"ክልተ ፎርኦናት ትግራይ ክተዓረቑ ኣይንደልን!" ኣብ መድረኽ ብራኸ ሾው

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 200

  • @michaelbahta2680
    @michaelbahta2680 3 หลายเดือนก่อน +19

    ዋውው ኸም ኤርትራዊ መጀመርያይ እዩ ኣብዚ ሾው እሞ ብጣዓሚ ኣድንቀዮ እዚ መንእሰይ ብጣዓሚ ቡሱል!

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 2 หลายเดือนก่อน

      እታዲኡ ክበስል ደኣ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ተጋሩ ኣጻላኦምና ዩ ኮ ዝብል ዘሎ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዘይብል ፡ ኣብ ኤርትራ ከ ተጋሩ ኣለዉ ድዮም? ህዝቢ ኤርትራ ከ ትግራዋይ ድዩ ? ወድዛ ደነዝ ርእሲ ኩቦ ንስካ ውን ምስኡ ደንቆሮ እንታይ ከም ተባህለ ኣስተውዕል ቅድም መሃይም

  • @Wedismoru
    @Wedismoru 2 หลายเดือนก่อน +6

    ፀባ ስተ ወዲ ዓበይቲ።❤

  • @fiorimengestab4252
    @fiorimengestab4252 3 หลายเดือนก่อน +9

    አበይ ዮም ነሮም ከምዚኦም ተጋሩ ብሱላት ዕሰ ምሰ ገብሩ አስራት አሊኹም ከምዚእም ጌርኩም ሰላም ፍጠሩ ይተአለዩ ዚኦም ጠስጣሳት ኤርትራን ትግራይን ሰላም

    • @tirhasgebremedhin2322
      @tirhasgebremedhin2322 2 หลายเดือนก่อน

      ዓዲማቶም ወደይ!!!! ከምዚኦም ዝበሉ ኣብትግራይ ቦታ የብሎምን

  • @wedihagereye6111
    @wedihagereye6111 3 หลายเดือนก่อน +6

    Wawwwwwwww gobez zikone seb, 💯

  • @alhadafgeneral5123
    @alhadafgeneral5123 3 หลายเดือนก่อน +5

    You're really wise man

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 2 หลายเดือนก่อน +11

    ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ሓያላት ክኾኑ; ክምዕብሉን ናይ ከባቢናን ናይ ሰላምን ምርግጋእን ተምሳሌት ኮይኖም ንዘለዓለም ክነብሩ እንተኾይኖም እዞም ህዝብታት እዚኦም ሓደ ግሁድን ፅሩይን ሓቂ ክቕበሉ ኣለዎም:: ሻዕቢያ ኣብ ኤርትራ እንታይ ሓዱሽ ነገር ኣምፂኡ; ወያነ ኸ ኣብ ትግራይ ( ኢትዮጵያ ) ይስራሕ ኣይስራሕ ዝብል ገዲፍና ቅድሚኡ ዘይነበረ እንታይ ለውጢ ኣምፂኡ ዝብል ጉዳይ ካልእ ኮይኑ: ክልቲኦም ሻዕቢያን ወያነን ብማዕረ ነዞም ብመሠረቱ ኣሕዋት ዝኾኑ ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ናብ ዝሓሸ ዝምድና ኣብ ክንዲ ምዕባይ: ብኣንፃሩ ዓይንን ሓመድን ክኾኑ; ነንባዕሎም ክዳመዩ ገይሮም ኣብ ድሕረትን ዕግርግር ክነብሩ ስለ ዝገበሩ እናረገምናዮም ክነብር ኢና::

  • @efremgoitom2693
    @efremgoitom2693 2 หลายเดือนก่อน +6

    ብብዝሕ ለባማት ተገሩ ይቀላቀሉ አለዉ

  • @fikadusolomon322
    @fikadusolomon322 2 หลายเดือนก่อน

    ጎቦስ ብጣዕሚ ዕድመካ የንውሓዮ ፈጣሪ።

  • @aberateklehaimanot9804
    @aberateklehaimanot9804 3 หลายเดือนก่อน +5

    he is so brilliant

  • @NatanShabay
    @NatanShabay 2 หลายเดือนก่อน +5

    ጀግና ተግራዋይ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน +9

    ❤King TPLF born for peoples revolution front and powerful to the TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ men's TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PEOPLE❤
    SEMTIC Spiker's we are from one stomach brother sisters familiar Long live Semtic spikes ብቅልፅምና ብቅልፅምና❤

    • @teshag2006
      @teshag2006 3 หลายเดือนก่อน

      TPLF is Sebhat Nega's gangs group.

    • @michaelogbamichael4770
      @michaelogbamichael4770 3 หลายเดือนก่อน +1

      Keep for your tigray region only .no worry about Eritrea as a country and its people. Eritrean.

  • @SemereZeccarias
    @SemereZeccarias 3 หลายเดือนก่อน +5

    Hope your demand and your well define idea will one day be implemented

  • @hayelombizayene3953
    @hayelombizayene3953 3 หลายเดือนก่อน +4

    Well done Abel

  • @stpual1
    @stpual1 2 หลายเดือนก่อน

    Excellent discussion.

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 3 หลายเดือนก่อน +1

    Brake show tefieki dehan deo bertae❤

  • @haileleulgebrehiwet4034
    @haileleulgebrehiwet4034 2 หลายเดือนก่อน

    Bravo, good argument Abel

  • @alembrhane4488
    @alembrhane4488 2 หลายเดือนก่อน

    Gobez haw kexelewo, hade mealti ne hzbna kereehwo u, love and Peace to the people of Eritrea and tigray

  • @teweldebrhane6079
    @teweldebrhane6079 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነ ፡ኣብ ሰሜን ኤርትራ ዝነብር ትግራዋይ ምስቲ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ዝነብር ትግራዋይ ሓወይ ፡ንሽግርና ሓቢርና ኽንፈትሖ ቃልስና ኣበርቲዒና ክንቓለስ ኢና።

    • @dehinethager
      @dehinethager 2 หลายเดือนก่อน

      @@teweldebrhane6079 ኣብ ኤርትራ ዝነብር ዓጋመ በል።

    • @dehinethager
      @dehinethager 2 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ኤርትራ ዘነብር ዓጋመ በል።

    • @selam7863
      @selam7863 2 หลายเดือนก่อน +2

      Sorry አብ ኤርትራ ዝነብር ኤርትራዊ እንበር ትግራዋይ አይኮነን ::

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብ ኤርትራ ዝነብር ትግራዋይ የለን ኣብ ኤርትራ ዝነብር ኤርትራዊ ዩ ርእስኩም ኣጽርዩ ምድረ መሃይ ገና ንስኩም ክትልወጡ ዘይትክእሉ ኢኩም ልእላውነትን መንነትን እንዳረገጽካ ዝመጽእ ሰላም የለን ሰላምኩም ጥራይ ግበሩ ሰላምና ባዕልና ኣለናዮ ንስኩም ጸጋማይ ኢድኩም ጸርዩ የማይ ኢድኩም ክጸሪ ኣይክእልን ዩ ።

    • @AlphaAZ-h5c
      @AlphaAZ-h5c 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂 kemzi aynet hasab hizka sdri aytkeydn ika

  • @dawitdawit7055
    @dawitdawit7055 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሱል ሓሳብ፣

  • @amanuelgoitom329
    @amanuelgoitom329 3 หลายเดือนก่อน +4

    Xubuq zereba abel from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 2 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ኣየናይ ዩ ጽቡቅ ዘረባ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ተጋሩ ኣጻሊኦምና እንዳበልካ ክሳብ ክንድዚ ባ ገርህታት ኣይኩን በዓል እዚ ሰባብ ዮም ነስተውዕል እንዶ

    • @Hereawnet
      @Hereawnet 2 หลายเดือนก่อน

      ከምዚ ኢልካ ንሻዕብያ ጉድለታ ክትነግራ ትብዓት ይሃልካ
      ንሻዕብያ እንተዝነቅፋ እዚ ጽሕፍትካ ከምዚኣ ኣይምኮነትን

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน +4

    The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ the king of TIGGER TIGRIYANS TDF Absolutely though genius faster fighters our GENERALS CONERILS long live state TIGRAY period❤ ብቅልፅምና ብቅልፅምና ብቅልፅምና❤

  • @AlemsegedAbay
    @AlemsegedAbay 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ፅቡቕ ሓሳብ ይመስል ፣ ነባር ተመኩሮ ጠቓሚ'ውን ጎዳኢ'ውን ከምዝኾነ ጥርጥር የብሉን፣ በዓል ሰብ ሞያ ሕሽክርናን ኔትወርክን ዘኣመሰሊ ምንጪ ፀገማትናኮ ካብሕሉፍ ዝመፁ እዮም ፣እቲ ጠንካራ ተመኩሮንካ፣ ኩለና ንፈልጦ እዩ ፣ብዝኾነ ኩሉ ሕሉፍ ነመሃረሉ ስልጣን በመኖፖል ምሓዝ ግን ናይ ምድሪ ሓጥያት እዩሞ ዳይ ንለውጢ ከምዚ ሓውና ዝበሎ ፣ እቶ መንእሰይ ካብ ጨሓማት ዘድልያኻ ተመኩሮ ጥራይ ውሰድ living too much in the past ,ግን ኣየዋፅእን።

  • @elsagoitom9056
    @elsagoitom9056 2 หลายเดือนก่อน

    Verry smart he Is verry 8:47 intelligente regarding Eritrea and Tigray TPLF puts two countries in danger Love from Eritrea 🇪🇷

  • @abebakebede4586
    @abebakebede4586 3 หลายเดือนก่อน +4

    👍👍👍

  • @meskeremberhanu6307
    @meskeremberhanu6307 3 หลายเดือนก่อน +3

    እንትስይ ዓይነት ዘረባ እዩ ህወሓት እንታይ ስለዝበለ እዩ ምስ ኤርትራ ኣባኢሱና? ውግንናና ነንፅር

  • @haileabraham8793
    @haileabraham8793 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ንህዝቢታት ትግራይን ጎሮባብቱን ይምነ ከም ኡ ውን ንህዝቢ ዓለና።
    ብምቅጻል ፡
    ብዙሕ ምዝራብ ግዲፍኩም ንእሽቶ ስርሕ ክትስርሑ ሕደራ ንብለኩም ካላልይቲ ቅንዕና
    ብዚ ትበገሱ ናብ ዓወት ክትብጽሑ ።

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 2 หลายเดือนก่อน

    ስምዒት ኣየሃሉ ሕዋሓት ምስ ማንም ኣየባኣሰናን ኢለ እየ ዘኣም ።
    ሕዋሓት ካብ ምርሒነት ክትለግስ ግን ቀዳማይቲ ደላይት እየ።
    ብራኸ ሸው:-መሓሪ ዮሃንስ ሙዕዝ ጊደይ ኣምፅእልና ሰለ መፃኢት ትግራይ ከዓ ሕተትልና።

  • @JOHNRAYA-1221
    @JOHNRAYA-1221 3 หลายเดือนก่อน +3

    👌👌👌

  • @Mulugeta-gx1vn
    @Mulugeta-gx1vn 17 วันที่ผ่านมา

    perfect

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 3 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 3 หลายเดือนก่อน +3

    Tegaru Eway teawitlkum dlitkum tezarebu. Kexluwo

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 3 หลายเดือนก่อน

      Talk is cheap.
      Action speaks louder than words.
      After 50 years of ethnic wars against the Ethiopian & Eritrean people, Tegaru need to STOP MAKING WARS to live in peace & harmony with the Ethiopian & Eritrean people in the horn of Africa.
      THE GAME IS OVER.

    • @asterk4968
      @asterk4968 2 หลายเดือนก่อน

      ​@BahreNeGash, they are always peaceful but always attacked by others, so your sentence is wrong. Sorry

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@asterk4968
      Sorry Aster,,, As you can see the anger & frustration of these Tigreans in this video, Tigray had always been waging wars against the Ethiopians & Eritreans for decades in the delusional dream to expand Tigray territories.
      Unfortunately, all the wars ended up destroying Tigray.
      It's too bad the truth hurts.
      Doesn't it?

  • @HADESHBERHANE-me9ox
    @HADESHBERHANE-me9ox 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Leadership139
    @Leadership139 2 หลายเดือนก่อน

    ትክክክል

  • @michaelproduction7462
    @michaelproduction7462 2 หลายเดือนก่อน

    Waww he is very brilliant.

  • @Siyoum_Zemichael
    @Siyoum_Zemichael 3 หลายเดือนก่อน +4

    እዚ እዩ እቲ ሽግር ናይ ትግራይ ብጣሚ ኣእምሮ ዘለዎ ወዲ ማስተር ሽግርን መፍቲሑኡ ይዛረብ ኣሎ
    ልቢ ዘለው ይስማዕ

  • @EfremHans
    @EfremHans 2 หลายเดือนก่อน

    Medhen mehrerr kmziom eski amxlna bsulat kab gele mele temxelna ab kexali dgemna

  • @Berekettesfaye05
    @Berekettesfaye05 2 หลายเดือนก่อน

    መሕፈርቲ።

  • @michaelogbamichael4770
    @michaelogbamichael4770 3 หลายเดือนก่อน +2

    Pleas you people focusing on the problem and political issue of the people of tigray . And don't worries about Eritrea and it's beloved people. We don't have problem if so we are thereby to solve oue issue.

  • @LeylaLeyla-r9t
    @LeylaLeyla-r9t 2 หลายเดือนก่อน

    Nigerely ema

  • @mulugebru6617
    @mulugebru6617 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍👍👍👍👋👋👋👋👋👋👋

  • @Merir4077
    @Merir4077 3 หลายเดือนก่อน +8

    መዓልትኹም ሓለው "ንሕና ብኤርትራ ህዝብና ዝሰአና ኢና "
    ህወሓት ምስ ህዝብና ህዝቢ ኤርትራ አባኢሳትና ኢልኩም ብደም ተጋሩ ትቕልዱ ኣለኹም ንዓኹም ደሪብና ድማ ሕኔና ከምንፈዲ ፍለጡ

    • @eyobgezai243
      @eyobgezai243 3 หลายเดือนก่อน +3

      Gena ab eritrea zgeberkum gifie wagakum ayrekebkumin nea hneka fde tifiatika kiakil eyu

    • @Merir4077
      @Merir4077 3 หลายเดือนก่อน +2

      @eyobgeza ክንዲ ይቐርታ ትፍኩር አለሉም መዓልትኹም ተፀበዩ ጊዚኡ እናቐረበ እዩ

    • @BiniyamZeray
      @BiniyamZeray 3 หลายเดือนก่อน +2

      Hneki kitfedi kalie shigir keytemsie

    • @eyobgezai243
      @eyobgezai243 3 หลายเดือนก่อน

      @@Merir4077 ykreta eskum dikum tblu nihna dehan kes elika kiredeaka eyu hfret zbehal yeblkumin

    • @meladtesfay1075
      @meladtesfay1075 3 หลายเดือนก่อน

      Anihina ka bi hwhat ketalina mis amhara koinu hizbi eritrea zketele befixum

  • @DebesaySereke-v7h
    @DebesaySereke-v7h 2 หลายเดือนก่อน

    Nprofessor teklu abrha teketelu tegaru selam ms mengsti eritrea tiray akedmu

  • @asfishfikada371
    @asfishfikada371 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ms. Hgdef mahaza kitkonu tidelyu mihret yewridelkum

  • @XelimHewat-gq3mj
    @XelimHewat-gq3mj 2 หลายเดือนก่อน

    Kab amhru..nab tegru do xriomee ....eway 27 amte hamheskuma arkskuma ..hji ke mene kon eiu ze amnku.e. selam habow hzbi

  • @Gezana114
    @Gezana114 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ኣብ ናይ ህወሓት ስነ-ሓሳብ እትዛረቡስ ናይ ባዕልኹም መዋፅኦ ዘይትዛረቡ።

  • @yibrah5309
    @yibrah5309 3 หลายเดือนก่อน +6

    ተጋሩ ኤርትራውያን ኣሕዋትና እዮም ክትብሉ፡እዞም ረሳሓት ህግደፍ ካኣ ተጋሩ ጸላእትና'ዮም ክብሉ 10ታት ዓመታት ኮይኑ ኣሎ።ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ድማ ተጋሩ ኣሕዋትና ፍንጫሕ መሰንገሌና እዮም ንብል ። ስለዚ ይንዋሕ ይሕጸር ሕውነትና ተመሊሱ ተሓዋውስና ንሕማቅ ይኹን ንጽቡቅ ብሓደ ክንከዲ ኢና ።
    ምህራትን መንእሰያትን ተጋሩ ሕዝኩሞ ዘለኩም ቀጽልሉ።

    • @meladtesfay1075
      @meladtesfay1075 3 หลายเดือนก่อน

      Tegaru niamharu yhiwat ediyom hager hiwnet aykonen kem gorbabitina ghatna tekebabirna kinebir xibuk eyu

    • @Eriax
      @Eriax 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@yibrah5309 ባጎኒ ኢኻ ግን ህግድፍ እውን ጃንዳ ወያነ እዩ ዝብል እምበር ህዝቢ ትግራይ ጸላኢና ኢሉ ኣይፈልጥን ህውሓት ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ኪናት ይጠብሶ ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኪናት ይጠብሶ ብእኡ ድማ ይሕርፍፍ እቲ ጉርቡትና ደለይቲ ፍትሒ ዘይኮንኩም ዓሌታውያን ግብረሽበራውያን ገበነኛታት ኢኹም ካልእ ትርጉም የብልኩምን

    • @yohannescarlo254
      @yohannescarlo254 2 หลายเดือนก่อน +1

      አይትሓሰው ህግደፍ ተጋሩ ጸላትና ኢሉ አይፌልጥን ኢዩ ሱቅ ኢልካ አይትሐሰው ባዓል ስኻትኩም ዉግእ ዌሬ ዉግእ ትምነዩ ዴለይቲ ፍትሒ ይብለሌይ ከአ ንስኻ ንኤርትራ አይትፈልጣን ኢኻ አብ ማዓሰኬሩ ዝዓበኻ ኢኻ ✌️❤️🇪🇷

    • @bereketrussom9444
      @bereketrussom9444 2 หลายเดือนก่อน +1

      ራሳሕ ነዓኻ ወዲዛ በርኮ ፡ ንሕና ኤርትራውያን ንሶም ኢትዮጵያውያን ጎሮቤትና ድማ ፡ ሃገር ሃገር እዩ ፡ ጥሕሎ ብሓደ ስለ ንበልዕ ኣይሰርሕን እዩ ።

    • @asterk4968
      @asterk4968 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@yohannescarlo254what did you say what what????

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና መንእሰይ

  • @WHabte
    @WHabte 2 หลายเดือนก่อน

    ጥዑይን እወታውን ኣታሓሳስባ ዘለዎ ሓቀኛ መንእሰይ ትግራይ ተረኺቡ

  • @smk124
    @smk124 2 หลายเดือนก่อน

    👏🏾👍

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 2 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ ርኢቶ እዩ ናይ መንእሰይ ለኣክ ግን ድማ ርኢቶ ለኣከ ናብ ተግባር ክሽረፍ እንተኾይኑ ተወዲብካ ህዝቢ ኣእሚንካ ምስራሕ እዩ እቲ እንኮ መፍትሒ ሪኢትፕኻ ግን ናይ ብሱላት እዩ

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 3 หลายเดือนก่อน +1

    መላኻዕቲ ደቃሉ

  • @MuseKiros-q6c
    @MuseKiros-q6c 2 หลายเดือนก่อน

    ክልተ ሕወሓት አይንፈልጥን ካብ ሕወሓት ዝተገንፀለ ግዜያዊ ብልፅግና ኢና እንፈልጥ ሰለዚ ክልተ ሕወሓት እናበልኩም ህዝቢ አይትበፅብፁ

  • @teklaynega7935
    @teklaynega7935 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚኦም ተዓረቁ አይተዓረቁ ትግራይ ካብ ዚኦም ወፃኢ መማረፂ አይብላን ማለት ድዩ ኩሎም ካብ ስልጣን ተአልዮም ብሕጊ ክጥየቁ አለዎም በሃሊ እየ ዕርቂ አብ ባይቶ እዩ ዝግበር እምበር አብ ወንበር ዕርቂ እንታይ አምፀኦ

  • @MuseKiros-q6c
    @MuseKiros-q6c 2 หลายเดือนก่อน

    ክልተ ሕወሓት ዝበሃል የለን ካብ ሕውሓት ዝተገንፀለ ብልፅግና እዩ ዘለና ስለዚ አቱም ሓሳብ እትሕቡ ዘለኹም ሰባት ውን ብልፅግና በጂቱ ናብ አኼባ ዘዓደመኩም ሰባት ኢኹም ማለት እዩ እምበር ካብ መበል 14ጉባኤ ሕወሓት ጉባኤ ትግራይ ወፃኢ ካሊእ ሕወሓት አይንፈልጥን ሰለዚ ብልፅግና አፍኹም ሓዙልና

  • @HermonMehariTekie
    @HermonMehariTekie 2 หลายเดือนก่อน

    hager Abe Resi wedi seb Eya Tesrah nfua Eka gen gen men ksemaka

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 3 หลายเดือนก่อน

    ፀገሙ ዘይፈልጥ መፍትሒ ኣየምፅእን። ብዛዕባ ኤርትራ ...ዝበልካዮ ...?? ብጣዕሚ....

  • @FinanAsmelash
    @FinanAsmelash 2 หลายเดือนก่อน

    Like zis gunies

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 3 หลายเดือนก่อน +2

    Tplf❤❤❤❤❤❤❤❤ setasetelu? Ye Eirtiyane hezeb enante nachu wendemochachen yemetelue😢 ensw mechem ayelum🤑🤑🤑🤑🤑

  • @diborakingofkings3234
    @diborakingofkings3234 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ከም ኤርትራዊት ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ክልቲኡ ትግርኛ ተዛራቢ ህዝቢ ከመይ ጌሩ ናብ ሓድነት ይመጽእ ምስራሕ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ፡ ንሕና ብመሰረቱ ሓደ ህዝቢ እምበር ክልተ ህዝቢ ኣይኮናን፡ እዚ ናተይ እምነት እዩ፡ሓቂ ከኣ እዩ። ኣይዶለጂ ናይ ጥልያን እዩ ፈልዩና ፡ቲድፍን ህግደፍን ከኣ ወሲኾሙሉ ዝያዳ ኣብ መንጎና ጽልኢ ከም፡ዝትከል ጌሮም፡
    እዚ ሓውና ዝዛረቦ ዘሎ ከኣ ሓቂ እዩ፡

    • @AlphaAZ-h5c
      @AlphaAZ-h5c 2 หลายเดือนก่อน

      ኣቲ ክንደይ ትቅልዲ?😂😂😂

    • @selam7863
      @selam7863 2 หลายเดือนก่อน

      @@diborakingofkings3234 kkkk ከምትግራወይቲ ደአ ሕልመይ ይነግረኩም አለኩ በሊ::ኤርትራዊ ደአ ጸሎቱ ትግራይ ትብሀል ክልል ብትአምር ሐፍኢላ አብ ገለ ቦታ ንበይና እንተትግዔዝ እዮ ባህግና እዛ ካኪቶ ዝኮነት በላዒት ደቃ ምድሪ ::

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s 2 หลายเดือนก่อน

    Eritrea zibehal siga yeblinan....gorebet hizbi eyom. Diqalu Eritrawuyan aytetalilu.

  • @HappyBeetle-oy1jy
    @HappyBeetle-oy1jy 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጀዝባ በልዮ

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 3 หลายเดือนก่อน

    ❤State TIGRAY is for Clean TIGGER TIGRIYANS Only ❤

  • @Mike-b6j2b
    @Mike-b6j2b 2 หลายเดือนก่อน

    ህወሓት ( ገብሩ ,ስየ etc) ንመለስ ካብ ኣዲኡ ፈልዮም ኣየፋነዎኦን.

  • @MeskeremAmare-u5y
    @MeskeremAmare-u5y 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጨብረቅረቅ እዩ ናሃትኩም ነገር ኩሉኹም ንስልጣን እዩ ሕልምኹም ፣ ሓቂ እንተዝህልዎክም ሓደ ውዳበ ፈጢርኩም ነዊሕ ስትራቴጂ ሓንፂፅኩም ንህዝብናን ንዓድናን ካብዚ መከራ ዘውፅእ ምሰራሕኹም ነይርኩም ከምደርሆ ውድባት እናፈልፈልኩም እንተበዛሕኹም ዓቅሚ ዘለኩም ይመስለኩም፣ ልዕሊ ኩሉ ድማ ምፅራፍ ክብሪ ሰብ ብምውራድ ዝፈለጥኩም ይመስለኩም 100% ርግፀኛ እዩ ንህዝብና ፀዋዕቲ ሽግር ኾይንኩም ክትቅፅሉ እምበር ተምፅእዋ ጥብ ትብል ፍረ አይተምፅኡን ብግልፂ ክንገረኩም ይግባእ እቲ ሽርሑኹም ድማ ደርሆ ፃሕታራ ትረኽቦ እዩ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ቤትምክሪ ብድርድር ማዕረ ውኽልና ዘለዎ ንመስርት ዝብል ተንኮል፣ ንኻሊእ በልዎ ቀዳምነት እቲ ህዝቢ ዝምዕደኩም ዘሎ ናብ ሓደ መፂእኹም ተናሓናሕቲ ኾይንኩም ተረኸቡ ቀፂሉ ማዕረ ውኽልና ክትሓቱ እንተዘይኾይኑ ከምኣ እናበልኩም ብህልኽ ከንቱ ወይ ደው ኢልኩም ትተርፉ።

  • @Saheldegena1
    @Saheldegena1 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷 INSA MERAHI ZINEBERE ERITRAWI NAB ERITREA YIMTSEANA, BIZEY GEDIS MENYOM SIDRU. 🇪🇷🇪🇷

  • @muluebuy
    @muluebuy 3 หลายเดือนก่อน

    እሞ ታስልጣን ለጋተትላለውኮ ታሓታትነት ልከይመፆም እዮም ድሓር ጎቲቱ ለውደቀ ልባዕሉ ፃዲቅ ኮይኑ ጠያቂ ኮይኑ ክመፅእሞ ሃምልማዱ ቸቸ ላበለና ክነብር ኣብዚ ጉዳይ ህዚቢ ኮነ ውድባት ካብ ሒሳብ ወፃኢ እዩ

  • @yibrahfisha9859
    @yibrahfisha9859 3 หลายเดือนก่อน

    ካብ ንምህማይ አብ አዳራሽ ዝእከብ ሙሁር ዋላ ሓንt ዝርከብ ሓድሽ ነገር የለን

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ሪኢቶ ኣቤል እዩ ኩሉ ሓጥያት ናብ ህወሓት ምልኻክ ምሁራዊ ኣይኮነን :: ህግደፍ ፀረ ሰላም ገባታይ ሓይሊ ተሓታቲ ዘይምግባር ሓላፍነት ዝጎደሎ ዓዘርቆዘር እዩ:: ናይ ትግራይ ፀገም ናብ ሓደ ውድብ ምልኻኽ ዘይብስለት ዝወለዶ እዩ::

    • @weldehiwetmeharinaizghi799
      @weldehiwetmeharinaizghi799 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዶ!!!
      ህግደፍ ድዩ ገባታይ ወይስ ህወሓት ድዩ ጸረ ሰላም እቲ ክሲ'ሞ ይመስረት፡ውጽኢቱ ንቕድሚት ኣሎ

    • @TeweldeReda-r2c
      @TeweldeReda-r2c 3 หลายเดือนก่อน

      ኣይትሓፍርን ዶ ኸ? ህግደፍ ኣብ ናይ ትግራይ ጉዳይ ብኸመይ እዩ ተሓታቲ ዝኸውን ዶስ ከይፈልጣን ንሱ እዩ ዘማሕድራ ኔሩ ንትግራይ😅 ህግደፍ መለኮታዊ ከይኮነ ኣይተርፍን ብናትኩም ኣገላልጻ

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 3 หลายเดือนก่อน

      Why was your TPLF waging 25 years border war against the Ethio-Eritrean final & binding Algiers peace treaty & occupying Eritrean territories for 25 years in violation of EEBC border decisions?

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 2 หลายเดือนก่อน

    In Tigray we need new government which includes everyone

  • @SimonGere-oz9zo
    @SimonGere-oz9zo 3 หลายเดือนก่อน +2

    Gobez eka

  • @edenaalex
    @edenaalex 2 หลายเดือนก่อน

    ቤተሰቡ ብሻዓብያ ስርዓት ዘይተደፈሮ ዘይተቀተሎ ንብረቱ ዘይተዘረፎ ክኸዉን ኣለዎ እዙ ወዲ

  • @LeylaLeyla-r9t
    @LeylaLeyla-r9t 2 หลายเดือนก่อน

    Ferisa eya

  • @onedayeriy1991
    @onedayeriy1991 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ኩሉ ጽቡቅ ስ ፡ ዘይነብስና ክትልብስና ትፍትኑ ግን ድግማይ ነብስኩም ይዕርዩ ።ትግራዋይ ዝኮነ ህዝቢ የለን ኣብ ኤርትራ ኣስተውዕሉ ።ኣዳዕ-ዲዕና ንፍልጥ ወሎዶታት ኢና ።ሕጂ ውን ከይትጋገዩ ።ክብሩ ተደፊሩ ስቅ ኢሉ ሰላም ዝደሊ ህዝቢ ኣይኮናን ።ውድሓንኩም
    ከም ፕሮ..ኣብርሃ ሰብ ይድሊኩም ኣሎ ።

  • @Pitanc
    @Pitanc 3 หลายเดือนก่อน +1

    Brakhe show tsere hizbi Tigray,Tay elu eyou hiwehat mis hizbi Ertirean zebeasekum? Metsiomina ember kab qedemom meaz kednayom? Atum lekbatat ,Medhin tibehali teqribiyoum kulom tsere tegaru eyoum bealikhi hawisu.

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 3 หลายเดือนก่อน

      Tewodros aytigage hiwehat ms hizbi eritrea kemzebasekum eti nay zsimani wuhud Abinet kihibeka
      1. hizbi eritrea nbretu tementilu Aden wiladn abon sebeytin felaliyom zsegogu eyom.
      2. Ygbay zeybhalo tewesinu ztewahbom carta nabnt guday badme nekeywetsuu n 20 amet mutsae abiom tray deykone nhizbi ethiopia bhasot nab ethiopia tewahibu badme elom hasiom kekem gibrom(sium mesfun)
      3. N 20 amet ab egeda kemninebr gerkumna(hizbi ayhisen elkum do tihasbu)
      SLEZI wala eta 1 tray ms hizbi aytebaesn do.
      N.B
      Hji win ms eza teternifa zeytitrnef ethiopia ab widketa wuhug keylikimekum ZEREBA BAL ABRHA TEKLU bgbue tereduwo. Ab taafafi zoba ekum delekum tsegey etibluwo seb gorebet kedlyekum eyu LILI HIZBI ERITREA zelekum Aymeslenin.
      METSAWETI CART keytikonu elukum eyu abrha teklu

    • @Pitanc
      @Pitanc 2 หลายเดือนก่อน

      @tyttyt1271 No no qidim qedadim sheabia eyou ni Badime ziwerere, ni hizbi Tigray nibret enamentele kab Eritrea enaqetqete,zebarir zinebere ? Anbib ,filet,tewkeso ....

    • @sewitghabremichael3132
      @sewitghabremichael3132 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Pitanc heray eske SHAEBIYA yu jemirewo eti wegie nebel, gen BET FERDI mes ferede selementay tizaz bet feredi akbirom kab Bademe zeywetsu Weyane?
      Bekebret gedifa b ------- . Koynu ka tedekirom wetsyom.

    • @Pitanc
      @Pitanc 2 หลายเดือนก่อน

      @@sewitghabremichael3132 ata Meles endyou awtsiukum?dehar gin kitrekbuwa ekhum.antselaliykum zelo debena qiwinat hadegegna eyou Badime kitbilu aseb kitsienuwa ekhum.

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 2 หลายเดือนก่อน

      ​​@Tewodros-tm7bs Tedros nzmeleskaley bmeredata migeletskulka entekone abzi n shewitghabremichael meliskala zeleka ms Raku zeytrebih nebsikum deytifeltuwa mukanka felite gedifeyo. Ember kinegreka shaebia(hizbi eritrea) enkan lomi selestu werarat bnay kidmi natsnet znebere Bretn tankn zsare. 3 million n 100 million ms rekekti atswarun hagez satelaytat nay ball ezom kitkitket keleka tim elom ziezebuka zneberu SIREKA KITFETIH KELEKA dehayka zfeletu Nay kulom hagez entay afrikum. Enkaen lomi zferkeshet hager hizkum. emeneni nay libey eye zizareb deleku ERITREA kindi fre adiri NAY ethiopia sigat yeblan.
      YEGDAS AB MIWDAKA keytitsekteka tetenkek.
      Kem riditey gn mulue tiwlidi tigraway aytimesilin eka hiwas eka.

  • @ደፋርሰብአይ
    @ደፋርሰብአይ 2 หลายเดือนก่อน

    ልዕሊ ማንም ከጥፈካ ተዳልዩ መፂኡ ንዘጥፈአካ ሓይልን ህዝብን ሓወይ ምባል ኒይ ኣእምሮ ድኽዳኸን ድንዝዝናን እዩ። ኤርትራውያን ሻዕብያ ስለ ዝመረሖም፣ ፅልኣት ስለ ዘምሃሮም ጥራሕ ኣይኮነን #መሪር ጥቕዓት ፈፂሞም፤ ስለ ካብ መሰረቱ አዕርዮም ዝፀልኡና እውን። ናይ መን ሕውነት እዩ ድኣ ምስ ኣሓትና ዝበሃል። ኤርትራውያን ኣምሪሮም ዝፀልኡና ፀላእትና እዮም። ሕውነት ተኾይኑ ክቅድም ዘለዎ ነገር ኣሎ። ፍትሒ ምስፋን፣ ዘጥፈአ ፍርዲ ክረክብ ምግባር፣ ዘጥፈአ ይቅርታ ክብል ድልዊ ምዃን። ዝጠፋእኻ ንስኻ ከለኻ ፣ ከም ጥፍኣተኛ ንታዓረቅ፣ ሓውና ምናምን ምባል ከንቱነት፣ ዓርሰ ምትሓት፣ ዓኽ እንቱፍነት እዩ።

    • @AlphaAZ-h5c
      @AlphaAZ-h5c 2 หลายเดือนก่อน

      ጽልኣት ዝመሃረና ስርዓት የለን ኣብ ኤርትራ። ቅድሚ ኢድካ ናብ ሻዕብያ ምምልካትካ ተጋሩ ከ እንታይ ጌርና ኢልካ ነብስኻ ሕተት

  • @hailekewedom7171
    @hailekewedom7171 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ones faller allways faller (chaw.) Leadership consider as it employed not as a parasit, therfor if any time they did simple wrong the next day may leave their positio to the people beriode.
    So, why do the society of Tigray call them our leaders even they doing bad? It must be somthing wrong from the people salve, not from the politician I supposed.
    Now, thinks are getting worst. Now, the choice is accept the situation or change the situation. No matter if the horse is balck or white.

  • @InformationDailyBelly
    @InformationDailyBelly 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነ ፖለቲካ ኣይኮንኩን ግን ሓደ ነገር ይገርመኒ ስለምንታይ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ህውሐት ጥራሕ ተሓታቲ ትገብሩ እንታይ ዓይነት ዱንቁርና እዩ እቲ ህግደፍ ዝተጻወቶ ተራ ማለት ንህዝቢ ኤርትራ ኣድምዩ እዩ ናብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ኢሰያስ ከ ነጻ ኾይኑ ድዩ ህውሓት ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኣባኢሱና ትብሉ አረ ከማኹም ሕጽረት ፍልጠት ዘለዎ ኣይገጠመንን

    • @AbelGebretinsae-md5of
      @AbelGebretinsae-md5of 3 หลายเดือนก่อน

      @@InformationDailyBelly intay yimiliketeka bizaba eritrea 🇪🇷

    • @InformationDailyBelly
      @InformationDailyBelly 3 หลายเดือนก่อน

      @AbelGebretinsae-md5of እዋእ ሓቅኻ ዲኻ ?

    • @TeweldeReda-r2c
      @TeweldeReda-r2c 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@InformationDailyBelly ሓቅስ ብርእሳ እንተቀበርካያ..... ኩሉ ሰብ ክነቅሕ ካድረታት ሕውሓት ጥራይ ኢኹም ድሕሪት ተሪፍኩም። ናይ ቀደም ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍ ንህውሓት ፈጢሩ ኣሰልጢኑ ኣብ 4ኪሎ ኮፍ ከም ትብል ጌርዋ ልዕሊ እዚ ሓልዮት የለን፡ እዛ ሕጂ ተቀቢራ ዘላ ውድብካ ግን ስልጣን ምስ ሓዘት ካብ ወራር ጀሚርካ ክሳብ በጃ ኢድ ምዕራባውያን ኮይና ንህዝቢ ኤርትራ ምንጻልን ምእጋድን ይቅረ ዘይባሃሎ ጥልመት ፈጺማ እንሆ ከኣ ሕጂ ዋጋ ጥልመታ ዓስባ ረኺባ። ዝበዝሐ ህዝቢ ትግራይ ደንጉዪ ወላ እንተኾነ ይርድኦ ኣሎ ከማኹም ዝበለ ግብ ብደውኩም ዝሞትኩም ኢኹም ተምጽእዊ ፋይዳ ውን የለን።

    • @InformationDailyBelly
      @InformationDailyBelly 3 หลายเดือนก่อน

      @TeweldeReda-r2c እዚ ትዕብት እየለ ኮ ትሕቲ ሰብ ዘሕደረኩም ዘሎ ኤርትራ ኣብ ህግደፍ እኮ እዛ ንፈልጣ እያ ። መን ያ ኤርትራ እታ ን ንናጽነት ዝተቃለሱ ኣብ ጉድጓድ ተስፍር እታ ቁዋም ዘይብላ እታ መርጫ ዘይትፈልጥ እታ ህዝባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ን ሳሃራን ዝጠፈ ********** ተሰተር በጃኻ መሃይም

    • @Takila1234
      @Takila1234 2 หลายเดือนก่อน

      ሕዉሓት ዶ ኣይኾነትን ምስ ምዕራባዉያን ተመሳጢራ ኣብ እገዳ ንዓመታት ኣንቢሮምና ናይ ህግደፍ ሕምቀት ምዓስ ኾይኑ መስጣ ዳኣ ሕጂ ጹቡቅ home work ረኪብኹም ኣለኹም

  • @SbagadisGuangul
    @SbagadisGuangul 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚኣኳ ተጋጊኻ ጌታቸው ኣይፈለጥካዮን ደላዪ ለውጢ እዩ።

  • @FitsummatewosGebre
    @FitsummatewosGebre 3 หลายเดือนก่อน

    Jigna eleka aloku

  • @alembrhane4488
    @alembrhane4488 2 หลายเดือนก่อน

    Eplf=TPlf kulom xere hzbi tigrigna eyom

  • @WeldeGabrielFayesa
    @WeldeGabrielFayesa 2 หลายเดือนก่อน

    Shaebiya khe?????? 18:19

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፋሽሽቲ ስርዓት ብልፅግና ካብ ተጠያቕነት ኣግሊልካ ህዝቡ ኣተሓባቢሩ ዝተቓለሰን ዘቃለሰን ውድብ ህወሕት ተሓታቲ ምግባር ድንቁርና ዝዓብለሎ ፅልኣት እዩ ::

    • @GoiteomTeklay
      @GoiteomTeklay 2 หลายเดือนก่อน

      ፀላእቲ ክጫጭሑ ምቹው ባይታ ዝፈጠረ መን እዩ

  • @ኤሪStreetmedia
    @ኤሪStreetmedia 2 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ተጋሩ ኣሕዋት ኮይና ፡ኣይንፈልጥን ወላ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዝተምሃርናዮ ከማን ኣማጻጽኣ ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ሰማይን ምድርን ፍልልይ ኣለዎ ስቅ ኢልኩም ኣሕዋት ኢና ገለ ኣይትበሉማ ኣሕዋትና ክትኮኑ ኣይንደልን ኢና ኣብ ዓለም ብዓል ሕማቅ ሓሳብ እሞ ክኣ ከም ትግራዋይ ዓቅሚ፡ የብሉ ርእሲ የብሉ ኣነ ይብለኩም ኣለኩ ማርያመይ ከም ትግራዋይ ርእሲ የብሉ ትምህርቲ የብሉ ኣነ ብጣዕሚ እዩ፡ ዝገርመኒ ደናቁር

    • @alembrhane4488
      @alembrhane4488 2 หลายเดือนก่อน

      Nebeska weekel, hzbi tigray hawey eu

    • @ኤሪStreetmedia
      @ኤሪStreetmedia 2 หลายเดือนก่อน

      ሓውካ እንተ ኮይኑ ኣነ ትግራዋይ ምባል ኣየድሌካን እዩ ኣነ ነቶም ኤርትራውያን ኤርትራን ዝብሉ እየ ደንቆሮ

  • @LeylaLeyla-r9t
    @LeylaLeyla-r9t 2 หลายเดือนก่อน

    Anes

  • @Merir4077
    @Merir4077 3 หลายเดือนก่อน

    ዘይትረብሑ ብደም ህዝቢ ትግራይ ትቕልዱ ዱሁላት ፍጥረት ኢኹም ሻዕቢያ ድዩ ህዝቡ ትግራይ ከጥፍእ ክሰርቕ ዝመፀ ወራሪ ህወሓት አዋጊአትና ትብሉ ካሓድቲ ሓደምቲ ኢኹም ብሻዕብያ ኤርትራ የሕዋትና ስኢና ኢና

    • @Takila1234
      @Takila1234 2 หลายเดือนก่อน

      ብዛዕባ 1998 ናይ ኤርትራ ሕተቲ

    • @haqieyu
      @haqieyu 2 หลายเดือนก่อน

      Wiel algers men kab mitigbar hangidu miflat yedili

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 3 หลายเดือนก่อน

    ኺድ ተሰደድ፣ what is wrong with so called elites, is this your solution.., not to negotiate? Besides, between TPLF faction, its up to them how to solve their internal issues and other parties let them work within their own. Sadly, you don't seem to have your own policy, strategy and road map how to administer Tigray except cursing TPLF.

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ หลายเดือนก่อน

    Hiwehat yedameyey aytihashwu its all problem came from esayas indeed

    • @aizz5349
      @aizz5349 12 วันที่ผ่านมา

      ዓምና ኢሳይያስ ናብ እዚ ደረጃ ዘብጸሖ ናይ ወያነ መድመይቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እዩ። እወ ንሕና ኤርትራውያን መዓት በደላትን ሽግርን መከራን በጺሑና እዩ ካብ ህ.ግ.ደ.ፍ።ግን ከምዚ ዓይነት ነገራት ክኣ ድሕሪ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ'ዩ ወሪዱና።ጠንቂ እዚ ኩሉ ክኣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ሽርሕን እገዳን ዝወረደ ማእለያ ዘይብሉ ዓድና ክንገድፋ ዝገበረና ፖሊሲ ናይ ወያነ (ካብ 2001-2018) እዩ ነይሩ፡ ክባን ዕጽዋን ኣብ ልዕሌና ተካይዱ ብሰንኪ ወያነ።ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ናብ ዕንወት ኣሸሚሞሞ።

  • @neverforget7472
    @neverforget7472 2 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂አታ ቆማል ኤርትራ ዘሎ ኤርትራዊ እንበር ለማኒ ከማኻ አይኾነን አደብ ግበር ።291 አከለ ክትስደድ ንኤርትራ Visa ክትውሃብ 100 ዓመቱ አቦኻ ወይ ዓባይኻ ሕዝኻ ሕተት ፡ድሕሪ ሕጂ ናን ክትስርሑ ንናብኡ ገጽኹም ክትሸኑ አይክንሪኦኩምን እንዳ ማሊሊት።

    • @BrhaneGebru-k8m
      @BrhaneGebru-k8m 2 หลายเดือนก่อน

      ምስ ዓባይካ ተሰዲትካ መፂካ ስ መሕፈሪ ትግራዋይ ግን ን ኤርትራ ተሰዲቱ ኣይፈልጥን

  • @AbrehetTeka
    @AbrehetTeka 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንሰራዊት ውን ክትመርሕ ኢኻትመስል ።መሕፈሪ ንወለዱዝፃረፍ ጀነራላት ኢና ባሃልቲ እናበልኩምዓለም ዝኮርዐሎም ጀነራላትና ተዋርዱ ታሓቢእኹምዝበርኩም ድርባያት።

  • @LeylaLeyla-r9t
    @LeylaLeyla-r9t 2 หลายเดือนก่อน

    Abyke ala

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 3 หลายเดือนก่อน

    ዕርቂ ዘይደሊ ዲያብሎስ ጥራሕ እዩ::

  • @goitomgebremedhinwelegebriel
    @goitomgebremedhinwelegebriel 3 หลายเดือนก่อน +1

    Pause

  • @All-w9s
    @All-w9s 3 หลายเดือนก่อน

    ክልተ ፎርኦናት ትግራይ እንተገጢሞም(ናብ ኲናት ተኣትዮም) እቲ ዝጉዳእን ዝመውትን ህዝቢ ትግራዩ። እቲ ዘሐሸ ኣማራፂ አፋላላዮ ብድርድር ምፍታሕ እዩ

    • @utenteabraham6958
      @utenteabraham6958 3 หลายเดือนก่อน

      አይትጋገ ናይ ሀዝቢ ትግራይ መፍትሒ ሰላም ምስ ኤሪትራ ጥራሕ ኢዮ,የቀንየለይ,

  • @moe3000
    @moe3000 3 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ኩናት እኳ ህወሀት ዘምጾኦ ዝፈጠሮ አይኮነን። መፂኦም ኢዮም ንብረት ቆልኣ ሰበይቲ ከይበሉ ትግራይ ዝጨፍጨፉ።

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 3 หลายเดือนก่อน

      @moe3000
      Mnalbat bedme dhri 2000 zteweledka tekonka edlegna eka.
      Kab 1998 ksab 2022 hiwehat n hizbi eritrea zbedelo medargti yeblum.
      Kes elka htet emo amezazin .

    • @moe3000
      @moe3000 3 หลายเดือนก่อน

      @tyttyt1271 ናይ ዕድመ ደሀን ምናልባት ቅድሚ ወለድኺ ተወሊደ ይኾን። ስምዒ ህወሓት 10ግዜ ይበድሉ ኮይኑ ግን ከም ሻቢያ ብአዋጅ ልእሊ 7 ዓመት ዝኾነ አጥፍእዎ አይበሉን።ህጻናትን ሽማግለታትን ቀቲሎም ንብረታትነ ናይ ፋብሪካታት ግገደፍዮ (ዝረስሀ ካልስን አረጊት ጫማን) እንተይተረፈ ሰሪቆም ከይዶም። እዙይ እንተኺህድኪ ሰሀቅን ብኽያትን ፈሊኺ አይትፈልጥን ማለት እዩ። ብተወሳኺ አብ ሽመልባን ካልእን ዝነበሩ ኤርትራውያን ህተቲዮም።

    • @Merir4077
      @Merir4077 3 หลายเดือนก่อน

      @@moe3000 እዚኦም ገሊኦም ብልፅግና ገሊኦም 22 ካራምቡላ ዝፃወቱ ነበሩ ከድዓት እዩም

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 2 หลายเดือนก่อน

      ​@moe3000 kemti zbelkayo abi tekonka zbeletse eti shigr kab suru kemzi kemay bkefil tifelto eka.bzaba hiwet mizirab endu eti zaabeye eti ane zfelton zneberkulu b discipline kibri hibreteseb zneberon eye zfelto. Slezi nezi tibleni deleka kamin kikebdeni eyu. Minalbat kunat entelo zlikem alo kab kunat entrfo kisara kali yelen.
      Ente b awaj elkani gn eti ane zfelto serawit FUTSUM YWILO kibl ykebdeni.

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@Merir4077 hansab tim bel busul aytimesiln eka.

  • @utenteabraham6958
    @utenteabraham6958 3 หลายเดือนก่อน

    ከም ትግራዋይ ቆዛሚ አብ ዓለም የለን,መሕፈርቲ,

  • @Saheldegena1
    @Saheldegena1 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷 INSA MERAHI ZINEBERE ERITRAWI NAB ERITREA YIMTSEANA, BIZEY GEDIS MENYOM SIDRU. 🇪🇷🇪🇷

  • @Saheldegena1
    @Saheldegena1 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷 INSA MERAHI ZINEBERE ERITRAWI NAB ERITREA YIMTSEANA, BIZEY GEDIS MENYOM SIDRU. 🇪🇷🇪🇷