እንታይ ይበሃል ኣሎ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • እንታይ ይበሃል ኣሎ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ፧ መደብ ምስ ኣቶ ሙሉእ ዘርእዝጊ

ความคิดเห็น • 299

  • @Befreedaily
    @Befreedaily 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣጆኪ ውልቃዊ ርኢቶ ናይ ምግላጽ ሓርነትኪ የሕሊፍኪ ከይትህቢ

  • @fightforyourright96
    @fightforyourright96 2 หลายเดือนก่อน +8

    አነ አኮሎግዛይ እየ ግን ደጋፊ ኩሉ ደላዪ ፍትሒ እየ ። ንዓይ የሕዋተይ ደላዪ ፍትሒ ብዘይ የገድስ አውራጂኡን ሃይማኖቱን ። I ❤ ደለይቲ ፍትሒ

  • @checas7241
    @checas7241 2 หลายเดือนก่อน +5

    Mule and yodita authentic analysis thank alot for your limtiless explanation 👍

  • @WediDebas
    @WediDebas 2 หลายเดือนก่อน +3

    Yodita you are so humble. keep going.

  • @tesfufissahaye
    @tesfufissahaye 2 หลายเดือนก่อน +20

    ዮዲታ ኣብ ስራሕ ውረድ ደይብ ኣሎ።እንተኾነ ግን ኣብዚ ዝቐነየ ኣንቺ መንቺ ግን ክትኣትዊ ኣይነበረክን።ኣብ ውልቃዊ ነገራት ኣይትውረዲ።ኣብ ሓሳብ ኣድህቢ።ብፍላይ ኣጋይሽ ካብ ኤርትራን ትግራይን እንዳምጻእኪ ትግብርዮ መደብኪ ከትቅጽልዮ ሓደራኺ።

    • @embatekera9244
      @embatekera9244 2 หลายเดือนก่อน

      Tebeka shtaraka dewur

    • @user-zg8rl1vt4b
      @user-zg8rl1vt4b 2 หลายเดือนก่อน

      @@embatekera9244 ናይ መን ጠበቃ ጠበቅ ብላዕ፡በል ክትፈልጥ ካብቲ ጠርጢርካዮ ዘለኻ ከባቢ ኣይኮንኩን፡ኣነ ዝቃለሰሉ ምኽንያት ኣለኒ ወዲ ዝኾነ ኣውራጃ ደላዪ ፍትሒ ጥራይ ይኹን ካብቲ ደጋፊ ሓወይ ንሳቶም ይቀርቡኒ ምስ ኩሉ ኣበራቶም እቶም መቃልስተይ ኢዮም ኣሕዋተይ ክትፈልጥ ።እዚ ንስኻን ከማኻን ሓሚምኩሞ ዘለኹም ሕማም ኣብ ኩሉ ሰብ ከይመስለካ ፡ዝኾነ ተቃላሳይ ንቃልሲ ዘዳኽም ኣይዛረብ እምበር ብዛዕባ ደስ ዝበሎ ኣርእስቲ ኣልዒሉ ክዛረብ ናይ ኩሉ ደጋፋይ ኢየ።እዚ ናትካ ነገር ግን ገሪሙኒ፡ጠበቃ ናይ ዝኮነ ሰብ ኮይነ ኣይፈልጥን ፡ኣብ ኩሉ ደሊኻ ኣነ ዝጸሓፍኩዎ ኮመንት ኣንብብ ።ዝመስለኒ ሓሳብ ኢየ ዘቀምጥ ወይ የተባብዕ ኣኸለ ሕማምካ ግን ናብ ኩሉ ከም ዝበጽሕ ኣይትግበሮ ንዓኻ ክሕሸካ።እዚ ሕጂ ዝኮነ ኣውራጃ ጸላኢኻ ዝመስለካ ዘሎ ንሱ ዘይብላ ሃገር ክትነብር ከም ዘይትኽእል እመን።እታ ሃገር ናይ ኩሉ ኣብታ ሃገር ዝተፈጥረ ኢያ ነቲ ኣይትቀርቦ ነቲ ኣይትርሕቆ።

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዮዲታ ሎሚ ጽባሕ አብዝኾነ እዋን እንብሎ እዩ ንስኺ አብነታዊ ት ካብዘለዋና ደቀንስትዮ ስለዝኾንኪ አዚና ንኸርዓልኪ ስኽፍ አይበልኪ በዚ ገልጣም ሰልጠነ ዝገብሮ ዘሎ መጥቃዕቲ ንውድቀቱ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ
    አጆኺ ዮዲታ❤

  • @MANUDIBANGO-cw7uu
    @MANUDIBANGO-cw7uu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲት አጆኺ ሰልጠነ ካብ ሚድያ ንኹሉ አልዩ ንበይኑ ወናኒ ኽኸውን ይፍትን ንስኺ ኸአ ተዓጳጰፊ ድላይኪ ነጳ ኾንንኪ ተቓለሲ አጆኺ 💙❤️💙

  • @samsonm2011
    @samsonm2011 2 หลายเดือนก่อน +15

    ዮዲታ ብርሃን ናይ ወጋሕታ ኣቲ ጅግና
    ንብዙሓት ሓቦን ጽንዓትን ገርኪ መገዲ ሓቂ ስለዝሓበርኪ
    እቶም ኣካይስት ሕልንኦም ዝሸጡ ኩሉ ጊዜ ዕንቅፋት ክፈጥርልኪ ምዃኑ
    ኩላትና ንጽበዮ እዩ።

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya 2 หลายเดือนก่อน +4

    ነዚ ቃልሲ ድሕምሶ ዘሎ ሰልጠነ ዪ ብዓል ዮዲት መልሲ ምሃበን ገበን ኣይትሕሰብዎ
    ሰልጠነ ከም ሕሙም ከልቢ ነዛ ኩላ ተቃላሳይ ክለክፍ ሰዓብቲ ኣራእስ ሰብ ከድንኑ እንዳ ወዓሉ ጌጋ በሉ እቶም ናይ ሰልጠነ በራዪ ከኣ ንቅሑ 😢

    • @yo-61
      @yo-61 2 หลายเดือนก่อน +1

      akalb seltene wuh wuh yblu alewu🤣

  • @wahs1235
    @wahs1235 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣጆኺ ቲ፡ ጊን እዞም ሜድያታት ገለ ምስ ተፈጥረ ብዉሽጢ ምርድዳእ ከኣሉ፡ ንስኺ ዉን በዓል ዉፉይ ዝከኣሎም ዝገብሩ ዘለዉ ኣብ ገዛኺ ብሰባት ክዝንጠሉ ኣይተፍቅዲ፡ ንሕና እቶም ተቓለስቲ ንቃለስ ጥራይ ኢና ዘለና። በዞም ሰብ ሜድያ ግን ኣይግድን፡ ብኣኹም ንበኣስ ብኣኹም ገለ

  • @awets23
    @awets23 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዮዲታ ኣጆኺ እዚ ኩሉ ነጎዳ መሐየሊኺ እዩ። ንሰብ ኢልኪ ከይትቅየሪ። It is your platform use it whatever you want.

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 2 หลายเดือนก่อน +1

    መርሓባ ዮዲታ ኣባኪ ዘለኒ ክብሪ ብጣዕሚ ምዘና የብሉን ኣጆኪ በርትዒ

  • @tekestegh
    @tekestegh 2 หลายเดือนก่อน +3

    ከምትግራዋይ እነ ምስ ክፍት ኣለኩ ፣ ለባምን ግልፅን ስብ እያ ፣ ካብ ብቆልኣኣ ቃልሲ ትፈልጥያ ካብ ስራሃ ብውነ እያ ትቃለስ እቶም ካልኦት ሆይ ሆይ እዩ ፣ በኣል ስልጠነ ፅገም ተሃልዩ ብግልፂ ክመፅእ ዳኣ ኣለዎ እምበር አንፃር ብፂትካ ዶ ይክወንዩ ፣ ድላዩ ይበላ ዩዲት ንስልጠነ ሽሙ ክተጥፍእ እርሱን ፣ ሰልጠነ ወሪዱ ብጣእሚ፣ ዩዱት ድላዩ ይበሃል ቃልስኪ ምእንተ ህዝቢ እምበር ግለሰባት ኣይኮነን ፣ ብር ግድ ንሃመዱ ሃይሊ እምበር ፓለቲካዊ መስርህ ገና ኣይሃዞን ኣሎ፣ ድጋፍ ይደሊ ፣ ዩዲት በርትኢ

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 2 หลายเดือนก่อน +3

    Great analysis

  • @teklekifle2672
    @teklekifle2672 2 หลายเดือนก่อน +2

    Yodita I have liked your program from day one. Seltene means a maniac who always dared, he recognized himself as a warrior, working hard. And this is a disease in a psychology/psychiatric.

  • @samigere5114
    @samigere5114 2 หลายเดือนก่อน +13

    ሰልጠነ ገና ዘይበሰለ ጥረ ክንሱ ብኡ ዝምርሑ መናእሰይ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ውርዳት የለን😢

    • @nasinetb1462
      @nasinetb1462 2 หลายเดือนก่อน +2

      Please stop attacking each other.we have one enemy hugdf . Can we all focus on our enemy. Our people in Eritrea are dying, there are genocides on our people, they have no food, no medicine, and no water. And we’re all here arguing and talking nonsense while they are suffering. Let us be voices for the voiceless people

  • @user-py6fi4cx9p
    @user-py6fi4cx9p 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋው ብራቮ ሙሉእ🙏🙏🙏

  • @Solgeb
    @Solgeb 2 หลายเดือนก่อน

    እዞም አብ ስደት ብዝሒ አሎና ኢሎም ሰላዕ በጣዕ ዝብሉ ዘለው አይትብዙሑስ አይመርገምን አይትንፉዑ እምበር ከም ዝበሃል እዩ እሞ ዋጋ የብሎምን አይትገደስልም ዮዲት❤

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ዮዲት ሓፍተይ ደመይ ሓንቲ ክንዲ ሚልዮን ኣጆኪ ዝመስለኪ መደብ ኣቅርቢ ድንብርጽ ኣይበልኪ ህዝቢ ምሳኪ ኣሎ ዋዕሮ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semerehabte7595
    @semerehabte7595 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጸበብቲ ኣብ ዝበጽሕዎ የብሎምን ቀጽሊ ጥራይ ብዘለኽዮ ዮዲታ ዋዕሮ

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane4611 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yodit a great woman of Justice and Good fights... I am always your fan because you are a true fighter. Forget the narrow ppl of benefit like "Gebray"

  • @tesfuteklab528
    @tesfuteklab528 2 หลายเดือนก่อน +2

    Yodit anebesa ❤❤❤you are doing excellent show, keep up with the good work. we have learned a lot from semar and tesfay and your show. we love you.❤❤❤

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲታ ስኽፍ አይበልኪ ጌጋ መናብርቲዮ ተአራሪምና ንቐጽል ጥራይ

  • @fremhret5643
    @fremhret5643 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቱም ሰባት ክሳብ ሎሚ ከይፈለጥናዮ ጸኒሕና እምበር ሰልጠነ ዕሉል ኣውራጃዊ እዩ።ሓቂ ብሓቂ ኣብ ልዕሊ ሓማሴንውን ኣዝዩ ጽልኢ ኣለዎ እንታይ ሙኳኑ ኣይርድኣንን እዩ።ዘይተጸበክዎ ሰብ ኣብ ዓዲ ውልቀ መላኪ ኢሰያስ ኣብ ማስሜድያ ድማ ውልቀ መላኪ ሰልጠነ ክፍጠር ይሕሰብ ኣለዎ።ግን ውድቀቱ ዘይተርፍ እዩ።እቶም ሰዓብቱ ኩብኩብታ ክሳብ ዝፈልጥዎ ጥራይ እዩ።ወናኒ ኣከለጉዛይ ክኸውን ደልዩ።

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲታ ፎርሳ ፎርሳሳ ንቕድሚት ጥራይ💪💖💖💖

  • @MeraMaku
    @MeraMaku 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲት ሓፍትና ግደፊ ክንብለኪ ቀኒና ግን ኣይሰማዕክናን ንቓልሲ ከተህርሚ ቀኒኺ ብጣዕሚ ተጋጊኺ ኢኺ ግን ድሓን ብሕጂ ይቅረ ኢልኪ ነዚ መንእሰይ ክትክሕስዮን ክትጉስጉስዮን ኣለኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tekienigusse
    @tekienigusse 2 หลายเดือนก่อน +2

    Please subscribe, Comment and share

    • @user-qz9om9eh8k
      @user-qz9om9eh8k 2 หลายเดือนก่อน

      Tifozo ayedlen eyu seb beta kinenuuen mengedu yikid abagora abey kemzibexih kinrieyo ena::

  • @Abera854
    @Abera854 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንሻዕብያ ንቃለሳ ዘለና ይመስለና ኣሎ እምበር ባዕልና ሻዕብያ ኢና..... ከም ኢሰያስ ዕድለኛ ጨቋኒ የለን.......ብዝኾነ ኣጆኺ ዮዲት ሓፍትና....

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ajoki ab gonki alena belwom nkefwom 🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿

  • @user-xm2yq8kf8b
    @user-xm2yq8kf8b 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዮዲታ ኣጆኺ ኣብ ቃልሲ ብዙሕ ነገር እዩ ዘሎ ንኹሉ ጸለመ ከምትብድህዮ ካኣ ርግጸኛ እየ❤

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 2 หลายเดือนก่อน

    ብሺርሒ ትረኽቢዮ ተሎ ኪሪኢና

  • @selemonabraham8178
    @selemonabraham8178 2 หลายเดือนก่อน +12

    ዮዲት ሐፍትይ ኣነ ሐደ ካብእቶም ኣዝዮም ዘኽብሩኽን ዝፈትወክን እየ ኔረ
    ኣብዚ ወርሒ እዚ ግን ብጣዕሚ መዕነውቲ ሰባት ኢኺ ተቅርቢ ዘለኺ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ
    ስለምንታይ ሕማቅ ኣተሐሳስባን ፈላለይቲን ሰባት ተቅርቢ ኣለኺ ?

  • @natsenat6087
    @natsenat6087 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲታ & ሙሌ ንኪድ ጥራይ ኣጆና ❤🌿❤🌿❤

  • @user-rn2bo1ji8m
    @user-rn2bo1ji8m 2 หลายเดือนก่อน

    Thaks ❤❤❤❤❤ Ahiwat

  • @user-ns7ic2sq6q
    @user-ns7ic2sq6q 2 หลายเดือนก่อน

    ዮዲተይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ የግዳ ኣብዚ ሕጂ ተቅርብዮ ዘለኺ ንዓና መዕነዉብ ጽርፍን ኮይኑ እንታይ ስለ ዝበልና
    ሰልጠነ እንተተዛረበ ንዓኺ ንምዉዳቅ ኣይኮነን ከምኡ ዝብል ዘሎ መጀመሪያ ንሱ እዩ ቀዳማይ ሳብስኪራይብ ግበሩላ ኢሉ ዝግስግስ ዝነበረ ንሰልጠነ ዝነቅፍ እንበር ጉድለቱ ብግቡእ ዝርዳእ የለን ስለዚ ዮዲተይ እንታይ ከም ትዛረብ ምፍላጥ ጽቡቅ እዩ።ሰዓብትኺ ኣይተህድሚ ንኹሉ ኣማዛዝንኪ ረአዩ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @yo-61
      @yo-61 2 หลายเดือนก่อน

      ሰልጠነ ዝገብሮ ጌጋታት ዘይትር ዮ ተኮንካ ፡ደንቆሮ ኢካ

  • @danielhabteslase3932
    @danielhabteslase3932 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajokum keep it up

  • @bkt2781
    @bkt2781 2 หลายเดือนก่อน +4

    አነ ብጣዕሚ ዘብል ፕሮግራም ኢዪ ኔሩ ናይ ብዓል ስራክ, ተስፋይ, ስማር, ወዲ ንጉስ ሸው። ናይ ብሓቒ ከኣ መሃራይን ዘሎ ህልው ኩነታይ ዝገለጹ ኣሕዋት ኢዮም። ሽግር ናይዚ ኩሉ ነጎሃሃሪ ግን ሰልጠነ ኢዪ። you are doing excellent show, keep up with the good work. we have learned a lot from semar and tesfay and your show. we love you.

  • @solomonghebreslassie7667
    @solomonghebreslassie7667 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ዋዕሮ

  • @jermaymillash8947
    @jermaymillash8947 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቲ ዮዲታ ቅድም ጽቡቕ ኔርኪ ሎሚ ሎሚ ግን ኣይግድን። ንስኺ እኳ ደኣ ሕማቕ ኣይትዛረቢ እምበር ኣጋይሽኪ ግን ብቕዓቶም ዝጎደሉኢዮም።

  • @kuflomhadgu5532
    @kuflomhadgu5532 2 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት ንፈትወኪ ኢና። ምኽንያቱ ተባዕ ትቓላሲት ኢኺ። ግን ከኣ ውፉይ ዝገብሮ ዘሎ ጽቡቕ ስራሕ ስለዝኾነ ከተታባብዕዮ ይግባእ።

  • @fetawihaqi2760
    @fetawihaqi2760 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱ ዝኸይድ ኣይንደልን ኢና ንሕና መንእሰያት ዘተባብዖ

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 2 หลายเดือนก่อน

    ሙሌ ኣገዳሲ ኣጆካ በርትዕ

  • @nigistigebrezgiher8555
    @nigistigebrezgiher8555 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajokum Yohwat kalsukum Keslu, zereba nai Kalii aitsmuu.

  • @mihriehabte9936
    @mihriehabte9936 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki yodit haftey ab gonki alena 20,01,2024

  • @asmeromnguse5258
    @asmeromnguse5258 2 หลายเดือนก่อน +2

    Yodit anebesa ❤❤❤

  • @Habesha28
    @Habesha28 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks Ema ❤

  • @hamassien323
    @hamassien323 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ገሪሙና እኮ ናይዚስ ዲክታተር ዋሒድ

    • @user-qz9om9eh8k
      @user-qz9om9eh8k 2 หลายเดือนก่อน +2

      Yigermeqa eyu fara defar kibehal haqi eyu ayannne nere::

  • @dadudaduye8652
    @dadudaduye8652 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንቲ ዮዲታ ክትዓብዪ እንበር ክትወድቂ ኣይንደልን ነዚ ወለዶ ነዛ ሒዝዎ ዘሎ መንገዲ ኣብ ምሕጋዙ እንበር ኣብ ናይ ውልቀ ሰባት ዓቅሞም ዝሰርሑ ዘለዉ ኣምሲልካ ሕብረተሰብ ምጽራፍ ኣብዚ ገዛኪ ቅቡል ኣይኮነን ነዚ ቃልሲ ኣብ ምሕጋዝ ብውሕሉል ምንቃፍን ክከውን ኣለዎ ዮዲታ።

    • @user-qz9om9eh8k
      @user-qz9om9eh8k 2 หลายเดือนก่อน

      Suk bel wedi kueenti:: seb koynkas dro seb kitxerf jenmirka hbey Wahls. Wedi nebse mithat::

  • @hagerchannel2203
    @hagerchannel2203 2 หลายเดือนก่อน +7

    ዮዲት ካብቲ ወፍሪ ሰላም ሰባት ምካድ ዝገደፉላ ዕለት ጀሚርኪ ኣንጻር ብርጌድ ንሓመዱ ትኸዲ ኣለኺ 🩵🩵🩵

    • @teamemedhanie3669
      @teamemedhanie3669 2 หลายเดือนก่อน

      Yodit Ms Asba Aklabata Tabd Ala sleziy hmam yfelet Ezi tblo zelekum halew lew eu

    • @mihretabyobio3671
      @mihretabyobio3671 2 หลายเดือนก่อน

      Antsar bergedawian aykonetin nimtslama zigber eyu

    • @natsenat6087
      @natsenat6087 2 หลายเดือนก่อน

      ንሓመዲ ኣገዲስኩም ዘይኾነ ጽልኢት ትግራይ እዩ ዘሳራስረኩም ዘሎ

  • @user-zg8rl1vt4b
    @user-zg8rl1vt4b 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓኽ ንኤርትራውያን ኣሚነ ኣካለይ ምስንካለይ ኢዩ ዘግህየኒ ኩሉኹም ሓደ ኢኹም ሰልጠነ ቃልሲ ገዲፉ ብዛዕባ ውልቀ ሰብ ክዛረብ ይውዕል ፡ንስኽን ኣጋይሽክን ከኣ ቃልሲ ከተቃልሉ ትውዕሉ ሰልጠነ ምስ ንዕኡ ዝመስሉ ኮይኑ ሰብ ይሃርም ፡ንስኽን ኣጋይሽክን ንቃልስናን ንመቃልስትናን ክትሓምዩ ትውዕሉ ሑሉፍ ሓሊፍኪስ እዚ ባእሲ ናብ ኣውራጃ ክትወስድዮ ውን ይዕዘብ ኣለኹ የሐዝን እሞ እቶም ዝሞቱ ይኹን እቶም ከይ ንዓለም ሓደ ቆልዓ ከወለድና ኣብ ሸዊት ዕድሜና ሰንኪልና ክንወልድ ኣብ ዘይንኽእለሉ ደረጃ ዘለና ውን ቃልስና ናብ ኣውራጃ ከተጸጋግዕዎ ክርእይ ከለኹ ብኻ ሶማላዊ ኮይነ ተፈጢረ ካብ ምሳኻትኹም ብሕማም ኣውራጃ ዝተጠላቀኹም ንስኻትኩም ኢኹም እዚ መንእሰ ዞባታት እምበር ኣውራጃስ ኣይንፈልጦ ትምህሩና ግን ኣለኹም።ዘርእዝጊ ካብ ሰልጠነ ኢዮም ሰርቲፊኬት ዝጽበዩ ክብል ከሎ ትሓምም ዘይትገድፉና ግን እንታይ ግበሩ ኢኹም ትብሉና ዘለኹም ሕማም ውሽጥኹም ኣብ ከብድኹም ግበርዎ ኣውራጃ ክትብሉ ኣምሲኹም እንታይ ኢዩ ረብሓኹም ቃልሲ ናብ ኣውራጃ ክትቅይርዎ ትደልዩ ዘለኹ ንናይ ውሽጥኹም ሕማም ክንላለ ኣለና ግደን ተሕዝኑ ብሓቂ ደላይኩም ተበሃሉ ንቃልሲ ዝጎድእ ከይከውን ተጠንቀቁ ።ብስሚዒት ምዝራበይ ይቅሬታ

  • @shamsham-pj8fm
    @shamsham-pj8fm 2 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት ቀጽሊ ኣጆኺ በጃኹም ካብዚ ነኣሽቱ ነገራት ውጹ ።ኣብ መድያኺ ድማ ሓላፍነታውያን ሰባት ከተምጽኢ ይምረጽ ።

  • @mehrettesfama1727
    @mehrettesfama1727 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yeditey ketslyo ajoki gn Yeditey etom tekrbyom bztekaele halafnet zelewom kkenu tsbuk neru 💙💙💙💙💙

  • @michelmeles-hx3so
    @michelmeles-hx3so 2 หลายเดือนก่อน +1

    የደት መደባትኪ.ናይባሐቂ እየ ዝድግፎ ግን ህዝቢኺ አይፈሊጢዬን ህዚቢ ዝነበረ.ሰዉራ.ቀተለዎ እዩ እስከ ንረኤ50ዓመት ስምረትአብ ክብል አብ ነንድነድና ክንባላዕ. ህዝቢና ነጥፍ አና ዘሎና ሽግርና.አብና ክንድና ነጽብቦ ነገፎሖ

  • @faligali6690
    @faligali6690 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲት ብዛዕባ እቶም ንሶም ዝደልይዎ ሓሳብ ጥራይ ክትዛረብ ወይ ክትድግፍ ዝደልዩ ሰባት ብዙሕ ኣይትጨነቒ።ኣነ ርግጸኛ እየ ሰሪሕኪ ትነብሪ ሰብ ኢኺ።ገሊኦም በቲ ናቶም ሳብስክራይብ ትነብሪ እዩ ዝመስሎም።ስለዚ ነቶም ሓቂ ትመሮም ሰባት ሳብስክራይብኩም ኣብ መዓኮርኩም ወትፍዎ በልዮም።እቲ ሓቂ ቀጽልዮ።

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 2 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኺ ናይ ቆልዐ ስራሕዩ ዝገብር ዘሎ ዘሕዝንዩ ንስኺ ጉዕዝኺ ቐፅሊ ገንዘብ አይትኽፈልን ኢኺ ነቲ ተዐፊኑ ዘሎ ህዝቢ ድምፂ ኢኺ💙💙💙💙

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዮዲታ ዋዕሮ ምስ ፌቨን ዋዕሮ ክልቴኽን ጀጋኑ ቀጽልኦ ጥራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እቶም ዘስተውሉ ጅግንነትክን ንመጻኢ ትሓስባ ተስፋ ዘሎክን ምዃንክን ዝፈልጥ ብዙሕዩ፡ ኣጆኺ ካብ ፌቨን ኣይትበልጽን ኢኺ በርትዒ፡ ናይ ተመስገን ክሓሳይ ዝሓለፎን ዝሓልፎ ዘሎን ትፈልጥዮ ኢኺ ኣጆኺ ኣይትሕመቒ። ሓደራ።

  • @zeritebaye8292
    @zeritebaye8292 2 หลายเดือนก่อน

    Yodita we are so proud of you ❤💙🌿

  • @fetawihaqi2760
    @fetawihaqi2760 2 หลายเดือนก่อน

    በርጌድ በል ኩልኻ ንሕና ንዕወት

  • @yosiefabraha4576
    @yosiefabraha4576 2 หลายเดือนก่อน +1

    Men suq bel aytzareb eluka?
    Qenikum ekum ktgebru tedelikumgberu
    Endo.zgebr nediu neynegr

  • @yonasteages2600
    @yonasteages2600 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ageb tefetawi

  • @biniamberhe7810
    @biniamberhe7810 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yodita ajoki ❤

  • @Combeshtato
    @Combeshtato 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow wow wow wow. Are we fighting HEGDEF or each other.???????????????.

  • @kahasehabte340
    @kahasehabte340 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምሰሉ ጠንቂ ናይዚ ጸገም ኒስኺ ዶ ኣይኮንኪን
    ኣውራጃ ዘዋርዱ ኒወረዳ ዘዋርዱ ካብ ኡ ሓሊፎም ድማ ነዚ ሂወት ዝኽፈሎ ዘሎ ቃልሲ ዘቃናጹቡ ኢንዳ ዓደምኪ ሓዊ መልስክሉ ዘለኺ

    • @yo-61
      @yo-61 2 หลายเดือนก่อน

      ስቅ በል ደንቆሮ ከልቢ ሰልጠነ

  • @ngusebrhane5994
    @ngusebrhane5994 2 หลายเดือนก่อน

    Yodita xebuk aloki kem beal muliea zelewom hasab redeit kea aytestewahedeyom thanks

  • @girmaigedlu5197
    @girmaigedlu5197 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ይዲት፣ጽቡቕ መዱብ ኣሎኪ ቀጽልዮ።
    እቶም ርእይቶ ወሃብቲ
    ገጾም ቀሊዖ ብቪድዮ
    እንተ ተዛርብዮም ጽቡቕ
    ኔሩ።

  • @wedifish924
    @wedifish924 2 หลายเดือนก่อน +1

    yodit the great🎉🎉❤

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 2 หลายเดือนก่อน +1

    selam selam yodita weyke neq waerona iki tsubuq Aleki

  • @fremhret5643
    @fremhret5643 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ዮዲት ኩሉ ኤርትራዊ ምሳኪ እዩ።ንስኪ ንጽህቲ ከም ማይ ንግሆ ኢኪ ።መትከልክን ዕላማክን ድማ ከይትስሕቲ ሓደራኪ።ኩሉ ተቃላሳይ ከም ሰብ ክሓስብ ኣለዎ።

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq 2 หลายเดือนก่อน

      ኩሉ ኤረትራዊ 😂😂 በራዩ ሓሰማታት ማለትካ ዲኡ

  • @tesfatekle-ku7ji
    @tesfatekle-ku7ji 2 หลายเดือนก่อน

    Good job yodita ❤

  • @hamassien323
    @hamassien323 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ቀታልን ተቐታልን እንዳበለ እንድዩ ኣብዚ ኩሉ ስብጺሑዎም ደሎ።ስዲ ዝኾነ ሰብ

  • @user-rn2bo1ji8m
    @user-rn2bo1ji8m 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 2 หลายเดือนก่อน

    ዮድታ እዚ ወዲ ንሰልጠኒ ዝወገነን ዝዘርንዩ እምበር፡ ንሰልጠነ ዝጸርፍ ኣብ ናይ ሰልጠነ ሚድያ ክቐረብ ኣይክእልንዩ፡ ንዝጸርፉዎ ኣየቕርብንዩ ሰልጠነ ንኸም ብዓል ፌቨን፡ ኤልሳ ጭሩም፡ ተመስገን ካሕሳይን ረድኢ ምሓርን ወዘተ ዝጸርፉሉ እዩ ዘቕርብ ብጀካ ጽልኢ ንሰባት ክንጽል ካብ ሚድያ ካብ ከርሕቕ በውራጃ ንሕና ገበርና በዛሕና እናበለ ብጆን ብላክ ክንደይ ግዕዘይ ጸርፊ ክጻረፍ ገይሩዎ ካልኦት እናጸረፈን ኣጽረፈን ክኣሊሞ በይኑ መድያ ክውንን ገንዘብ ክእክብ ክጅሃር ኢዩ ዝጽዕር። ብዛዕባ ምዓትን ጽንተትን ፈጺሙ ጉዳዩ ኣይኮነን።
    ኢሳያስ ናይ ብሓቂ ዕድለኛ ኢዩ፡ ሕጂኮ ስቓይ ህዝብና ተረሲዑ ሰልጠነ ኮይኑ ኣርእስትና መስጣ ህዝብና የውረደሉ እዚ ወዲዚ። በጃኻትኩም ስራሕና ንስራሕ ረስዑዎ እዚ ወዲ።

  • @afomia3521
    @afomia3521 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይበለን ትጋገዪ ፡ኣለኪ

    • @awetaweasemblnio3215
      @awetaweasemblnio3215 2 หลายเดือนก่อน

      Yegermkia ekio eyu Sebab Ezia kola 😂😂😂😂

  • @petrosandemariam500
    @petrosandemariam500 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ኣገራሚ ኮይኑ ዘሎ ክሳብ ክንደይ ማርሞ ዝኾኑ ተኸታተልቲ ሾሻል መድያ እዮም ዘለውና፡ሰልጠነ ተኸታተሉ ኢልዎም ዝከታተሉ ሰልጣነ እዝንኹም ዕጸው ኢልዎም እዝኖም ዝዓጽው ከኣ ኣለውና፡ ኣምላኽ ኣቦይ የእምርኦም ይኽፈተሎም።

  • @hiwetfitiwi3046
    @hiwetfitiwi3046 2 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኺ እዚ ጓለይ ከም አተዓዐቢያኺ ጥራይ መሪሺ ሰብ ዝበልዖ እዩ ዝስኤን እምብር ዝዛረቦ አይስእንን

  • @adbt3565
    @adbt3565 2 หลายเดือนก่อน

    ናትኪ እስኪ ደሃን እዚይ ምሉእ ድዩ ዋላ ገለ ንምንታይ እዩ ነዳዲ ዝደፍእ ዋ

  • @egeg4900
    @egeg4900 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki yodita zkone seb agedasi u
    Amxyom tray seltene gena u zelo.
    Seltene Ab politics zkone aflto yeblun gena u aybeselen

  • @user-ef1ml6cf7f
    @user-ef1ml6cf7f 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኢዚ ሙሉ ዝብሃል ለክባት ኢንሥሳ ክሳብ ክንደይ ለክበትበት ይብል ውጻኣት ይሃዝኩም ዉጹ ሃንኮልቲ ጸየቅቲ ኢኩም ኢዛ ኣረጊት ኣመንዚራ ካኣ ተቃዋሚት ኢንዳበለት ምስ ውልቀ ሰብ ከም shermuta geza brhanu ትልፍልፍ

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሸለል በልዮ ንስኪ ትልብሚ

  • @selamtesfay1834
    @selamtesfay1834 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ygerm u zkeyd selo , zehzn lbna tsebruna alekum nkulatkum ye zwecks yodita ajoki

  • @jemaltaha4871
    @jemaltaha4871 2 หลายเดือนก่อน +1

    27 min zela Asmireala Aleku

  • @Kerar-Idris
    @Kerar-Idris 2 หลายเดือนก่อน +1

    Hello Yodita Bihaki hubu elama entelekm tegagikum . Ezom Seman and Tesfay zibahalu elamom entay eu ane yigermeni eu

  • @aynalemtewelde6172
    @aynalemtewelde6172 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yodit ajoke🥰🥰🥰

  • @user-cj2nu8ug9e
    @user-cj2nu8ug9e 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yodita Ajoki nehena alena ab goneeiki. Wedi Hakuari Adegi🫏🫏🫏 new ab enda guhaf kenetewo ena!!

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @MeraMaku
    @MeraMaku 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ምሉእ ንስኻኸ ይፈልጥ ኢየ ወይ ይምጉት ኢየ ዲኻ ክትብል እዋይ እዚ ጊዘስ ንኹሉ ኣኻኺባ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hermonkelete8841
    @hermonkelete8841 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤Great

  • @haileezgihaxera9293
    @haileezgihaxera9293 2 หลายเดือนก่อน

    Judi ♥️

  • @rurururu4775
    @rurururu4775 2 หลายเดือนก่อน

    Yodiya we love you 💙🙏💙🙏💙🙏

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 2 หลายเดือนก่อน

    I am really really fed up with those who sit around and try to critique those who are doing their best to oppose the dictatorship in every situation in their part in their time..but there are those who talk but never ever take action to bring about change...I really don't care how one oppose the dictatorship but do something to weakened the dictatorship in every corner of the world...one has the full rights to critique anyone but not while seating around doing nothing...remember action is the only way to bring about change against the dictatorship in Eritrea 🇪🇷.....

  • @rishantesfu8948
    @rishantesfu8948 2 หลายเดือนก่อน +1

    Bertii Yodita kab haku ayhalfn eyu kulu

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 2 หลายเดือนก่อน +1

    Dawn dawn Awrajawyan😂😂😂😂😂😂

  • @user-rn2bo1ji8m
    @user-rn2bo1ji8m 2 หลายเดือนก่อน

    Yodit and Yodit Selam Yhabkum❤❤❤❤❤ Selam

  • @user-ud8gv6dk7h
    @user-ud8gv6dk7h 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yodita Ajoki qexlyo netom n Brged nhamedu dxerfu gn nobelyom

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie3669 2 หลายเดือนก่อน

    Mhret yewrdelki Yodit mstim Esba Aklabatki halew lew aytbel Seltene eu kemau Neau belo aytfrah nkulom aytbel ( Nskatkum kea Esba Aklabat ekum)

  • @user-lz7nv6gp5u
    @user-lz7nv6gp5u 2 หลายเดือนก่อน

    ሲለያ ስራሕኩም ወዲእኩም

  • @E29-n3x
    @E29-n3x 2 หลายเดือนก่อน

    እዞም ኣህባይ ሕጂ ከምዚ ዝጀመሩ ታንክን ባንክን ኣብ ኢዶም ምስ ሓዙ እንታይ ከም ዝገብሩ ገምቱ፤ ናብ'ታ ምእራይ ኣኹዕንቶም ብኣግኡ ክንመልሶም ኣለና።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 2 หลายเดือนก่อน

    ዳወሽላኻት ዐዲ እዩ ዮዲታ ከመይ መርገሙ ጥልመቱ ዘቅንጠጥ መሲሉኪ ዮዲታ ማዐር ለባም ሰብ

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዮዲት
    እንተትድውልለይ ጽቡቕ ምኾነ
    1 መጀመርታ ኣብ ማስሚድያ
    ዘለኹም ሰባት በጃኹም
    ልቦና ግበሩ ብኣኹም ብኣወንታን ብኣሉታን ብዙሕ
    ሰብ ስለዝጽሎ ለብሙ
    2 ዮዲታ ንምንታይ ዓበይትን
    ዝምህሩ ንመንእሰያት ዘይተምጽኢ
    ኩሉ ግዝየ ዝተወሰኑ ሰባት
    ጥራሕ ኢኺ ተምጽኢ

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 2 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ብርግጽ ሓሳዊ ኣምሰሉ ሎክመኛ እዩ ።