ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ወጋሕታ ቲዩብ ፕሮግራም ተመቺኒ እዩ ቤተሰብ ኮይነ ኣለኩ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ ንተሓጋገዝ ደቂ ዓደይ ባዕልና ንባዕልና ንተሓጋገዝ
Thank you we are family yes tnx 🙏
ኢድ ይባረኽ ዋሓለ ጓል ትግራይና ❤❤❤❤
የቀንየለይ ዛሓፍተይ🙏🙏
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣሰራርሓ እዩ ቀፅሊሉ ነመስግን 🙏🙏🙏
የቀንየለይ ዛሓፍተይ 🥰🥰
wawww ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሰራረሓ ንፍዕቲ ቀጽልዮ፡ tenx
የቀንየለይ 🥰🥰🙏🙏
ሰላም ብርኽቲ ጽቡቅ ቀሊል ኣሰራርሓ ይቀንየልና፡ እቲ ጌሶ ተዘይብልና እንታይ ክንገብር ንኽእል፡ እቲ ጠራሙዝ ከ ኣብ ኤሮጳ ኣበይ ክርከብ ይኽእል ትብሊ። ንጥንስቲ ከ ክትሰትዮ ትኽእል ድያ ወይስ ከም ኣልኮላዊ መስተ እዩ። ክንፍትኖ ደሊና❤❤❤❤
ብዘይ ገይሶ ጥርሑ ክኮን ይክእልዮ ግን ሓያል ሜስ አይኮንን እምበር አብ እንዳሓበሻ ድካን ይርከብዮ ድማ ንጥንስቲ ድማ ከየብዛሕካ ምንም አይብልን የ ዝብል የቀንየለይ ድማ 🙏🙏
ዋው የበል ውሕልና ከማኪ ወሓለ ይፍተርልና
የቀንየለይ 🥰🥰🥰🙏🙏
ገሶ ኣበይ ይርከብ፡ እናሓበሻ ወላ ኣብዝኮነ ስቨር ማርከት ይርከብ ኢዩ።
ሰላም ሓፍተይ ዳሓበሻ ትረክቢ ኢኪ 🥰🥰
Thanks mearey eta erdn camera zbelkyan ayteredann nieru ab comment nzebrahklen sebat gn anbibeyo btaemi znead srah qexlyo
የቀንየለይ ዛሓፍተይ🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣሳራርሓ ኢድ ይባርኽ
አዱዮ የቀንየለይ🥰🥰 ርሑስ በዐል
Btaemi xbuk & qelil aserarha yqenylna shkorina habtey❤❤
Thank you zahafetay maray 🙏🙏🙏🥰🥰
ከማኪ ወሐለ የለን ጓል አደይ መአረይ
ሃኒየ thank you 🥰🥰 ርሑስ በዐል
ዋው ማራ ፅቡቅ ዝያዳይ ጊን ዘቢብ ማለት እንታይ እዩ ማዓረይ
የቀንየለይ ብልቢ 🙏🙏 ዘቢብዮ ዝበሀል ብትግርኛ መስለኒ ብእንግሊዝኛ raisins ይበሀል 🤭🤭
ዋውውውውውው❤ፅቡቅቲን ወሓለን ጓል ንግስተ ሳባ ❤ እሞሲ ኮላይ ዓድና ድዩ ብከምዚ ዝዳሎ ወይስ ናይ ስደት እዩ ብቀሊሉ ሰርሕኪዮ ዝያዳይ ዝሓተትኩኪ ተገድስኪ ስለ ትምልሰለይ ድማ የመስግን ።
የቀንየለይ ዝሓፍተይ እዚ ካ ናይ ስደትዮ ግን ተመሳሳሊዮ ዝመስለኒ 🥰🥰
wow looks great thank you for sharing! Happy Easter !
የቀንየለይ🥰🥰 ርሑስ በዐል
ሰላም ሰላምኪ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ክብርቲ ሓፍተይ ሰላም ነዚ ቤትኪ ይኩን ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እግዝኣብሄር ልዑል ይባርክኪ በላይክ እና ሳብ እና ቤተሰብ ግበርኒ እንዛመድ።
እሺ መዐረይ የቀንየለይ 🙏🙏🥰🥰
Btaemi wehale. Gobez
የቀንየለይ😘😘🙏🙏
ዜቢብ እንታይ ማለት እዩ ብትግርኛ
ብትግርኛ ዘቢብዮ ዝበሀል አነ ዝፈልጥ ተምሪ ዘይኮነስ እተን ካብተምሪ ዝደቃ🤭👍
ገይሶ እንተዘይሃልዩ ከ እንታይ ንገብረሉ
ብዘይ ገይሶ ይኮንዮ ግን ብዙሕ ጠንካራ አይኮንን ካሜራን ዘቢብ ገይርኪ ሞክርዮ ምናልባት 🙏🙏
I have never seen such a good cook
Thank you zahafetay 🙏🙏🙏🥰
Kamera zbelkyo bta nay shahi manka zgberkiya nebito diu endgna aordi zbelkyo herod malt diu kakndi aonshayti ke kexli nay geso ktukm tkel do eti aonshayti kea nkus diu nere?
እወ ዛሓፍተይ ዝተፈላለዮ አፀዋው ኮይኑዮ በር ካሜራ ለቢቶ ዮ ኦርዲ ድማ ህሩድ ዝበልክዮ ዮ እምበይተዋ ቲ ቆፅሊ ድማ ጌሾ ተደሊኪ ጥሑን ወይድማ ከምዝአነ ገይረዮ ዘለኩ ርሑስ ጌሶ ዕንጨይቲ ትንቁፅ ወይድማ ትንቁፅ አብማይ አሊክዮ ትሓድሪ 🥰🥰🥰😘🙏🙏
ብዘይ ጌሶ ዝኮን እንተኮይኑ ክሙኩር ዶ ኣብ ስዕዲ ሰለ ዘለኩ ጌሶን ማዕተናን ክረክብ ኣይክእልን
ሰላም ዛሓፍተይ እቲጌሶ ተዘይረኪብኪ ሽኮር ለቢቶ ወይ ካሜራ ካብኡ ዘቢብ ካ ይርከብዮ ዝኮን እዚሞክርዮ ፅቡቅዮ ዝከዉን መዐልቲ አይተንዉሕሉ ከይመጭጭ🥰🥰🙏🙏
ይቕንየልና ሓላለይ❤
Thank you❤❤
ፅቡቕ ስራሕ እዩ ወሓለ ኢኺ ቀፅልሉ
፡የቀንየለይ🥰🥰 ርሑስ በዐል
ብሓቂ ኣገንዕ ስጽብቅ መያ እዮ
የቀንየለይ 🥰🥰
ልባም ትግራወይቲ ኣዘና ቀፅልሉ ክብረተይ
የቀንየለይ ዛሓፍተይ 🥰🥰🥰
ቀፅልሉ
የቀንየለይ 🙏🙏🥰🥰
እስይይ ማዓረይ ወሓለ😊😊😊
የቀንየለይ ዛሓፍተይ🥰🥰🙏🙏
ቖንጆ ሜስ እዩ ጋል አደይ ጥሩሙዝ ናይ ሜስ አበይ ረኪብክዬ
የቀንየለይ ዛሓፍተይ አነ ikea የ ረኪበዮ 🤗🤗
link nata ሜስ መስተይት 🥰🥰 www.ikea.com/au/en/p/viljestark-vase-clear-glass-80338578/
ጠጅ ነዉ ግበዝ ሞያ እንድህ ነዉ እኔ እናተ አልችልም ገልቱ ነኝ አበሳ ነሽ💚💛❤️🌹💚💛❤️🌹💚💛❤️
Thank you 🙏🙏🥰
ገሾ ዝብልና እንተኮይና ከ
ሰላም ዛሓፍተይ ጌሾ አብዘይብልና ሓደ ኩባያ ሽኮር ክንጥቀም ንክእል ኢና 🥰🥰
HiiiWegahta❤
Selam antay ayu kamira
ትንሕንባሻ ነብኩዐሉ ነቢቱ ማለትዮ🥰🥰
ክም ናትኪ ኪሰሪሕ እያ ሓፍተይ ክጥዒሞ ካዓ ገሻ እበይ ክሪክቦ
ሰላም ዛሓፍተይ አነ እንዳ ሓበሻ ድካንየ ዝገዝእ አብኡ ትረክቢ ኢኪ🥰🥰
ሜሰ አይትበልዮ ሽም ለወጥሉ
ታይ ክብሎ ደአ ብርዚ ዶ ይኮን 👍
ይበል ዉሕልነት 👍👍👍
Thank you again🥰🥰🥰🙏🙏
ናይ ጌሶ ዕንፄቲ ኣበይ ይርከብ ምቅርተይ ምስ ይቅርታ
ሰላም ዛሓፍተይ ዳ ሓበሻ ድካን ዮ ገዚአዮ 🥰🥰🙏🙏
Btami wehale iki
Beziyi gisu dema areyna
eshi zahafetay 🥰🥰🙏🙏
Shkorina ita kamera zbelkya gn aytredetnn
ናይ ሕምባሻ ነብኩዐሉ ነቢቶ ማለተይ ዮ🥰🥰🙏🙏
Good gab
Thank you 🙏🙏🙏🙏
❤
Wahale ❤
የቀንየለይ መዐረይ 🙏🙏🥰🥰
❤❤❤❤❤
❤❤❤ nfeti
Thank you 🙏🙏🙏
💖💖💖💖👍💯
thank yoi 🙏🙏🥰🥰
💖💖💖 💊
🙏🙏🙏🙏
💗💗💗💗💗💗💗
Adinkeaki
የቀንየለይ 🙏🙏
Btsami goboz
Thank you 🙏🙏🥰🥰
Good job
Thank you 🥰🥰