🫣ዝናብ ጉድ ጌሮምና 💦💦💦💦

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

ความคิดเห็น • 508

  • @Gal__madam
    @Gal__madam 2 หลายเดือนก่อน +16

    ደቂ መዳም ድሕሪ ስደትና ከምዚ ዝበለ ሓዳር ይፍጠረልና ኣሜን ባላ 👏

    • @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ
      @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ 2 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ወለላይ😂❤

    • @DhdHdhdhd-lf4oj
      @DhdHdhdhd-lf4oj 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን (3)❤️❤️ዛምቤተዋኒ 16 ኣዴና ሰናይ ፍቓዳ ይኩነልና❤❤

    • @rdcgf6517
      @rdcgf6517 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሜን//3//ማዓረይ👏❤️

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน +6

      @@Gal__madam ይፍጠረልክን ዘን ኣሕዋተይ 🙏 ልኣክን ዘይፈጠረልክን ንመን ክፈጥረሉ ብቻ ንፈጣሪ ሕተትኦ 🙏

    • @dhdj530
      @dhdj530 2 หลายเดือนก่อน

      @@Gal__madam ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኣደኪ ወድሓማትኪ ይማእዘዝኪ ኢላ እያ መሪቃትኪ ይመስለኒ ምኡዙዝ ስብኣይ ሂቡኪ ግን ኣምላክ ይመስገን ናተይእውን ምኡዙዝ እዩ ስደት ፈላልዩና ከዚ እምበር ❤❤

  • @alexslovelove8904
    @alexslovelove8904 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይ እንዳ ወልላይ ብጣዕሚ ደሰ ትብሉ ሰድራ ኣምላክ ሓዳርኩም ይሰስን ቀፅልሉ ኣድናቂትኩም እየ ብሃቀውታ እየ ዝፅበየኩም ኣብ ትገብረወ ምትሕልላይ ኩሉ ኣሎ ሰላም,ፍቅሪ,ቅሰነት,ወዘተ ኣዝየ እየ ዘድንቀኩም ደጊመ ቀፅሉል
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabai12167
    @sabai12167 2 หลายเดือนก่อน +8

    ኤሚዬ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ደቂ ሪመይ❤💛
    ደቅመዳም ኣለክንዶ ሰምአቱ ቅዱስ እጅወርግስ በብዘለክንኡ ይሓልክን/ኩም🙏

    • @tigraytigray5893
      @tigraytigray5893 2 หลายเดือนก่อน +1

      አለና ጋልኖ አሜን❤🙏🙏

    • @masho..gal..tigray5039
      @masho..gal..tigray5039 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ማዓረይ

    • @MerMeri-vi8ti
      @MerMeri-vi8ti 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን(3)💟🙏
      ንኩላትና ማዓረይ💗

    • @sabai12167
      @sabai12167 2 หลายเดือนก่อน

      @@MerMeri-vi8ti ❤🙏

    • @sabai12167
      @sabai12167 2 หลายเดือนก่อน

      @@masho..gal..tigray5039 ❤🙏

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 2 หลายเดือนก่อน +10

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ዳኑእደይ ኣብቀፃሊ ድምፂ አማሓይሹ ብዝተረፈ ዉዕለኹም ኹሉ ግዜ ደስ ኢልና ኢና ንሪኦ ሓቀይዶ ደቂ መዳም❤❤❤

    • @GjNn-fe2mw
      @GjNn-fe2mw 2 หลายเดือนก่อน

      አወ ❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน

      እሺ ዛሓፍተይ ክብረት ይሃበልና ናይ ድምፂ ይቅርታ ብጣዕሚ ብስሕተት እዪ ተወሲኩ 🙏

  • @AfariKsa-uq6om
    @AfariKsa-uq6om 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ ሰደት ዘለና እሕና ውን ስደትና ኣሕጭሩ ምስ ቤተሰብና ያራኽበና❤

  • @MTHA-ee1ym
    @MTHA-ee1ym 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውውው አምላኽ ፍጹም ቡሩኽ ቅዱሥ ናብራ ሓዳር ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትዮኩም

  • @MmGg-hr8lw
    @MmGg-hr8lw 2 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ፅብቅ ነይሩ እዝናና ግን ኣፂመምና ምስ ስናይ የቃረታ

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 2 หลายเดือนก่อน +4

    እንዳ ወለላይ ፍትው እየ ዘብለኩም ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርክ❤❤❤❤❤❤ኣሰይ ደስ ባሃልቲ ሙዑዘይ ግን ጎቦዝ ኢካ ብጣዕሚ ኢካ ግዜ ትህባ ኤምየይ ብርክቲ ታዓዲልኪ❤❤❤❤❤🎉

  • @ተመስገንአምላኬ-ሐ6ረ
    @ተመስገንአምላኬ-ሐ6ረ 2 หลายเดือนก่อน +6

    ፅቡቃት ገዛ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኣድናቂትኹም እየ ስደተኛ ሓፍትኹም

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน +8

      ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ዛሓፍተይ ኣምላክ ብሰላም ናብ ዓድኪ ይመልስኪ 🙏🙏

  • @TadeluDeri
    @TadeluDeri 2 หลายเดือนก่อน +3

    ይን ኣባት ብሓቂ ፍቅር ዝኸነ ወዲ ብደቢ ኸርኺ ኣኺብርዮ ማዓረይ ወዲ ኻብ ኣዲኡ ብላዕሊ እዩ ዛኸብር ልሰበቱ ዕደመን ጢዒናኣን ይሃብኹም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ እውን ቅድሚ ስደት ምምፃአይ ምስ ኣደይ ከምዚ ገይርና ቡና ንሰቲ ነይርና 😢
    ፍቅርኩም ይብዛሕ ሙቁራተይ 💗

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ዛሓፍተይ ካብ ብፍቅሪ ሓልዮት ምንባር ዘዓቢ ጸጋ ታይ ኣሎ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርኮ🙏🥰 ብሓቀይ አየ ካምዚ ናትኩም ክርኢ ከለኩ ቁዱስ ቅንኢ ይስመዐኒ😁 አና ስደት ዘለና አውን ዓድና ተመሊስና ናብኡ የብቀዐና ኣሜን🤲😓

  • @HIfti-H
    @HIfti-H 2 หลายเดือนก่อน +5

    አሕዋተይ እንካዓ ንወሪሓዊ ክረ ባዓል ቅድስ ጅወሪግስ ሰማእት አቢፀሐኩም ብብዘለኽሞ ይሓልኹም ፆሎቱ በረከቱ ይሕደረና ብስሙ እስክ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየዋ ከትሓልፉን🎉❤🎉

  • @وردهتيسفي
    @وردهتيسفي 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤መምህራን ናይ ፍቅሪ ኢኹም ❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏

  • @MB-fn6nz
    @MB-fn6nz 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ፅቡቃት ኣንሕና እዉን ካብ ሰደት ምሰ ተመለሰና ከም ናትኩም ሓዳር ይፍጠረልና🙏😘😍ይፈትወክም እየ 😍😘

  • @galebuy-mk3xj
    @galebuy-mk3xj 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሓዳርኩም ይባረክ ኤሚየ አና ዙኣበካዶ ናሰራሕክዮ ፖስትልና

  • @ksaksa4270
    @ksaksa4270 2 หลายเดือนก่อน +4

    ቅድስ ጊወርግስ ይሓልኽን ድዛ ኮሞንታዛ ተንባ❤ 0:47

  • @aishan4539
    @aishan4539 2 หลายเดือนก่อน +11

    ታዓዲልኪ ዋላ ቁራስ እንጀራ በሊዕካ ቅሳነት ዘለዎ ሓዳር አበይ ይርከብ በተለይ አብ ስደት ዘለና ብሓደራ ደስተኛ ጋል የለን 💔

    • @DhdHdhdhd-lf4oj
      @DhdHdhdhd-lf4oj 2 หลายเดือนก่อน +1

      እስቲ ብዓቕሊ 16 ከም ፍቓዳ ይኩነልና ማዓረይ ኣጆና

    • @MahderMahder-j6g
      @MahderMahder-j6g 2 หลายเดือนก่อน +3

      ፈጣሪ ኣሎ ካጆና 😢ማራዮም ለቅንኡኒ ሓዳሮም ይባርክ🎉🎉

    • @Gal__madam
      @Gal__madam 2 หลายเดือนก่อน

      @@aishan4539 ኣጆና እስኪ🥺👏

  • @JcGx-yo8fl
    @JcGx-yo8fl 2 หลายเดือนก่อน +3

    ቅድሚ ስደት ምምፃአይ ከምዚ ገይርና ቡና ንሰቲ ነይርና ኣብ ብራንዳ ልክዕ ከምዛ ናትኩም ምስ ሓፍተይና ሰብኣያ ንሰቲ ነይርና ናፊቀዮ ትጊዘ እሱ😢❤❤

  • @dgstu5765
    @dgstu5765 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰይይ ክንደይ ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባርክ ኣግዚኣብሔር ኣምላክ ኣሕዋተይ ❤❤❤ቅልጥፍ እልኩም ቅልቅል በሉ ኢኩም ማማ ጊደይ ውን ተማልእየን ብጣዕሚ ያ ደስ ትብለኒ❤❤

  • @ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ
    @ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ 2 หลายเดือนก่อน +5

    ስደት ምርር ዘበሎ ኣሎዶ ከምዚ ከማይ
    ማዓዝ ኢና ዓድና ንኣትዮ ኣምላክ ኣቦይ❤😢

    • @Asa-dv3gv
      @Asa-dv3gv 2 หลายเดือนก่อน

      ኣጀኺ ማዓሪይ😢

    • @ፍቅሪ-ፈ8
      @ፍቅሪ-ፈ8 2 หลายเดือนก่อน

      አረ አብኩለና አዩ ሎምስ 😢

    • @ىاوبلتي
      @ىاوبلتي 2 หลายเดือนก่อน

      ዋላ አነ😢

    • @lidyatadele5345
      @lidyatadele5345 2 หลายเดือนก่อน

      ዋላ ኣነ😢😢

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ 2 หลายเดือนก่อน +2

    እሰይ ሓዳርኹም ይባረኽ ዘም ኣሕዋተይ ሓልየትኹም ደስ ክብል❤

  • @KsaKsa-mw2pe
    @KsaKsa-mw2pe 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማየይ ሙዑዘይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ እግዚኣብሔር ኣምላካ🥰🥰

  • @fyorigaltigray8279
    @fyorigaltigray8279 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሓዳርኩም ይባረክ ዞም ኣሕዋተይ 🙏❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይ ፍቁራተይ ኤሚዋይ ፀጉርኪ ፅቡቅ እዩ ኣርትየ ኣይትግበር እኪ ናይ ባዕልኪ ተካናከኒ ምቅርተይ❤❤❤

  • @tigraweti98
    @tigraweti98 2 หลายเดือนก่อน +4

    እቶም ኣብ ስደት ዘለው ኣብዚ ኣብ America 🇺🇸 ዳኣ ማንነቶም ርስዕምዎ ቡና ዘይስቲ እብሉኻ ዓዲ መጽኤ ዶ ክምርዕው

  • @SemiraHaftu
    @SemiraHaftu 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ክብረት ከም ናትኪ ዝበል ሓዳር ይሃበና ፈጣሪ

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ
    @የንጉስክርስቶስልጅነኝ 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዙዲን ዲን ዝብል ድምፂ ረባሺ እዩ ዘሎ ኣይትጠቀምሉ ብዝተረፈ ሓዳርኩም ይባረክ ❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน +2

      Eshini knestekakl eina

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 หลายเดือนก่อน +2

    አይተቕንኡና ግደፉ ቅዱስ ቅንኢ እዩ ከምናትኩም ንጓለይ ምስ ዓበየት አነስ አይረኸብክዎን ሓደ ሸንዳሕ እዩ ሂቡኒ 😂😂😂😂 ፍቅርኹም ብዝሕ ዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤❤

  • @khankhsn1029
    @khankhsn1029 2 หลายเดือนก่อน +2

    ንሕናለ ብጣዕሚ ኢና ንፋተ ሓደርዃ የጀመርናይ ገና ኢና😂 ከምኣ ኢልና ተቀፂልና ማሺ😂 ክዛዕ ተይሉኒ ግን ገዛኩም መፂና ሓደሰሙን ንማሃር ኢና😂 ብዝኮና ፈጣሪ እውን ግርማ ሞጎሱ ዓዲሉኩምዩ ኡሙዋይ ፍቅርኩም ይብዛሕ💋

  • @7yyg-o5n
    @7yyg-o5n 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ቡናኪ ደስ ክብል ጥዑም ዛመዓረይ

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዙድምፂባ ኣጥፍእዎ ደቅዓበይቲ❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ ይቅርታ ንእሽተይ ድምፂ ኢና ገይርናዮ ነይርና ብስሕተት እዩ ኣትዩ ኣይድገምይ 🙏

  • @GgFg-o5u
    @GgFg-o5u 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይ ደስክትብሉ ማርያምን 🥰😍❤

  • @FreweiniFreweini
    @FreweiniFreweini 2 หลายเดือนก่อน +4

    ለባም ሰብ ክርኢ እንከለኩስ ደስታይ ወደር ዘየብሉ ❤️❤️❤️❤️❤️ፍቅርኩም ብዝሕሕሕ ይበለልና ❤️🌿ኣበካዶ ዓደይ ምስ ኣተኩ ክጥቀም እየ ይብል
    ኣብዙይስ ይምሓረናዊ ናይ ዓዲ ዓረብ ሙቆት ወዲኡዎ ማህሚኑ ማይ ሙቅ በታ ሙቅ ዋኝ 😂

  • @የዋህፈቃርእየ
    @የዋህፈቃርእየ 2 หลายเดือนก่อน +8

    እረ ኣቢዋይ ግደፊ እዙ ካላስካል ኣጥፍእዮ ባዕ ወይ ንገግድፎኩም ምክትታል ካልኣይ ማዓልቲ እየ ዝፅሕፍለኩ ብደቂ ኣዕራብ ርእስና ተበፅቡፁ እዩ😢😊😊❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน +7

      ይቅርታ ኣስተካኪልናዮ ነይርና ኢና ብስሕተት እዩ ከምኡ ኮይኑ ብፍላጥና ኣይኮነን ንቐፃሊ ኣይድገምይ 🙏

    • @SaddsCZx
      @SaddsCZx 2 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጆኪ ዝሓፍተይ ሰደትና የሕፅረልና❤❤

    • @elsaberhe3671
      @elsaberhe3671 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@NuedTube👉💐❤️

    • @የዋህፈቃርእየ
      @የዋህፈቃርእየ 2 หลายเดือนก่อน

      @@NuedTube የቅር ለእዝግብሄር ማዓረይ♥️😌🫶

    • @የዋህፈቃርእየ
      @የዋህፈቃርእየ 2 หลายเดือนก่อน

      @@SaddsCZx ኣሜን ዝያዳይ😥🙏

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 2 หลายเดือนก่อน +2

    አረ ቱናየይ ሽኣይ ኣበይ ባ ይህሉ ዋ😂ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅብቃተይ❤

  • @AfariKsa-uq6om
    @AfariKsa-uq6om 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ዳሓን መፃእኹም ኤሚየይ ሽኮር❤❤❤❤

  • @lemlemhagos9299
    @lemlemhagos9299 2 หลายเดือนก่อน +1

    Dese behaletie egezabher hadarikham yebarekihalekime❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን ዝሓፍተይ ኣብ ልዕሊ ፍቅሪ ፍቅሪ ይዓድልኪም ፈጣሪ🎉❤❤❤

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน +5

    ብሽም ቅዱስ ጊውረጊስ ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏
    ቅዱስ ጊወረግስ ካብ ክፍኡ ይሓልውኩም🙏

  • @letshabrha6005
    @letshabrha6005 2 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቓት ኢኹምዋ ኣይተ ኣፍተራሪ ባ ኣምፅእልና ዋላ ብፕራንክ😂😂😂😂

  • @memeqwerty
    @memeqwerty 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ፅብቃት❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኤሚየይ ዝድምፂ ዘይተጥፍእልና እባ

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ይቅርታ ንእሽተይ ድምፂ ኢና ገይርናዮ ነይርና ብስሕተት እዩ ኣትዩ ኣይድገምይ 🙏

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ሓላላትይ❤❤❤❤❤

  • @Letushgeberhiwet
    @Letushgeberhiwet 2 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ደስስስ ክትቡሉ ፍጣሪ ሓደሩኩም የበርከሉም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰

  • @mtlalal
    @mtlalal 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሱዑዲ ብምቆት ሞይትና ኡፍፍ 😢😢

  • @ተቲየጋልተዋህዶ
    @ተቲየጋልተዋህዶ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ መቁራተ ስድራቤት❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @embagg6318
    @embagg6318 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ur so lucky Ami🥰

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 2 หลายเดือนก่อน +1

    😮❤❤❤❤❤❤❤ክራማት ዓድናስ ጥዑም ❤❤ግን ነገር ስደትስ 😢

  • @hadguluul8785
    @hadguluul8785 2 หลายเดือนก่อน +1

    Enkae biselam mexakum shikoretiy ❤❤❤❤❤❤

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክላሲካል ቅንስ ኣብልዎ ክቡራተይ❤❤❤

  • @MashoGebrekiros
    @MashoGebrekiros 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰየይ ፅሩያት ፍቅርኩሞ የብዘሐዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ዞሞናተይ እና ቱኣባካዶ ትብልየለኪ ምስሉ ቃሪፅኪ ኣርእየና ኤሚየይ❤

  • @melitube7785
    @melitube7785 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፍቕርኹም ሓዳርኹም ይባረኽ ግን ታይ ድዩ ትዝ ኢሉኒ ምስ ምሓዛይ ብፋንድሻ ችሪስ ንበሃሃል ነይርና😅 ንስኹምለ ብፍንጃል ችሪስ

  • @ZahraGghn
    @ZahraGghn 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ኢኹም ደሰ ቶብሉ ሓዳርኩም ይባረካ ❤❤❤❤❤

  • @tigraweytieye6171
    @tigraweytieye6171 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ስድራ ንስኩም ክተፅልሉኒ ኢልኩም ፍትውው እየ ዘብለኩም❤❤❤

  • @MeazaAregawi
    @MeazaAregawi 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዳወለላይ ተፈተዉቲ❤❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይ ኣነሲ ቡና ክትሰርሕ ከለኺ ደስ ዝብለኒ ነገር ርግዕ ኢልኪ ኢኺ ትሰርሕዮ ኣቀራርብኡ ገለ ዋውው👌👌👌ከምታናይ ልበይ ❤ ብዝኮነ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ኣብሳየ ወለላ ግን ደቂቃ ኣይተሕፅሩዎ ብያንስ 20/25 ደቂቃ ግበርዎ ኣነኳ ዋላ ሓደ ሳዓት ውን ክሓፅረኒ እዩ ምክንያቱ ካብ ልበይ እየ ዝፈትወኩምን ንክሪአኩም ዝሃፅፅን ይመቺኹም ደቂ ሪመይ❤❤🎉🎉ሃየ ሓደራ ደሙሩኒ ሽሕ ክበፅሕ🤲🙏

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน +3

      ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏 ደቂቃ ነዊሑ ዝብል ኮመንት እናራእና ኢና ኣሕፂርናዮ ዛሓፍተይ 🙏

    • @MeazaTube12
      @MeazaTube12 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@NuedTube እሽኒ ኣብሳየ ተገደደ 20 ደቂቃ ይኹን ደቅነዋይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HelenHelen-nh3hc
    @HelenHelen-nh3hc 2 หลายเดือนก่อน

    Enkae dehan metsakum tsruyatey teyreku eye comment ltsihfleku ❤❤❤❤

  • @hduuuruerhgzd2590
    @hduuuruerhgzd2590 2 หลายเดือนก่อน

    ተፍቅሮ ወዲ ምምርዓው ከመይ ደስ ይብል❤❤❤

  • @liyatTigraweyti
    @liyatTigraweyti 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዝፈትወኩም ሰድራ ቀፅልሉ ፅቡቅ ትምህርቲ ንህዝቢ ግን ምሰ ይቅርታ ቲ ድምፂ ረባሺ ኮይኑ እለይዎ❤🙏

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน +2

      Neta dmtsi btaemi ykreta yhatt knestekaklo eina

    • @eladelu-25
      @eladelu-25 2 หลายเดือนก่อน

      we zumeajebi kenseyo❤❤​@@NuedTube

    • @liyatTigraweyti
      @liyatTigraweyti 2 หลายเดือนก่อน

      @@NuedTube💌 🙏

  • @I3BFI
    @I3BFI 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክትቡሉ ፁሩያት❤❤

  • @ጋልሰብዓእንደርታጋልዞምጀ
    @ጋልሰብዓእንደርታጋልዞምጀ 2 หลายเดือนก่อน

    ዋው ደስስስስስ ክትብሉ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኹም ለ ካብ ስደት ምስተመለስና ንዓኻቱም የምስለና የኔ ማሮች❤❤❤❤❤

  • @MearegMsgina
    @MearegMsgina 2 หลายเดือนก่อน

    absala Kongo avkado msgeberka kndey dekika tsenihka eka thtsebo

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน

      ድሕሪ 2 ሰዓት እኩል እዩ ዛሓፍተይ

  • @HiwiTube-ug5wl
    @HiwiTube-ug5wl 2 หลายเดือนก่อน

    ደስ ብሃልቲ ስድራ ኤማየይ❤🥰

  • @AsS-gf5fx
    @AsS-gf5fx 2 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባረክ ዘም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ኢና ንፎትየኩም🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @BusraCaliye
    @BusraCaliye 2 หลายเดือนก่อน +1

    አየወለልየ ጀጊኒ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @abrhetknfe186
    @abrhetknfe186 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጓሉ ተመሲልኪ ትስምዕኒ ነገርስ😅

  • @ማሻራዳ
    @ማሻራዳ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ትብሉ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @jfudyr4497
    @jfudyr4497 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንኹሉ ግዜ ይፈትወኺ እየ😅❤️

  • @mizugoish8998
    @mizugoish8998 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጭንቀት ኣለኒ እዩ ማዓረይ ተክእልኪ ካላስካል ጊደፈዮ እና ደስ እኩም ትብሉኒ vido tolo ቶሎ ልቀቁልና ❤❤❤

    • @ngstiyemkaellij2424
      @ngstiyemkaellij2424 2 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ ይርብሸካ

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ይቅርታ ዛሓፍተይ ድምፁ ቐኒስናዮ ነይርና ኢና ብስሕተት እዩ ተወሲኩ ኣይድገምይ 🙏

  • @Selina-k1r
    @Selina-k1r 2 หลายเดือนก่อน

    Beautiful family👪 absiye mekbrite hadara❤❤

  • @MahderMahder-j6g
    @MahderMahder-j6g 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጡዑማት ስድራ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ZediGalHadu-ln6ky
    @ZediGalHadu-ln6ky 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኢሚየይ ማዓረይ ዘኮን ነገር ክሕትኪ ዙ 85ካሬ እናበሉ ሸር ዘገበሩዉ ዘለዉ ለለ ቃሉ ኔኪፋር እባ አረድእና ከመይ እዩ ብድዮ አባ ሰረሕለና ዝያዳይ 🤲💋♥️

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน

      ኣይተረደኣንን መዓረይ

  • @khankhsn1029
    @khankhsn1029 2 หลายเดือนก่อน

    እሙየይ💋💋💋💋💋💋 ኣቦካዶኮ ዝያዳ መብዝሒ እዩ

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነከ ወለላይ ኣበይ ኣለካ ኣታ ንዓ

  • @همه-ح9ظ
    @همه-ح9ظ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ክፈትወኩም ሓዳርኩም ይባርክ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣዶናኡድ
    @ኣዶናኡድ 2 หลายเดือนก่อน

    ኤሚየ ተባረኩ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MeriAlemayu
    @MeriAlemayu 2 หลายเดือนก่อน

    abi eti music gn kenselu ablileki hadarkum yebarek shkorintate❤❤❤❤❤

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏 ይቅርታ ብስሕተት እዩ ድምፂ ተወሲክዎ

  • @GgFg-o5u
    @GgFg-o5u 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቆንጆ ታት🎉🎉

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg 2 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባርኮ ፈጣሪ ፅርያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Tsgab-Tube
    @Tsgab-Tube 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ፁሩያተይ ደስ ክትብሉ 💕💕💕💕

  • @SassFszd
    @SassFszd 2 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ፍቅርኩም የብዛሓዮ

  • @ABBah-p9h
    @ABBah-p9h 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @HchfHfhf-w3o
    @HchfHfhf-w3o 2 หลายเดือนก่อน +2

    ደሰብሃልቲ እቲ ድምፂ ግን ኣጥፍእዎ❤❤❤🎉

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน

      እሽኒ ዛሓፍተይ ብስሕተት እዩ ኣትዩ ይቅርታ 🙏

  • @MuseHuluf
    @MuseHuluf 2 หลายเดือนก่อน

    እሚዋይ ናተይ ልባም🥰🥰🥰
    ኣሜን(3)🥰🥰🥰

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በሉይ ማዓረይ❤

  • @Nura_Mohammed
    @Nura_Mohammed 2 หลายเดือนก่อน +1

    We love you family ♥️🦋

  • @SosA-tg4ll
    @SosA-tg4ll 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፁሩያት ❤❤❤❤

  • @ufffokk7826
    @ufffokk7826 2 หลายเดือนก่อน

    ዋአሜንአሜን🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @MearegMsgina
    @MearegMsgina 2 หลายเดือนก่อน

    desktblu konagu ❤❤❤

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብፍቕሪ ንበሩ ዞም ኣሕዋተይ👏♥️

  • @drtt2855
    @drtt2855 2 หลายเดือนก่อน

    ዝፈትወኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @semiramohammedali9974
    @semiramohammedali9974 2 หลายเดือนก่อน

    Wow I'm proud of you keet it up and excited waiting to watch knows love you 😍 💋 ❤️ 💗

  • @user-hc8in8kj4q
    @user-hc8in8kj4q 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደሰ ትብሉ መቁራተይ ናይ ፍቅሪ ኣምላኽ ፍቅርኹም የብዘሐዮ
    ግንሲ ኣቫካዶ ክንደይ ሳዓት ክፀንሕ ኣለዎ ኣብ ፀጉርኻ መልሰለይ

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน

      🙏 ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ካብ ክልተ ክሳብ ሰለስተ ሰዓት እኩል እዩ

  • @Freta__agame_
    @Freta__agame_ 2 หลายเดือนก่อน

    Ata ጀላዕ ስብኣየይ ኣበይ ኮን ትህሉ😊 family 🥰

  • @uutgmf0gy921
    @uutgmf0gy921 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ በሰላም መፃኣኩም❤❤❤❤

  • @XfDbh
    @XfDbh 2 หลายเดือนก่อน

    ተናፍቂተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @ናትናሰላም
    @ናትናሰላም 2 หลายเดือนก่อน +1

    Music bertiewo mkuratey

    • @NuedTube
      @NuedTube  2 หลายเดือนก่อน +1

      Ykrta knestekakl eina

  • @bhhxGnb
    @bhhxGnb 2 หลายเดือนก่อน

    ናፊቅናኩም ቀኒና እንካዕ ዳሓን መፃእኹም ዝፈትወኩም ስድራ

  • @Elsabietgalmelaketsehay21
    @Elsabietgalmelaketsehay21 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ ሽኮራት ቡና ኣቀራርባ ዋዉ