ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿heredonorbox.org/tefetawi-talkshowኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
ከም ኩሉ ግዜ ብሉጻት ተፌ & መ.ም በየነ ዉፉይ ነመስግን።💙💙💙
ስላምዉፉይ ጅግና ኣጅኻ ንቅድምት ጥራሕ ቀጽል ሓሳብካ ክዕወት አዩ 💙💙💙💙💙💙💙
Thank you my favourite guys seltene and wofuy 💙 🎉❤
ዋው ውፉይ እዛ ናይ ትግራይ ጽቡቅ ገሊጽካያ ቀጽልዋ 🌿💙🌿💙🌿
ውፉይ ኣታ ጀግና ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ብዙሑ እየ ዝማሃር ካባኻ ሰልጠነ ኽዓ የቀንየልና ኽብር ይግበኤካ❤🙏
Good job guys as usual and thanks ❤
Thanks Mem. Wufuy & Seltene.
Teacher good job as usual
ብሩኽ ልደት መማህራና❤
Thank you kuburat yehwat 💙💙💙
Thank you.
W/C 💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍
What a great guys professional explanation let's go gentlemen,
Selam selam seltun and wefuy 💙💙💙💙
Brilliant I like him, I really do !!!!
Welkom memharan
I am hgdefI appreciate teacher wufuy
Wufuy King 🤴
ኣማኑኤል ኣሰና ስታሊን ገብረስላሰ ፀረ ሓዱሽ ጀነረሽን
Wufuy ❤❤❤❤❤❤❤
ውፉይ the great❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙
💙💙💙
Betamy deszebl eyo selten hwe hezby wofoy Bergyd nhamdo neqdemyt 🩵🩵🩵🌿🌿🌿🙏💯
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
🩵💪🩵💪🩵Regim Change in Eritrea!
The next eritrean president would be wofye , mark my words
🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💚🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤🎉
❤
❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Seltina hawina Wufuy. God bless you both. What happened to Jose hawina 🩵🩵🇺🇸🇺🇸🇺🇸
ሰላም የሕዋት ተማሃራይ እየ።ቅጽልዎ
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
💙💙💯good job
ጸግዒ ጸግዒ ኢዩ ዝብል ወዲ ትካቦ ከሙኡዉን ዳሃብ ፋቲንጋ ኣከለጉዛይ እንዳ ተቃለሰሎም የጓንይዎ ኑጹር ኣይኮነን።
Wufuy wardiya nay gezana kigebro ye ane seltene dima halawi yedug
Baqi xibuq gelixkay ❤❤❤
I had a dream
Very soon
Jgina bhaqiy
😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
Wofye sabay eyu
Entay da hwuhat domoz tetew abilom diyom tedenagetsti nay hwuhat
ወትሃደራዊ ስልጠናስ ናይ ክልተ ምዓልቲ ስራሕ ጌርካዮ ብዉሑድ 10 ዓመት ይወስድ ቈሕማም ጽባቐ ዘረባ ስለዘለካ ቁምነገር ዘለካ መሲሉካ ጽባቕ ጽሕፈት ወይ ጽባቐ ዘረባ ኣይኮነን ወሳኒ ጭቡጥ ዓቕሚ ምፍጣር እዩ ቁምነገር
ማዕዳ!ዝከበርኩም ፍንጫሕ ጎኒ ምርሰንገለይ ተቃወምቲ፡ እቲ ብዓል ሃብታም ተመኩሮ ናይ ሽርሕን ጉርሕን ሻዕብያ፡ ክሓቅፎኩም ንዑ ሃገርኩም እተዉ እንተበለኩም፡ ትክስ ድሙስ መዘንግዕ ኣንጭዋ ኢዩ ዝጻወት ዘሎ፡ ንኣብነት ንኣቶ ወዲ ጣባስ ኣጥቢቅካ ስዓሞ ማለት'ዩ ነገሩ፡ ኮታ ክልተ ገያሾ ሓሙክሽቲ ስንቆም ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል ብሓጺሩ፡ ዘሕዝን ጥንስቲ ወይዘሮ ምስጢራዊት ዓንኬል፡ ጥዑይ ቆልዓ ሓሪሳ እንተትከውን፡ ሕጂ ፎርቶ ተሰቂልኩሞ፡ ሕንባሻ ካብ ሓፋሽ መንጢልኩም ትጎምዱ ምሃለኩም፡ ስለዚ ይሕዋተይ ኣስተብህልሉ ናጻ ምክረይ፡ ምናዳምናዳ ድማ እቶም ካብ ዓዲ ፍረንጂ ዝኣተኩም ኣምሰላውያን😃🤝❤🕊
Kla sk bel
ሻዕብያ ኦፖረሽን ክገብር እንተደሊዩ ወድትኩል ይውሊዕ አብ ሕክምና
ታሪክ ንስካ ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢልካ ብመልሓስካ ድላይካ ግበሮ ልዕሊ ጻድቃን ኣይትፈልጦን ኢካ ። ሻዕብያ ንጥቅማ ኢላ ከም ድላያ ክትገማጥሎ እያ ንዓኩም ክትጉሕፍ ኢላ ምስ ሕውሓት ኢድን ጓንትን ክትከውን ትክእል እያ ንስኩም ምሳኩም ዓመታት ተቃለሱ የሕዋትኩም ነጽልዎም ኣግልልዎም ሻዕብያ ከኣ ዘድመየቶ ክትሓቁፎ ጸገም የብላን ንጥቅማ ጅግና እያ
🩵🩵🩵🩵🩵
በየን ብምንታይ ክገልጸልካ ቃላት የብለይን ልቐጻሊ ናይት ብመካራ ዝፍለጥ ህዝቢ ፅባሕ ንጉሆ ዓብይ ተስፋ ኣለዎ።ናብ ሒጅ ጉዳይ እመኑ ኣይትእመኑ ጀነራላ ሕወሓትን ጀነራላት ሻዕብያን ይራኸቡ እዮም ።እዚ ማንም ሰብ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ፀረ እዚ ክልቲኡ ህዝቢ ከዓ ህወሓትን ህግደፍን እዮም ።ኣክቲቭስት ኤርትራውያን ኣሕዋትና ክብሪ ይግበኣኩም ብሓቂ እትጉዳይ ቀልጢፉ እዩ ተረዲኡኩም ካብ ኣማኑኤል ኣሰና ወጻኢ ዘለኹም የቐንየልና ።እዚ ኣብትግራይ ዘሎ ናይ መንእሰይ ማዕበል ደላይ ለውጢ ከም ብርጌድ ንሓመዱ ገይርኩም ረኣይዎ 95%ከዓ እትህዝቢ ይድግፎ እዩ። በቶም ዝተወሰኑ ምስ ህግድፍ ዘለው ጀነራላት ኣማኑኤል ኣሰና ሓዊስካ ዝውዛዕ ሓሶት ፀለመ መፀየቒ መልሓሶም እምበር እትቃልሲ ክዕወት እዩ።ናይ መወዳእታ መልእኽተይ ብርጌድ ንሓመዲ ኣማኑኤል ኣሰናን ንሱ ዝዕድሞም ሰባትን ኣይጠቕሙኹምን ካብ ብሐጂ ጀሚርኩም ተዘየለ ቃልሲኩም ክጎትልኩም እዮም።ወዳሓንኩም
Xibuq alloka
Eritrea mengstie zebahal jeblan ab Eritrea zolo hade xelul zedefro zesane tray iu zelo.
Defiru n Tplf kizareb aykealen juf juf ezi Listroo 😂😂😂
ነጽር ትብል ቃል እንታይ ኮይና ጽቡቅ ተርኢየኩም የላን,ስዒድ አወል ሽሙ ሰለዝኾነ ብሽም ምስልምና ትሓስቡ እሞ ኣወል ሰ' እዚ ሓሳብ ናቱ እንተኮይኑ ናይምዝራ መሰል ኣሎ ማለት አዩ:: ኣብ ኤርትራ ንሙስሊምን ክርስትናን ወኪሉ ዝዛረብ ኣሎ ድዩ? ኣወል ካብ ወሽጢ ሃገር እዩ ዝዛረብ ዘሉ እሞ ሕነ ቀራናት ንገዕማማ ከይ ከወን
ጽቡቕ ኣለኻ ኣወል ውን ዝጽሓፉሉ ሰብ ክፈላልዩ ዝግበር ዘሎ እዩ።ኣወል ድማ ከብዱ ከግጅፍ ዝገብሮ ዘሎ።ግን ንኣወል ሓደምዓልቲ ከምቶም ቀዳሞት ዘጥፍእዎም ከትጥፍእዎ እዮም።
Seltene ab samera HGDF aqli xbet koynu allo.Hanti nay mewedata bhanqewta zcbeywa zellow kab Ethiopia kunat kigmerelu eu zxbe zello.
ኣንታዝሰብ ንፉዕ ንፉዕ እንተበልዎስ ልዕሊ ዓቕሙ ይዛረብ መን ፍለጥ ኢሉካ ናይዞም ሓያላት ሃገራይ ፖለቲካ ዓቕምዃ እባ ተዛረብ ን 20 ዓመት ፖለቲካ ኢሰያስ ከተፍርስ ሰሪሕካ ኹሉ ትኽእ ሎ ጌርካ ሓንቲ ስኒ ዘየሽረፍካሉስ ብዛዕባ ፑቲን ኮርያ ቻይና አሜሪካ ፖለቲካ ፈላጥ እየ ኢልካ ትትንትነሎም ኣሎኻ
Debretsion neseyas arku eyu
ከንቲባ በለስ አቅምካ ተዛረብ አያ ደንቆሮ
❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙💙💙💙
😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
ከም ኩሉ ግዜ ብሉጻት ተፌ & መ.ም በየነ ዉፉይ ነመስግን።💙💙💙
ስላምዉፉይ ጅግና ኣጅኻ ንቅድምት ጥራሕ ቀጽል ሓሳብካ ክዕወት አዩ 💙💙💙💙💙💙💙
Thank you my favourite guys seltene and wofuy 💙 🎉❤
ዋው ውፉይ እዛ ናይ ትግራይ ጽቡቅ ገሊጽካያ ቀጽልዋ 🌿💙🌿💙🌿
ውፉይ ኣታ ጀግና ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ብዙሑ እየ ዝማሃር ካባኻ ሰልጠነ ኽዓ የቀንየልና ኽብር ይግበኤካ❤🙏
Good job guys as usual and thanks ❤
Thanks Mem. Wufuy & Seltene.
Teacher good job as usual
ብሩኽ ልደት መማህራና❤
Thank you kuburat yehwat 💙💙💙
Thank you.
W/C 💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍
What a great guys professional explanation let's go gentlemen,
Selam selam seltun and wefuy 💙💙💙💙
Brilliant I like him, I really do !!!!
Welkom memharan
I am hgdef
I appreciate teacher wufuy
Wufuy King 🤴
ኣማኑኤል ኣሰና ስታሊን ገብረስላሰ ፀረ ሓዱሽ ጀነረሽን
Wufuy ❤❤❤❤❤❤❤
ውፉይ the great❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙
💙💙💙
Betamy deszebl eyo selten hwe hezby wofoy Bergyd nhamdo neqdemyt 🩵🩵🩵🌿🌿🌿🙏💯
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
🩵💪🩵💪🩵Regim Change in Eritrea!
The next eritrean president would be wofye , mark my words
🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💚🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤🎉
❤
❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Seltina hawina Wufuy. God bless you both. What happened to Jose hawina 🩵🩵🇺🇸🇺🇸🇺🇸
ሰላም የሕዋት ተማሃራይ እየ።
ቅጽልዎ
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
💙💙💯good job
ጸግዒ ጸግዒ ኢዩ ዝብል ወዲ ትካቦ ከሙኡዉን ዳሃብ ፋቲንጋ ኣከለጉዛይ እንዳ ተቃለሰሎም የጓንይዎ ኑጹር ኣይኮነን።
Wufuy wardiya nay gezana kigebro ye ane seltene dima halawi yedug
Baqi xibuq gelixkay ❤❤❤
I had a dream
Very soon
Jgina bhaqiy
😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
Wofye sabay eyu
Entay da hwuhat domoz tetew abilom diyom tedenagetsti nay hwuhat
ወትሃደራዊ ስልጠናስ ናይ ክልተ ምዓልቲ ስራሕ ጌርካዮ ብዉሑድ 10 ዓመት ይወስድ ቈሕማም ጽባቐ ዘረባ ስለዘለካ ቁምነገር ዘለካ መሲሉካ ጽባቕ ጽሕፈት ወይ ጽባቐ ዘረባ ኣይኮነን ወሳኒ ጭቡጥ ዓቕሚ ምፍጣር እዩ ቁምነገር
ማዕዳ!
ዝከበርኩም ፍንጫሕ ጎኒ ምርሰንገለይ ተቃወምቲ፡ እቲ ብዓል ሃብታም ተመኩሮ ናይ ሽርሕን ጉርሕን ሻዕብያ፡ ክሓቅፎኩም ንዑ ሃገርኩም እተዉ እንተበለኩም፡ ትክስ ድሙስ መዘንግዕ ኣንጭዋ ኢዩ ዝጻወት ዘሎ፡ ንኣብነት ንኣቶ ወዲ ጣባስ ኣጥቢቅካ ስዓሞ ማለት'ዩ ነገሩ፡ ኮታ ክልተ ገያሾ ሓሙክሽቲ ስንቆም ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል ብሓጺሩ፡ ዘሕዝን ጥንስቲ ወይዘሮ ምስጢራዊት ዓንኬል፡ ጥዑይ ቆልዓ ሓሪሳ እንተትከውን፡ ሕጂ ፎርቶ ተሰቂልኩሞ፡ ሕንባሻ ካብ ሓፋሽ መንጢልኩም ትጎምዱ ምሃለኩም፡ ስለዚ ይሕዋተይ ኣስተብህልሉ ናጻ ምክረይ፡ ምናዳምናዳ ድማ እቶም ካብ ዓዲ ፍረንጂ ዝኣተኩም ኣምሰላውያን😃
🤝❤🕊
Kla sk bel
ሻዕብያ ኦፖረሽን ክገብር እንተደሊዩ ወድትኩል ይውሊዕ አብ ሕክምና
ታሪክ ንስካ ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢልካ ብመልሓስካ ድላይካ ግበሮ ልዕሊ ጻድቃን ኣይትፈልጦን ኢካ ። ሻዕብያ ንጥቅማ ኢላ ከም ድላያ ክትገማጥሎ እያ ንዓኩም ክትጉሕፍ ኢላ ምስ ሕውሓት ኢድን ጓንትን ክትከውን ትክእል እያ ንስኩም ምሳኩም ዓመታት ተቃለሱ የሕዋትኩም ነጽልዎም ኣግልልዎም ሻዕብያ ከኣ ዘድመየቶ ክትሓቁፎ ጸገም የብላን ንጥቅማ ጅግና እያ
🩵🩵🩵🩵🩵
በየን ብምንታይ ክገልጸልካ ቃላት የብለይን ልቐጻሊ ናይት ብመካራ ዝፍለጥ ህዝቢ ፅባሕ ንጉሆ ዓብይ ተስፋ ኣለዎ።
ናብ ሒጅ ጉዳይ እመኑ ኣይትእመኑ ጀነራላ ሕወሓትን ጀነራላት ሻዕብያን ይራኸቡ እዮም ።
እዚ ማንም ሰብ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ፀረ እዚ ክልቲኡ ህዝቢ ከዓ ህወሓትን ህግደፍን እዮም ።
ኣክቲቭስት ኤርትራውያን ኣሕዋትና ክብሪ ይግበኣኩም ብሓቂ እትጉዳይ ቀልጢፉ እዩ ተረዲኡኩም ካብ ኣማኑኤል ኣሰና ወጻኢ ዘለኹም የቐንየልና ።
እዚ ኣብትግራይ ዘሎ ናይ መንእሰይ ማዕበል ደላይ ለውጢ ከም ብርጌድ ንሓመዱ ገይርኩም ረኣይዎ 95%ከዓ እትህዝቢ ይድግፎ እዩ። በቶም ዝተወሰኑ ምስ ህግድፍ ዘለው ጀነራላት ኣማኑኤል ኣሰና ሓዊስካ ዝውዛዕ ሓሶት ፀለመ መፀየቒ መልሓሶም እምበር እትቃልሲ ክዕወት እዩ።
ናይ መወዳእታ መልእኽተይ ብርጌድ ንሓመዲ ኣማኑኤል ኣሰናን ንሱ ዝዕድሞም ሰባትን ኣይጠቕሙኹምን ካብ ብሐጂ ጀሚርኩም ተዘየለ ቃልሲኩም ክጎትልኩም እዮም።
ወዳሓንኩም
Xibuq alloka
Eritrea mengstie zebahal jeblan ab Eritrea zolo hade xelul zedefro zesane tray iu zelo.
Defiru n Tplf kizareb aykealen juf juf ezi Listroo 😂😂😂
ነጽር ትብል ቃል እንታይ ኮይና ጽቡቅ ተርኢየኩም የላን,ስዒድ አወል ሽሙ ሰለዝኾነ ብሽም ምስልምና ትሓስቡ እሞ ኣወል ሰ' እዚ ሓሳብ ናቱ እንተኮይኑ ናይምዝራ መሰል ኣሎ ማለት አዩ:: ኣብ ኤርትራ ንሙስሊምን ክርስትናን ወኪሉ ዝዛረብ ኣሎ ድዩ? ኣወል ካብ ወሽጢ ሃገር እዩ ዝዛረብ ዘሉ እሞ ሕነ ቀራናት ንገዕማማ ከይ ከወን
ጽቡቕ ኣለኻ ኣወል ውን ዝጽሓፉሉ ሰብ ክፈላልዩ ዝግበር ዘሎ እዩ።ኣወል ድማ ከብዱ ከግጅፍ ዝገብሮ ዘሎ።ግን ንኣወል ሓደምዓልቲ ከምቶም ቀዳሞት ዘጥፍእዎም ከትጥፍእዎ እዮም።
Seltene ab samera HGDF aqli xbet koynu allo.
Hanti nay mewedata bhanqewta zcbeywa zellow kab Ethiopia kunat kigmerelu eu zxbe zello.