ፍትሒ እታ እንኮ ምርጫይ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @alenamediatv7443
    ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
    alenamedia.org...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 31

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 5 หลายเดือนก่อน +2

    ክላእ ኣያ ቀደም እወ ትቃለስ ኔርካ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ግን ጭቃ ረጊጽካ ሸተተት ኢልካ ግን ናብ ልብካ ተመለስ።

  • @weldeabraham3959
    @weldeabraham3959 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ሓዉና ትሪኦ ዶ ኣየለኻን ብኣውራጃ ትናወጹ ደለኩም ሓማሰናይ ኮለኻ ሓንቲ መዓልቲ ተኸላኺልካሉ ኣይትፈልጥን ኢኻ

  • @yonasteclebrhan
    @yonasteclebrhan 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kla gdefna niseys ekum teqalskum

  • @yohanneshaile8904
    @yohanneshaile8904 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nefahito tmali entay yblnere zeitbl.

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 5 หลายเดือนก่อน +1

    ናብ ሕቕፎ ኢሰያስ ድ ተሸኲዕካ ኣብወዳትኡ።

  • @alonaeyob6648
    @alonaeyob6648 5 หลายเดือนก่อน +1

    Etom genzbom balekyom zalka melslom mejmrta serki

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +2

    Ayana Redie 🙏 ❤❤❤❤

  • @Tigray122
    @Tigray122 3 หลายเดือนก่อน

    ጠሪጣ ስ እንተ ትሓንከለይ ዶ በሉ እዞም ኩቡራት ወለድና:: መን ኮን እዩ ክሓፍረልኩም ኤርትራውያን ስ መርገጺ ኣልቦ ልብኩምሲ ክንደይ ይበዝሕ እዝግዮ ካባኩም ይምሓሮ ንዝተፈጥረ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ብሓቂ ልቦናኩም ይክፈተልኩም 💔💔😭🙏🏻🙏🏻🙏🏻ሃገር ሲ መንነት ኮይኑ ይፈልጥ እዝጊ የርእይኩም እህም ሕማቅ ረኺብኩም.

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 5 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ሜዳ ጀሚሩ እናቐተሎም ዝመጸ ኢሳያስ ፡ንምንታይ ስጉምቲ ዘይወሰዱሉ ፡ ኣብ ውሽጥኻ ሰይጣን ሓቊፍካስ ፡ ኣብ ጥራይ ጎልጎል ጓይላ ፡ሳዕሲዒት ፡ አርትራውነት ፡ክቡር መንነት እናበልካ መደንቅሪ ጓይላ ፡ ኣብ በይታ ዘየለ ክብሪ ፡ እንትርፊ ስደት ፡ማእሰርቲ ! ዓው ኢሉኳ ክዛረብ ዘክእል ህዝቢስ ፡ መን ኣሎ ከማኻ እናብልካ ከተጸልሎ !

    • @henok346
      @henok346 5 หลายเดือนก่อน

      ኤርትራ ን ኤርትራውያን

    • @Tigray122
      @Tigray122 3 หลายเดือนก่อน

      ​​​​@@MorisMores-ng1he ፎእእ እባ ጉሓፍ ሰራቂ ባርያ ስቅ በል ንመን ኢካ ንስካ ፎእ ክትብል ባርያ ሃዳሚ ቆማል በላዒ ክልተ ስጋ ረሳሕ ዓሌት ዝብሃል የለን ብዘይካ ረሳሕ ኣትሓሳስባ ብከምዚ ከማካ ባርነት ዘይጸግብ ኣረጊት ጊላ ናይ ህግደፍ ዝወጽእ ሓሶት ሰራቅን ቀታልን ስቅ ኢልካ ረሳሕ ሳሕ ኣይትብል ጉሓፍፍፍፍ ፍንፉንንንን 🪰🪰🪰🪰🪰👈🏻::

  • @AronKasa-ny1nw
    @AronKasa-ny1nw 4 หลายเดือนก่อน +1

    Radi meahari❤

  • @wediselie2621
    @wediselie2621 3 หลายเดือนก่อน

    Ata hgdef mendef aleka aymotikan kurkur hgdef niska dea entay fthi tifelt kintit

  • @filemonabraham3168
    @filemonabraham3168 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoka abonan hawnan Redie Mehari, etom zetselumka lomi seb felitwom eyu. Beynom masmedia kbhtwo slezdeleyu eyu.❤❤❤

  • @filmonziry8700
    @filmonziry8700 20 วันที่ผ่านมา

    Your namber ayna radi

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nor Miricha please say Meretsay. I Love Tigrinya Mother Language.

  • @maltaweyfetmetat5653
    @maltaweyfetmetat5653 5 หลายเดือนก่อน +1

    Mote ney wadi Temben criminal 😢😢😢😢😢😢

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 5 หลายเดือนก่อน

    እንታይሞ ጉዕዞ መሪር ቃልሲ ሰውራ አርትራ ፡ ኣብ በዓቲ ሻዕቢያ ተጎዝጒዙ ዝ ኣተወ ተምቤናይ ተላጊጹልና ፡ እቶም ደቀባት ከኣ ኣጥፊኡዎም ፡ እቶም ዝተረፉ ድማ ልዕሊ ህዝባውን ሃገራውን ፍቕሪ ውድባዊ ረብሓ ዘቐድሙ ።

    • @henok346
      @henok346 5 หลายเดือนก่อน +1

      ጉዳይካ ግበር ኤርትራ ን ኤርትራውያን

  • @Kahsayteferi-zk1ik
    @Kahsayteferi-zk1ik 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ቀፅሉሉ ካሕሳይ ካብ ትግራይ

  • @yemanemebrahtu1477
    @yemanemebrahtu1477 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም

  • @yemanemebrahtu1477
    @yemanemebrahtu1477 5 หลายเดือนก่อน

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሃገር ብዘይ ህዝቢ?

  • @rumenege6356
    @rumenege6356 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብርግጽ፡ ኣብህዝባዊ ቃልሲ ጸኒዕና፡ኩቡር ሂወትን ኣካልን ሃብትን ተኸፊልዎ፡እታ ድሒሮም ዝፈለጥዋን ክትኮኖ ዝዛረቡላን ሃገር ኣምጺና። እዚ ከኣ ዘሕብነና ክፋል ቃልሲ ህዝብናን ተጋደልትናንዩ። ነዚ ታሪኽ ዘይስሙን ኣነኣኢስካን፡ንፍሉጥ ድሩት ዓቕሚ ካልእ ኣጋኒንካ ምቕራብን ንምንታይእዩ ተደልዩ? ኣበይከ ከብጽሕዩ? ብዝኾነ ምልኪ ክሳብ ዝዕለው ከኣ ደቂስና ኣይክንሓድርን ኢና።
    ዝተረፈ ሓርን

  • @samialiigertesenjomehajer1778
    @samialiigertesenjomehajer1778 5 หลายเดือนก่อน +1

    አጆካ : ስካብ: ፍትሒ:ኔጊሱ:አብ:ዓዲና:የራኪቤና:ጥዒናን:ዒምሪ:ይሀቤና!!

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 5 หลายเดือนก่อน

    Thank you Alena Media.

  • @alenamediatv7443
    @alenamediatv7443  5 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ መዕለቢ ዘይረኸበ ጉዳይ ኣለና። "ኣይዳነን ... ኣይዳነን ዓደይ ከይረኸብኩስ ኣይዳነን" ኢልና ናብ ገድሊ ተሰሊፍና። ዓድና ረኺብና፡ ናጽነትን ሉአላዊት ሃገርን እውን ኣምጺእና ኢና። ኮር ተገልበጥ፡ ሕጊን ፍትሒን ግን ትሕቲ መሬት ተሸሪበን። ሕጂ እውን ፍትሒን ቅዋምን ናብ ሃገርና ከይነገሰ፡ ድቃስ የለን። ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ እንኮ ሕላገትና ፍትሒ ኢዩ።

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 5 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙👍

  • @medhindebas5003
    @medhindebas5003 5 หลายเดือนก่อน +2

    Good to see you

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq1757 5 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ጅግና ረዲኢ እመሓሪ ዕንቋእ ብደሐን መፃዕካ ከማኻ ቅኑዓት 10 ሰብ ኢንተዝርከቡ ዓወትና መተቃለጠፈ አጆኻ ቀጽል ጥራሕ ኣብ ጎኒኻ እና ።