Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Fenkil Operation Part 36 (4) Nov 6 - 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 106

  • @adamw8973
    @adamw8973 3 ปีที่แล้ว +11

    B/G Tekeste is very sharp and always amazes me how he explains things with the right Tigrigna vocabulary, and his memory is second to none. Long live B/G and thank you for the detail narration and wish you all the best.

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman 2 ปีที่แล้ว +1

    Eway entay zbelwo jigninet Eritrean deki za halali meryet admen teanan forever salakum koriena ninebir alena b/g tekeste Haile kea thanks 🙏🏻 again I am so proud of you 👍

  • @semerenegasi6833
    @semerenegasi6833 3 ปีที่แล้ว +4

    B/G Tekeste Haile, you are our hero, Keep it up, you’re doing great, I am very amazed with all your detailed explanations.
    Anttonio, thank you so much for doing this amazing job,
    May God gives you both long and blessed life.

  • @vandamzerigake744
    @vandamzerigake744 2 ปีที่แล้ว +13

    ኣያይ ! ጅግና ብ/ጅ ተኸስተ ሃይለ(ወዲ ሃይለ) ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ወይ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እክንሰሚዕ ከለኹ እንዳነባዕኹ እየ ዝሰምዖ ንብዓት ግን ንብዓት ሓበን!! ሓበን እሰማዕካ ምስ ብጾትካ ንስለ"ቲ ኣብ ንእስነትካ ታሪኽ ዝፈጸምኩም። ኣነ በቃ ሕርርር እየ ዝብል ኣብቲ ናትኩም ዕድመ ዘይምንባረይ በቃ ክትዛረብ ከለኻ ናይ በይነይ ቅዲ ኩናት ወይ ሜሬት ሲእለ እየ ኣብ ዲቅ ዝበለ ኪናት ዝኣቱ ኣብ ሞንጎ ከይተረዳእኒ እነብዕ🥲 ባጺዕ ምስ ተታሕዘት ዝተወለድኩ እየ ማለት ናይ 90 ምሽ ንስኻ ኣብቲ ዉዕሎ ታሪኽ ዝነበርካ ሓበን እሲምዓኒ ትብል ኣነ እቃጸል ግን ኣያታተይ ኣረኪበ እየ። 36 ክፋል ከይ በኾርኩ እከታተለኩም ኣለኹ ቀጺሎ በርብሮ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ኣያና እንቴኖ ክኣ ክብሪ እሃብካ ከምዚታት ሃሰስ በሎም ከይኣምሉጡልና እዞም ኣርካናት ሞ የቄኔለይ ኣይ ሆብ እዛ ኮመንተይ ክተንብባ!!!!!!!!

    • @teweldetukue5031
      @teweldetukue5031 2 ปีที่แล้ว

      ግን ታ እንጸላኣ ኣርድ ታሪኽ ወይ ተጋነነ ታሪኽ
      ሕምም ኣለዎም ብምስክርነት ኩሎም
      ጀጋኑ ኣያታትና ዘይፈልጥዎ ይትንትኑ
      ነኣብነት ትዮታ ሳባ ዘራጊ ውዕሎ ታሪኽ
      ኮይኑ ይስመዓኒ ኩቡር ሓው
      ሓሳብካ ግን ልዕሊ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ
      መርሲጡኒ ቀጽሎ

  • @GereNecho
    @GereNecho 2 หลายเดือนก่อน

    ብዙሕ ምሂርካና ጅግና ወዲ ሃይለ

  • @ytbarekgebremedhn4650
    @ytbarekgebremedhn4650 2 ปีที่แล้ว

    Kbret yhabelna 🥰🥰!
    gna gazeteja htoka endanwhakayo xfufun haxirn gbro

  • @sai-show4441
    @sai-show4441 9 หลายเดือนก่อน

    What about the three tanks? Can you say something?

  • @huruymesfin63
    @huruymesfin63 3 ปีที่แล้ว +6

    ዓቢ ትምርትን ታሪኽ ኣቦታታትናን ክፈለጥ ሓጊዙኒ ብጣዕሚ የመስግን ብ/ጀ/ ተክስተ ሃይለን ከምኡ ወን ኣንተንዮን ቲቪ ሰነድን።

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 2 ปีที่แล้ว +2

    B\G. حقيقة انت رجل والرجال قليل.... يعطيك العافية

  • @dreambox26mi-mi
    @dreambox26mi-mi 2 ปีที่แล้ว +10

    ጅግና ብ/ጀነራል ታሪኽ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ምትራኽካ አዚና ነመስግነካ።

  • @belewthomas5311
    @belewthomas5311 3 ปีที่แล้ว +4

    Thank You Both, Nebarelina B/G Tekeste Haile For Everything.

    • @teklebrhanhabtu9033
      @teklebrhanhabtu9033 2 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ሃይለ ጅግና፡ ኮምፕተራይዝድ ዝኮነ መሞርይ ኣለካ፡ ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ፡ በርትዕ ኣጆኻ

  • @zewdigebremedhin2922
    @zewdigebremedhin2922 2 ปีที่แล้ว

    Nber kber wedi Haile ybel agelalitsa

  • @jonnyleo5355
    @jonnyleo5355 2 ปีที่แล้ว +2

    ባባ ተክስተ ፍትው እዬ ዘብለካ ❤️🌷❗️👍

  • @tesfug.m.1907
    @tesfug.m.1907 3 ปีที่แล้ว +2

    God bless you B/g Tekeste , thanks again for your service

  • @humhum3511
    @humhum3511 2 ปีที่แล้ว

    ኣዬ ጅግንነት ። መን ምሳና ክወዳደር።መንደላይ!!!!!!!

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus289 3 ปีที่แล้ว +6

    Wel come Brigadier General T.Haile.
    Wel come our hero.
    Wel come my hero.
    Thank you brother Antenio.
    Its your contribution that we follow our brave General T.Haile.

    • @aibuyodit6749
      @aibuyodit6749 3 ปีที่แล้ว

      Marhaba marhabaaa welcame Ambsaaaa

  • @bereketbahta5321
    @bereketbahta5321 2 ปีที่แล้ว

    B/g tekste nay bahakiiii tsubuk tarik

  • @jesusking7000
    @jesusking7000 2 ปีที่แล้ว

    B/G bhaki jignntkum dhri 30 amet ktrko keleka sened computer yblekaleku thanks

  • @teaghes7654
    @teaghes7654 2 ปีที่แล้ว

    " እዋይ ነበር ምዃን ክሓስም
    ሓፍኮፍ ተብል ኔርካስ ደሓር ግስም" ጅግና ስዉእ ዕቕባጋብር ገ/ ትንሳኤ

  • @karachentro1445
    @karachentro1445 2 ปีที่แล้ว +3

    Aboy marry nbererna jigna wedi jeganu I love you 😘

  • @---js5vd
    @---js5vd 3 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ጀነራር ተከስተ ሃይለ ቢታሚ ጽቡኪ ኣጋላልጻ ቢሚቕጻል ሕቶ ኣለኒ 1ይ ፋሽሺታዊ ደርጊ ንሂዚቢ ኤሪትራ ኻሕሳ ዘይካሓሰ ሲለሚታይ 2ይ ሕዊሓት ወያኒ ኣብ ፈቕል ተሳቲፋ ዚባሃል ሓቂዱ የቀነልይ ኩቡራት ኣዳለዊቲ መደብ ኣጆኩም ቐጽሊዎ

    • @abrahamtsegay6569
      @abrahamtsegay6569 2 ปีที่แล้ว +2

      ወያነ ኣብ ፈንቅለ ኣይተሳተፈትን

    • @abrahamtsegay6569
      @abrahamtsegay6569 2 ปีที่แล้ว +1

      ካሕሳ ኢትዮጵያ ን ኤርትራ ከይትኸፍል ዝገበረ ኢሰያስ አዩ መን ንመን ክኽሕሱ ኢሉ ን ወላዲት ሃገሩ ተኸላኺልላ አምበር ክንደይ ሚሎናት አዩ ክትኽሕስ ዝግባኣ ኔሩ ሕጂ አውን ድሕሪ ውድቀት ኢሰያስ ክንተሓሳሰብ ኢና አንግሊዝ ጥልያን አውን ክኸሕሳ ይግብአን አዩ ኩላተን ሓደ ድሕሪ ሓደ ክኽሕሳ አየን

  • @teklebrhanhabtu9033
    @teklebrhanhabtu9033 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ሃይለ ጅግና ፡ ኮምፕተራይዝድ ዝኾነ መሞርይ ኣለካ፡ ምሉእ ጥዕና ኡምነየልካ፡ በርትዕ ኣጆኻ ።

  • @ak4ever818
    @ak4ever818 2 ปีที่แล้ว +1

    Well said our hero B/G Tekeste. Eritrea for Eritreans by Eritreans. Eritrea First.

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 6 หลายเดือนก่อน

    ብ/ጀ ጽቡቅ ገይሩ ዘነጽረልና ዘሎ ሕቶ'ኮ እዩ መሰረት ናይ'ዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ሓዲሽን ገስጋሲን ቃልሲ! ታሪኽ ንስራሕ ኢሎም ዘንቀሉዎ ህዝቢ:ተመሊሶም ሕጂ ንምንታይከም ዘይነበረ ክድምስስዎ ኣድለየ?
    Thank you.

  • @tesfalemtewolde8352
    @tesfalemtewolde8352 2 ปีที่แล้ว

    Selam neaka ykun brgader general tekeste haile yekenelyelna

  • @yzariyikealo4721
    @yzariyikealo4721 2 ปีที่แล้ว +2

    ጉዳይ ኩነታት ብ/ጀ ተሾመ ኣበይ ወደቐ ክሰምዕ ተሃንጥየ ግን ኣንተንዮ ኣይሓተትካዮን ወዲ ሃይለ ከኣ ብዛዕቡኡ ገለ ኣይበለን፡ ኣብ ቀጻሊ ክጽበ እየ።

  • @abdellachelsawi2068
    @abdellachelsawi2068 2 ปีที่แล้ว

    Willkommen

  • @Eri-blue
    @Eri-blue 2 ปีที่แล้ว

    I feel sorry for this smart veteran when i heard WUCHU was his commander. It is just like the comparison between the moon and the sun. By the way father Tekeste i have a question, were wedi AFA and MESFIN HAGOS members of the secret party?

    • @omexhabeshawi6337
      @omexhabeshawi6337 2 ปีที่แล้ว +1

      Abti zjemerelu ewan darga atyoma nerom kbahal ykeal beti zneberom meznet malet eyu. Just gmit eye zhib zeleku

  • @solo-ry7yq
    @solo-ry7yq 3 ปีที่แล้ว +1

    Anbesa

  • @henokhaile8381
    @henokhaile8381 2 ปีที่แล้ว

    Hero

  • @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
    @ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ 2 ปีที่แล้ว +3

    መሕደሪ 1000 ሓርበኛ ብርጋደር ወዲ ሃይለ ሃንቀውታይ ነዚ ቅያ ኤርትራው ታሪኽ ክሰምዕ እንከለኹ ዝስምዓኒ ሓበን ወሰን የብሉን። እንቋዕ ነዚ ብግብሪ ዝተሳተፍካዮ ታሪኽ ንምትራኽ ኣብቀዓካ።

  • @iyasutsehayet621
    @iyasutsehayet621 2 ปีที่แล้ว

    General Edmen tienan yhabka
    Bitam xbuk Agelalxa

  • @wedihaile6997
    @wedihaile6997 2 ปีที่แล้ว

    ስላም ወዲ ሃይለ { B / G } ሕቶ ኔራትኒ :
    እዚ { B / G } Toshome Tesema ሞይቱ ድዩ ወይስ ተማሪኹ ? የቐንየለይ ።

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 2 ปีที่แล้ว +2

      ነብሰ ቅትለት ፈጺሙ።

    • @simrettesfalem5929
      @simrettesfalem5929 2 ปีที่แล้ว

      ሞይቱዩ ነብሰቕትለት ፈፂሙ።

  • @ip8141
    @ip8141 3 ปีที่แล้ว +2

    Still correction ,it is 1500 km2.

    • @abrahamtsegay6569
      @abrahamtsegay6569 2 ปีที่แล้ว +1

      ባጽዕ ከመይ ጌሩ አዩ 1500 ትርቢዕት ኪሎሜተር ዝኸውን 1500 ትርቢዕት ሜተር አዩ ስለዚ ጽቡቕ ኣሎ

    • @ip8141
      @ip8141 2 ปีที่แล้ว

      Abraham Tsegay :1500 m2 is what they give to build a house!!

    • @grmalemzawdi4518
      @grmalemzawdi4518 2 ปีที่แล้ว

      Abraham tsegay 1500m2 dea emo kindi 1/4 mieda kuesso zeykewn.

  • @jonasmussie1569
    @jonasmussie1569 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ እዩ ብረጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ።ሓው አንተንዮ ተስፋይ ስለ ተበጉሰኻ የመስግን እንተኾነ አብ ክፋል 36፥2 ጽቡቅ አይተመልአን ስለዚ እዚ ንውሉድ ወለዶ ዝመሓለለፍ ታሪኽ ስለዝኾነ ብጽቡቅ ክምላእ አለዎ ይብል።ኣድላይ እንተኾይኑ እቲ intervju ክድገም አለዎ ብናተይ ርኢቶ።

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 ปีที่แล้ว +4

    `ኣቤት ጅግንነት እታ ክሳድ ጸላኢ ዝኮነት ወደባዊት ከተማና ባጽዕ ብመስተንክራዊ መጥቃዕቲ ስርሒት ፈንቕል ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓንሳብን ንሓዋሩን የሕሪርዋ ። ህዝባዊ ሰራዊት መጥቃዕቱ ክቕጽል እዪ ዓወቱ ናይ ግድን እዪ ፣ ዝተባህለ ብልክዕ ነይሩ ኤርትራዊ ሓሞት ፍሉይ እዪ። ንዘንቲ እለት ናተወራረሰ ዝከይድ ትብዓትን ብልሕን ኤርትራውነት ፣ ኣዚና ነመስግን ክቡር ጀነራል ወዲ ሃይለ ።

  • @aklilusamra2007
    @aklilusamra2007 3 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕም ነመስግነካ ወዲ ሃይለ ከምዚ ዝበለ ታሪኽ ተወሊድና ፡ ዓቢና ክሳብ ሕጂ ካብዚ ስርዓት ይሰማዕናን ። ኩሉ ታሪኽ ጅግንነት ገድሊ ኤርትራ ተዓቢጡ ክተርፍ ይድለ ኣሎ ፡ ንስኻ ግን ኩሉ ትፈልጦ ዘበለ ነዚ ንአሽቱ ወለዶ ከምዘለዎ ትነግረና ምህላዉካ ዝድነቅ ሰራሕ አዩ።

  • @samuelhagos8038
    @samuelhagos8038 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣዝዩ ዝነኣድ መግለጺ የቀንየልና ብርጋዴር ጀነራል፡
    ግና ቁሩብ ዘይበርሃ ከም መወሰኽታ ኣብ ዝመጽእ ከተብርሀን
    1- ብዛዕባ እታ ናይ መወዳእታ ኲናት፡ እቲ ዝበልካዮ ጅሆ ሒዙ ዝነበረ ኣጻዚ ብኸመይ ተዛዚሙ፡ ተቀቲሉ ዶ ዋላ ተማሪኹ ቁሩብ ዝርዝር ኣቢልካ ሓብረና፡
    2- ብዛዕባ እቲ ኣብ ቪድዮ ዝርአ ኲናት ፈጣናት ጀላቡ ከመይ ነይሩ'ውን ቁሩብ ዝርዝር ክትገልጸልና፡ከምኡ ድማ እዞም ኣብ ሓይሊ ባሕሪ ሕጂ ዘለዉ ካብ'ቲ ሓለቃ ስታፍ ዘሎ ኮሮኔል ጀሚርካ ኣብቲ ኲናት ዝተሳተፉ ዲዮም? እንተኾይኖም ከ ብዛዕብኦም እንታይ ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ተርኦም ኣብቲ ኲናት ትህበና?
    ኣብ ዝመጽእ ተገዲስካ ክትምልሰልና ብሃንቀውታ ንጽበ ኣለና ዝኸበርካ ብርጋዴር ጀነራል፡፡

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher902 2 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ጀነራል ኣብዛ መወዳእታ ዘቕረብካያ ነጥቢ ኣገዳሲት እያ... መርበብ ሓበሬታ ስርዓት ኤርትራ ብኻልእ መልክዕ ታሪኽ ከቕርብዎ ከም ዝጀመሩ ሓቢርካ፡ እቲ ታሪኽ ብልክዕ ክግለጽ መታን እቲ ክርሳዕ ዝደልዩዎ ዘለዉ ታሪኽ በብወገንኩም ክትምልኡልና ንምሕጸነካ። የቐንየልና

  • @aronmhretab324
    @aronmhretab324 2 ปีที่แล้ว

    Tkekl aleka brgader general

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 ปีที่แล้ว +8

    ክቡር ጀነራል ተከስተ ሃይለ `ሕቶ ወይ ርእይቶ ኣላትኒ ብዙሕ ግዜ ንስለያ ብግቡእ ትገልጽ ኢካ ፣ ን ስታፍ ስለያ ዝነበረ ስውእ ብ/ጀነራል ከሰተብርሃን ካብ ፈረንሳ ምስ ስድሩኡ ዝተሰለፈ ኣብ ደርጊ ውን ሻለቃ ዝነበረ እዪ ብዛዕቡኡ ገለ ክትብለና ዶ ምከኣልካ ።

    • @semereabteklay4042
      @semereabteklay4042 3 ปีที่แล้ว +1

      Ab dekone eka koment texhef Kulu natka gen retub eyu kexelo

  • @kesseteissac8365
    @kesseteissac8365 2 ปีที่แล้ว +1

    It was amazig.Wed Are proud of our heroes

  • @tesfamhretgebrekristos5627
    @tesfamhretgebrekristos5627 2 ปีที่แล้ว

    Good job antonyo

  • @niatnaeritreana2011
    @niatnaeritreana2011 3 ปีที่แล้ว

    Thank you B/G Tekeste Haile for telling us our story!!! On part 35 you have mentioned “RAYA” can you tell us something about him, I remember I guess in 1992 there was an incident between him and his army in Embaderho. Do you know any thing about that incident what happened? If you know so can you tell us what happened and where is he now. Thank you 🙏🏻

  • @meharitesfay6546
    @meharitesfay6546 2 ปีที่แล้ว +3

    ህዝቢ ኤርትራ ነዚ መሪር ቃልሲመኪቱ ሓርነቱ ብዘይ ምርካቡ፡ስለዚ ዕላማ ናይዚታሪክ ንምንታይ ኢዩ?ምክንያቱ ዕላማ ናይቲ ዝሓለፈ መሪር ቃልሲ ንሓርነትን ሰላም ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ነይሩ፡እንተኮነ ግን ህዝቢ ኤርትራ ገና ንፋስ ሓርነት ኣይረከበ፡ሰለዚ ዒላማ ናይዚ ዛንታ ዳግማይ ቃልሲ ንሓርነት ንምርካብ ዶ ይከውን ?

  • @hadinet23
    @hadinet23 3 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ሃይለ ኣነ ብቅንዕናካን ትብዓትካን እየ ዝፈትወካ ሓደራካ ዓቅቦ እዚታት።

  • @degoldessie1826
    @degoldessie1826 3 ปีที่แล้ว +1

    Nai Bihaki. Thank you BG Tekeste haile, Ezi kulu meswaeti tekefilu si dictator Isaias bi natsinet Eritrea kilagets sigintir eu.

  • @aronmhretab324
    @aronmhretab324 2 ปีที่แล้ว

    Gegna abo aytetahalel

  • @kamilnasro3193
    @kamilnasro3193 3 ปีที่แล้ว +1

    Btami bluts wede haile. Gin kulu gzie
    Abzi interview asmat titeqsom sebat aziom wuhudat eyom. Zikeal ente koinu netom fetsemti zibelkayom azezzti haili boteloni berged asmatom ente ziniger.
    Meknyatu nezom abeyti darga meninayom.
    Kem tewesaki mis kulu akbrot bzuhat arkanat halefti kisab lomi eti sireat dey medey elu keynger tarikom abitu kem zelo tifelit eka emo qurub bzaebeom tetnegrena. Bzterefe aziu medargti albo blhi ziwnn general eleka aloku.

  • @dawitftwi7223
    @dawitftwi7223 3 ปีที่แล้ว

    Btami des dbl megletsi General, hanti hto gn nieratni General Tesheme ke teketilu dyu wala kabtom ddhanu eyu ? Yekenyeley

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye2151 3 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ሃይለ ሓወይ please write a book we will help you no matter supp or opp it it our eritrean history

  • @Robeltk
    @Robeltk 3 ปีที่แล้ว +5

    ኽቡሩ ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ተስፉ ይገብር ኤርትራ ከምቲ ተደልያን ትምነያን ኮይና ክትሪኣ::

  • @berhanedebessai6495
    @berhanedebessai6495 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላማት B/G ወዲ ሃይለን ኣንቶንዮን
    ፎርቶ ናይ ባጽዕ (ፎርቶ ምሽናቅ) እያ ትብሃል::

  • @biniamtekleshifta9647
    @biniamtekleshifta9647 3 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚን መሳጢን ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ መዘና ዘይነበሮም ኣርካናት ዝፈረይሉን ዝተራኣይሉን ማንም ክሓኾም ኣብ ልቢ ነፍሲ ወኸፍ ኤርትራዊ ተወቒሮም ክነብሩ`ዮም ። ኣብ መዋዳእታ ዝተዛረብኻያ ግን ጀነራል ንውሽጠይ ተንኪፋቶ ከም ሰብ ፡ እቶም ጀጋኑ ፈንቕል ዝቐየሱን ዝመርሑን ኣብ ጉድጓድ ፡ እቶም ኣብ ቓልሲ ዘይነበሩ ድማ ሰሚናራትን ታሪኽ ፍንቕል ክጸውዩ ክትዕዘብ ኮር ተገልበጥ እዩ ። ከምዚ ንውሃቢ ጸባ`ዶ ትኸልኦ ማይ ጨባ ዓይነት እዩ ። ኣብ መዋዳእታ ጀነራል ካብ ኢልካ ከምዚ ትረኻ ጥራይ መጽሓፍ ተትሓሰብ ንዓና መንእሰያትን መጻኢ ወለዶን ግርም መወኸሲ ታሪኽ ኣያታትና ምኾነ እሞ ሕሰበሉ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይመነየልካ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ።

    • @MrTirag
      @MrTirag 2 ปีที่แล้ว

      Just don’t ask him what he explained. Let him just tell the story

  • @magffidel9626
    @magffidel9626 2 ปีที่แล้ว

    Thank you for your explanation, I have a bit confusing? Would you please listen the interview of the operator of Martyr Ali
    Ibrahim. I believe he said they Park the Vehicle ( Car) in a hidden place. The Air strike was happen when they were walking on foot. However, you know the story better. On this incident would you please explain more about this.
    Thank you so much, beloved and respectful brother. I prefer to call you brother than General.

    • @magffidel9626
      @magffidel9626 2 ปีที่แล้ว

      Thank you again. You are History, and Archive, would please motivate to fighters like you to explain the History before died (Fading)

  • @bisrat2023
    @bisrat2023 2 ปีที่แล้ว

    Nay i blata wedi riisom wedi imbaderho gele belena

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣቃኦ ብሰላም መጻኹም ወዲ ሃይለ ንበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @samitahama1278
    @samitahama1278 3 ปีที่แล้ว +1

    Edmen tenan yhabka B/G teksete haile hubue tarik tbirbro zeleka kbri ygbaka.

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 3 ปีที่แล้ว +2

    ኡንቃዕ ብደሓን መጻኩም B/G ተከስተ ሃይለ(ወድይ ሃይለ)
    ምስ Tv ሰነድ(አንተንዮ ተስፋይ)
    ግንባር ግንዳዕ ብመርሕነት ህዝባዊ ግንባር ንይ ደቡብ ሰራዊት ኸምስሕቦ ግንባር ደቅምሓረ ኢዩ! ኣውሕሱዎ።

  • @ambesfusuh8984
    @ambesfusuh8984 3 ปีที่แล้ว +1

    Our hero🇪🇷💙🙏🏾

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 6 หลายเดือนก่อน

    ካብ ታሪኽ ተቆሪጹ ክተርፍ ዝድለ ኣሎ። ንብዓል ወዲ ሃይለ መን ክዝክረና: እቶም ካባና ዝልዓሉ ኣርካናት'ኳ ዘይተዘከሩ ይብል ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ! ክንድ'ዚ ዋጋ ዝኸፈለ ኤርትራዊ ኣብ'ዚ ክወድቅ ዘየሕዝን ኣይኮነን: ኣይትቅበሎን!
    Thank you.

  • @thebabel-mandebproject2170
    @thebabel-mandebproject2170 3 ปีที่แล้ว

    Sebayyyyyyyyyy

  • @ip8141
    @ip8141 3 ปีที่แล้ว +2

    Guoyta fenkil!!

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 3 ปีที่แล้ว

    Very humble man! I wish him a long life!

  • @mlikasmilkiaspro944
    @mlikasmilkiaspro944 3 ปีที่แล้ว +1

    ሀዝባዊ ገንባር መስተንካአር ሰሪሁ

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye2151 3 ปีที่แล้ว

    It was ወልደየስ ገበረሓና

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher902 2 ปีที่แล้ว

    ነፍሲ ወከፍ ተውድቖ ዘለኻ ነጥብታትን ውዕሎታትን ዓቢ ትምህርቲ ከቕስመና ክኢሉ እዩ እሞ ነመስግነካ ጀነራል፡ ኣንቶንዮ ከኣ ጽቡቕ ሕቶታት።

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju 3 ปีที่แล้ว

    ኣብ ኩናት ዓዉደ ዉግእ ቲ ዝኸፈኤ ክሳራ ምስዋእቲ ዝሓታት ዝተዓወትካሉ ዝሓዝክዮ ዝጨባጥካዮ ዓወት ንምዕቃብ ዝኽፈል ዋጋ ዩ
    ናኣብነት ዓወት ናድዉ ካብ ን ኣፍዓብት ንኽትቋጻጸራ ዘሓለፈ ትንፋሳት እፍዓበት ንኻትዕቅብ ክማኡ ዉን ባጾዕ ንኽትዕቕብ ዝሓለፋ ትንፋስት ብ 1000 ግዜ ኣታዓጽጽፍ ምስዋእትታት ሮራ መንሳዕ መስሓሊት ግንባር ጊንዳዕ ደንጎሎ ዓዲ ሮሶ ዩ ሂዎት ኤርትራዊ ዝወሰደ !!

  • @biniammelake9426
    @biniammelake9426 2 ปีที่แล้ว

    Bla Bla koynu hiwetna Nana nezom dhri naxnet ziteweledna gin hanti rimsti hager ekum gedifkumlina

  • @shammic8882
    @shammic8882 3 ปีที่แล้ว

    Well came its amazing hero

  • @007dc7
    @007dc7 3 ปีที่แล้ว

    ባጽዕ እሞ ብ ባህርያ በታ ቦጦሎን ዝኣተውት እዩ ተወዲኡ

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye2151 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣቱም ሰባት አዋይ ሃቦ it blow my mind your memory ወዲ ሃይለ share በሎ ደዩ wedihama

    • @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር
      @ዳኒእየኣብተስፋዝነብር 3 ปีที่แล้ว

      wedi hama do kemzi ilu defiru yzareb eyu Wedi akele eyu

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +1

      ኔው በልዎ ኣታ እዚ ጸቢብ ኣውራጃውነት ብዞባ ክትዛረቡ እዋይ

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju 3 ปีที่แล้ว

    መአረምታ ን ኣቶ ኣንተንዮ ኣብ ቋንቋ ?
    መራኻባት ኣይባኣልን ዩ "መራኻብ" ዩ ዝባሃል '
    ስለላ ኣይ ባሃልን ዩ "ስለያ" ዩ ዝባሃል
    ክላእ ኣባልት ሓይሊ ባሕሪ ነብር 80% ዕባያት በት ትምህርቲ ሰውራ ዮም ኔሮም ንምንታይ ዘይተንጽርዎ ፧

    • @wedinegash924
      @wedinegash924 3 ปีที่แล้ว +2

      ክትእርም ምፍታንካ ጽቡቕ ኢዩ ግን ናትካ ጌጋታት በዚሑ።

    • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
      @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 2 ปีที่แล้ว +2

      መእረምታ ንዓካ እውን ፣ ዕባያት ዘይኮነ ዕባይ ተባሂሉ ይስተካከል።

  • @fshayekifle3132
    @fshayekifle3132 3 ปีที่แล้ว

    Thank you brave general tekeste haile

  • @dawitgebre255
    @dawitgebre255 2 ปีที่แล้ว

    Comander hagos zbehal eritrean azazi Marin commando ewn hanbisu hadimu eyu

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 3 ปีที่แล้ว +1

    ደርግ ንባጽዕ ናይ አየር ደብዳብ አብ ሰላማዊ ሕዝቢ ዘውረደ ድሕሪ 11 መአልቲ ባጽዕ ሐራ ምሰኾነ ሕዝብ ውን አብ ስላማዊ መነባብሪዑ አብ ዝጀመረሉ ጊዜ አዩ ነይሩ

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 3 ปีที่แล้ว

    It good to took about history.but know is not the time .we are losing young Eritrea women and mane to seve Ethiope .Know we all Eritrea we have to took how to gate red off this dectoter .

    • @tesfug.m.1907
      @tesfug.m.1907 3 ปีที่แล้ว

      Are you saying this exemplar history shouldn't be told? Know your history so as to continue the heroic legacy sis Nasinet

  • @mulugetaembaye2151
    @mulugetaembaye2151 3 ปีที่แล้ว

    ሸሙ የውሃላ አሸት ገርማ ኖት ገርማይ

  • @007dc7
    @007dc7 3 ปีที่แล้ว +2

    Wedi ሃይለ.. ኣኮይ ወዲ ፈንቂል እዩ...ትፈልጦ ኢኻ... ንወዲ ፈንቂል.. መራሕ ሓይልኻ ነይሩ
    እቲ operation..ፈንቂል ብሽሙ ድዩ. መን ከ እታ ሽም
    ... ሂብዋ

  • @selehaile3895
    @selehaile3895 3 ปีที่แล้ว +2

    እቶም ንህዝቢ ኤርትራ ዝናኡን ዝናሩን ዘይፈለጡ ሕጂ ውን ከይዝንግዑ!
    ናይዚ እዋን ኣክቲቪስት ኢና እናበሉ!
    ኣብ መስኮት መራኸቢ ብዙሓን ውጥም ቅልቅል ዝብሉ ዘለዉ ወጣማት፡ካብ ዕሸል ፖለቲኮኦም፡ ዕላል ዕሸልነት ዝቀባበሉ፡ ናይ ስዑር ጭኑቅ ኣእምሮ ዝወነኑ፡ ስዑራት ስለ ዝኾኑ ! ኣይኮነን'ዶ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ብሕልሚ ክደፍሩ፡ ንዝአጎለ እንቋቁሖ ጫቊት 'ኳ ኣይሰብሩን !!!
    ስለዚ ነታ ዘይትድፈር ! ዘይትምለኽ ! ዘይትሰዓር! ኤርትራና ከነአእሱ ፡ንመራሒና ስም ከልዕሉ ዝፍትኑ ዘለዉ ጊሔታት ናይ'ዚ ዘመን ! ከም ዘይገርመና !ከም ዘይድንጽወናን !ክንዲ ፍረ ኣድሪ ውን ድብርጽ ከም ዘይብለናን ፡ክፈልጡ ጥራሕ ኣለዎም ።
    እንበር እዚ ንክልተ ህዝብታት ኤርትራን
    ኢትዮጵያን ንሰላሙ ዝቅጽል ዘሎ ፡ናይ
    ሓባር ልምዓታዊ ምዕባለ፡ዛጊት ዘይተረድኦምን ዘይተዋሕጠሎምን ውሑዳት ክህልዉ ባህርያዊ እዩ።

    • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
      @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 3 ปีที่แล้ว +5

      ሕጅስ ለቢምና እና ኤርትራ ወላ ሕምሽሽ የብሉዋ ጉዳይና ኣይኮነን ቶም ኣዳኸርቲ ከም በዓል ንስኻ ደቂ ድኻ ክሞተልኩም ኣብ ደገ ትፍኩሩ ዘለኹም ኪዱ ሕጂ መንግስትኹም ክተቱ ይብለኩም ኣሎ ተበለጽቲ

    • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
      @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 2 ปีที่แล้ว +1

      @@selehaile3895 ግዜይ ወርቂ እዩ ነዚ ከንብብ ግዜ የብለይን ካብ ጠራዕራዕ ትብል ግዳ ኪድ ንመንግስኻ ሓግዞ እንተ ንሕና ግን ለቢምና ከምቲ ብዓል ንስኻ ሎቅማጽ ትጥቀምሉ ዘረባ ወያነ ኣብ መሬትና ኣላ ንመንግስቲ ክትቃወም ትኽእል እካ ንሃገርና ግን ኣሕሊፍካ ክትህብ የብልካን ትብሉዎ ትንፋስኩም ደኣ ትሕለፍ እምበር በዚታት ዝታለል ሰብ የሎን ደቂ ማይበላ

    • @Eri-blue
      @Eri-blue 2 ปีที่แล้ว

      ata mekdeni dsti

  • @tesfamhretgebrekristos5627
    @tesfamhretgebrekristos5627 2 ปีที่แล้ว

    ሕጂ ካኣ እዘን ኮራኹር ኢሰያስ ምስ ኣምሓሩ ወጊነን ንርእየን ኣለና ኣስተውዕል ኤርትራዊ እዞም ሂግደፍ ዝባሃሉ ፍለጥዎም ኩሎም ናይ መንነት ሽግር ዘለዎም ናይ ኣምሓሩ ተረፍ ምኻኖም ፍለጡ::No question