ናይ ኢንሳ ዝተመስረተሉ ክይድን ውጺኢቱን ብእንጀነር ጥላሁን ኪሮሰ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.ค. 2024
  • ንምንታይ እዩ ንኣብይ አሕመደ ካብ መቶ አለቃ ናብ ሌተናል ኮለኔል ማእርግ ተዋሂቡ ? ኢድ ጀነራል ሳሞራ የኑሰ ?
    ንምንታይ ኢንሰ ብእንጀነር ጥላሁን ኪሮሰ ማሰተር ፣ ትግራዋይ ክምራሕ ዘይተደለየ ? ኢንሳ ገዲፈዪ ብእዋኑ ከይደ ። የመፅሓፈ ጦርነት ?

ความคิดเห็น • 32

  • @birhanetesfamariam7200
    @birhanetesfamariam7200 25 วันที่ผ่านมา +2

    Cyber power Tigray, great to bring this brilliant scholar to the public attention. The ideas of such intellectuals should get adequate support from political parties, the diaspora, GSTS, and other concerned institutions to bring the societal transformation that we Tigrayans aspire.

  • @yirgalemdesta7869
    @yirgalemdesta7869 25 วันที่ผ่านมา

    Thanks for bringing Engineer Tilahun this discussion highlights the root problem of The current TIGRAY situation. thank you both. Engineer Tilahun your participation is very important

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 25 วันที่ผ่านมา

    CPOTM, your guest- important information worth watching. Thank you.

  • @FreeTigray-ux5fh
    @FreeTigray-ux5fh 24 วันที่ผ่านมา

    Thank you engineer telahune for your deep understanding and details analysis what a great explanation of the situation and current Tigray political landscape and dynamics please continue to be in near future updates to the Tigrayn society we are so proud of you Tigray needs a people like you a critical thinkers

  • @ziniKemahu-sj6hy
    @ziniKemahu-sj6hy 22 วันที่ผ่านมา

    በርተዕ ጥሌ ነዓይውን ዝተወሰነ ከረዲት ኣምሂሩኒ እዩሞ ናይ ብሓቂ ንፉዕዩ

  • @mathiastesfaalebel718
    @mathiastesfaalebel718 21 วันที่ผ่านมา

    Thank you

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 24 วันที่ผ่านมา

    የቀንየልና ኢንጅ ጥላሁን ኪሮስ ብጣዕሚ ዝገርም ብቅዓት አርሰ እምነትን ትግራዋይነትን እየ አንቢበ ቀጽለሉ አብ ኩሉ ሚዲያታት ትቀርብ ተስፋ አለኒ

  • @iAlfaTech
    @iAlfaTech 20 วันที่ผ่านมา

    This guy is an example of Tigrean Identity. He is calm, eloquent, not arrogant, careful from accusing others, respectful, careful, care about Tigray and its people, hardworking.
    Respect…!

  • @user-tx9zi7sd1y
    @user-tx9zi7sd1y 22 วันที่ผ่านมา

    Thanks!

  • @tesfatsion2004
    @tesfatsion2004 19 วันที่ผ่านมา

    Only through meritocratic system of governance that Tigray can unearth and utilize available qualities and Tigray misses such opportunities because it critically lacks mechanisms to spot and utilize talent. In many ways, I share his reflections. He is very bold, honest, courageous and proactive in envisioning and sharing reflections on and about the unfolding future. Only through availing platforms to everyone that we can all learn and benefit from the best minds around and within us. I appreciate him personally. Insights matter and they come from curious minds like him!

  • @keymedianetwork-kmn380
    @keymedianetwork-kmn380 24 วันที่ผ่านมา

    ኤፍሬም ብጣዕሚ ጋሽ ኣቕሪብካ፡፡

  • @fishkidun
    @fishkidun 25 วันที่ผ่านมา

    Dear Efrem how are you? I tried to find Engineer Tsegay interview but can't find. Please would u send me the link

  • @mesfindesta1033
    @mesfindesta1033 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 21 วันที่ผ่านมา

    Advise the new generation to divorce it self from the old thinking (the old party) and the old generation and push for justice and accountability. And obvious that there is no reform options that can fit TPLF and the ITG. .

  • @kasayareki6656
    @kasayareki6656 23 วันที่ผ่านมา

    We must take the opinions of this gentleman seriously. He has mentioned many critical points and issues that concerned every Tigraway

  • @user-ev5mh6ks7k
    @user-ev5mh6ks7k 17 วันที่ผ่านมา

    አብ ነሓሰ አከባቢ ካብ ክልተ ዲግሪ ንላዕሊ ዘለዎም ሙሁራት ትግራይ ብዛዕባ ትግራይ ዘተ ከመይ ብከመይን ካብ ፀገም ክትወፅእ ዝብል ዘተ ክግበር አለዎ

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 24 วันที่ผ่านมา

    CPOTM- is this a good idea when Abiy is still in power who can worsen the sufferings of our people.

  • @user-vl6ry5ch9j
    @user-vl6ry5ch9j 25 วันที่ผ่านมา

    ዓዲ ብተፈጥሮ ሓደጋ ወይ ከዓ ብሰብ ጌጋ ጥራይ አይትፈርስን ።ብናይ ባዕላ መራሕቲ ስንፍናን ድኽመትን ከምኡውን ብተወሰኑ ተወለድታ ስርዓትን ህግን ብዘይምኽባር ምፍራሳ ዘጠራጥር አይኮነን።ህጊ አብዘይኽበረሉ ዓዲ ህዝቢ ባዕሉ ህጊ ከኽብር ይግባእ። ፀገምን ንብዓትን ህዝቡ ክሰምዕ ዘይደሊ አመራርሓ ዱላ ከስምዖ ምተገበአ።

  • @desalegngebre-ym6gk
    @desalegngebre-ym6gk 25 วันที่ผ่านมา

    Biography or Background ?

  • @hailekidu
    @hailekidu 24 วันที่ผ่านมา

    ፍሉያት ሚድያ ኢኹም።ኣብ ቴክኖሎጂ ኣብዝሑልና። ❤️💛❤️

  • @luelgselassie5669
    @luelgselassie5669 25 วันที่ผ่านมา

    ህመቅ እን ጀ/ሳሞራን ጀ/ተክለብርሃንን ትግራዋይ ክሳብ ህዚ ዋጋ ይከፍል’ሎ።
    ጥላሁን እቲ ሓቂ ክገልፃ ከሎ።

  • @user-vl6ry5ch9j
    @user-vl6ry5ch9j 25 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ውግእ አውሮፕላን።ድሮንን ታንክን ።ትሸዓተ ተላፈኑ ናይ ሞት ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝመከተ ህዝብን መንእሰይን ትግራዋይ ነዞም ትግራይ ከምሽንቲ ገመል ንድሕሪት ዝመልሱ ዘለው ጊዚያዊ መንግሥቲ ትግራይ ይኹን ተሓሕት አመራርሓ ካብ ሥልጣን አባሪሩ ባዕሉ ክመርሕ ዘይኽእለሉ ፀገም እንታይ እዩ? ከላሽን ፤ሓሳብን ጅግንነትን አብ ኢድካ እንታይ ትፅበ?ዱላ!

  • @starSeyfe-fo4ke
    @starSeyfe-fo4ke 21 วันที่ผ่านมา

    💤✋🙏 Please stop
    👂

  • @starSeyfe-fo4ke
    @starSeyfe-fo4ke 21 วันที่ผ่านมา

    ስቕ እንተበልና ዝደቀስና ከይመስለኩም
    ግዜ ጥራይ እምበር
    የወጋ ቢረሳ የተወጋ ግና አይረሳም።
    🏃💨 ቻው ቻው

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 25 วันที่ผ่านมา

    Same failed leadership is still leading Tigray. How do we expect different results? Tigray is going downhill with this failed, politics and leadership. Our people are perishing with multiple endless sufferings, God only knows the full pictures of sufferings and horror of our people of Tigray. God please save our people, Amen!

  • @TeareMamo
    @TeareMamo 16 วันที่ผ่านมา

    ኢንጅነር ጥላሁን ዝመስሉ ምሁራት ሒዝካ ኣብ ከምዚ ዝበለ ዕንክሊል ምውዳቅ ውርደት እዩ።

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 24 วันที่ผ่านมา

    ኢንሳ ማለት ናይ ደናቑር መርበብ ሓበሬታ ኢዩ።

  • @GebrehiwotBerhe-r2e
    @GebrehiwotBerhe-r2e 23 วันที่ผ่านมา

    ጥሌ ዝገርም ዓቕሚ ዘለዎ ሰብ እዩ፥ መጽሓፍ እዉን ጽሒፉ እታ ሳሜሪኣ ከንብባ ፈቒዱለይ ስለ ዝነበረ ገዚፍ ሓሳብ ዘለዎ ንፉዕ ቴክኖክራት እዩ። ሓቁ እዩ ሚዲያ እዉን ኣይረኸበን። ጸባዩ እዉን ሕይል ዝበለ ስለ ዝኾነ፥ ፍልጠት ሰባት ብናቱ ፍልጠት ናይ ምልካዕ ጸገም ኣለዎ። ዓቕሙ ከይረአ፥ ኣብ ረብሓ ትግራይ ከይዉዕል ካብ ዝገብርዎ ነገራ ዝመስለኒ ማሕበራዊ ርክቡ ድርት ዝበለ ኮይኑ እየ ተዓዚበዮ። ምናልባሽ ሓንቲ ሕቶ ክተልዕለሉ ዝደልየካ ኣብ ቀጻሊ ክፋል
    1) ንጥላሁን ሓዊሱ ብዙሓት ናይ ቴክኖሎጂ ሰባት ኣለዉ ብፍላይ ድማ ካብ ኢንሳ ዝነበሩ ሙሁራት ንስንሳቶም ክመአናጨቱ እምበር ሓቢሮም ክሰርሑ ዘይኽእልሉ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ? ጀ/ል ተኽለብርሃን፥ ገሬ፥ ቢንያም፥ ጥላሁንን ብደረጃ መሪሕነት ዝነበሩ ምናልባሽ ዓልካ ሓደርካ ዘይበሃሉ ሰባት እዮም። ኣብ ትሕቲኦም ዝነበሩ ሕዚ እዉን ዘለዉን እዚ ባህሪ ተላቢሰሞ እዮም። ነዚ እዉን እዮም ዉሑዳት ኣብ ረብሐኦም ጥራሕ ኣተኲሮም ዝሰርሑ ኣለዉ፥ ካብኡ ሓሊፉ ግን ንትግራይ ትርጉም ዘለዎ ለዉጢ ከምጽእ ዝኽእል ስራሕ ዘኡረኣናሎም። እንታይ እዩ ቁልፊ ሽግሮም? ናይ ጎንጻቶም ምሽጥር እንታይ ምዃኑ ክትሓስቦ እዩ ዝጨንቀካ። እሞ ኣብዚ መዳይ ተሓባቢሮም ሓደ ናይ ቴክኖሎጂ hub ክፈጥሩ ዘይኽእልሉ ምኽንያት፥ ንቡዙሓት መናእሰይ ሓቚፉ ዝኸይድ ትካላት ክህልዎም እናኸኣለ ንስንሳቶም ተተፋኒኖም ክተሓላለኹን ክተሓማመዩን እዮም ዝዉዕሉ(ኣነ ኣጸጽየ ዝፈልጦ ጎነጻት ስለ ዘለዎም እዩ)

  • @BINYAMMESFINGEBREMARYAM
    @BINYAMMESFINGEBREMARYAM 23 วันที่ผ่านมา

    ሰብኣይ

  • @ogbazghidebus9
    @ogbazghidebus9 19 วันที่ผ่านมา

    እሳያስ ጸረ ወያነ ዝኾኑ ኣካላት ኣኪቡ ሓይሊ እናሃነጾን እና ኣወሃሃደን ዝመጽአ። ብርግጽ ከኣ ኤርትራ ሒዙ መራሒ ኢትዮጵያ ክኸውን እዩ ዝነበረ ባህጉ።
    ስለዚ ሰላም መጺኡ ክበሃል ከሎ "ወያነ game over" ኢሉ እዩ ተቐቢለዮ ዝበለ። ምህላው ወያነ ንስልጣን ኣቢዪ ሓደጋ ምዃኑ፣ ንእሳያስ ድማ ስልጣን ስለ ዝዓንቀፍዎ ስለ ዝመስሎ ሕነ ክፈዲ ናይ ክልቲኦም ስምምዕ'ዩ ነይሩ። ዝገበርካ እንተገበርካ እቲ ውግእ ጠጠው ክብል ፈጺሙ ኣይክእልን'ዩ ነይሩ።

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 25 วันที่ผ่านมา

    ይቅርታ ግበሩለይ አቢይ ብጣዕሚ ጽልኢት አለኒ ግን ብጣዕሚ ጅግና ናይ ጀጋኑ ጅግና እዩ ምኽኒያቱ ታራ ወታደር ኮይኑ እሞ ዘይተምሀረ ንምሁራንን ብልዕሊኡ ክእለት ዘይብሉ ይእዝዝ እንደገና ጠቅላይ ሚኒስተር ክኾን እየ ኢሉ አፉ ሞሊኡ ይዛረብ አብ ቅድሚ ዞም ዓናዝር መራሕቲ ከይተረፈ ። ሐደ ትግራዋይ ምንም ከይበለ ናይ ስልጣን ህርፈት አሎዎ ጽምኢ ስልጣን የጥቅዖ እዩ ናተብሀለ ክንደይ አባሪሮም ዞም ለማሳት ጉጅለ ስብሐት ጥፍአትን መርገም ትግራይን ብዝኮነ አቢይ ጅግና ጅግና ጅግና እዩ ።

  • @meridtafesse2867
    @meridtafesse2867 21 วันที่ผ่านมา

    Why are you named Telahun if you are Tigrea????