ጋል ለባሲ ናይ ሕፍረት ልብሲ ፥ ቅረታ መንእሰያት ዳህሳስ መድያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • ጋል ለባሲ ናይ ሕፍረት ልብሲ ፥ ቅረታ መንእሰያት ዳህሳስ መድያ

ความคิดเห็น • 166

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 6 วันที่ผ่านมา +5

    #ክብርን ሞገስን ንሓውና "ሞገስ"💙💙! ናይ እግዚኣብሄር ሰብ ዝኾነ፡ ናይ ፍትሒ ሰብ ኢዩ። ከም መልከጸደቕ ፍትሒ ዘናዲ ቆራጽን ተባዕን ሞገስ።
    ሰልጠነ ሓወይ እንዲኻ፡ ብስራሕካ ብትብዓትካ፡ ካብ ኩሉ ብቕንዕባኻ ኣዚየ እኮርዕ። ካብ ስነ-ምግባር ጋዜጠኝነትን ካብ ንህዝቢ ክጎድእ ዝኽእል ስምዒታዊ ዝኾነ (ኣብነት፡ ጸርፊ ንውልቀሰባት..) ግን ቁሩብ እንተትእረመሉ ጽቡቕ እብል። ናይ ሓው ምኽሪ ኢያ። ኣነ'ውን ተጻራፋይ ኢየ። ኣብ ህዝቢ ዘለካ ሓላፍነት ዓቢ ነገር ስለዝኾነ ኢየ። ምስ ኣማኑኤል ኣሰና ይኹን ካልእ ዘሎ ጸገም ብምዝርራብ ፍትሑዎ እምበር ኣብ'ዚ ኣይንወቓቐስ። ሓደራ# ሰላም ወ ሰናይ

  • @SaraSara-vx7nk
    @SaraSara-vx7nk 6 วันที่ผ่านมา +3

    Mogos hawey teheguseni, zeleka wawww 👌👌💯💯👌👍 bejakum zomehwatey ab hade nieisel bejakum bwshti teredadeu meftet tselaei aytkunu bejakummmm🙏🙏

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 6 วันที่ผ่านมา +6

    ሰልጠነ ወዲ ህዝቢ ተባረኽ። አዝዮም ጀጋኑ መንእስያትና ሽጥመንጣ እዮም

  • @rutatsaedu5316
    @rutatsaedu5316 6 วันที่ผ่านมา +3

    ሞጎስ ሓቀኛ ሰብ 💙👍

  • @mhretmhuru5537
    @mhretmhuru5537 6 วันที่ผ่านมา +3

    ሓቂ በልካ መንእሰይ በሊሕኩን 👍💙💙💙💙💙💙

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 6 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም ሰላም ሰልጠነ ሓውና 🥰💙👏

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael6115 6 วันที่ผ่านมา +2

    Kebdna hakufna enqae bselam mexaka Seltene hawey 🎉🎉💙💙💙💙🙏🏽

  • @AdonaiHagos-b9l
    @AdonaiHagos-b9l 6 วันที่ผ่านมา

    ናየባሓቂ ኣሰነ ናይቅንእን ሕስድናን ደጊስዎ

  • @semusailortl7946
    @semusailortl7946 6 วันที่ผ่านมา +3

    Brged n hamedu jeganu ❤💙💙💙💙

  • @rutatsaedu5316
    @rutatsaedu5316 6 วันที่ผ่านมา +6

    ስልጡን ኣንበሳ 💙👍💙👍💙

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 6 วันที่ผ่านมา +6

    AMBESS I Like you. Gal Hamsen from germny

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 6 วันที่ผ่านมา +3

    Felfel mediea ፁሩይ የእዕምሮ👍👍

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 6 วันที่ผ่านมา +1

    ከይረሳዕናዮ
    ነታ ጓል ለባሲ ትበሃል ባርያ
    እንቓዕ ሓጎሰኪ ንበላ
    እንቓዕ ናብራ ናይ በዓል ቢተወደድን ብጾቱን
    ጠዓምክዮ። ንበላ
    እወ እንቓዕ ሓጎሰኪ

  • @habtitasefaw8039
    @habtitasefaw8039 6 วันที่ผ่านมา +5

    መጎስ ዋው ጅግና

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 6 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ዝገርመኒ ሻዕብያ ንጀብሃ ከጥፋኣ ምስ ወየና ሓቢሩ 😢😢 ንህዋሓት ከጥፍእ ምስ ኢትዮፕያ ሓቢሩ 😢😢ስለዚ ንሻዕብያ ንምጥፋእ ምስ ኢትዮፕያ ምሕባርና ካብ ሻዕብያ ኢና ተማሂርናዮ 😢😢😢

  • @yonastowolde4640
    @yonastowolde4640 6 วันที่ผ่านมา +1

    ደሓን ዓዲ ኣሕሞትሙትካ አንድዩ

  • @terrykid7869
    @terrykid7869 6 วันที่ผ่านมา +2

    Seltenne inkau bselam temlska❤

  • @tsegamezegobo
    @tsegamezegobo 6 วันที่ผ่านมา +1

    sulutun. abi. Sebe❤❤❤❤❤❤❤

  • @gualtigray181
    @gualtigray181 6 วันที่ผ่านมา +1

    God bless you my brother ❤❤❤❤❤❤

  • @JustOne77
    @JustOne77 6 วันที่ผ่านมา +3

    VERY GOOD RESPONSE BY MEKONEN!

  • @yonasagostino2949
    @yonasagostino2949 6 วันที่ผ่านมา

    አማኒኤል አሰና ሀለዉለዉ እዮ ዝብል ዘሎ ቅንኢ እዮ እቲጸገም❤❤❤

  • @zemenzemen9268
    @zemenzemen9268 6 วันที่ผ่านมา +2

    ስልጡን ሓወይ ኣብታ ናይ ወልዳኣብ ወልደማርያም ጀማሪ ስደት ተኣረመላ።ብኣኣ ክሃርሙኻ ዮም።ምኽንያቱ፡ኣቦና ወልዳኣብ ከምዚ ሕጂ ትቃለሶ ዘለኻ፡ብዓውሞም ስጋብ ሳሕል እንዳተማላለሱ ተቓሊሶም ዮም፡ስጋብ 7 ጥይት ፈተን ቅትለት ተኻይዱሎም ዩ።ስለዚ ክትእረመላ ንጽበየካ ኣለና፡ኣነ ከም ወዲ ኣከለ ነቐፈታይ የቕርብ።ካልእ ኣንበሳ ኢኻ ቀጽለሉ❤❤❤❤

    • @ነጻሓሳብ
      @ነጻሓሳብ 6 วันที่ผ่านมา

      ለባም ሰብ፡ ከምዚኦም ዓይመት ዘይሓላፍነታውያን ቃላት ነዚ ቃልሲ እንታይ ዓይነት ዋጋ የኽፍልዎ ኣለዉ ዝርደኦ ኣይመስለንን። ን ኣቦና ወልደኣብ ምኽባር ንኻልኦት ኣቦታትና ሕስረት ኣይኮነን። የሕዝን

    • @zemenzemen9268
      @zemenzemen9268 6 วันที่ผ่านมา

      @@ነጻሓሳብ ብጣዕሚ ዩ ዝገርመካ ክቡር ሓው፡ከም ሎሚ ሓዚነ ኣይፈልጥን።

    • @Helex1393
      @Helex1393 6 วันที่ผ่านมา

      Uwae aletawe wahid bogg belu kem wedi akele do Gele do tibil si entay maketka eu sidi resah kulu meretna meret Adina sheytan yegozazykum idiot

    • @biniamandemeskel9078
      @biniamandemeskel9078 6 วันที่ผ่านมา +1

      Atom sebat bizeaba dehalefu sebat aynizareb beabiu nay bealina hiwetina fahfah abiloma natina nigber .bizeaba dehalefu mikbarin mihsarin gudayna misgeberna meselina mis argagexina nerkibelu ....

  • @sebselam8300
    @sebselam8300 6 วันที่ผ่านมา +2

    Ezi Asenna kulu eti Negeratu Des Ayblenen iyu neyru, hiji neti Semietey haki mukanu Aregagixuley

  • @Bmg-ls3sl
    @Bmg-ls3sl วันที่ผ่านมา

    ከምኡ ገርካ ኣረዳኣዮም ሰልጠነ ሓውና ኣብ ጎንና ዝነበርኩም ኣሕዋት ደቂ ኤሬ ፍቅሪ ብግብሪ ኣርእኩምና ሃንደበት መፂኻ እምበር ጥሕሎ ኣብ ገዛና ተዝጋብዘካ ደስ ምበለኒ ነይሩ መስ በዓልቲ ቤትካን ስድራቤትካን ክበር ንበሩልና አሕዋተይ። ነፈትወኩም ኢና

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 6 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Zerezgigebrehans
    @Zerezgigebrehans 6 วันที่ผ่านมา

    ዝገርም ኢዩ ናይ ኤርትራውያን ነገር ታሓደ አተ ጸገንካ ታሓደ ከፍርስ ይመጸካ ብዝኾነ ንሕና ሕሳብና ንግበር ዳሓር ግን ቀምሽ ኣደይ ሓኩልኒ ክብሉና ኢዮም ግን ኣጆና በርግድና ትስዕር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቅ❤❤❤ቅ❤

  • @sabahaile5969
    @sabahaile5969 6 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @mengestabtekle4351
    @mengestabtekle4351 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ghenetgerezgiher3351
    @ghenetgerezgiher3351 6 วันที่ผ่านมา

    Thank you guys 💙💚🩵🌿🌿🌿🙏🙏🙏

  • @Nadia-rf8kp
    @Nadia-rf8kp 6 วันที่ผ่านมา +1

    Thank You Mr. Seltenne, ViVa BN.

  • @JustOne77
    @JustOne77 6 วันที่ผ่านมา +1

    FACHE WEDI ZAGR FLFL MEDIA, PROUD OF YOU!

  • @regatkahsay
    @regatkahsay 6 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯💯

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 6 วันที่ผ่านมา +1

    ሱልጡን፥ ንኤማ ከምዚ መልሲ ክትህብዎ ምተደለየ፥
    ንሓመዱ ኣብ ኣ/ኣ ጉባኤ ዝገበሩ ልክዕ ከም ኣብ swiss/ sweden/germany/holland/australia/canada/USA ዝተገብረ ካልእ ፉልይነት ይብሉን ብጀካ ኣብ ቀረባ ዓድና ምዃኑ ኢዩ። ዳሓርካኣ ናይ ግድን ኣይኮነን ብዛዕባ ባሕሪ ምስ ኣብይ ክዝረብ። ግዚኡ ኣይኮነን። እንተ እቲ ኣዲስ ምኻድ። ኩሉ ይኸዶ ኣሎ፥ ተጋሩ ይኸዱ/ ኣምሓሩ ይኸዱ። ንሓመዱ ዝተፈለየ ኣይገበሩን። በልዎም።

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 6 วันที่ผ่านมา

    ኣሰና ቀይሕ መሰመር ይሓልፍ
    ኣሎ ክጥንቀቕ ይግባእ
    ሓቂ እንተለዏ መሪሑና ባርካ
    ዉረድ ታሪኽ ቃልስና እኮ
    መርየት ሓዊ ኮላ ኣብ ማእከል
    ጸላኢ ኮይኖም እዮም ጀሚሮም
    ሓንካስ ሰብ ከማይ ሓንክሱ እንተኢሉካ ኣይፋልን ኢና ንብሎ
    ነቶም ጉጅለ ሓንካሳት ከኣ
    ሕክምና ግበሩ በልዏም

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns 6 วันที่ผ่านมา +1

    WEL CAME ETIOPIA BERGAD NEHAMDU ABTEQA HAMDU

  • @YosefBereket-vu8sj
    @YosefBereket-vu8sj 6 วันที่ผ่านมา

    Bejaka yekfieka loms 😊

  • @testagiorgisasgedom4735
    @testagiorgisasgedom4735 6 วันที่ผ่านมา +1

    The train is heading to Asmara with Blue Revolution for regime change.

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 6 วันที่ผ่านมา

    ABIKO HULUF HMAQ TARIK YEBLUN ISEYAS GN BZUH TARIK ALEWO ABI WEDI BSHA SHA ISEYAS WEDESME RA KOYNOM AYU TSHGR ABI. 2 T GORHAT AYU GERWA TAXEWETA

  • @efremgrmatsion1153
    @efremgrmatsion1153 5 วันที่ผ่านมา

    ዓጣሪት በልዋ

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 6 วันที่ผ่านมา +1

    "Asha ashaom twediOm entebelkus, Fer'Ogod koinom yHadru" ybl nebere Aboy.Ferogod malet Efun zeriekayos ,dhri meguamu xbixbah Qumet endaweseka zhadr eyu.

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 6 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰና ተገጢምካ ኢኻ
    ተባዕ እንተኾንካ
    ሓላይ ህዝቢ እንተኾንካ
    ካብ ብዘረባ ሸቐጥ ንዓ ባርካ
    ዉረድ ቃልሲ ብተግባር እዩ
    ሕጂ ኣሰና ኣብ ናይሕማቓት ባዓቲ
    ኣዉራጃ ድሑራት ተሓቢኡ ኣሎ
    ዉጻእ ካብ በዓቲ ምሕንካስ

  • @HagosSamuel
    @HagosSamuel 6 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙🤴

  • @yonashagos8355
    @yonashagos8355 6 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @teshemehadush9861
    @teshemehadush9861 5 วันที่ผ่านมา

    💙🌿💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asmarabella913
    @asmarabella913 6 วันที่ผ่านมา +1

    Nefat abedeka koinka tizareb aleku dimsus lomi n igdef zidighif ghizekin akilu iu kinarekin ina keribu iu nai diktater motu

  • @Filmon-zx1tm
    @Filmon-zx1tm 6 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰና ለኽባጥ ኢዩ ባ ቃልሱ ብዛዕባ ህዝቢ ዘይኮነ ብፍቅሪ ሕውሓት ኢዩ ተቃጺሉ

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 6 วันที่ผ่านมา +1

    Wkaria Xadiq nktmesl zbabue t'asr ztebhales kemzy msterekbe eyu . Ermias ànjal.

  • @senaiGoitom
    @senaiGoitom 6 วันที่ผ่านมา

    Josi arkeka ke seltene , kemza ab may zatewet anchewa koinu , ezi Hamyen

  • @FessehaSebhatu-r4s
    @FessehaSebhatu-r4s 6 วันที่ผ่านมา

    ዘረባ ፡ ኣብይ ፡ ኣሕመድ!
    ሰብ ፡ ከተኽሰረና ፡ ህበይ!

  • @seluselu3925
    @seluselu3925 6 วันที่ผ่านมา +4

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚👑

  • @MeryemNoorhusein
    @MeryemNoorhusein 6 วันที่ผ่านมา

    ባሕርና ሕዞም ክንብሩ እንተሓስቦ ኣይነብርዋን እይም ፈለስጥን አርትራ ኮንካ ምምባር ቃልሲ ብኹሉ ክንፍትን እና ክኸውን እዩ ክኸውን ክንብል ሽግርና ከነንውሕ እሶም ጎረበትና ዕድል ኣይገበርናን ፈትና ጸልእና ብዝጥዕመና ክንፍትን ኣሰና እንተደኽምካ ኣዕርፍ ንመንእሰይ ግደፎ ማይ ቀጠነ እዞም ደቂ ሻዕብያ ኣይእመኑን

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns 6 วันที่ผ่านมา

    BERGAD NEHAMDU YEWET

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 6 วันที่ผ่านมา

    ኣማኒኤል እዚ ኩሉ ዝህተፍትፎ ዘሎ ናይ ሃገር ይሕሚምዎ ኣይኮነን እንታይ ዳኣ ምስ ህዋሓት ሓቢሩ ይሰርሕ ስለዘሎ እዩ ፡ኣሕዋት ንንቃሕ ኩሉ ነንጥቅሙ እዩ ዝጎዮ ። ኣቢን ጌታቸው ጻድቃን ሓቢሮም ይሰርሑ ኣሎዉ ንኣማኒኤል ኣሳና ካኣ ምስ ህዋሓት ሓቢሩ ይሰርሕ ስለዘሎ ጌታቸው ኣዋሪድዎ ኔሩ እዩ ።ስለዚ እዚ ኣሰና ዝባሃል ፖለተካዊ ኣጀንዱኡ እዩ ዘተግብር ዘሎ ።

  • @samcolherzogsamcolherzog9234
    @samcolherzogsamcolherzog9234 6 วันที่ผ่านมา +1

    Seltene, I have always respected and admired your integrity, humanity, and dedication to justice. As such, you must stop using others to respond to legitimate questions raised by Assena and other TH-cam channels. After all, the question still remains, "Is it ethical and politically wise to fight one Genocider (Isias) by forming an alliance with another Genocider (Abiy), especially when Abiy has clear intentions to annex Asab by force?" Now, I know there are Eritreans who like Abiy because they share the same religion, or because they want the reunification of Ethiopia and Eritrea, or simply because Abiy tried to wipe out the very people they hate the most. For the record, I don't think you like Abiy, and I believe you only want to make a tactical alliance with Abiy that ousts Isias without compromising Eritrean independence and territorial integrity. That said, you can't simply argue "we'll deal with Asab after Isias is ousted from power," because, as we know, the UN almost never intervenes when larger, more powerful, or more populous nations such as Russia and Israel annex land from powerless, smaller nations such as Ukraine and Palestine, especially if Abiy claims "the Afar people of Asab held a referendum and voted to secede from Eritrea in order to merge with Ethiopia." As such, you either have to engage in constructive political dialogue with other Justice Seekers who question your strategic or tactical alliances, or you must stop attacking them using others who somehow inevitably possess greater political knowledge and legitimacy because of their age. Let's not forget that thousands of young men and women still support Isias, and millions of young Tigrayans stayed at home while 300 thousand brave Tigrayans of all age and gender fought back and saved all Tigrayans from Genocide and slavery. Thank you for reading my comment.

  • @Efi-z4g
    @Efi-z4g 6 วันที่ผ่านมา +1

    እዚመድሬክ እዚ ናትና መድረክዩ ጋይስ❤

  • @JustOne77
    @JustOne77 6 วันที่ผ่านมา +1

    TEFE BTAIMI IKA AHOGISKANI ZELEKA LENQNE...FTNET ZELEWO SRAH TSERH ALEKA! ZYADA NAHRI KTWSKELO YILABOWEKA, KULU GZIE GN MSTW'AL AYTRESEI! HABERETA MEIKABN (MEN INTAY YIBL) ANFET MGMGAMN (NMNTAY ILAMA) BTAIMI AGEDASI IYU....ጠቕሚ ህዝቢ ቅድሚ ጠቕሚ ሱሱዓት ELITAT::

  • @FessehaSebhatu-r4s
    @FessehaSebhatu-r4s 6 วันที่ผ่านมา

    ዘረባ ፡ ኣብይ ፡ ኣሕመድ!
    ሰብ ፡ ከተኽሰረና ፡ ህበይ!እታ ፡ ሰልጠነ ፡ ንጁባኻ ፡ ማለቱ ፡ እዩ ፡

  • @Helex1393
    @Helex1393 6 วันที่ผ่านมา

    Fitsumino Jigna mekisen tibtib tibtib abilkayo nezi Zereba uwae Ambesa eleka alku😅😅😅👌🏾🤌🏾🤜🏾🤛🏽👏🏾💕💚

  • @Yordina490
    @Yordina490 6 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙

  • @amanamani966
    @amanamani966 6 วันที่ผ่านมา

    Jeganu deki seraye kexlu

    • @dawitjigna
      @dawitjigna 6 วันที่ผ่านมา

      ሰራየ ትብሀል ሀገር የላን
      ዱሑር ዶንቆሮ ጡስጡስ

  • @FessehaSebhatu-r4s
    @FessehaSebhatu-r4s 6 วันที่ผ่านมา

    ኣይፈለጥካን

  • @senaiGoitom
    @senaiGoitom 6 วันที่ผ่านมา

    Eway ezi remus amaniel
    Benqaqiho khadem kelo teuekiruni

  • @amanueltesfamichael1782
    @amanueltesfamichael1782 6 วันที่ผ่านมา

    ከም ርኢቶይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጽምዶ ጌርካ ዘላቕን ውሕስነት ዘለዎ ለውጢ ክመጽእ ዝኽእል ኣይመስለንን ፡፡

  • @helentum
    @helentum 6 วันที่ผ่านมา

    ደሀበይ ውፍዮቲ ተጋዳሊት ሰብን መንግትን ዝመስከረላ ኣብ ሓዝሓዝ ቤተ መንግቲ ዝመስል ገዛ ዘለዋ ድሕሪ እንዳ ተክለሀይማኖት ኣበይ ዝነበረትያ ዚኣ

  • @uelmekonen1558
    @uelmekonen1558 6 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ትኽ ኢልና ማእከል አርትራ ብርግጽ ብርገድ ንሓመዱ ነዚኦም ከኣ ፈሊጥነዮም ኢና አጆነ ንሰልጠነ ቀኒዖም እዮም

  • @ghenetgerezgiher3351
    @ghenetgerezgiher3351 6 วันที่ผ่านมา

    Berged nhamedo yewet 💚🩵💙🙏🙏🙏🌿🌿🌿

  • @biniamsebhatu2817
    @biniamsebhatu2817 6 วันที่ผ่านมา

    Kabaka jemiru 😢😢😢😢😢

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet310 6 วันที่ผ่านมา

    ኣስልማይ. ስልጣኔ. ካብ. ማአስጋድ. ዋጻኤ. ክሓስቡ. ኣይኩሎን. ኤዮም. ሕጽር. ስልኣ. ዘግብርሎም 🙏

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 6 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @FessehaSebhatu-r4s
    @FessehaSebhatu-r4s 6 วันที่ผ่านมา

    ዘረባ ፡ ኣብይ ፡ ኣሕመድ!
    ሰብ ፡ ከተኽሰረና ፡ ህበይ!እታ ፡ ሰልጠነ ፡ ንጁባኻ ፡ ማለቱ ፡ እዩ ፡ እንታይክዋጢ ፡ ከማኻ

  • @tsigehagos1192
    @tsigehagos1192 6 วันที่ผ่านมา +1

    Betami zigerim bejakum fashunu zehalefo Asena shelali beliwo kkkkkkk

  • @tsigehagos1192
    @tsigehagos1192 6 วันที่ผ่านมา

    Eway Asena zigerime bahiri 😂elu kizaribi haniti jirikani qedihu setiyula zeyefaliti Hizbi Eritrean bizaeba bahiri hixawuniti bahiri yebaliana alo agebi Asena agebi agebi 😢😢😢😢😢😢

  • @tadesetfesaheye5893
    @tadesetfesaheye5893 6 วันที่ผ่านมา

    💯👈👍🏼✌️💙💙💙💙💙💙💙💙👍🏼

  • @kinitoabeyta4965
    @kinitoabeyta4965 6 วันที่ผ่านมา

    Kemzi ewur sni adgi korakur andebrhan eyom kulom kab hasena jemirka

  • @FessehaSebhatu-r4s
    @FessehaSebhatu-r4s 6 วันที่ผ่านมา

    ዘረባ ፡ ኣብይ ፡ ኣሕመድ!

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 6 วันที่ผ่านมา +1

    ፊልሞን ርእሲ ክልቢ እስኻን እዴኻን ማዓልትኹም ተፀብዩ እቱም ሐስውቲ ስድራ ድኽነት እይኮነን እስዲድካ እንታይ ዳኣ እታ እዲኻ ቃርማ ናይ HGDF ኮይና እያ ናብ ስደት ተስዲዳ።

  • @biniamokbe8238
    @biniamokbe8238 6 วันที่ผ่านมา

    Amaniel Eyasu ahfiruna.

  • @samrawi1982
    @samrawi1982 6 วันที่ผ่านมา

    AMANIEL ASENA DEGAFI HWEHAAY U MS ABEY KISERH NSOM KEFKDLU ALEWOM

  • @FessehaSebhatu-r4s
    @FessehaSebhatu-r4s 6 วันที่ผ่านมา

    ዘረባ ፡ ኣብይ ፡ ኣሕመድ!
    ሰብ ፡ ከተኽሰረና ፡ ህበይ!እታ ፡ ሰልጠነ ፡ ንጁባኻ ፡ ማለቱ ፡ እዩ ፡ እንታይክዋጢ ፡ ከማኻልክዕ ፡ ኣሎኻ ፡ ሕጂ ፡ አብ ፡ ናይ ፡ ወዲ ፡ አረጋይ

  • @mhretkesetemichael6115
    @mhretkesetemichael6115 6 วันที่ผ่านมา

    Ezi Amshes entay werdwo gedifeyo do Aybeln 😢

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 6 วันที่ผ่านมา

    ሓደ ሓደ ተቃለስቲ ኤርትራውያን ንጹርነት ይጎድሎም ኣሎ:: ወይ ድማ ቅንኢ: በለጽ ካብኡ ሓሊፉ መሳርሒ ሻዕብያ ምዃን (ሻዕብያ ሲንድሮም) እዩ:: ንነዊሕ እዋን ዝነበራ ተቃወምቲ ብኸምዚ መንገዲ ተዳኺመን እየን:: ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጽንተት ኢዩ ዘሎ: መድሕን እደሊ ስለዘሎ ብህጹጽ ክድሕን ኣለዎ:: ብዝኾነ መንገዲ ብርጌድ ንሓመዱ ህዝቡ ከድሕን ኢዩ:: Regime Change.

  • @M-i8e
    @M-i8e 6 วันที่ผ่านมา

    Asena gorah anchwa hankas wedi may telamit

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 6 วันที่ผ่านมา

    ሓደ ገፁ ትግራይ እዩ ኣብ ናይ ፍናን ሰምዐዮ ነይር አዝ ሰብ እርምያስ

  • @HabtomHagos-m3e
    @HabtomHagos-m3e 5 วันที่ผ่านมา

    ብስለት ዝጎደሎ ኣካይዳ ይትኣረም። ምእንቲ ኤርትራ መሬታ፡ ባሕራ ማያ፡ ሰማያ
    ኣሽሓት ከፊልና። ህዝብና ዘድልዮ ሰላም፡ ፍትሒ፡ ዲሞክራሲ ድኣእምበር ምስ ኣጽነቲ ዓሌት ተሓባቢርካ፡ ካልኣይ ጽንተት ኣይኮነን። ንፍትሒ ፡ ዲሞክራሲ፡ ንቃለስ እንድሕር ኣሊና። ሰብ ከም ድሌቱ ሓሳቡ ክገልጽ መሰል ስለዘለዎ ክስማዕ ቦታ ክንህቦ ይግባእ። ነንሕድሕድና ምብልላዕ ጠጠው ክብል ኣለዎ። ሜድያታትኩም ንሓድነት ስርሑሉ።

  • @kesetehaylemariam1565
    @kesetehaylemariam1565 6 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ኣረጋይ ዝባሃል ሰብ በላዒ ኣድጊ

  • @TesfuAsfaha-m9t
    @TesfuAsfaha-m9t 6 วันที่ผ่านมา

    በጃካ ኢለካ ናብ ቃልሲ ዝውዕል፡ገንዘብ ኣዋጽእ ሕጅስ፡ ጉዳይካ ኣወንዚፍካ ጉዳይ ናይ ትግራይ ይኣክል፡ካልኦት ፡የዋጽእሎም፡ግንባር ክፍጠር፡ኣብ ሃታ ሃታ ከለናስ ናብ ካልእ ኣይተላግስ።

  • @danny19593
    @danny19593 6 วันที่ผ่านมา

    You are the first humber irritation I wish I can kiss your fate it's in the truth as true as always you're gonna catch you out but you're telling the truth yo I have a lot of respect for you I thank you I wish a lot of people like you

  • @habtommersi7339
    @habtommersi7339 6 วันที่ผ่านมา

    ይገርም እዩ ኣብ ማስሚድያ ጥራሕ ክቃወም እዩ ዝደሊ ውረድ ምስ ኮነ ነቶም ክንገብር ኢና ዝበሉ ዕንቅፋት ሙካን እንታይ እዩ ትምስጢር ኣይተረድኣንን ሓወይ ንዓባ ወጽዓ ኩሉና እዩ በል በሎም

  • @danny19593
    @danny19593 6 วันที่ผ่านมา

    I want to leave pizza don't care about seaport this I wanna leave peace I never ate fish in my country so what are you talking about Ethiopia they can have 2 ports 1 for them one for us

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 6 วันที่ผ่านมา

    Assena go tooo hilll👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @amanamani966
    @amanamani966 6 วันที่ผ่านมา

    Kem baal Asana hezoom eyu zedhnu

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 6 วันที่ผ่านมา

    Assena ከም ቅጫ እዩ ዝገለባበጥ What happen with AssenA Tv መትከልካ እፍልጥ
    እቲ ፀቡቅ ነገር ግን ናይ ቼጎቤራ ፍጥርት አልውና
    ኪሮስ
    ጆንብላክ
    ዎዜማ
    ውፉይ
    ፍርሒወት
    ስምሃር
    ካልኦት ዝመስሉ እይዝክሮምን እያ
    ስልዚ please ርስእዎም ነዞም ጅጅ ማጅጀ ጋሃፍ ናይ HGDF
    👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns 6 วันที่ผ่านมา

    WEL CAME ETIOPIA BERGAD NEHAMDU ABTEQA HAMDU.

  • @efremhaile5766
    @efremhaile5766 6 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚

  • @yonitomorrow7502
    @yonitomorrow7502 6 วันที่ผ่านมา

    Asena hasab u wediaw

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 6 วันที่ผ่านมา

    Amaniel ኮርሻ ስዎ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 6 วันที่ผ่านมา

    እዞም ለኽባጣት ዘይስብ ስረ ።ፍርሒ ዘሎዎም፡ ስልጣን ብጀጋኑ በላቲ መንእሰያት ኽዕብለል ም ኻኑ ይርዱኡ አለው። ኻላባት ምኻኑኖም ተገንዘቡ። ደላይ ፍትሒ ነቅ አይትበል ውጹዑ ህዝቢ ይዕወት

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 6 วันที่ผ่านมา

    Selam emo qdm qexile bmensey mxwat abqiyu zteredeon zteredeon slezkone abqiekum ikom atum adhkaelal txawetu zneberu zelekum

  • @Cheallo
    @Cheallo 6 วันที่ผ่านมา

    ናይ ዓንደብርሃን ኣጀንዳ ስራሕ ተዋሂ ቡካካ ሓሰና ቲቪ

  • @haliualemseged8274
    @haliualemseged8274 6 วันที่ผ่านมา

    Nabhk