที่แล้ว

      Ane endiye sebrytu😅

    • @tesfitghede
      @tesfitghede ปีที่แล้ว +1

      ከረን እሞ ቤጠ እንዲኩም ኮይንኩም ኩሉኩም ከመይ ጌሩ ክምርዓወኪ ዋላ ተፈተክዮ

  • @wediEri_9
    @wediEri_9 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጅግና ነጋሲ፡ ኣቦኻን ሓወቦታትካን ከምኡ ኸኣ ህዝቢ ኤርትራ ደቁ ዝኸፈለላ ሃገርን ስለዝኾነት ስኽፍ ኣይበልካ፡ ጽሩይ ኤርትራዊ ኢኻ።
    ኮይኑ ግን ኣብታ ስቕታኻ ኣዛሪቦምካ፡ ብኻ ብዝነበርካያ ስቕ ኢልካ። እቶም ቤተሰብካን ብህጻንነትካ ንፈልጠካን እንታይ መርገጺ ኔሩካ ካብ ኤርትራ ኣትሒዝካ ኣዳዕዲዕና ንፈልጥ ኢና 🤷🏾‍♂️ ግን እቲ መንግስቲ'ኸ ጥዕምዎ ድዩ? ኣዕሪፉ ይፈልጥ ድዩ ካብ ተጻባእነት ባዕዳውያን? ወይስ ንዓና ክጥዕመና ዘይተምበርከኸ? ረዚን ዋጋ እኮ'ዩ ተኸፊልዋ፡ ኣነ ክነግረካ እቲ ህዝብና ዝተጓዕዞ? እነሀልካ'ሞ በል ሳልስቲ ዝኸውን መብልዒ ገንዘብ ይገብሩኻ ተተቐባቢሎም🤷🏾‍♂️
    ብዝኾነ መሬት በርሃው ምስ በለ ከምዚ መደረ ምሃብካ ኣገዳሲ ኾይኑ ኣይረኸብክዎን።
    ነዞም ዓሌታውያን ብኸብዶም ዝግዝኡ ክትምልስ ኢልካስ ባይታ ክትወርድ !!!
    ብዝኾነ ትም ርዝነት'ዩ ኔሩ !

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበለይ ቤተሰብ 🙏🙏🙏

  • @Arsu10gunners
    @Arsu10gunners ปีที่แล้ว +7

    *ኣፍ ክኽፈት ርእሲ ይኽፈት ይብሉ ወለዲ ኣነ እኮ ኣቐድም ኣቢለ እንድየ ተኸታቲለዮ ኣካይዳኻ ፈሊጠካ ኔረ ኢየ ከይሓፈረ ከኣ ፖለቲከኛ ከለኻ ይብሉኒ ኢልዋ።ክእለት ኣዘራርባ ከማን የብልካን እታ ጸገም ግን ብገርህኻ ኣውጺኻያ ዓዲ ምሕታት ዘሰክፈካ ካብ ኮነ ዓዲ'ውን ክህልወካ ኣይክእልን ኢዩ ብዓድኻ ዘይኮራዕካ ንኤርትራ ክትቃለሰላ ዘይሕሰብ ኢዩ።ካብዚኣ ንላዕሊ ከይትውስኽ ዝገደደ ከይትምዘን ትኣኽለካ እዛ ዝበልካያ ክቡር ሓው።*

  • @Wetru_hagerey470
    @Wetru_hagerey470 ปีที่แล้ว

    Jossi yfetweka eye gn abza Video ezia lebam lebam eka txawet zeleka mknyatu eti dembe fthi giega zkeyd ente halyu tgedfo zeykonka neti giega ክትእርሞ ዩ ዝግበኣካ።።

  • @asterb2728
    @asterb2728 ปีที่แล้ว +5

    ኩቡር ሓው ጆሲ ኩሉ ትገብሮ ጹቡቅ ስራሕ ኢካ ትስርሕ እሞ እዞም አብ ሃለውለው ኮኡትውካ ስለ ዝደልዩ እዮም።ስለዚ መንነትካን ዕላማካን ባዕልካ ትፈልጥ ስለዚ እዝነ አይትግበረሉ።ስለዚ ንዓካ ዝጥዕመካ ጥራይ ስራሕ እየ ዝብለካ እየ ዝብለካ።
    ጀግና ድማ ክብረቱ አይቅንስን እዩ።ስለዚ ዕላማካ ባዕልካ ትፈልጥ ስለዚ ከምቲ ንስካ ትብሎ ትአምኖን
    ቀጽሎ ጥራይ

  • @aloniab93
    @aloniab93 ปีที่แล้ว +1

    Are u 19th raund

  • @ሰላምማዓልቲ
    @ሰላምማዓልቲ ปีที่แล้ว +17

    ከምዛ ዘላካያ ከስኣላ 🇪🇷❤️

  • @eritreafirst9003
    @eritreafirst9003 ปีที่แล้ว

    😮 teketatali natka eye neyre hji gn nezom yedug nihamedu zibhalu kitidgf mis rekuka btami eye tselieka kuluka Eritrea bi eritreawyan tiamn kea kabzi adgi nihamedu josias elu ab youtube jubau zehtir beta lemach lemanit melhasu tetekimu un fellow belwo deki Erey 🇪🇷 pls nezi kuluka Eritreawi unfellow belwo kabzi timharwo yelen

  • @taz3739
    @taz3739 ปีที่แล้ว +15

    ሰብ ስረ ተቃሊሶም ዘመጽእዎ ናጽነት ከተጥፍእ ትግራይ ትዕወት ምባል ቃልሲ አይኮን ጆሲ ትሪኦም አለኻ

    • @sabaamanuel8501
      @sabaamanuel8501 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣለካ ሓወይ

    • @Selamfrom2022-ur3hz
      @Selamfrom2022-ur3hz ปีที่แล้ว

      Nay Behaqi ygermeka

    • @trhashaile2482
      @trhashaile2482 ปีที่แล้ว +3

      አንታ አብ ምዕቡላል ዓለም አናተከመትኩም'ስ ዘይትምብሉ አኩም ትግራይ ትዕወት ማለት አኮ ተወሪራ ስለዝነበረት ሰባውነት እዩ ክትድሕን አለዋ ሰብ ከማና አንድዮም ስለምንታይ ሰላማዊ ሰብ ይተፍእ ማለት አዩ:: አምበር ኤርትራ ትጥፋእ ማለት አይኮነን::

    • @Selamfrom2022-ur3hz
      @Selamfrom2022-ur3hz ปีที่แล้ว

      @@trhashaile2482 Suq tum yu Suq beli tekalki Temahari

    • @delinasami4901
      @delinasami4901 ปีที่แล้ว +3

      ​@@trhashaile2482ትግራይ ኣብ ልዕሊ መን ክትዕወት ኢልኩም ኢኩም ትግራይ ትዕወት ትብሉ ኔርኩም

  • @wedishire2620
    @wedishire2620 ปีที่แล้ว +1

    Chid mushmush gohaf

  • @awitatube4658
    @awitatube4658 ปีที่แล้ว +4

    ጆሲ ብራቮ stolz auf dich 👏

  • @hermoneyob7373
    @hermoneyob7373 ปีที่แล้ว +1

    Edme yhabka blkea gelixkaya

  • @brebeldeab22
    @brebeldeab22 ปีที่แล้ว +3

    ኣይድልየካን ኢዩ መስደዲካ ጥራይ ግበር

  • @abrahamasfaha5651
    @abrahamasfaha5651 ปีที่แล้ว

    Ata hawey tasera eritreawyan eko tewesidu eyu kabaka nlaeli sakitsm col Biniam kkkk meshak hbri ansola zgelts tgraway neyru Anti lomus tegtmkum ekum bambula ekum

  • @Solvlove495
    @Solvlove495 ปีที่แล้ว +3

    Rezin seb kemaka ybzuhulna,nenatka aynet tewhubo alo

  • @fekarwedifekarat
    @fekarwedifekarat ปีที่แล้ว +1

    Josi hawey hasabka kbul eyu gn kea oakmi nahaleweka ketemaezn nakaealka nmntay kdm ktfn aleka eko Ane kemzmesleni Oadawnet yhlu endyu gn anxar hgdef si klu seb Adi gele aymhateten niaru Slezi eti dkefeae nafeletka shelel mbal eyu Fre nay Sdrabiatka ktrei kea eidka mhwas eya Abotatna eko 30 oamet tegadilom nhna gda ab trfi gziana meselna hluw nezi si hangofay eilka ktkbelo ygbeaka koynu ysmoani Josi hawey

  • @mussielegese8072
    @mussielegese8072 ปีที่แล้ว +25

    እሞ እንዳ ተቓልስካ ኢዩ ዝዕረ ጆሲ ሕጂ ግን አፈ ጨለ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ❤️❤️

    • @brhinefrem9273
      @brhinefrem9273 ปีที่แล้ว +6

      Sekubele lekebat kemzi natka emni zeyderbey delika komal

    • @ghirmayweldeyesus5293
      @ghirmayweldeyesus5293 ปีที่แล้ว

      @@brhinefrem9273 eway eritreawyan kemana zxaref yihlu do yikewn abza alem 😃

    • @sabinaweldeab5485
      @sabinaweldeab5485 ปีที่แล้ว +2

      Tgraway zeykone bhaili 😅😅

    • @egk7594
      @egk7594 ปีที่แล้ว +1

      Xbuk alo

    • @wediEri_9
      @wediEri_9 ปีที่แล้ว

      ጉሓፍ ዓጋመ፡ ምስ ጠዓመክን ከኣ እንዳ ስቲን ተእትውኦ፡ ይፈልጠክን'ዩ ጽቡቕ ጌሩ☝

  • @Bahtimeskerem
    @Bahtimeskerem ปีที่แล้ว

    ኣነ ናብ ሜዳ ክስለፍ ከለኹ፣ ምሉእ ስመይ፣ ዕድመይ፣ መቦቆል ዓደይን ኣውራጃይን፣ ደረጃ ትምህርተይ፣ ሃይማኖተይ፣ ዝርዝር ኣስማት ወለደይን ኣሕዋተይን፣ ኦርኒክ መሊአ። እዚ ኦርኒክ ዘይመልአ ተጋዳላይ እንተሎ ሃየ ይዛረብ። ስለዚ እዛ ናይ ኣውራጃ ሕቶ ዘይምፍርሓ፣ ካብ ከም መፈላለይት ዝጥቀሙላ ሰባት ጥራይ ምጥንቃቕ እምበር፣ ኣውራጃይ ሓቲቶምኒ ኢልካ ቃልሲ ኣይቛረጽን እዩ።

  • @AbAlemey
    @AbAlemey ปีที่แล้ว +5

    ከምዛ ዘለኻያ ቀጽል ጆሲ ሓወይ።

  • @samboy486
    @samboy486 ปีที่แล้ว +1

    anta jossi amo aska tamnelu qalsi fter sekitka seb aytenaaas ati thaysh tbelkaya mengedi kid

  • @RashiAbdella-gc6mx
    @RashiAbdella-gc6mx ปีที่แล้ว +2

    haweይ polotica gidafka ኤርትረአው qorihka timhirt kixelo new belo polotica eritreawinet kubur mininet..

  • @henokrobiel28
    @henokrobiel28 ปีที่แล้ว

    Kemta nay kedmka tesheka nay awerba pasta biera nay Türkei kebabe expire aytblu endblka esa tesheka enberk eza natka zhaza yelen esa tesheka

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት ปีที่แล้ว +13

    ክቡር ሓው ኩሉ ሰብ ኣብቲ ዘድምዓሉ ኢዩ ዝሰርሕ ኣነ ዝጸልእ ብኩሉ ክፍተው ኢሎም ሎቕመጽመጽ ዝብሉ ስለዚ ንስካ ኣብቲ ትሰርሖ ዕጉብ እየ' ናይ ሃገርና ፖለቲካ ዘይኮነ ክነብር ኢና ዘይከኣልና' ብዝኮነ በርትዕ ኣጆካ!

  • @merryrussom5338
    @merryrussom5338 ปีที่แล้ว +1

    lebam temslne neyrka gn betam eka denqoro temrti kabe eshnte aynafgne eyu zebahle abaka tazebyo really use less eka

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 ปีที่แล้ว +9

    ጽቡቅ ዩ ሓሳብካ ግን ሓንቲ ክዉስኸልካ ኣብ ደምበ ተቋዉሞ ዓዲ ዶ ቦታ ዶ ትሕተት ዝበልካዮ ግድን ኢካ ክትሕተት ማለት ኣብ ዉድብ ክትዉደብ ከለካ ኣድራሻኻ፡ክትመልእ ሕጋዊን ግዴታዉን ዩ።ኣብ ኤርትራ ዉን በዛ ነብስካ ካብ ኣውራጃ ወይ ዞባ ክሳብ ዓዲ ኢካ መሊእካ ኔርካ ስለዚ ግድን ዩ፡መን፡ደኣ ሞ ክትብሃል ኣድራሻ ዘይምላእ ተኮይኑ? ካልኣይ ወላ ኣብ ዉዳበ ኣይትእቶ ኣብዛ ቻነለካ ኮይንካ ትምርቲ ተቅርበልና ዘለኻ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ስሕት ኢልካ ዉን ብዛዕባ ወጽዓ ሃገርን ዘናዮ ኩነታትን ኣፈታትሑኡን፡መደብ ግብር ከተብል ይግባእ ዩ።ናብ ዉዳብት ኢቶ ዝበለካ የለን ገዲፍካዮ ዉን ግን ኣብዛ ቻነልካ ቁሩብ ሕዉስ ከተብል ይግብኣካ ዩ ህጂ ዉን ኣሎ ግዜ በርትዕ ይብለካ።

    • @RGS905
      @RGS905 ปีที่แล้ว +1

      👌👌👌

    • @ሐቂንሕልናይ
      @ሐቂንሕልናይ ปีที่แล้ว +1

      አነዉን ይሳማማዐላ እየ እዛ ፅሑፍ

  • @merhawikahssai5092
    @merhawikahssai5092 ปีที่แล้ว +1

    ቺድ ርእሲ ደርሆ

  • @PrincessEithopian-pv2zh
    @PrincessEithopian-pv2zh ปีที่แล้ว +5

    Thanks you are right wow you are amazing ❤😂🎉🎉🎉🎉❤ yes you are right 🎉🎉

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  ปีที่แล้ว

      🙏🙏🙏

    • @AsmoromAsfha-cx5jh
      @AsmoromAsfha-cx5jh ปีที่แล้ว

      ​@@JosiasDendenbel Josi habibi ahguiskeni ab goni wexu hizbka mis rakuka subscribe geyrlka aleku ajoka habibi anes kabziom misli Eritrea tedeweinu kelo xubuq ala tibil mesilni xenihu agibelka gad bless you bro ❤❤❤❤❤

  • @YohannesSium-s1v
    @YohannesSium-s1v ปีที่แล้ว +2

    ጆሲ ሓወይ ከምዛ ዘለኻያ ትሕሸካ ምክናቱ ንጹር ዕላሞኦም ምርዳኣ ኣብና ኣሎ ❤❤❤❤❤

  • @iloveyoumummy1899
    @iloveyoumummy1899 ปีที่แล้ว +21

    እዛ ሕጂ ዚገበርካያ ከማን ጠፋእካ ሕጂ ስረኻ ብኽሳድካ ኣውጻያ ኪብሉኻ አዮም አንዳ ትግራይ ትዕወት😅 አጆካ ወዲ ጀጋኑ ጹቡቕ ኣለካ ❤❤🇪🇷🇪🇷

    • @fruitsarelife7073
      @fruitsarelife7073 ปีที่แล้ว

      Hgdef = terrorism in Eritrea👹
      💙💙💙🦋🦋🦋🦋🦋🦋freedom and properity for Eritreans.🙏🏾🙏🏾

    • @mogosmelak6213
      @mogosmelak6213 ปีที่แล้ว

      ሓላዪ ኮንካ ኢካ ትዛረብ ዘለካ .ብዛዕባ ትግራይ ዘይኮነ ብዛዕባ ኤርትራ አዩ ክዛረብ ጸኒሑ ነጅስ ዋሒድ

    • @iloveyoumummy1899
      @iloveyoumummy1899 ปีที่แล้ว

      @@mogosmelak6213 ትግራዋይ ትግራይ ትዕወት እንተበለ ሓላል እቲ ከፊኡና ዘሎ ናይ I can't even tell you my brother it's heart breaking

  • @skufseb1skufseb118
    @skufseb1skufseb118 ปีที่แล้ว

    ጆሲ፡ ቅኑዕ ተዛሪብካ፡ ግን ሓንቲ ጌጋ ተዛሪብካ።
    እቶም ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ፡ ነቶም ደገፍቲ ናይ ምድጋፍ መሰሎም ብምግሃስ፡ እናፈግእዎም ደስ ኢሉካ ተዛሪብካ።
    ነቶም ተቃወምቲ ናይ ምቕዋም መሰሎም ኣኽቢርካ፡ ነቶም ደገፍቲ ከኣ ናይ ምድጋፍ መሰሎም ግሂስካሎም። እቶም ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ ነቶም ኣብ ኤውሮፓ ፍቃድ ተዋሂብዎም ዳሶም ዝሰርሑ ደገፍቲ፡ ሕጊ ብምጥሓስ፡ ሰባት ዝፈግኡ ከመይ ኢሉ ሕልናኻ ተቐቢልዎ ?
    ብኸምዚ ኣገባብ ዝመጽእ ፍትሒ የለን፡ ህዝቢ ይዕዘቦም ስለ ዘሎ።

  • @romazerit7949
    @romazerit7949 ปีที่แล้ว +4

    Haqeka aleka jossi ezi qalsi aykonenn tgray tewet endabelkas kemey eilu eu qalsi kbahl kem kedemka yhschka 😮

  • @bahregasizerhans
    @bahregasizerhans ปีที่แล้ว

    I have no doubt about your decision but I don't thing you fully aware about politic and not politic , blc we eritrean haven't politic right now just we have human traffic and children solider and unlimite national services,so no need to see any body about protester or hgdef, simply say no to human traffic hold in Eritrea , I don't gree everything you say blc you blame both sides. Finally I recommend you not look any body just no to dictatorship in Eritrea simply is that.

  • @haftomtekle9798
    @haftomtekle9798 ปีที่แล้ว +23

    ጎበዝ ሰብኣይ ኢካ ኣነጋግራካ ንባዕሉ ሰርዓት ዘለዎ እዩ መደባትካ መምሃርቲ እዬም

    • @abrahamasfaha5651
      @abrahamasfaha5651 ปีที่แล้ว

      Gtmti nski tgraweyti eki ¡¡!

    • @haftomtekle9798
      @haftomtekle9798 ปีที่แล้ว

      @@abrahamasfaha5651 እወ ትግራዋይ እየ

  • @robrahk1432
    @robrahk1432 ปีที่แล้ว

    ለባም ለባም ምጽዋት የኣክል!!!
    ተቓላሲ እኮ ጸገማት ኣብ ሕብረተሰቡ ምስ ዝረኤ እዩ ንኸዕርዮ ዝብገስ።ስለዚ እዚ ትዛረቦ ዘለኻ ናይ ዘይበሰሉ ዕሸል ኣበሃህላ እዩ።

  • @Efrem.2024
    @Efrem.2024 ปีที่แล้ว +3

    Jossi hawey kemey xebuk agelalexaka bravo Ich stolz auf dich Bruder kab barenet naxa bmukanka akali iyu ms barged nhamedu zbelkayo hski iyu kab gegeom temahirom sb kexali bxebuk nhagerom kekalesu degefka habom sesenayu.

  • @EMH91
    @EMH91 ปีที่แล้ว

    ኣብዚ ክነቅፈካ ቀደማይ ዓዲ ወይ ኣውራጃ ምሕታት ጸገም የብሉን
    ካልኣይ ሓደ ሰብ ዓቕሙ ዘፍቀዶ ክገብር ከሎ ጹቡቅ አዩ ካብ ከምዚ ከማኻ አንዳፈለትኩም ጸገም ዓድኹም ሱቅ ምባል ይሓይሽ.
    አቶም ዝቃወሙ ሰባት አዮም ከማኻ ክጋገዩ ይኹሉ ስለምታይ ክተእርሞም ዋይ ካብ ናቶም ዝበልጽ ሓሳብ ሒዝካ ዘይትመጽእ
    እዚ ጥራይ አንተኾይኑ ጸገምካ ብኾፍካ ተሰሪሑ ክመጸካ ትደሊ ኣለኻ ኩቡር ሓው
    አቲ ክትገብሮ ትኽእል ተገበርካ ጹቡቅ ኮይኑ ይስመዐኒ 🤩🤩🤩

  • @MeleniMeleni
    @MeleniMeleni ปีที่แล้ว +4

    Eritrea winet kubr Mennet❤

  • @ssd2867
    @ssd2867 ปีที่แล้ว

    Zeloka rdet azu des zeblu kexlo yosias.

  • @tesfakahsay3428
    @tesfakahsay3428 ปีที่แล้ว +5

    Meehaba bzaeba ezi skf aybelka alena nfelteka msaka zneberna ane wn mska eye nere mengstawi Garage asseb ❤ aytdahal bzereba seb. Bzaeba abal mengstawi Garage kem zneberka gn ane wn aleku mskr

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  ปีที่แล้ว +1

      Kibret yhabley Megadilti 🙏

  • @t.brhane4322
    @t.brhane4322 ปีที่แล้ว

    Tray ab nay seltene geza kedka keytzareb josi kemza zelekaya thsheka

  • @mikeasse5200
    @mikeasse5200 ปีที่แล้ว +10

    My brother I never commented anything before to anyone in TH-cam. But now I will say you are the best of the best not taking about Politics. But you always bring teaching topics on ur page that is smart of you, keep up the good job 👏 ❤

  • @TMmusic8278
    @TMmusic8278 ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂ ሓቂ ዩ ኩሉ ዝበልካዮ፡ ኣነ ንባዕለይ ቃልሲ 2013 ኢየ ምስ በዓል ኢሰያስ ወዲ ሞባእ ሆ ንብል ኔርና በብቁሩብ ግን ኩላ እናሃደመትን ገንዘብ ሰባት ምስሃደመትን ኣውራጃውን ምስ ኮነት ኢና ኢድናን እግርናን ሒዝና ሱቅ ኢልና ኢልና ንዕዘብ ዘለና፡

  • @mebrahtsamuel2348
    @mebrahtsamuel2348 ปีที่แล้ว +47

    አርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷💖💪

    • @senaitzeremaryim4225
      @senaitzeremaryim4225 ปีที่แล้ว

      Aba rgex esu tra eyu zklom neziom dimokrasi delina yblu ab adi dimikrasi emni endaderbeyu

    • @Efrem.2024
      @Efrem.2024 ปีที่แล้ว +4

      Ertrawi meninet alo ilka teamn yewah barya ika

    • @Zeritkeygbllovemycountry364
      @Zeritkeygbllovemycountry364 ปีที่แล้ว +1

      Denkoro entay keynu zeyhili senef

    • @mebrahtsamuel2348
      @mebrahtsamuel2348 ปีที่แล้ว

      @@Efrem.2024 ሽዩጥ መንነት ዲካ😁

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 ปีที่แล้ว

      ​@@Efrem.2024Eritrea 🇪🇷 hager eya tigray zemotet kelel eya