DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: መደብ ከብሒ ታሪኽ - ምዝላቕ ባረንቱ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 130

  • @wedimamapeace6832
    @wedimamapeace6832 7 หลายเดือนก่อน

    kabakum mewlady yekureani yehbeneni hezbi Eritrea nay xelemti awra ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awet nehafsh kab Ghana Accra

  • @RobelRoberto
    @RobelRoberto 6 ปีที่แล้ว +17

    Awet Nahafash! Eternal glory to our Martyrs..መን ከም ህዝባዊ ግንባር

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 5 ปีที่แล้ว +1

    Yekenyelna antum jeganu. Sebin hagerin kinkewin sile zigeberkumina.
    Thank you our hero, we are so grateful for this ultimate price you have paid for this country and for your people.

  • @abrahamhabte802
    @abrahamhabte802 3 ปีที่แล้ว

    Thank you TV Eritrea 🇪🇷💪🏿👍

  • @yikealol2978
    @yikealol2978 6 ปีที่แล้ว +22

    ድምጽ ሐፍሽ ከምዚ ዐይነት ታሪኻት አብዚሕኩም አስምዕና በጃኹም ጅግና ሐፍተይ ክአ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ

  • @erigirl7088
    @erigirl7088 6 ปีที่แล้ว +20

    እዚ ኣብ ፍልም ጥራይ ኢካ ትሪኦ ጀጋኑ ሃገረይ

  • @berekethslassiebhd2018
    @berekethslassiebhd2018 5 ปีที่แล้ว +6

    ክትሰምዖ የገርምካ በተሓደ ከኣ የኽረዐካ ጅግንነት ኣብዚሎ ፣

  • @iahesthabte1143
    @iahesthabte1143 5 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑ ሰራሕቲ ቅያ ክብረት ይሀብኩም ነቲ ኩሉ ዝገበርኩዎም መስዋእትነትን ። ታሪኩም ነባሪን አብ ልብናን ክነብር እዩ።

  • @josikahsay1707
    @josikahsay1707 6 ปีที่แล้ว +12

    እዋይ ታሪኽ ንኽትኣምኖ ዘጰግም ታሪኽ እዋይ ጅግንነት ተወፋይነት

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 6 ปีที่แล้ว +7

    ሓበንን ክብርን ንጀጋኑና

  • @shinyblade4569
    @shinyblade4569 6 ปีที่แล้ว +10

    Very sad .we never forgot OUR MARTY'S AND THANK YOU TV ERITREA.

  • @yonatanwerede2559
    @yonatanwerede2559 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ዓደይ ታሪኽ ምስምዐይ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ ብሓፈሻ ናይ ሃገረይ ክሰምዕ ከሉኹ ሞ ጨጉረይ ሓፍ እዩ ዝብለኒ ❤💕🇪🇷💐

  • @YikealloYikeallo
    @YikealloYikeallo 3 หลายเดือนก่อน

    Zterefkum edmen tenan zhalefkum kea kbrn mogosn neakum leli manm ygbeakum 🙏

  • @merhawizeregaber6220
    @merhawizeregaber6220 3 ปีที่แล้ว

    ዓለም እህህ እንዳበለት ዝተቀበለቶ ጅግንነት ኤርትራዊ ኣበት ጅግንነት ዓወት ንሓፋሽ

  • @medhanemeasho6884
    @medhanemeasho6884 5 ปีที่แล้ว

    እዝ ኩሉ ሽግርን ጸበባን ጀጋኑ ጸብጺብካ ዘይ ውዳእ ታሪኽ ክብርን ሐበን ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 5 ปีที่แล้ว +5

    ሓርበኛታይ ኤርትራ፡ እዋይ ታሪኽና ክረዝን፡

  • @xjhfhdhx807
    @xjhfhdhx807 5 ปีที่แล้ว +1

    መርሐባእ ጅግና አኽበረተይ

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 6 ปีที่แล้ว +22

    ፍቱው ዓቢ ሓወይ ሰለሙን እምባየ ገብራት ኣብ ትሕተዕድመካ ብ80 ዝተሰለፍካ፡ ኣብ ኩናት 85 ባረንቱ ድማ ተሰዋእካ፡ በልስከ ንዘንተዕለት ብሰላም ዕረፍ ምስቶም ጀጋኑ ብጾትካ፡ ብሓበን ክዝክሮ ይነበር እቲ ሓርፋፍ ምስልካ!

    • @yikealol2978
      @yikealol2978 6 ปีที่แล้ว +2

      dawit gebrat R.I.P ንኹሎም ጀጋኑና

    • @amanuelhabtayeyenumberone1581
      @amanuelhabtayeyenumberone1581 6 ปีที่แล้ว +3

      dawit gebrat Dawit hawey sorry for your lost your brother.i will say thankyou for his service our country.Kulu Gzie Ab Lbina alew.Awet Nihafash......🇪🇷

  • @zekaryasaraya281
    @zekaryasaraya281 6 ปีที่แล้ว +6

    Betami dess zebel tarik eyu

  • @bahlnahmeretmennetna
    @bahlnahmeretmennetna 6 ปีที่แล้ว +10

    ታሪኽ በዓል በርሀ ጻዕዳ ሓደ መዓልቲ ከተቅርበልና ከኣ ንምሕጸነካ ኩቡር ሓው ወይ ኣቦ

    • @yonasnegassi8271
      @yonasnegassi8271 5 ปีที่แล้ว +2

      ያ ናይ ባሓቂ

    • @aronabraham4182
      @aronabraham4182 5 ปีที่แล้ว +1

      Tarik hzbawi gnbar ember tarik wulkawi mingar aytelemden aykhulun eyu hawey bruk wedhanka

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 3 ปีที่แล้ว

    ጂግና እንቃዕ ብሰላም ወጻኪ።

  • @okbitsertsusertsu2468
    @okbitsertsusertsu2468 5 ปีที่แล้ว +3

    ትኣምራታዊ ጅግንነት ኤርትራውያን ዘልኣለማዊ ዝኽር ንስውኣትና ክብርን ሞጎስን ነቶም ነዝኩሉ መሰናኽል ሰጊሮም ብሂወት ዘለዉ።

  • @gmanyem1057
    @gmanyem1057 6 ปีที่แล้ว +10

    ጅግና ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ እዩ ዝውረስ ቲብል ኣባሃህላ ኣዝያ ትስሕበኒ ጥቅሲ እያ።ምዝላቅ ባረንቱ ይዝከረኒ ቆልዓ ኮይነ ብርቱዕ ኩናት ተካይዱ ክንደይ ጂግና ዝተሰዉኡሉ ኹናት ከምዝነበረ ይዝክር፡እዚ ኩሉ ሓሊፉ ግን ሎሚ ዘይረብሑ ቆቃሽሹዎ ኪትሰምዕ ዘሕዝን እዩ።ኤርትራዊ ግን ካብ ታሪኽ ናብታሪኽ ክነብር እዩ።

  • @rezene7448
    @rezene7448 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽፉፍ ኣዘራርባ እትውንን እያ ወይዘሮ ኣኽበረት
    ታሪኽውን ዘገርም ዘደንግጽ እዩ

  • @xjhfhdhx807
    @xjhfhdhx807 5 ปีที่แล้ว +1

    አሕ የሕዎተይ ማዓረይ

  • @michaelmebrahtomm530
    @michaelmebrahtomm530 5 ปีที่แล้ว +11

    ህምምምምምም! ዘኢይትነገር ዶ ክንብሎም ፡ባህሪ ንሰባት ይፈታተን እንበር ሰባት ንባህሪ ስዒሮም ባህርያቱ ዘባህሩሩ ፍጡራት ኣማን ባኣማን ብሉጽ ስራሕ ፡ተወፋይነት፡ ትብዓት ፡ፍቕሪ ሃገር ክሉ በቃ ሓደ ካብ ሓደ ዘይበላለጽ ወርቃዊ ታሪኽ ብወርቃውያን ሰባት። ክብሪ ይግባኣኩም እዩ ነዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ እዚ ዘውረስኩምና ካኣ የቐንየልና ከማን ክውሕደኩም እዩ።
    ኤርትራ ን ኤርትራውያን ብ ኤርትራውያን።

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 5 ปีที่แล้ว

    ድምጺ ሓቂ ጊዜ ተዛነ ኣይኮነን ከለዉ ታሪኽና ሰንድዎ

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 6 ปีที่แล้ว +4

    ምዝላጽ. ናይ በርንቱ ፍልይ. ዝበለት. ካብ ካለአ. ክናት አያ

  • @debesayhhabtegiorgis124
    @debesayhhabtegiorgis124 6 ปีที่แล้ว +4

    I proud of you sister

  • @hermanaregai6762
    @hermanaregai6762 5 ปีที่แล้ว

    ግጉይ ወታደራዊ ስትራተጂ ምንባሩ ካብቲ እዛ ተጋዳሊት ዝሃበቶ ምስክርነት ምግንዛብ ይከኣል. ብዘይ ጽጹይን ዘይተጸንኤ ሓበሬታን ብሃውሪ ይጎዓዙ ከምዝነበሩ የመልክት. ሓደ ናይ ኩናት ባህሪ ግን ኩሉ ግዜ ዓወት ከምዘየጋጥም 'ዩ.

  • @medhinmahrai7373
    @medhinmahrai7373 5 ปีที่แล้ว

    Tarikum mewadadrti yeblun zelefkmo hiwet btemi meglesi yeblun thanks for doing great our country gen zehzneni ksab hgi hiwetkum bkertet mblayu eu

  • @wedimamapeace6832
    @wedimamapeace6832 7 หลายเดือนก่อน

    kemza nehna Liverpool do Arsenal elna nay lome zenbere xeweta nelell si bexeyti ka zeytrese kemza hiji hiji tesatefo zela Akberet kulu kab A kisab Z kem hiji gera telellena ala nay behaki akberet neana Akbirkina salakin sala kulom bexoteken kebrei neberi mum Akberet ❤❤❤ Awet nehafash very interesting 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kabakum mewladay yekureani 2024/04/21 Ghana Accra

  • @janbe7051
    @janbe7051 6 ปีที่แล้ว +10

    ድምጺ ሓቂ

  • @hailetekle6023
    @hailetekle6023 5 ปีที่แล้ว

    Amhari tray deyom ooy zblu.ayteganinwo.kindey gezeye ketetalulina

  • @asfhamekonnen3777
    @asfhamekonnen3777 6 ปีที่แล้ว +3

    Xbuk tarik

  • @estifanosberhane919
    @estifanosberhane919 5 ปีที่แล้ว +3

    ተዓላምቲ ነርና አብ ሳዋ
    ብድሕሪ መስመር ወፊርና ነርና ገለ ካባና አብቲ ሂክናት
    ተሳቲፎም እቶም ናአሽቱ ዝነበርና አብ ብረት ምውጻእ ቅኒና ብድሕሪኡ አዝሊቅና
    ድህሪ ኢስራ ማዓልቲ ግዐዞ ተጋዐዝና ዛራ አቲና
    ድሕሪ ዳርጋ ክልተ ወርሒ ካብታዐሊም ካይተውዛዐና ወፍሪ ባሕሪ ነጋሽ ገሚሩ
    ካብ ዐራግ ናብ ሰሜናዊ ሳሕል ሓይልታት ስጋብ ዝመጻ ወዲ ዐፋ ሒዝና ከይዱ
    ወዲ ዐፋ አብኡ ተስዊኡ
    ወዲ ቦክረር መራሒ ሓይልና ተሰዊኡ
    መስፍን ጂጋና መራሒ ጋንታ ተስዊኡ
    ንሕና ስግብ ንርክቦም 100 ተጋደልቲ ካብተከል ስጋብ ካር ሓሊፍካ ንብይኖም ሕዝሞ ጽኒሖሙና

  • @matiwosmedhanie7160
    @matiwosmedhanie7160 5 ปีที่แล้ว +1

    merhaba deki Eri jeganu men kemkum Nebrlay

  • @kesetegeresus3020
    @kesetegeresus3020 4 ปีที่แล้ว

    eway history OMG amazing elka suk mebal yehyesh nazi zekawen kalat wela ab Google yelan❤💎💎❤❤💎❤💎❤💎❤💎❤💎💪🏿💎💪🏿💪🏿💪🏿

  • @zekaryasaraya281
    @zekaryasaraya281 6 ปีที่แล้ว +3

    100/100

    • @teweldeyemeneab5484
      @teweldeyemeneab5484 5 ปีที่แล้ว

      ኢዶምን እግሮምን ክሳዶምን ይቁመጡ

  • @eritreakidane9068
    @eritreakidane9068 6 ปีที่แล้ว +14

    Eritrea hagery zey sger segirom

    • @pykasiszz9
      @pykasiszz9 6 ปีที่แล้ว

      Tesfalem Kidane I

  • @asmerommengstaeb4795
    @asmerommengstaeb4795 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952 5 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @weldezgisegid9832
    @weldezgisegid9832 6 ปีที่แล้ว +3

    Ezi zey hases tarik nay barntu wuge 1985 esk geganu deki eri

  • @berihuhadish9561
    @berihuhadish9561 6 ปีที่แล้ว +9

    DEKI SAHL ABAY ABOTATEY ADETATEY SEB HDRI

  • @kibromandetsion4790
    @kibromandetsion4790 6 ปีที่แล้ว +2

    Gelixkyo gigina gal jeganu edme nakum nezmtu ka mengste semay yewrsom awet nihfas

  • @ወዲኣስመራ-ፀ2ፈ
    @ወዲኣስመራ-ፀ2ፈ 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ ጃርበት ደኣ ዓደይ እንድዩ,፡

  • @eritreaniberi4336
    @eritreaniberi4336 4 ปีที่แล้ว +1

    Men kem deqi erey ajekum ajona lemi ewn kem timali

  • @zebibberhane615
    @zebibberhane615 4 ปีที่แล้ว

    tenkesakesi camera ente dkewns kndey tsubuk neyru deki eri serahti kya abzi wge ezi hawey yemaneyti edu teharimu neyru ms kfle serawit 52 berged 45 hayli 3 merahi ganta neyru anes Kemey des ybleni ymesleku dhalefe tarik yhwatey kren ksemon keleku si bahta yfetreley hanti ka nay 90 amete mhret dtegebere jgnnet eba amutsuaulna mmtsaes amtsiomuwa neyrom yegdas kemzia gerkum asfihkum gletsulna kfleserwit 52 berged 45 nay gnbar dekemharen afeluba maereba amtsuaulna ykreta gin tarik nay yhwateyn abotateyn ahateyn kfelt sle ddeleku eye thanks

  • @tediambes3908
    @tediambes3908 5 ปีที่แล้ว

    ኣበይ እሞ ሎ እቲ ፍረ፣ ዉጺኢት ዘይብሉ ታሪኽ ተገራጫዊ። ተዋቃዒ።

  • @Lamekglove
    @Lamekglove 3 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🥰🇪🇷🙏

  • @ሓደመዓልቲንራከብንከወን
    @ሓደመዓልቲንራከብንከወን 6 ปีที่แล้ว +9

    መን እኣምኖ ጅግንነት ኤርትራውያን

    • @aghisabnakingebiralena1489
      @aghisabnakingebiralena1489 6 ปีที่แล้ว

      ሓደ መዓልቲ ንራከብ ንከወን ziamno yelen, miknyatu kabti Haku eti hasotu aganinom zekrbuwo sile zibezih

    • @ksadadishurum4426
      @ksadadishurum4426 6 ปีที่แล้ว

      +AG hisabna kingebir Alena ewae tarik Eritrea aytfeltn endika dos egum eka hmaq eka

    • @ksadadishurum4426
      @ksadadishurum4426 5 ปีที่แล้ว

      +Sami Moha msmen eka ata dmsus 9 bihier Eritrea eyom teqalisom fgur ageazyan dika?

    • @abedomtesfaldet7375
      @abedomtesfaldet7375 5 ปีที่แล้ว

      @@aghisabnakingebiralena1489 ውጻእ ኣታ ዓገመ ወዲ ብጽብጽ ዋሒድ

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 3 ปีที่แล้ว

    ገርንፊት ዓደይ ኣሰር ኣርሓ ጅግና ኤርትራ ኣሎ ኣብ ውሽጢኺ።

  • @samuelmussie9881
    @samuelmussie9881 3 ปีที่แล้ว

    Aye ewe ezi habo nay tegadalay

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 ปีที่แล้ว +2

    💪🇪🇷👈👍👍👍

  • @mihretabberhe93
    @mihretabberhe93 6 ปีที่แล้ว +3

    Wow wow what can you say

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 3 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✊✊✊💪💪💪❤❤❤

  • @black-ki1ng7
    @black-ki1ng7 3 ปีที่แล้ว

    ባረንቱ ደጀን ኢሉ ዝምክሓላ ዝነበረ ጸላኢ እያ ህዝባዊ ግንባር ግን ደምስስዋም

  • @kakutes4966
    @kakutes4966 6 ปีที่แล้ว +3

    SAMI MOHA esa xerfi eya akmika temezen eluka resah

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 4 ปีที่แล้ว +1

    አኽበረት : አብርሃ : ከም - ሽምኪ :
    አኽበረት = ክብሪ
    አብርሃ = ብርሀን
    እወ : ከምሽምዓ : ነዲድኩም : ብርሀንን : ክብርን : ሂብኩሙና ።
    ከምቲ : ዝበልክዮ : እስኻትኩም : ምስቲ ኹነታት : ድአ : ብደርፊ : ወዲ ትኹል : ትጫረቁ ኔርኩም : እምበር : ሓቁዩ : ወዲ : ትኹል ።
    ሰራዊት ኢትዮጵያ : አብቲ እዋን : ናይ ነዊሕ ግዜ : ምድላዋት ጌሩ : አብ ኢትዮጵያ ንመጀመርያ ግዜ : 6000 /ሹድሽተ ሽሕ : መራሕቲ ኩናት : መበል : 48 : ኮርስ: መኮንናት / officers : ማለት : አሰልጢኑ : ብ ም/ ሓለቃ ሚኢቲ / Second lieutenants አሰልጢኑ : ብቀትታ : ናብቶም : ንጎበጣ : ባሬንቱ : ዝተዳለዉ : ሰራዊት : ጸምቢርዎም ። እዚ ክብሀል ዘይክአል : ማእለያ ዘይብሉን : እቲ : ዝተአማመንሉ : ሰራዊት : ማለት : 102 አየር- ወለድ : 3ይ : አንበሳ : ክ/ ሰራዊት ወዘተ .. ብኹሉ : ሸነኽ : ብኸረን : ብአቑርደት : ብዓረዛ : ብዝሒ ዘለዎም ክፍለ ሰራዊታት : አሰሊፉ : ንሸዓብያ / ህ.ግ.ሓ. ኤ. ከጥፍእ : ካብዝተላዕለሎም : ዓበይቲ : ዉግአትዩ : ኔሩ ።
    እቲ : ኹነታት ከአ : መን ይዛረብ : ዝነበረ : እንድዩ ፤ ብዘደንቅ : ህያዉን : ዘይሀስስ : ዝኽርኺ : ገሊጽክልናን : አስሚዕክናን : ነመስግነኪ ።
    ክብርን : ምስጋናን : ንስዉአትና !!
    እዚ ክብል ከለኹ : ብዓይነይ : ዘይረአኽዎ : ብጽሑፍ ጥራሕ : ዝፈልጦን : ዝተነግረንን : ጎይታናን : መድሓኒናን : የሱስ ክርስትስ : ዘምልኾ : ምንታና : ክብል : አብ መስቀል : ስለ ተሰቅለ እዩ ። እቲ : ከይረአየ : ዝአመነ : ብጹእዩ : ስለዝብሀል : ከይረአኹ ድማ ይአምን ።
    ናይተጋደልትና ግን : ንዓና : ክብሉ : ንዓና ካብሓዊ : አህዲሞም : ንሳቶም : ናብሓዊ : ክአትዉ : ብዓይነይ ሪኤ : ብእዝነይ : ሰሚዔ : እንሄትለ እኳ አኽበረት ። በዚ አጋጣሚ : ብቆልዓይ : አብ : ዕዳጋ ሓሙስ : አብዑር : ዝሽየጦ : ዝነበረ : ቦታ : ሓደ ተጋዳላይ : ሰንደል ሳእኒ ጌሩ : ካብ ሰምበል : ቤት ማእሰርቲ : ብናይ ፖሊስ : መኪና : አምጺኦም : ሓኒቆሞ : ምሉእ መዓልቲ : ዉዒሉ ። አብ ባር ዘምባባ : ጥቃ ኮምሳርያቶ : ባር ናይ ነብያት : ዝነበረ : ሓደ : ኮሌኔል : ናይ ደርጊ : ተቀቲሉ : ኢሎም : 25 : ሰባት : አብጽርጊ : ባር ዘንባባ : ተሰጢሖም : ዉዒሎም : ብዙሕዩ : ማእለያ : የብሉን ።
    እምብአር : ሕጂ : እዉን : ንስዉአትና ዘለኒ : ፍቅሪ ። ክርን ምስጋናን : ንዓኻትኩም : ይብል !!!!

  • @sagimgherie841
    @sagimgherie841 6 ปีที่แล้ว +5

    ❤️💪🏿🐪💪🏿❤️

  • @belultekle454
    @belultekle454 5 ปีที่แล้ว

    Aya awa aze kulu halfu swatna kulu gzea ab lbna ekume kbre nswate

  • @ermiastesf7298
    @ermiastesf7298 5 ปีที่แล้ว +2

    እዚስ ኣብ ፊልም ዶኾን ይስነድ

  • @asfhamekonnen3777
    @asfhamekonnen3777 6 ปีที่แล้ว +2

    Bela

  • @habtomyemane3172
    @habtomyemane3172 6 ปีที่แล้ว +2

    Bea antlomka sekila blue na kchewchew eblna jegnu welidenas zeyhlfeme halfome atumsebat

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 3 ปีที่แล้ว

    እቲ ታሪኽ ጅግንነት ንስኻትኩም ካብቲ ትገልጽዎ ዘለኹም ንላዕሊ እዩ: ብቃላት ክትገልጾ እዉን ቀሊል ኣይኮነን:: እዚ ኹሉ ቃልሲን መስዋእትን ግን ንምንታይ እዩ ነይሩ? ሓደ ናዕና ዝጸልኣናን ዝንዕቐናን ደመኛ ህዝብና ዝኾነ ኢሳያስ ዝብሃል ውዱቕ ኢትዮጵያዊ ነታ ዝተጋደልናላ ሃገርን ህዝብን ከም ዉልቃዊ ጥሪቱ ገይሩ ንኽሸጣን ንክልዉጣን ተባሂሉ ኣይኮነን:: ስለዚ ኩሉ ወዲ ሃገር ነዚ ተረዲእና ነዚ ደመኛና ዝኾነ ዉልቀ ሰብ ኣልጊስና ለዉጢ ንምንጋስ ንበገስ:: ማለት ነዚ ጠላም ኢትዮጵያዊ መራሒና ዝመስለና ዝነበረ ኢሳያስ ዝብሃል ኣብ ዘለዎ ኸይድና ነቃብጾ:: ግብረ መልሲ ኢሳያስን ጉጅልኡን ናብ ቤተሰብናን ገጹ እንተ መጺኡ ቤተሰቦም እዉን ኣብ ታርጌት ከምዝኣተዉ ክነብርሃሎም ይግባኣና እዩ: ደቅና እንዳጠፍኡ ኣብ ሃገርናን ኣብ ወጻኢን ደቆም ሸናዕ ክብሉ ከምዘይነፍቅድ ነብርሃሎም:: ካብ ደርጊ ንላዕሊ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ልጅ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ጉጅልኡን እዮም::

  • @peacenice8003
    @peacenice8003 5 ปีที่แล้ว

    Haben hager mebrahti hager demkumn yexmtkumn nhager mlue zbrhe jeganu semaetatna wetru ab lbna xruy ayer kenestefs zgeberkumna men kemakum seb hyab yhbeka nskum gn eta zeytmles hiwetkum zewefekum bluxat semaetatna wetru ab lbnna

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 6 ปีที่แล้ว +2

    ካለአ. ኮነ. አሉ ነቲ ድፍዓን. ብኣ. ገሩ. ሕስርዎ.. ምሕላፍ. ከልኣና.

    • @sabasirak9765
      @sabasirak9765 5 ปีที่แล้ว

      Nebiat Weldu ክብርቲ ሓፍቲ እንዳ 52 እንድሕር ኔርኪ ወለደይ ትፈልጥዮም ትኮኒ ኢኪ እዚ ታሪክ ኣብ ገዛና ቀጻሊ እየ ዝሰምዖ።ኣቦይ ሲራክ ሺበሺ(ወዲ ሺበሺ) ኣደይ ድማ ገነት ብርሃነ(ቦካሳ) ይበሃሉ።ካባኩም ጀጋኑ ምውላደይ ድማ የሐብነኒ!!!

    • @ER-gx5pl
      @ER-gx5pl 5 ปีที่แล้ว +1

      @@sabasirak9765 ሳባ ጉኣለይ, እወ ወለድቂ ይፈልጦም እየ. ኣጀክ ኤሪትራ ህረርና ማንም ዝወስዳ የለን

    • @sabasirak9765
      @sabasirak9765 5 ปีที่แล้ว

      @@ER-gx5pl ሓቅኪ ነቢያተይ ደምኩም፡ ኣዕጽምትኩምን ንእስነትኩምን ከፊልኩም ዘምጻእኩማ ሃገር ደኣ ንዘንትእለት ተከቢራን ተሓፊራ ክትነብር እያ!!!

  • @brhanemarkos5554
    @brhanemarkos5554 5 ปีที่แล้ว

    Geganu deqi erena tarikna qexlwo

  • @xjhfhdhx807
    @xjhfhdhx807 5 ปีที่แล้ว

    አየ ስረ ጅግን ነ ኤርትራዊ

  • @MESERET-FLTET
    @MESERET-FLTET 5 ปีที่แล้ว

    Deqi erey entay Emo kab xelai amxikum endo nab Essays arekibkum. ENBER Jgnnetkum da zkahad zeykone.

  • @lemlemgebresuss7408
    @lemlemgebresuss7408 5 ปีที่แล้ว

    Enty emo dgegna zemotla Hager be welkamlake tagazeae terefa
    abete ewadgeganu halefomla

  • @nezanetaraia8300
    @nezanetaraia8300 5 ปีที่แล้ว

    Bhaqi qalat sihinalu gignnet tegadelti, nezi merrir qalsi ztekayefe zrsh yresah

  • @اريترياالحروي
    @اريترياالحروي 5 ปีที่แล้ว +5

    Eway antum sebat nay bhaki eta tarik xebuk gera gelixata kabeti zegremkum leke kermeti eu neyru abeti gezi eti an wedi 7 amet alku nsahel gexna ena nkeyed nerna ezi teglxo zela kelet galen wedin tesweomuna zebleto sheu gezi an beakal zesmaekuwo eu entay' mo keble eye bexhuf keglxo ay kelen eye nesa kulu teglxo ala mezlaq barentu kulu gezi eye zezkero mes serawit nhena kab gernfit ndeherit temlisna nab antore an fexum zy resani nehna wn dagemay mewdab gerom btessenie gerna bgermayka gerna dob nay sudan gerna nab himbol atina ezi tezarbo zela really haki eu ezi tarik keneqbo alna tarik hezbawi genbar zy wedae tarik eu ezi wn kab baheri bchlfa eu emo nAqebo

  • @e4e100
    @e4e100 5 ปีที่แล้ว +2

    Ah ewe hakki hager bkemzi eya mexia hjika elfi ahbay manka zeyelalula neza hger ab meskot face book you tube endamexu kwarazeyun kxarrfun ktsrmk keleka grm ybleka

  • @ghebrekidanmesfun8882
    @ghebrekidanmesfun8882 5 ปีที่แล้ว +1

    ሕማቅ ንፉዕ ተወለደ ተቀሊቱ!
    ንፉዕ ሕማቅ ተወለደ ተዘሚቱ !!!
    ኣቦታትና ካብ ኣእምሮ ንላዕሊ
    ክትኣምኖ ዘጸግም ህያው ታሪክ ገዲፎምልና
    ንሕና ግን ኣይግድን.....

  • @xjhfhdhx807
    @xjhfhdhx807 5 ปีที่แล้ว

    መርሐባቡ ድምጺ ሐፉሽ

  • @kaiking5710
    @kaiking5710 6 ปีที่แล้ว +4

    Jegna.weeeedi.eri.

  • @godwhy1279
    @godwhy1279 6 ปีที่แล้ว +3

    We need to say thank you Tegadalaties not thank you God!!!!
    The word God should replace by Tegadalay..
    Please we need more.. more... more. if you can have video, that would be great.

    • @Hzbawit
      @Hzbawit 3 ปีที่แล้ว

      You right
      👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷👁👁👁

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 6 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራ ድሕሪ መግዛዕቲ ጥልያን ብኢትዮጽያ ዶ ብጀብሃ ተገዚዓ
    ሕዝባዊ ግንባር መጀመሪያ ንጀብሃ ዝደምሰሳ ይመስለኒ! !

    • @Gumbet-pe8zj
      @Gumbet-pe8zj 5 ปีที่แล้ว

      ደንቆሮ ታሪኽ ህግደፍ ዓይንኻ ዓሚትካ አሎ ።

    • @sallusallu2894
      @sallusallu2894 5 ปีที่แล้ว

      I know u are not Eritrean guhaf

  • @afeworkitesfay4119
    @afeworkitesfay4119 6 ปีที่แล้ว +2

    Ayewe tegadeliti ade neakum welida tmken

  • @wediabay1982
    @wediabay1982 5 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክ ኣየ ህዝባዊ ግምባር ተጋደልትን ዋዛን መቸም፡ ክጎብጥና ካብ ርሑቕ መጽዮም ባረንቱ ሂብናዮም ክክክክክክክክ

    • @Hzbawit
      @Hzbawit 3 ปีที่แล้ว

      Ab kuinat Zeyweale yehatir🤔🤔🤔🇪🇷🇪🇷🇪🇷👁👁👁

  • @filimonbrhane6902
    @filimonbrhane6902 6 ปีที่แล้ว +4

    Eritrean liberation not gave by beg liberation eritrean too much paid black and red so that enqa dea ksbakum tewldna mestekr nay alem I couldn't found admire them

  • @brookeasfaw7059
    @brookeasfaw7059 6 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ አምሀሩ ኹሉ ይጸልኦም ብሽም አምሀሩ ኹሉ ይጽላእ ዋው this is crazy ኢትዮጵያ ናይ አምሀሩ ጥራይ ዲያ ኔራ አይተረደአንን

  • @brandonben5990
    @brandonben5990 5 ปีที่แล้ว +1

    We’re ertrian hero but HGDF is the evilest evil I swear to god

  • @wadiasmara3999
    @wadiasmara3999 6 ปีที่แล้ว +3

    Nahasawoon, Nakataloon Eyoom
    Sabb Nadanageroo Abbzi Bassihoom Hasawtti Hgdeffff
    Eritrea People dont Trust this Animals and Killers off Hgdefff

    • @amanuelhabtayeyenumberone1581
      @amanuelhabtayeyenumberone1581 6 ปีที่แล้ว

      Wadi ASMARA kid weyal kedis

    • @wadiasmara3999
      @wadiasmara3999 6 ปีที่แล้ว +1

      Aman H : wadza qommal wadi Shifta Hgdeff your time is coming soon waddi Sharmuta Hgdef Aboom Adiom Zayflutatt Erirayy
      Matffati Haggerr u big Kadisss

    • @amanuelhabtayeyenumberone1581
      @amanuelhabtayeyenumberone1581 6 ปีที่แล้ว

      Wadi ASMARA hhhhhhh awe wedi Asmera dea meas kemdi Hmak senef zereba yzareb koinu...beka eway nska si Hmak nay hmakat ade wei hafti yeblkan du...anyway dhan kemau geirka aithrek gn mara ente meriruka entay waga aleka zeithnek kedem etom sdraka kindey keihaznu.....🇪🇷shimka hizka mitani....

  • @wadiasmara3999
    @wadiasmara3999 6 ปีที่แล้ว +3

    Hasawti Hgdafawian Aytemanwoom, Hgdef is big liers

  • @semir6044
    @semir6044 6 ปีที่แล้ว +1

    Mihidam eba nibel lomus

  • @Gumbet-pe8zj
    @Gumbet-pe8zj 5 ปีที่แล้ว +1

    ምድረ ህግደፍ ምድረ ደማዊ ታሪኽ ምድረ ጥፍአት፣ ሕጂኸ ናበይ ልዕሊ 3 ረብዒ ሚሌን ህዝቢ ኤርትራ ብኢድ ህግደፍ ጸኒቱ ጠፊኡ መሬቱ ተሓዲጉ ተሰዲዱ ፈቐዳ ቤት ማእሰርቲ ተሓይሩ ተቐንጺሉ ።ሕጂ ኸአ ናይ 40 ዓመት ዕንዝራዊ ዕላል ከተውርዩ መሬት ንምብራቕ ገጻ ዓሪባ።ህዝቢ ኤርትራ ምሕረት የውርደልካ ።

    • @habtomberhe4126
      @habtomberhe4126 5 ปีที่แล้ว

      Azi triki ayu hawey hakena tariki denkoro

    • @mhretabdige2638
      @mhretabdige2638 5 ปีที่แล้ว

      JEGANU DEQI JEGANU.EDMEN TINAN DIMA NAKUM.ALENA AJOKUM.WERAR ABLILI WERAR Ertrea Hagerna.

    • @Hzbawit
      @Hzbawit 3 ปีที่แล้ว

      Ezi Tarikhna eyou enber poletka tentane aykonen nzytreduo🤔 Yekalo Ms Warsay💪-Tarikhena ka mewdaderti zeyrkobo Aby Sende Eritrawi eyou:: Hubunaten Koruaten ka Ena👌👌🇪🇷🇪🇷🤝🤝👁👁🐪

    • @Hzbawit
      @Hzbawit 3 ปีที่แล้ว

      Ab kunat zeyweale yehatir🤔🤔

  • @crazyboy-wl8mo
    @crazyboy-wl8mo 6 ปีที่แล้ว +1

    ታሪኽ ባረንቱ ጀብሃ እንበረ ታሪኽ ሻዕብያ የለን ።

    • @tesfayisaac2896
      @tesfayisaac2896 6 ปีที่แล้ว +1

      meron wedi barentu መሮን ብድዕ ኣይትዛረብ ቀያሕቲ የሕዋትና ዝክፈልናሉ 85 ባረንቱ አዩ ነሩ።

    • @yikealol2978
      @yikealol2978 6 ปีที่แล้ว +2

      meron wedi barentu ክብር ሐወይ ኩሎም ጅግንነት ሰሪሖም እዮም ሕማቅ አይትዛረብ

    • @mkabrifli8012
      @mkabrifli8012 6 ปีที่แล้ว

      kofkaf deka emut

    • @andemariamhidary7693
      @andemariamhidary7693 6 ปีที่แล้ว

      meron wedi barentu
      ጅስ ጃሱስ

    • @andemariamhidary7693
      @andemariamhidary7693 6 ปีที่แล้ว

      meron wedi barentu
      ጀብሃ ምዓስ ድያ ተደምሲሳ
      ድምሱስ