Ashenafi Demeke_ New Tigrigna Raya Music_ ዶንጉየኪ ግዲ_ ኣሸናፊ ደመቀ_ Offical Video 2023
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
- Segudem Media is one of the most well-known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
#ethiopianewmusic
Copyright ©2023 Segudem Media
እንኳዕ በሰላም መፃእኻ አሹዋ ጀግና ተጋዳላይ ትግራይ❤❤❤❤
እንኳዓ በሰላም መጸኻ ኣሽየ ጥዕም ድምጽ ቀጽለሉ ሸገ ደርፍ ካብዝ ንላዕል ከም ታምጸአልና ኣይንጣራጠርይ ኣሽየ 👏👏👏 ራያ ኮይኻያ ብትግራዋይንትኻ ዘይትጣርጠር እተ ኾይኹም👍ሃብን🤘
_ዋውው አሸናፍ ደመቀ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ይበል ድምፂ ሰላምይ ቅሳነትይ ንህዝብናይ ትግራይናይ ይግበረልና አሜን፫_
አሹዋይ ኩርዓት ትግራይና ካብ ሑመራ ሐፍትካ በርትዕ❤❤❤
1u6
ዋውዉዉ ኣሹየ ባዓል ጡዑም ድምፂ (ለሙነየ) ትዝታ ናቓደም ምስ ሓዎይ ንሰምዓ ነይርና ምስ ናፍቆተይ ትሰውኡ ሰሚዐ 💔 ልትመለስኹም ንበርሉና እስቲ ሰላምና ይመለስ ተ/ይ ኣሹ i LaVe you❤
ፁቡቅ ገልፂኻዮ ኣሹ ወዲ ሓሸንገ ጥዑም ዲምፅ😍😍😍💗💛💗
እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ ወዲ ሜይዳ ሓሸንገ ጅግና ተጋዳላይ ኣሼዋይ ❤❤❤❤❤❤ 🥰😘😘
አሹዋ ቅድመኻ ድኣነ እንዃዕ ብድሕና መፃእኻ ወድ መይዳ ሓሸንገ ጀግና ራያታይ❤❤
እንኳዕ በሰላም ምፃእኻና ኣሹየ ማዓረይ❤❤ይበል ድምፅ100%👌❤❤❤
እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ ወዲ ሜይዳ ሓሸንገ ጅግና ተጋዳላይ ትግራይ❤❤❤😊😊
ኣሰይ ዝሓወይ ፅቡቅ ስራሕ ኣሼዋይ መዓረይ ጅግና TDF 💛❤❤❤❤
አንኳዕ ዳሓን መፅአኹም ተጋሩዋ ❤❤
እንካዕ ብዳሓን መፃካ ወዲ ደመቀ ጥዑም ድምፂ❤❤
አሹ ንፁህ ራያ እንኳዕ ብድሓን መፃእኻ❤❤
አሹ ንፁህ ራያ ኣይኾነይ ራያ ትግራይ ይኡ እዝ ኣጎዛ ሀሀሀ
@@sooqusabya3997እ ላህማም ድቅላ
ኣሰይ ኣሹዋ ጥዑም ደምፁ ጀግና ትጋዳላይ ወዲ ራያ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሹዋ የኔ ጀግና ፅብቅ ሰራሕ እዩዋ ቅፅለሊ ሐወይ ናተይ❤💚
ብጣዕም ደስ ባሃል ስራሕ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ወድ ሕምብርት ኦፍላ ሓሸንገታይ👍👍👍👍👍👍👍
ራያ ዓደይ ወለላዊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
ራያዋን መገን ራዮቶት 🐅🦁💚💘💚ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤
ኹርዓት ዓድ ኾርዕናልኻ ብኣኻ ደቅ ዓድኻ የራያ ንጉስ ንበረለይ ማቻ ማኛዋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ኣሹዋይ ጅግና TDF💊💊✊❤❤❤
ኣሹየ ፅብቅ ስራሕ ትግራይ ዓደይ ሰላምክ ይለስ😢❤❤
አስልታት ራያ ሓሸንገተቶ ነብሩልና ቃሓ ምባሉኹም ❤❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ሓሸንገ
ኣሹዋይ ሸኮር ብጣዕመይ ዝፍትወካ ጡዑሙ ድሙፁ እንካዕ ብሰላም ምፃካ❤❤❤
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤🎉🎉
ትግራይ ዓደይ ስላምክ ይብዛሓ❤❤
ራያ ትግራይ እያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
yaessss our hero i appreciate your great work keep it up!
እንካዕ ብዳሕና መፀኻ ወዲ ሜዳ ሐሸንገ❤❤❤❤❤
ጅግና my TDF አሽዋ ወዲ ራያ ኮረም ሓሽንገታይ ትግራወታይ❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፀእኻ ወድ ሓላል መሬት ትግራይ ኣሹ ለምነየ
ያዕስ ራዮቶትዋ❤❤❤❤❤❤💚
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻና ኣሹዋይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኩርዓት ትግራይና🙏❤💊
keep it up bro!!!
እንካዕ ብስላም ምፃኻ ኣሹ ጥዕሞ ድምፃ ይበል ❤❤🎉🎉
ካርና ፅቡቅ ስራሕ ቃሕ በሀሊ🎉🎉🎉❤❤❤❤ቀፅለሉ
-ሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሸገታት💖😘
ፅቡቅ ሰራሕ🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ትላያላቹ ራዮቶት በስደት ንሮ መርሪ ያላቹ እህቴ ወንዲሞቸ የእረፍት እንጃራ ይስጣች እግዚአብሔር ኣምላክ ስደታችን ያሳጥሪልን እሜን 🥰🥰🥰🥰🥀
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ወድ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤
አሹዋ ቅድመኻ ድአነ እንዃዕ በሰላም መፀእኻ ወዲ መይዳ ሓሸንገ ጀግና ራይታይ ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
ኣሹዋ ጡዑም ድምፅ እንኳዕ ብሰላም መፀኻ 🍋🍊💐🌹🌺🌷🌷💝🌻🌻🌽🌽🌽
ፅቡቅ ሰራሕ ይኡ ቀፅለሉ አሹ ጀግና
ጀግና ፁቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዉ መገን ወድ ዓደይ መን ከም ሓሽንገ ወለላ💞💞💞💞🥰
ኣሹዋ ባዓል ጡዑም ድምፂ ወዲ ሪመይ
ጅግና ራያቶት❤💛✊✍️
ራያ ራይ ይኡ
ሙሽሙሽይ
ኣምሓሩ ኣይኾንናይ
ተጋሩ ኣይኾንና
ጋሕታናይ
መንነትና ራያ ይኡ።
ብመረዋ ገብረ መፃሁ ብዛታ አሹዋይ ወዲ ራያ አስሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣይዘኻ ወድ ዓደይ ❤❤❤❤❤❤❤
አሹዋ የኔ ጅግና ጡዑም ድምፁ❤❤❤❤❤
ኣሹዋ ጥዑም ድምፅ💚🌿
Enikae biselam metsaeka Haweni❤❤🎉🎉❤❤❤
ቃፅለሉ ሰበይ❤❤
What a sweet sound that is!
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ኣሹ ጥዕም ድምፂ💊💖💛👍👌
ይበል ይበል ኣሹዋዬ ሓራም ገልፅኻያ የኻ👌❤❤
ኣሹዋይ ጅግና ትግረዎይ ❤❤❤❤❤❤
great ashu......ofla
ራያ ራያ የና ተጋሩየና ላበኹም ዓደና ሸይጥኹማ። ራያ ቢቻል የና ተጋሩ ኣምሓሩ ኣይኾይናይ ደርፍኻ መሕ ባሃሊ የኡ
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኣሹዋይ ጥዑሙ ድምፅ🥰🥰🥰🥰🥰
ራያነት💚👌
ዓሳዲ ትስታኻኽላ ጎበዝ ብጣዕሚ ስለድሰማዕኻና
ያዕስ ጅግና ትግራዋይ ወዲ ራያ
🎉በርትዕ ወዲ መረባና (ካብ ማርያም ዓዲ ደዉታ❤
ኣሹየ ቓፅለሉ ሸገ ስራሕ ቐፅለሉ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ራያ ትግራይ❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ጀግና አሹየ ይበል ይበል ድምፅ ❤❤❤❤❤❤❤
ማዉረድ
አሹዋ ባዓል ጥዕም ድምፅ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሹየ ጡዕሙ ድምፅ 💞💞💞💞
አሰይ ትግራይ ዓደይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
best song keep strong
woooww,haftie,,mululuu..amerobachewal wudoch....
❤❤❤❤❤❤❤❤ የዕስ ጀጋኑና ኣይዞኹም ቦርቱዕልና
አብ ጡዑም ድምፁ ወዲ ዓደይ
Abet kfetwekum anes tegaruway mukurat❤❤❤❤❤❤❤
አንኳዓ ሰለም መፅኡኻአ 💚💚💚💚❤
ራያቶት ያዕሰ ደቅ ዓደይ ጀጋናTDF በርትዕ ናይ አሹ አደነቅት ፈተውት ሳብሰክራይብ በልኒ አሕዋተይ ከይትሓልፍን ብሰም አሹ 😢❤ ❤❤❤❤
ኣሹ ወድ ዓደይ ሽኮር ❤🥰
ኣሰይይይይይ ደቅ ራያ ራዩማ❤❤💞💞💝💝💜💞💞💞💞
እንኳዕ ብሰላም መፀኻ ጅግና ተጋደላይ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሹየ ሸገ ስራሕ ይኡ ቓፅለሉ ሰላምኺ ይመለስ ትግራይ ዓደይ❤❤❤
እንኳዕ ብዳሕን መፃእኻ ጅግና ትግራዋይ💊💊💊
እንዳሓን መፃኹም ደቂ ራያ ትግራይ ዓደይ❤😍
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ❤❤❤❤❤
ኣሹዋይ ጅግና ተጋዳላይ እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ወድነይ ይበል ድምፂ 😘❤️😘❤️😘❤️😘❤️😘❤️😘❤❤❤❤❤❤💛❤❤💛❤ ❤💛❤❤️
ወዲ ሪመይ ኣጆኩም ትግራይ ሃገር እያ💊💙💙💚💙💚
😂😂😂😂😂😂 Kuenti, Kumla, Beles, Emni, Gesso, Guzaeee Muzaee Hizkas Hager? Deki Fetuhat Serre, Serekti Modis.
ሓቅ ባ😋
❤❤❤❤❤ Ashu jegna
ጀግና ናይ ኣበታቱ❤
እንኻዓ ብሰላም መፀኻ ኣሹ ወለላ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣሹወኤይ የኔ ጅግና ደስ ባሃል እንኳዕ ብስላም መፃእኻ❤❤♥️
እንኳዕ በብሰላም መፃእኻ ወድ ሓሸንገ ቀፅለሉ በርትዕ ኣታ ጅግና
abet dmts atum tsruyat fitret deki adey 💓💓💓
አሹ የ ሸገ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ሰላምኺ ይብዛሕ ትግርይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Enkan Beselam Metsakum🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ያዕሰ ኣሹዋ ጥዑም ድምፂ ጅግና ትግራዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጡዑም ድምፅእዋ አሹዋ🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በርትዕ ነብሪ!!!!!
እንካዕ ብሰላም መፅእኻ ❤
አሽዋይ