#Eritrea

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • #Eritrea#Ethiopia#Tigray#AANMEDIA እታ ክልልን መንነትን
    Join this channel to get access to perks:
    / @aanmedianetwork

ความคิดเห็น • 190

  • @ማማኤርትራ
    @ማማኤርትራ 2 ปีที่แล้ว +28

    ከምዚ ከማይ ኩሩዕ ብመንነቱ እስከ ይርገጸኒ 🇪🇷👈❤

  • @mountmount9819
    @mountmount9819 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣቤት መልኢክቲ ወለላ ዝኮነ ሕርክርክ ዝብል ዘይብሉ ኣቀምጥ ኣቢሉ ኣምጺዋ thankes more🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🕌🇪🇷❤💯✅🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abdulkadertaha1891
    @abdulkadertaha1891 2 ปีที่แล้ว +25

    I am Eritrean Eritrea is my identity. I am proud Eritrean. ኤርትራውነት ኩቡር መንነት።

  • @LYE4EVER
    @LYE4EVER 2 ปีที่แล้ว +11

    ኤርትራዉነት እንዳ ሓደረ ዝደምቅ ኩቡር መንነት ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ምስጋና ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሓፉሽ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @theguanners1091
    @theguanners1091 2 ปีที่แล้ว +13

    ኤርትራውነት ኩቡር መንነት።
    መንነት ሓቂ።
    መንነት ጻዕሪ።
    መንነት ፍቅሪ።
    ብማንም ዘይብለል ተማህሊልካ ዘይርከብ ኤርትርውነት ኩቡር መንነት።

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 2 ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩ ምሉእ ዕድሚኦም ደብዳቤ በኣምሓርኛ እዮም ዝጽሕፉ ኔሮም። ሓደ ትግራዋይ መማህርተይ ኣብ university ኣብ ኢትዮጵያ ኮለኹ ብኣምሓርኛ ደብዳቤንስድራ ቤቱ ክጽሕፍ ተዓዚበ። ተገሪመ ንምንታይ ብቛንቛኻ ዘይትጽሕፍ ምስ በልክዎ ገሪምዎ ብትግርኛ ዘይጽሓፍ በለኒ።

  • @alemzebib1375
    @alemzebib1375 2 ปีที่แล้ว +2

    አየወ ኤርትራውነት መንነት አዝ'ዩ ምስጢር' ዩ።እዞም ጻዓዱ ንአፍሪቃ ጎዛዝዮም ምስተማቀልዋ እተን ዝገዝእወን ሃገራት ቋንቁኤን አኽሒዶም ቋንቋ ናተን ክዛረባ ዳርጋ ገይሮም'ዮም።አብ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ንመጽእ ግን ኤርትራውያን ከም ሓጺን ዝተረረ ኮይኑ ረኺቦሞ።እወ አነዃ መባእታዊ ትምህርቲ ብለማ በገበያ' ያ ጀሚረ አብ ገዛና ግን ጥር ዝበለ ንአምሓርኛ ዝባሃጋ አይነበረን።ብአምሓርኛ ተማሂርና ደብዳቤ ግን ብትግርኛ እንዳጻሓፍና'ና ዓቢና ከምኡውን እቲ ካልኦት ቋንቋ ዝዛረብ ህዝብና ስለዚ ኤርትራዊ መንነት ምስጢር' ዩ።

  • @Yehdego
    @Yehdego 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጭውነት ብጣዕሚዮ ዝገርመኒ እዚ ኩሎ ሰፍ ዘይብል መግዛእቲ ሐሊፉ መንነቱን ቃንቁኡን ዓቂቡ ኣብዚ በጺሑ ኣብ ካልእ ኣፍሪቃ እንተሪኢና እቲ ብቀዳምነት ዝጥቀመሉ ቃንቃ በታ ዝገዘኤተን ሀገር ቃንቃ ኢየን ዝጥቀማ

  • @letesusgeorgia5772
    @letesusgeorgia5772 2 ปีที่แล้ว +9

    dear sied what can i say this is just great analysis just super about motherland ERITREA.

  • @ibrahimsuleman6861
    @ibrahimsuleman6861 2 ปีที่แล้ว +6

    Proud to be ERITREAN and proud of you. thank you.

  • @amanuelhaile3809
    @amanuelhaile3809 2 ปีที่แล้ว +9

    Welcome back Wedi Shuq. Knowledge is power and thanks for sharing. Much appreciated!! Proud to be Eritrean, 🇪🇷winet is in my DNA.

  • @Africastar
    @Africastar 2 ปีที่แล้ว +8

    Great man to hear his attractive and beautiful voice

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว +11

    እዞም " ኣነ ትግራዋይ 'የ ኣይጥዓምኩን ማይየ " ኢሎም ዝደርፉ ተልመዴን እኽብካብ ካብ 2018 እዮም ዝያዳ ተቐልቂሎም ። ያኢ ነታ ክንዲ ጋሽ ባርካ ዘይትኸዉን ክልል ዓባይ ንምምሳልንን ናይ ቀደም ግዝኣት ንግስነት ኣኽሱም ዳግም ንምስፋሕን እዩ እቲ ሕልሚ ።

    • @awelkir3979
      @awelkir3979 2 ปีที่แล้ว +2

      ዶርሆ ተሓለመት ጥረ ምረ ።🤣🤣🤣🤣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷4ever

    • @mebrihittedros6199
      @mebrihittedros6199 2 ปีที่แล้ว +2

      Emo yelen wedi ereyyyy

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 2 ปีที่แล้ว

      Aytaiakun maye zblusi reshat eina maletom do ykewn.

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว

      @@genetteklemengesha9164 ክክክ። ገና ሎጎጎግ ዝብል ሓፊስ ጸባ 'ምበር ፡ ማይ ዝብሃል ኣይጥዓምኩን ---- ኣይተሓናፈጽኩን ኣይተሓዋወስኩን ማለቱ 'ዩ መስለኒ

  • @peacewins3281
    @peacewins3281 2 ปีที่แล้ว +6

    ""ተዓዘቡለይ ናይዛ ከሓዲት ቀላል ገሪባ:
    ሓሶታ ኣንጭዋ ትበትኮ ክእለት ሽጣራ ዘይሃባ:
    ዓለም ንኽረድኣ ዝመሃዘቶ ኤርትራ ዓዲ ዳዕሮ ደብዲባ:
    ምስራሕ ኣብዩዋስ ተኪኣታ ብሓድሽ ከዘባ:
    ኣሽሓት ቀቲልናን ማሪኽናን
    ኢላ ሰንዔት ቁጽርታት ደራሪባ:
    ሎምስ ኩሉ ፋሕ ኢልዋ ብመከላከያን ፋኖን ተኸቢባ:
    ደደቢት ተወሊዳ ኣብ መቐለ ትመውት ኣላ ጠፊኣ ዓሪባ !!!
    ገጣሚ-ፕ/ት ኢሱ/ወዲ ኣፎም/ኣርዓዶም

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 2 ปีที่แล้ว +8

    Proud to be Eritrean

  • @shunumii7214
    @shunumii7214 2 ปีที่แล้ว +1

    1965 ኣብ ቤት ገርጊሽ ናይ 6ይ ክፍሊ ተማሃሮ ከለና ኣክሉግ ዝበሃል ኢትዮጵያዊ ናይ ኣምሓርኛ መምህርና ከምዚ በለና። ጽባሕ ናይ ኤርትራ ክፍሊ ትምህርቲ ዳይረክተር ዝነበረ ኣቶ ጳውሎስ ክመጽእ ስለ ዝኾነ " ኣማርኛ ለምን ትማራላችሁ" እንተ ኢሉኩም ቋንቋችን ስለሆነ በሉ በለና። ንጽባሒቱ ኣቶ ጳውሎስ ኣብ ክፍልና ምስ መጸ ኩልና ሓፍ በልና። ምኽንያቱ ኣብ ጊዜና መምህር ኮነ ጋሻ ክመጽእ ከሎ ተማሃራይ ሓፍ ኢሉ ኢዩ ዝቕበሎ ኮፍ በል ምስ ተባህለ ኸኣ ኮፍ ይብል። ኣቶ ጳውሎስ እንደምን ኣደራችሁ ምስ በለና ምስኣ ኣስዕብ ኣቢሉ ኣማርኛ ለምን ትማራላችሁ ምስ በለና ብጀካ ሓደ ተመሃራይ ንሱ ኸኣ ስውእ ጅግና ሓርበኛ እስራኤል ምስግና ገብረዝጊ ዝተረፍና ከምታ መምህርና ዝበለና ቋንቋችን ስለሆነ በልና። መምህር ኣክሉግ እስራኤል ኣቶ ጳውሎስ ክኣቱ ከሎ ሓፍ ከም ዘይበለን ቋንቋችን ስለሆነ ከም ዘይበለን ስለ ዘስተውዓለሉ ቀዳማይ ነገር ሓፍ ኣይበልካን ካልኣይ ኣማርኛ ለምን ትማራላችሁ ኢሉ ምስ ሓተተ ኣይመልስካን ምስ በሎ ኣማርኛ ቋንቋዬ ኣይደለም ኢሉ ኢዩ መሊሱሉ። ንሕና ኣብቲ ጊዜቲ ደቂ 14ን 15ን ኢዩ ዕድሜና። ንቕሓት ናይ እስራኤል ግን ካብ ዕድሚኡ ንላዕሊ ከም ዝነበረ ሕጂ ይርድኣካ። ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ስለ ዝነበሩና ኸኣ ናይ ገዛእቲ ቋንቋ ኣብ ኤርትራ ባይታ ከይረኸበ በመስዋእቲ ብሉጻት ኣሕዋትና ከም በዓል እስራኤል ነጻነትና ጨቢጥና። "ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ "።

  • @HabeshaKitchenForYou
    @HabeshaKitchenForYou 2 ปีที่แล้ว +1

    አብ ኢትዮጵያ ተወሊደ ሳላ ስድራይ ክኣ ጽቡቕ ትግርኛ ይዛረብ። ኩርእርእ ክአ ይብል ዝበዝሕ ሰብ ኤርትራዊን ውራጌን እዮም ኣው ኢሉ ዝዛረብ ነይሩ አምሓርኛ ክአ ናሽናል ቆንቆ ነይሩ።

  • @yousufmussa8976
    @yousufmussa8976 2 ปีที่แล้ว +1

    Wud souq wonderful analysis. Just keep up

  • @gegerbashay719
    @gegerbashay719 2 ปีที่แล้ว +3

    ፈሪሄልኪ ፈርሄልኪ ንዓይነት ከይኾነኪ !!
    ኤርትራውነት ኩቡር መንነት።

  • @fthawifthawi4252
    @fthawifthawi4252 2 ปีที่แล้ว +5

    ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት 🇪🇷❤❤

  • @tsegagebrezgi6063
    @tsegagebrezgi6063 2 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና በአል ወዲ ሹቅ ኤርትራዊነትና 🇪🇷❤️🇪🇷 ክቡር 🇪🇷🙏🇪🇷መንነትና 🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏🇪🇷 🇪🇷

  • @koryakorya1815
    @koryakorya1815 2 ปีที่แล้ว +1

    Natka ksemea keleku mara eye zhgos entemtaysi haqi sle tzareb. Eri wey mot

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 2 ปีที่แล้ว +3

    Wonderful Eritrean Media keep the good work .. Eritrea 🇪🇷 First

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 2 ปีที่แล้ว +1

    ጎረቤት ኣይተዓደልናን።

  • @okubazgiherteferi-abai4591
    @okubazgiherteferi-abai4591 2 ปีที่แล้ว +2

    Anta nskatkum kalay ekoyu zeyblkum qexlwo ajokum.

  • @semirabdujalile6217
    @semirabdujalile6217 2 ปีที่แล้ว +1

    በቃ ኤርትራውያን ሙኻን እኹል ኢዩ።ካብ ዝተወለደ ይወለድ ብኤርትራውነቱ ዝኾርዕ እንተ ኾይኑ እኹል ኢዩ

  • @hamzawimotivationland4601
    @hamzawimotivationland4601 2 ปีที่แล้ว +2

    Serving the truth AAN Media ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samsonhannis5329
    @samsonhannis5329 2 ปีที่แล้ว +1

    ቡዳታት ፧ ጭፍራ መሳፍንቲ ተጋሩ ወያነ ዓድዋ ። ( ሐቅካ አለካ ድሮን ) አብ አስመራ መጽዮም 'ውን፡ ብ አምሐርኛ እዮም ዝዛረቡ ነይሮም ። ወረግ ገሊኦም'ስ ካብ አምሐርኛ ተዛራባይ ንላዕሊ፡ አምሐሩ ኽመስሉ እዮም ፡ዝፍትኑ ነይሮም ። ፋራታት ስለ ዝኾኑ ፡ ናይ መንነት ትርጉም አይርዶምን እዩ ። ቡዳ መሳፍንቲ ተጋሩ ወያነ ዓድዋ ፡ሐንጎሎም ደሪቁ እዩ ።

  • @fthawibokre3804
    @fthawibokre3804 2 ปีที่แล้ว +5

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @salihalamin1127
    @salihalamin1127 2 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ኤረይ ጅግና

  • @zemeneyiuizegzea8271
    @zemeneyiuizegzea8271 2 ปีที่แล้ว +1

    Wow xfuf melikti.

  • @lulaabraham3686
    @lulaabraham3686 2 ปีที่แล้ว

    THANK YOU,WEDI SHUK ,SUBUK GERKA GELIXKAYO,👌👌👌👌👏👏👏👏

  • @ዮናስ-በ4ጀ
    @ዮናስ-በ4ጀ 2 ปีที่แล้ว +3

    👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰

  • @danielgebreyesus9027
    @danielgebreyesus9027 2 ปีที่แล้ว +1

    Eritrea 🇪🇷 must use two language Arabic and Tigrinya. Those tegaru who born and raised in Eritrea 🇪🇷 must leave Eritrea 🇪🇷.

  • @senait4255
    @senait4255 2 ปีที่แล้ว

    ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS ⛪️🇪🇷♥️🕌🌄🙏🙏🙏💐🌺‼️

  • @letesusgeorgia5772
    @letesusgeorgia5772 2 ปีที่แล้ว +2

    dear comrades keep defend ERITREA the great and AMEN for that.

  • @sma6241
    @sma6241 2 ปีที่แล้ว

    🫶🫶🫶ወድሹቀይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rgrg943
    @rgrg943 2 ปีที่แล้ว

    ለካ ተጋሩ ዕዴታት ናይ መንነት ቅልውላው'ዩ ዘለዎም እቲናቶም ንዓና ክህቡና ዝውዕሊ ኤሪትራዊ ሓንሳብን ንሓዋሩ ንናጽነት ተቓሊሱ ትርዓዊቱ ትግራውስይ ዒንኪላሎ ግን ክጻረፍ ክስርቕ ክሕሱ ከጣቑስ መሬት ዓሪቡዎ

  • @BeLLa-eo9xr
    @BeLLa-eo9xr 2 ปีที่แล้ว +2

    Eritra adey may God bless yr ppl👉🇪🇷👈❤️🙏

  • @yohannesabai9332
    @yohannesabai9332 2 ปีที่แล้ว

    ማቲዎስ ከምጻሓፊ ስዒድ ከም ኣንባቢ ኣዚኩም ማህርትን ጸለውቲን ኢኩም እሞ ከማኩም ይብዝሑ እንዳበልኩ ኣብ ስራሕኩም ዓውትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 2 ปีที่แล้ว

    እሩም ትግርኛን ደራኺ ንቅሓት ንስነ ፍልጠት ሃገራዊ ማንነት ኤርትራን። ብርዕኻ ይጠጥዕ ሓቂቅ ኤርትራዊ። ነቲ ንስለ ህላወ ዝተማልአት መጻኢት ኤርትራ ቁልፉ ከይፈትሓ ጸሓይ ኤርትራ ከውግሕ ጸሓዩ ዘዕረበ መንግስቲ ኤርትራን መርሒነቱን ካብ ህቡን ሰራዊቱን ፈሊኻ ምህራም ጣቋኹም ግን ሂላ ታርጌት'ዩ'ሞ እቲ ማእዶስ ብእሱሩ ድኣ።

  • @محمدعلي-ز9ك9د
    @محمدعلي-ز9ك9د 2 ปีที่แล้ว

    ኤርትራዊ ዜግነት እምበር ኤርትራዊ መንነት ዝባሃል የለን ፍቲኹም ፀሊእኹም ትግርኛ ትግራዋይ እዩ መንነትኹም ።

  • @shefamohamed2173
    @shefamohamed2173 2 ปีที่แล้ว

    Ertirea for ever will be we are proud by our identity 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hailuwelay4633
    @hailuwelay4633 2 ปีที่แล้ว

    ትግራዋ ምስቀረባ ቤተሰቦም ብኣምሓርኛ እዮም ዝረዳድኡ ንትግራዋይ ብትግርኛ ጽሑፍ ከምብባ ኣይክእልን እዩ እቲ ብዓንደርእሱ ዘንዕቖም እውን ቛንቁኦም ኣጥፊኦም ብዘይ መንነት ኣብቅልውላው መንነት ዝነብሩዝጠፈሹ ደቂ ኣዳ እይም እዛኦም ምስኤረትራዋነት ከወዳድር ዝኽእል ቡቕዓት የብሎምን ሜስ ንዘይፈልጦ የጥርጦ ጻዕዳ እንግሊዜዊ ኣመሪካዊ ሕቖይ ጠብጣቢኒ ኢልካስ እንተዘይከደምኩ ኢልካስ ክንድዚ ጠራዕራዕ ብሕጅስ እታ ድርብ ጭቆናን ናይ ንጉሥ ሃይለስላሰ እካ እንተረኺቦማ እዮም ኣብዓለም ክብረት ዘይግብእ ትግራዋይ እዩ።

  • @johnzeregabr1450
    @johnzeregabr1450 2 ปีที่แล้ว

    ዝረሳዕካዮ መለስ ዘናዊ ኩሉ ሙደሩኡ ሓሰቱ ብኣማርኛ ዩ

  • @nomoret.2017
    @nomoret.2017 2 ปีที่แล้ว

    መንነትካ ክትርዳእ ክንደይ ዘመን ድዩ ዘድልየካ? እዚ ኩሉ ዝሓለፈ ዘመናት ደኣ ኣበይ ደኣ ነይሮም ሎሚ ነቂሖም?

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot4667 2 ปีที่แล้ว +2

    ትግራዋይ፡ ትግራይ ዝብል ከም መንነት ሰሪዖም፡ ናብ ፍልስፍና ገጹ ከሐምብብዎ እዮም ፈቲኖም። መሰረት ስለ ዘይብሉ ግን ሃደሽደሽ ኢሉ ተሪፉ።
    ብመሰረቱ ትግራይ ዝብል ስምን ትግርኛ ዝበሃል ቋንቋ ናይዛ ሕጂ ክልል ትግራይ ኣይነበረን። ቅድሚ ሃይለስላሰ'ውን ትግራይ ዝበሃል ግዝኣት ኣይነበረን። ኣብ ትሕቲ ስሜን ዝበሃል ግዝኣት ምስዛ ናይ ሕጂ ጎንደር ኣብ ሓደ ምሕደራ እየን ኔረን። ብምኽንያት ጉርብትና ምስ ኤርትራ ከኣ ልሒኹ ዝተለምደ ትግርኛ ኣብ ከባቢ ዶባት ይዝረብ ኔሩ። እንተ ዘይኰይኑ ኣምሓርኛ እዩ ኔሩ ብዓብላሊ ዝዝረበሉን ዝጸሓፈሉን ቋንቋ። ኣብ ኣወጻጽኣ ኣስማት ከይተረፈ ናብ ኣምሓርኛ ዝዛዘወ እዩ ኔሩ። ሃይለ ስላሰ ብምኽንያት እቲ ዝለሓኾም ቋንቋ ትግርኛ፡ ትግሬ ኢሉ ሓዳስ ግዝኣት ኣቝምሎም። ንሳ እታ ግዝኣት ከኣ ናይ መጀመርታ ካርታ ዘለዋ ትግሬ እያ ኔራ። ደርጊ ናብ ስልጣን ምስ መጸ ከኣ ትግራይ ኢልዋ።
    ሕጂ እዛ ትግራዋይ ትበሃል ከም መንነት ኣቝምካ፡ ነቲ ትግርኛ ዝበሃል ክፋል ኤርትራ ገዚዕካን ብስምዒት ኣሰራሲርካ፡ ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ትግራይ ንምልሓቕ፡ ትግራዋይ መንነት ከም ፍልስፍና ናይ ምስራጽ ፕሮጀክት እዮም ኣውፊሮም። ነቲ ኤርትራዊ መንነት ከም ዝነዓቕን ከም ዝሽቝረርን ንኽገብርዎ ድማ ክሳብ ሎሚ ከናሽውዎ ይውዕሉ። ናይ በዳልነት ስምዒት ገበን ንኽሓድሮ ድማ ብጃምላዊ ህልቂት፡ ዓመጽ ደቅንስትዮ፡ ስርቅን ዝምታን ክኸስዎ ይውዕሉ። እቲ ዘይተረድኦም ነገር ግን ኤርትራዊ ሓበን፡ ስምዒት ወዘተ ልዕሊ ቋንቋ፡ ምምሕዳር፡ ምዕባለን ካልኦትን ረቛሒታትን ድልዱል መንፈሳዊ ሰረት ዘለዎ፡ ዘይንቕነቕ ድልዱል ዓንዲ ምዃኑ እዩ።

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053 2 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ መግለጽን ስነመጎትን፡
    ህዝቢ ኤርትራ ብዙሓተ ገዛእቲ እኳ እንተገዝእዎ፡ ንባህሉን ቋንቁኡን ሃይማኖቱን መንነቱን ክቕይር ዝኽኣለ ሓይሊ ኣይነበረን፡ እዚ ኸኣ ሓይልን ጽንዓትን ህዝቢ ኤርትራ ዘርእይ እዩ።

  • @yemanegebrehiwotwoldemaria5938
    @yemanegebrehiwotwoldemaria5938 2 ปีที่แล้ว

    Is there an Arab, Identity in Eritrea? except a handful of nomadic Rashaidas, who move in and out of the countries of the Sudan, Eritrea, Egypt, and only God knows where else they go; who is an Arab in Eritrea?

  • @babekeraliedris7801
    @babekeraliedris7801 2 ปีที่แล้ว +4

    read an article about European unity and an attempt to build a generation that believes in the European nation, knowing that not all European countries speak one language, and therefore the nation in one homeland can consist of several languages ​​and several cultures.. So, the Eritrean nation is a group of several nationalities and several cultures united by a land area that is the Eritrean map.. There are those who acquired belonging to this nation by birth and there are those who acquired it by emigration or one of the parents of Eritrean origins. This group has to integrate into society and be loyal to the Eritrean nation. And whoever does not do that, we have to withdraw citizenship from them because loyalty to the Eritrean nation is based on suspicion and employment.

  • @danieldesta4139
    @danieldesta4139 2 ปีที่แล้ว +3

    Exactly bro

  • @asterkidane9848
    @asterkidane9848 2 ปีที่แล้ว +1

    አዛ መንነትና ዝጸበአ በዝሑ አሎ እዞም ጎረቤትና ብቋንቋ መንነትና ከትፍኡ ሕርድግ ይብሉ ግን ብመንነትና ኤርትራውነትና ፈጹሙ ዝትንክፎ የብሉን

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane6668 2 ปีที่แล้ว +2

    Dear Matthos I high admire you. Your efforts to defend Eritrea from its enemies is amazing. I hope you will continue to uphold glorifying Eritrea and Eritreans. God bless you drone. Tedros

  • @yaredtsegay1325
    @yaredtsegay1325 2 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ኣሸባሪ ጸረ ኤርትራውነት ዝኾነ ወያነ ።
    ዑሱባትን ከደምትን እና ኣፍረየ ዘይተኣደነ ።
    ንኤርትራውነት ኩቡር መንነት ክብትን ዝፈተነ ።
    ምስ መንግስተይን ህዝበይን ሰራዊተይን ኣለኹ ኣነ ።
    ወቱሩ ዝሕተተኒ ከም ኩሉ ግዜ ከተግብር ተሓቢነ ።
    ኤርትራ ንኤርትራውያን ይኹን እምነትና ።
    ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንስዋኣትና ።
    ዓወት ንሓፍሽ !!! ንበል ንሳ'ያ ጭሮሖና ።
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ።

  • @edengebreweld1431
    @edengebreweld1431 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome 🤗 🇪🇷God bless Eritrea 🇪🇷

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 2 ปีที่แล้ว +1

    Proud to be Eritrean

  • @merhawisbhatu7240
    @merhawisbhatu7240 2 ปีที่แล้ว +1

    Eritrawenet kubur menenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪❤❤❤

  • @XYONAWI
    @XYONAWI 2 ปีที่แล้ว

    (1)bejaka eseke emo ethiopia ala diya oromo oromo eye deykonen debel delo wey amharay amharay eye deykknen debel delo ethiopia hade eya dika teblena deleka ezi hawawiska ke hager yesereh diyu teblena deleka emo reaya bel ethiopia nay qereba sele delarni eye abnet amxielka::(2) ezi derafay ab 2011 teasiru nieru eyu b mekniat ny forto b telefon telefa tetahizu keewetu nierewom seledebele b kalee neger tetertiru kolay ny menenet heto seledebebere deykonen tedenagaxi nyti elwa mengesty koinu::(3)wedi haji aselamay hawey emewut alo afar hawey emewut alo debel delo ny menenet heto deykonen eritrawi hawey emewut alo elu diyu wedi haji::
    ሃገር ብምትሕስሳብ እምበር
    ብምትሕውዋስ ኣዬትስራሕን ኢያ 4 ነጥቢ

  • @redseasnow7678
    @redseasnow7678 2 ปีที่แล้ว

    ክብርታት ህዝቢ ኤረትራ ከብሩሱ ዝህቅኑ ብዙሓት ኢዮም እሞ ከማኩም ዝበሉ ሰሱኑልና ድሮን ያሆ

  • @omar9312
    @omar9312 2 ปีที่แล้ว +2

    ❤ hazkuka zihalefe video tetahizeya xenihe kisab timexeni

  • @mohammedsuleyman2915
    @mohammedsuleyman2915 2 ปีที่แล้ว

    💜💯💜💜💯💜💯🧡💜💙💛💙💛💟💟❤💟💖💟🧡💜🧡ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሓ

  • @kutebar896
    @kutebar896 2 ปีที่แล้ว +1

    Tseba sete hopeful statements let us walk together for ever!!

  • @erenaloveu1980
    @erenaloveu1980 2 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 2 ปีที่แล้ว +2

    ኤርትራዊ ኩቡር መንነት እዩ።

  • @wintaghebreab1152
    @wintaghebreab1152 2 ปีที่แล้ว +1

    ጹቡቅ አገላልጻ ድሮን ሓውና 🇪🇷❤️👏🏻👏🏻👏🏻

  • @futsumaraya6927
    @futsumaraya6927 2 ปีที่แล้ว

    Very clear for everyone to understand, very proud of you my dear brother

  • @iambelovedbyjesus8521
    @iambelovedbyjesus8521 2 ปีที่แล้ว

    Ya my dad told us to speak tigrigna at home

  • @mekonnen4653
    @mekonnen4653 2 ปีที่แล้ว

    Were you in doubt in any way about it ?

  • @eritrea2306
    @eritrea2306 2 ปีที่แล้ว +1

    Ezom kerfhat tegaru ka ab 1991 kunkuom sheytom nab amhrina keydom heji menenet do kunkua yebluna

  • @dadidad4572
    @dadidad4572 2 ปีที่แล้ว +1

    ግን ንምንታይ ኢዮም ኢሊታት ተጋሩ ካብ ሕሉፍ ታሪኾም ዘይማሃሩ? ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ኣፍሪሶም ዊዒጊናዊ ሃገራዊ መንነት ንምህናጽ ድዩ ወይስ ናይ ፕሮክሲ ኩናት ኢዮም ዘካይዱልና ዘለዉ ከሙኡ ምኻኑ ርዱእ ኢዩ ግን ክኸውን ከምዘይክእል ካብ ፈደረሽን ክማሃሩ ይግቦኦም እንተ ኮነ ላኣኽቶም ብዝህብዎም ፕሮፓጋንዳዊ ሸፈነ ተደፋፊኦም ህልቂት ህዝቦም ይፍጽሙ ኣለዉ እንተ ኤርትራዊ መንነት ግን ከይ ክማህ መንነት ኢዩ

  • @abrahamabay4056
    @abrahamabay4056 2 ปีที่แล้ว

    DR DRON KABZOM GOREBABITINA NESA KOYNA MISTIRNAN BAHLINAN TARICHINAN INASEREKUNA TGRE MANTA HAFTA NITGRIJA IYAMO TGRE TEMABELINAS DES MIBELENA NIBIL NIBEZIH ALENA TGRIGA INATETEKEMU SELAM KELIOMUNA

  • @busd7688
    @busd7688 2 ปีที่แล้ว +2

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት

  • @mesfinyohannesgebreab5536
    @mesfinyohannesgebreab5536 2 ปีที่แล้ว

    Well done Zearkey mearey Aman b Aman Eritreawi wedi shuk

  • @عمرتقري
    @عمرتقري 2 ปีที่แล้ว

    ارتريا حورا

  • @melawit9956
    @melawit9956 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael8599 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @gulsiumnhameda2029
    @gulsiumnhameda2029 2 ปีที่แล้ว +4

    ደቂ ዓበይቲ መጺኩም ዶ፧💝💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💖💝

  • @weldeabmichael5306
    @weldeabmichael5306 2 ปีที่แล้ว

    ya ጀምዓ እዛ ትግረ ደርፊ ናይ መን እያ

    • @hakima8589
      @hakima8589 2 ปีที่แล้ว

      Ibrahim wed Goret, bro.

  • @awelmahamedngus1062
    @awelmahamedngus1062 2 ปีที่แล้ว +1

    Wedi hsuku yaki eziaske abxahaley neti dekime keybele xemie key bele ab wesanasn defeat kem feres leytin maltin tetwe elu zehlu zolo srawitna edmen tienan yahabkum xemin temyetin ka ay semakum belely eritreawint kubur meninet awet nahafash 💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼

  • @humedthekeren1161
    @humedthekeren1161 2 ปีที่แล้ว +4

    I'm so happy & proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rezeneghilamicael7885
    @rezeneghilamicael7885 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you very much for your dedicated explanation. AAN can facilate more.look back to the struggle of your old brothers and fathers,sacrifice their life to say proudly I am Eritrean.

  • @hamzawimotivationland4601
    @hamzawimotivationland4601 2 ปีที่แล้ว

    Nay behaqi ❤❤❤❤❤

  • @kutarrtaruu4201
    @kutarrtaruu4201 2 ปีที่แล้ว

    Wayyyy medeb ybelllllll kexlo ❤

  • @bereketsolomon5339
    @bereketsolomon5339 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👍👍

  • @Maycherhi2808
    @Maycherhi2808 2 ปีที่แล้ว

    ኤርትራ ናይ ሃገር ዜግነት እምበር ናይ መንነት ሃገር ኣይኮነን፡ እዛ ጎረቤትና ኢትዮጵያ ፡ ኢትዮጵያዊ መንነት ክትብል እያ ኣብዚ ዘላቶ በጺሓ ዘላ ፡ ዘየለ ነገር ኣይተቀባጥሩ ኒውርትራዊ ፡ እቲ ሓቂ ንገሩዎ፡ እዞም ብመንነት ትሽገሩ ብፍላይ እዞም ኣስላም ትግርኛ ኢኹም
    ኣብዛ ዘረባ ኮለል ትብሉ ዘለኹም እውን ንስኹም ኢኹም፡ እምበር ሳሆ፡ ትግረ፡ ኩናማ፡, ,,,,,,,,,, ብመንነተን ተሰኪፈን ኣይፈልጣን

    • @peacewins3281
      @peacewins3281 2 ปีที่แล้ว

      "ተዓዘቡለይ ናይዛ ከሓዲት ቀላል ገሪባ:
      ሓሶታ ኣንጭዋ ትበትኮ ክእለት ሽጣራ ዘይሃባ:
      ዓለም ንኽረድኣ ዝመሃዘቶ ኤርትራ ዓዲ ዳዕሮ ደብዲባ:
      ምስራሕ ኣብዩዋስ ተኪኣታ ብሓድሽ ከዘባ:
      ኣሽሓት ቀቲልናን ማሪኽናን
      ኢላ ሰንዔት ቁጽርታት ደራሪባ:
      ሎምስ ኩሉ ፋሕ ኢልዋ ብመከላከያን ፋኖን ተኸቢባ:
      ደደቢት ተወሊዳ ኣብ መቐለ ትመውት ኣላ ጠፊኣ ዓሪባ !!!
      ገጣሚ-ፕ/ት ኢሱ/ወዲ ኣፎም/ኣርዓዶም

    • @peacewins3281
      @peacewins3281 2 ปีที่แล้ว

      ኣብ ካናዳ ሕብረ ባህላዊ (multi cultural) system ትጥቀም. መንነት ግን ካናዳዊ እዩ. ከምዚ ናይ ጎረቤትና በብቐቢላኻ እንተተወዲብካ ሓቢርካ ክትዋጋእ እውን ኣይትኣምኖን. ኣነ መሰረት ባህለይ ቃቢላይ ቋንቋ ኣደይ ግእዛዊ ትግርኛ መበቆል ኣለኒ መንነተይ ድማ ኤርትራዊ.

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 2 ปีที่แล้ว +1

    ودي ش_____________وق، بعبارة أخ_________________رى يا فهم__ان يا سيدي المعلمين يا من لا يستطيع احد يضحك عليه ، واصل هذا العمل الجبار، هذا هو السيف البتار.
    تحياتي من إمبا سويرا.

  • @natsnetmehari5271
    @natsnetmehari5271 2 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥

  • @edenpawlos6066
    @edenpawlos6066 2 ปีที่แล้ว

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @shishaywolday5787
    @shishaywolday5787 2 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @tesfalemtesfamariam2387
    @tesfalemtesfamariam2387 2 ปีที่แล้ว

    Grazie.

  • @awetkb709
    @awetkb709 2 ปีที่แล้ว +1

    ቕልውላው መንነት ጥራይ ኢዩ እዚ ሕማም።

  • @mebrihittedros6199
    @mebrihittedros6199 2 ปีที่แล้ว +1

    Ereyyyy ❤️ 😍 💖 u

  • @afewerkieyob6732
    @afewerkieyob6732 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ጽሑፍ
    ግሩም ኣጋላልጻ
    ኣብተን ዝበልካየን ክልተ ቃላት ግዳ ርእይቶ ኣለኒ
    ምትኳዕ እንብሎ ሓደ ማሓስእ, ዕየት ወይ ብተይ ኣዲኡ ከተዕብዮ ምስዘይትኽእል ዘይኣዲኡ ከተጥቡቦ ግድን ይኾነካ
    እዚ ዘይኣዲኡ ዝጠቡ ዘሎ፦
    ቅጽል= ትኳዕ
    ስም = ምትኳዕ
    ግሲ = ተዀዐ/ተዂዑ ወይ ተዂዓ

    • @ayubgade-9976
      @ayubgade-9976 2 ปีที่แล้ว

      ካብ ከባቢ ናብ ከባቢ ክፈላለ ይኽእል ይኸውን፡ ኣብ ከባቢና ከምቲ ንሱ ዝበሎ ንሰዊት ምቕንጣብ ምትኳዕ ይበሃል እዩ።

    • @afewerkieyob6732
      @afewerkieyob6732 2 ปีที่แล้ว

      @@ayubgade-9976 ok ይኸውን እዩ እወ ሓቅኻ
      ክብረት ይሃበለይ

    • @ayubgade-9976
      @ayubgade-9976 2 ปีที่แล้ว +3

      @@afewerkieyob6732 ዓጽምኻ ትኽበር!

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 2 ปีที่แล้ว +1

    Great analysis

  • @thanksgod8398
    @thanksgod8398 2 ปีที่แล้ว +1

    ኢትዮፕያውነት መንነት ወዲቁ ኦሮሞ ኦሮሞ ይብል ኣምሓራ ካኣ ኣምሓራ ይብል ኣሎ እዚ ናይ ሻዕብያ 22 ክፍለ ዘመን nation buliding ክትሃንጽ ሓስባ ፋሕ ኢልዋ ኩሉ ሰብ ነቂሑ መንነቱ ፈሊጡ

    • @merhawisbhatu7240
      @merhawisbhatu7240 2 ปีที่แล้ว +1

      Nesu neeoom yemelket
      Nehna gen wetrun nezelalem eritrawyan eina.

    • @thanksgod8398
      @thanksgod8398 2 ปีที่แล้ว +1

      @@merhawisbhatu7240 እሞ ሰብ ተማቃቂሉ ኩሉ ሰብ ነቂሑ ኤርትራውነት መንነተይ ኣይኮነን ዜግነት ኢዩ

    • @RedSeaAndAsebforeritrean
      @RedSeaAndAsebforeritrean 2 ปีที่แล้ว

      thanks god:eway hawey kegermeka eritrwayan btaemi ena nhadnetna wagaedaga seynhb ab eritrawunet nedmq: dekiska aleka kab dkaska teberber:eritrwayan fafa kblu elka gzika keytebaki memelisn ena nehaqaqof: Christian ✝️ &Muslim 9bhiratna abhade bzey afelalay: eritrwunet kub mennet: God bless Eritrea 🇪🇷 hagerna: :

    • @thanksgod8398
      @thanksgod8398 2 ปีที่แล้ว

      @@RedSeaAndAsebforeritrean እዚ ናትካ ሓሳብ ኩሉ ሰብ ሓደ ኣይኮነን እዚ ንርኦ ዘለና

    • @merhawisbhatu7240
      @merhawisbhatu7240 2 ปีที่แล้ว

      @@thanksgod8398 menetna kab meretna eiyu meretna kea eritrea eiyu maybe seka meret sele zeybelka tekewen.

  • @abrhaleydrar3529
    @abrhaleydrar3529 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷

  • @etegemenentafere6538
    @etegemenentafere6538 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️

  • @filimonzeray9885
    @filimonzeray9885 2 ปีที่แล้ว

    ጹቡቕ ትንተና ኣስሊኤርትራዊ ክብረት ይሃብካ
    ተጋሩ ግን ማዒቢሊና ኩቡሉ
    ኣብዘረቦኦም ዝበዝሕ ዘረበኦም ብኣማሕርኛ እዮም
    ዝዛረቡ

  • @mesfinyohannesgebreab5536
    @mesfinyohannesgebreab5536 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷

  • @mesfinyohannesgebreab5536
    @mesfinyohannesgebreab5536 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷