ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጀጋኑ ክብርን መጎስን ንዓኹም፣ ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኹም ንዓለም ስዒርኩም ነጻነት ኣምጺኹም፣ ኣውሪስኩም ክብርትን ሕፍርትን ኤርትራ
አሕ ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንስዎአትና ኩሉ ግዜ ወትሩ ስዎአትና ሐወልቲ አብ ልብና
Zleale Kibrin Mogesin Ne Jeganu Eritrawian 🇪🇷💒🕌🌿
ወዲ ሳልም እንቆዕ ከማን ነዚ ዘለኩሞ ናጽነት ረኣኩም።ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዝሓለፈ መስዋእትን፡ጅግንነትን ጸዊካ ወይ ገሊጥካ ከማን ኣይውዳእን ኢዩ።ኣዚ ዘምጽኦ ከኣ ዕላማ 'ዩ ሰብ ብሂወቱ ኮሎ ካራ ኣብ ማዓናጡኡ ከእትዋ ኾሎ ንሱ ኢዩ እቲ ዕላማ ድብሃል።መታን ስርሒት ከይፈሽል ኢሎም ብሂወት ከለዉ ሂወቶም ዘሕለፉ ማእለያ የብሎምን።ብጥይት ናይ ጸላኢ ክትስዋእ ንቡር ነገር ኢዩ ብሂወትካ ኾለካ ክትስዋእ ብገዛእ ርእስካ ግን በጀካ ኣብ ሰውራ ኤርተራ ኣብ ካልእ ደሎ ኣይመስለንን።ስለዚ ክብሪ ንስዋኣትናን፡ስንኩላትናን ፡ሒማቅ ኤርትራዊን፡ሒማቅ ሓጺንን የለን'ሞ ሕድሪ ጀጋኑና ቀጥ ኣብ መትከል።ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስውእትና።ዓወት ንሓፋሽ!!
Very impressive and heroic but isayas messed up EVERYTHING!
yeah bro. you are right.
Yep!
Thanks bro
Zlalmawi kebrn zekrn njjganu smatatna wtru ab lebna ynberu wetru awet nehafs smitatna betgbar ydbesu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷
حيت ودحايوت ياريت لوحدترجم كلام الفارس المناضل إبرهيم
ኣነስ ነዞም ዲስላክ ዝገብሩ ጸማማት ስለዘይ ሰምዑ,ዶ ይኮኑ ወላ ርእሶም ዝጸመሙ ምክንያቱ እዚ እቲ ዝተኽፍለ ሽግር መስዋእቲ ኣብ ኩሉ ትግርኛ ዝዛረብ ተጋሩን ኤርትዋያንን ዝተከፍለ ኢዩ ስለዚ እዞም ሰባት እዚኦም ዲስላክ ትገብሩ ምስ መን ትኮኑ።
بطل بن بطل عمي إبراهيم سالم مقراني الله يعوضك من كل ظالم
تسلم يا غالي عبدو عمر
ጀጋኑ ናይ ባሓቕ ሓልፋምን ሰንኪሎምን
💯👍🏾🇪🇷🦁
👍👍🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷👍👍
ጀጋኑ ስንኩላን ኤርትራውያን መራህቲ ህግደፍ ነዓኻትኩም ይኹን ንዝኮነ ኤርትራዊ ዝግደሱ ሰባት ኣይኾኑን ንጥፍዓት እምበር ንሕንጸት ሃገር ዝሓስብ መሪሂነት የሎን ዲክታቶር ዓጋመ መራሂ ኢሳያስ ጌና ከጥፋዓኩም'ዩ ። መኣስ ዒኹም ትልብሙ ፣ እንታይ ዒኹም ትጽበዩ ፣ ነየናይ ሂወት ?ከምዞም በጅግንነት ዝሓለፉ ተጋደልቲ ነዚ ዲክታቶር ፈንጂርኩም ቅያ ስርሁ ካልኣይ ሞት የለን ታሪክ ስርሁ ። ምስትምሳል ናትኩም አይኾነን ነዚ ዓጋመ ሸይጣን ኣዲ ሓሎ ፈንጂ ከነእትወሉለና ። ፈዳይን ኤርትራ ንዘክር * ፊንኪሊው ✅💣💣💣
አጆኩም ጀጋኑ ኤሪትሪያውያን 🇪🇷 ናትኩም ሞት ናትኩም ስውአት ታሪክ ጥራይ ከይኮነስ ቅርስና ኢኩም። እዚያቶም አክላባት🐕 ከትርእዮም ነቅድሚት ጥራይ 🐪🏃🐪🏃🐪🏃
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
መርሐባቡ ጀጋኑ ና ሽልማት ግርማ ኤርትራ
Most of the videos haven't third 2nd or 3rd part... Could you please upload them ... Thanks
Elroe Hailey
Because they don't want us to learn about our Heros
መርሓባ ደቂ ኤረ ኣናብስ ኣቦታት ኣዲታት
Wed Salim jigna
ንኢሰያስ አፈወርቂ ዘይትገብሩሉ ንሱ መስዋእቲ አይራአየን ድዩ
Semi kem eseyas da meswaeti zeykone reiu
Hizbi eritra higi aydliyon eu baelu higi eu waaaaaaaw well said
ደባሲ ዝስአነ ወሎዶ ቀደም ይሕዝን በቲ ክአ ታሪኮም የኩርዓካ ወትሩ ።
👍👍
hwet amzikumulna i love u eritrean ppl bejakum hde kunu
Hero
Mehmer Asmerom Merhaba!!!
wedi salm jigna
እወ ስለ መስዋእቲ ብዙሕ ይዝረብ እዩ ኣበይን ንምንታይን እውን ይሕተት እዩ ንነፃት እትወፍሎ ሂወት መስዋእቲ ይበሃል አበይ ንዝብል አብ ዓድኻ ንዝመፀካ ወራሪ ወይ ሰራቂ ማለት እዩ ።ንስርቂ ወይ ንወራር እትኸፍሎ ሂወት ድማ ዓሰርተ ሞት ዓሰርተ ውርደት ይበሃል ስለ ዚ ዓሰርተ ሞት ዓሰርተ ውርደት ኢኹም ንስኹም ።
Tewelde tesifay ንስኻ ኢኻ ጻማ ክትፈድዮም ዝግባኣካ ንሶም ናጽነት ኣምጺኦም ንስኻ ክትዕቅቦ ይግባኣካ ሓሰዊቲ ኢልካ ክትጽሕፍ ኣይግባኣካን ንነብስኻ ሕተታ ኢንታይ ገይረ ኢንታይ ሰርሐላ ኢዛ ሃገር በል ንመጻኢ ኣስተውዕል
It was great example for the people of Either but you all don't speak what is in your mind your post is not your problem speak about the future than you .
Asmerom lekbat izy hiwet aykonen neana wedi qebeyti
ንምታይ ኢዩ ሞ ነዚ ሕጂ ኣብ ዘይመሬቱን ኣብዘይ ባሕሩን ዝጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ዲኩም ተሰዊእኩምን ሰንኪልኩምን ? ኣብ ዜሮ ! ንዓኩም ኣይጠዓመኩም ንዓና ኣይጠዓመና ኢሰያስ stupit !
👍
ኣሕኣሕ ÷÷ንሰኩም እንተዘይ ትሰንከሉ ንሰኩም ንተዘይ ትሰውኡስ ኡሞ ንሕና ኣይ ምሃለናንን ግን ኢንታይ ክብል ንብዓተ እንተዋሓዘ ቁምነገር የብሉ። ኣነ ኣይ ምሓንቀቁኩን
I am proud to be Eritrean 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Zelalemawi zeri Nirwana
Seb Bet!
kebren mesganan ne swatna awet nhafash enqae kabakum tfterna jeganuna
Sabe...Hzbawi HHayltat...Mesged Abi
እቲ ጅግነት ተፈጺሙ ፍረ ጻምኦም ኣብ ክንዲ ብዲሞክራስን ፍትሕን ዝድበስ ተዛራቢ ትግርኛ ደርጊ ብምምጽኡ እዩ
Get off Eritrea form respectfully
Nay behaki tsebuk medeb sorry gen haneti huto kehateka mebrahtu eleka nerka mestom seweat mebrahtu men yebehal menegerkani do sorry
Habibie melsi rekibka do .entye zay koni number kehbka .
Klu geza jegnu mestom jgnntom hzmo isew alu so klu geza kmzi medb nena gbrkum ktnxo nlabo
Swat kea yblu qedem zkehadkumom
🤓😢💚👍
Dictator isayas finished everyone and everything!
That is correct like what you say
👍🏼
meley meley ? ? ? ? ? ? ?
ازول دا القعيد يسأل أبو خارشة كان وين كليهوم علا حلهم يا عوان الفراس ديل الله يكون في عنوم لي رحوم و لي اولدوم
ኩሉ ዚበልካዩ ብዘይ ምግናን ሃኪዩ አንተኮነ መሰንከሊኩምን መስዋአትኩምን ህግድፍ ከንቱ ገረሞ ከም ዚብልካዮ ዝተከፍለ መስዋአቲ ህዝቢ አሪትራ ብህግን ብባይቶን ንሱ ብዝመረሶ መንግስቲ ክማሀደር ሃንቲ ብልስትን ምአብልትን አሪትራ ክትሁሉን ዩ ልአሊ 2 ሚአቲ ስህ ደኩ ምስዋአቲን ስንኩላንን ዚገበረ አንተኮነ ህግድፍ ኣማሲ ኣወት ህዝቢ ችውዩ ኣብረብኡ ብምውኣል ሃገርና ኣብማአሙክ ሰልማት የአትዮማ ትርከብ ግዘ ይነውህ አምበር በትሪ ሀኪ ትከትን አምበር ኣይትስበርን ከምተባህለ ዝተከፍለ ምስዋአትን መውጋአትን ከንቱ ከም ዘይከውን ህግድፍን ስኣብቱን ክርደኦም ይግባአ አዚ ወድሃንካ ክቡር ወዲ ህዝቢ
አዶም ዘይህቡ?
don't for get our heros
0
ካብ መግዛቲ ናይ ኣብሃሩ ካብ ናይ ቱርኪ ናትኩም የገዲድ
ዶ RIH መደንገጽ ተሐዝን
dint forget you Heros
ابطل لكين اليلاءوراثا العميل
تسلم عبدالرحمن
عبدالرحمن محمود
hasowti xama zeykefelkmo ktzareblu mahaferkum atalilkumo nhzbi eritra
Tewolde Tesfay tegagika abey mezgeb eu hasot koinu anbibkayo.ati history Xbuq geirka amiayo.aiterfekan eye gn hmak aizarebn eye Kemzi kemakum.
Tewolde Tesfay tegaru tbhalu eko kttefeu eyu zelekum kabza alem nal dshet agame tgraway foeee tgraway kbhal kefenfneni
Kindey jigna ewe sinkila teswula
ጀጋኑ ክብርን መጎስን ንዓኹም፣ ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኹም ንዓለም ስዒርኩም ነጻነት ኣምጺኹም፣ ኣውሪስኩም ክብርትን ሕፍርትን ኤርትራ
አሕ ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንስዎአትና ኩሉ ግዜ ወትሩ ስዎአትና ሐወልቲ አብ ልብና
Zleale Kibrin Mogesin Ne Jeganu Eritrawian 🇪🇷💒🕌🌿
ወዲ ሳልም እንቆዕ ከማን ነዚ ዘለኩሞ ናጽነት ረኣኩም።ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዝሓለፈ መስዋእትን፡ጅግንነትን ጸዊካ ወይ ገሊጥካ ከማን ኣይውዳእን ኢዩ።ኣዚ ዘምጽኦ ከኣ ዕላማ 'ዩ ሰብ ብሂወቱ ኮሎ ካራ ኣብ ማዓናጡኡ ከእትዋ ኾሎ ንሱ ኢዩ እቲ ዕላማ ድብሃል።መታን ስርሒት ከይፈሽል ኢሎም ብሂወት ከለዉ ሂወቶም ዘሕለፉ ማእለያ የብሎምን።ብጥይት ናይ ጸላኢ ክትስዋእ ንቡር ነገር ኢዩ ብሂወትካ ኾለካ ክትስዋእ ብገዛእ ርእስካ ግን በጀካ ኣብ ሰውራ ኤርተራ ኣብ ካልእ ደሎ ኣይመስለንን።ስለዚ ክብሪ ንስዋኣትናን፡ስንኩላትናን ፡ሒማቅ ኤርትራዊን፡ሒማቅ ሓጺንን የለን'ሞ ሕድሪ ጀጋኑና ቀጥ ኣብ መትከል።ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስውእትና።ዓወት ንሓፋሽ!!
Very impressive and heroic but isayas messed up EVERYTHING!
yeah bro. you are right.
Yep!
Thanks bro
Zlalmawi kebrn zekrn njjganu smatatna wtru ab lebna ynberu wetru awet nehafs smitatna betgbar ydbesu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷
حيت ودحايوت ياريت لوحدترجم كلام الفارس المناضل إبرهيم
ኣነስ ነዞም ዲስላክ ዝገብሩ ጸማማት ስለዘይ ሰምዑ,ዶ ይኮኑ ወላ ርእሶም ዝጸመሙ ምክንያቱ እዚ እቲ ዝተኽፍለ ሽግር መስዋእቲ ኣብ ኩሉ ትግርኛ ዝዛረብ ተጋሩን ኤርትዋያንን ዝተከፍለ ኢዩ ስለዚ እዞም ሰባት እዚኦም ዲስላክ ትገብሩ ምስ መን ትኮኑ።
بطل بن بطل عمي إبراهيم سالم مقراني
الله يعوضك من كل ظالم
تسلم يا غالي عبدو عمر
ጀጋኑ ናይ ባሓቕ ሓልፋምን ሰንኪሎምን
💯👍🏾🇪🇷🦁
👍👍🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷👍👍
ጀጋኑ ስንኩላን ኤርትራውያን መራህቲ ህግደፍ ነዓኻትኩም ይኹን ንዝኮነ ኤርትራዊ ዝግደሱ ሰባት ኣይኾኑን ንጥፍዓት እምበር ንሕንጸት ሃገር ዝሓስብ መሪሂነት የሎን ዲክታቶር ዓጋመ መራሂ ኢሳያስ ጌና ከጥፋዓኩም'ዩ ። መኣስ ዒኹም ትልብሙ ፣ እንታይ ዒኹም ትጽበዩ ፣ ነየናይ ሂወት ?
ከምዞም በጅግንነት ዝሓለፉ ተጋደልቲ ነዚ ዲክታቶር ፈንጂርኩም ቅያ ስርሁ ካልኣይ ሞት የለን ታሪክ ስርሁ ። ምስትምሳል ናትኩም አይኾነን ነዚ ዓጋመ ሸይጣን ኣዲ ሓሎ ፈንጂ ከነእትወሉለና ። ፈዳይን ኤርትራ ንዘክር * ፊንኪሊው ✅💣💣💣
አጆኩም ጀጋኑ ኤሪትሪያውያን 🇪🇷 ናትኩም ሞት ናትኩም ስውአት ታሪክ ጥራይ ከይኮነስ
ቅርስና ኢኩም። እዚያቶም አክላባት🐕 ከትርእዮም ነቅድሚት ጥራይ 🐪🏃🐪🏃🐪🏃
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
መርሐባቡ ጀጋኑ ና ሽልማት ግርማ ኤርትራ
Most of the videos haven't third 2nd or 3rd part... Could you please upload them ... Thanks
Elroe Hailey
Because they don't want us to learn about our Heros
መርሓባ ደቂ ኤረ ኣናብስ ኣቦታት ኣዲታት
Wed Salim jigna
ንኢሰያስ አፈወርቂ ዘይትገብሩሉ ንሱ መስዋእቲ አይራአየን ድዩ
Semi kem eseyas da meswaeti zeykone reiu
Hizbi eritra higi aydliyon eu baelu higi eu waaaaaaaw well said
ደባሲ ዝስአነ ወሎዶ ቀደም ይሕዝን በቲ ክአ ታሪኮም የኩርዓካ ወትሩ ።
👍👍
hwet amzikumulna i love u eritrean ppl bejakum hde kunu
Hero
Mehmer Asmerom Merhaba!!!
wedi salm jigna
እወ ስለ መስዋእቲ ብዙሕ ይዝረብ እዩ ኣበይን ንምንታይን እውን ይሕተት እዩ ንነፃት እትወፍሎ ሂወት መስዋእቲ ይበሃል አበይ ንዝብል አብ ዓድኻ ንዝመፀካ ወራሪ ወይ ሰራቂ ማለት እዩ ።ንስርቂ ወይ ንወራር እትኸፍሎ ሂወት ድማ ዓሰርተ ሞት ዓሰርተ ውርደት ይበሃል ስለ ዚ ዓሰርተ ሞት ዓሰርተ ውርደት ኢኹም ንስኹም ።
Tewelde tesifay ንስኻ ኢኻ ጻማ ክትፈድዮም ዝግባኣካ ንሶም ናጽነት ኣምጺኦም ንስኻ ክትዕቅቦ ይግባኣካ ሓሰዊቲ ኢልካ ክትጽሕፍ ኣይግባኣካን ንነብስኻ ሕተታ ኢንታይ ገይረ ኢንታይ ሰርሐላ ኢዛ ሃገር በል ንመጻኢ ኣስተውዕል
It was great example for the people of Either but you all don't speak what is in your mind your post is not your problem speak about the future than you .
Asmerom lekbat izy hiwet aykonen neana wedi qebeyti
ንምታይ ኢዩ ሞ ነዚ ሕጂ ኣብ ዘይመሬቱን ኣብዘይ ባሕሩን ዝጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ዲኩም ተሰዊእኩምን ሰንኪልኩምን ? ኣብ ዜሮ ! ንዓኩም ኣይጠዓመኩም ንዓና ኣይጠዓመና ኢሰያስ stupit !
👍
ኣሕኣሕ ÷÷ንሰኩም እንተዘይ ትሰንከሉ ንሰኩም ንተዘይ ትሰውኡስ ኡሞ ንሕና ኣይ ምሃለናንን ግን ኢንታይ ክብል ንብዓተ እንተዋሓዘ ቁምነገር የብሉ። ኣነ ኣይ ምሓንቀቁኩን
I am proud to be Eritrean 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Zelalemawi zeri Nirwana
Seb Bet!
kebren mesganan ne swatna awet nhafash enqae kabakum tfterna jeganuna
Sabe...Hzbawi HHayltat...Mesged Abi
እቲ ጅግነት ተፈጺሙ ፍረ ጻምኦም ኣብ ክንዲ ብዲሞክራስን ፍትሕን ዝድበስ ተዛራቢ ትግርኛ ደርጊ ብምምጽኡ እዩ
Get off Eritrea form respectfully
Nay behaki tsebuk medeb sorry gen haneti huto kehateka mebrahtu eleka nerka mestom seweat mebrahtu men yebehal menegerkani do sorry
Habibie melsi rekibka do .entye zay koni number kehbka .
Klu geza jegnu mestom jgnntom hzmo isew alu so klu geza kmzi medb nena gbrkum ktnxo nlabo
Swat kea yblu qedem zkehadkumom
🤓😢💚👍
Dictator isayas finished everyone and everything!
That is correct like what you say
👍🏼
meley meley ? ? ? ? ? ? ?
ازول دا القعيد يسأل أبو خارشة كان وين كليهوم علا حلهم يا عوان الفراس ديل الله يكون في عنوم لي رحوم و لي اولدوم
ኩሉ ዚበልካዩ ብዘይ ምግናን ሃኪዩ አንተኮነ መሰንከሊኩምን መስዋአትኩምን ህግድፍ ከንቱ ገረሞ ከም ዚብልካዮ ዝተከፍለ መስዋአቲ ህዝቢ አሪትራ ብህግን ብባይቶን ንሱ ብዝመረሶ መንግስቲ ክማሀደር ሃንቲ ብልስትን ምአብልትን አሪትራ ክትሁሉን ዩ ልአሊ 2 ሚአቲ ስህ ደኩ ምስዋአቲን ስንኩላንን ዚገበረ አንተኮነ ህግድፍ ኣማሲ ኣወት ህዝቢ ችውዩ ኣብረብኡ ብምውኣል ሃገርና ኣብማአሙክ ሰልማት የአትዮማ ትርከብ ግዘ ይነውህ አምበር በትሪ ሀኪ ትከትን አምበር ኣይትስበርን ከምተባህለ ዝተከፍለ ምስዋአትን መውጋአትን ከንቱ ከም ዘይከውን ህግድፍን ስኣብቱን ክርደኦም ይግባአ አዚ ወድሃንካ ክቡር ወዲ ህዝቢ
አዶም ዘይህቡ?
don't for get our heros
0
ካብ መግዛቲ ናይ ኣብሃሩ ካብ ናይ ቱርኪ ናትኩም የገዲድ
ዶ RIH መደንገጽ ተሐዝን
dint forget you Heros
ابطل لكين اليلاء
وراثا العميل