Teddy Press ህዝቢ ትግራይ ንበዓል ጀነራል ጻድቃን ዕድል ክህብ ኣለዎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ก.ย. 2024
  • ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ሻዕብያ፡ ፋኖ፡ ህወሓትን ብፍላይ ወገን ዶ/ር ደብረጽዮን ከምእዉን ንዖዖም ዝድግፋ ሚድያታት ኣንጻር ጀነራል ጻድቃን ቀጻሊ ዝኾነ ናይ ጸለመ ጎስጉስ የካይዱ ኣለዉ። ስለምንታይ? ክፉት ህዝባዊ ዘተ?

ความคิดเห็น • 115

  • @haftugbrmedhin216
    @haftugbrmedhin216 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ቴዲ ወዲ ዓበይቲ ክሳብ ሒጂ ምስህዝቢ ትግራይ ደዉእልካ ነመስግን❤❤❤❤።

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Nhna.abze.yetwana.nat.olna.nsatom.kirko.eum.zbom.werga.eup.bgkom.nhna.afna.nakb.nze.sabay.nalgso

  • @habtomyemane9079
    @habtomyemane9079 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለዎ ሽግር ክወጽእ እንተኮይኑ መገዲ ጀነራል ጻድቃን ጥራሕ እዩ ክክተል ዘለዎ ብሓቂ ሊቅ ፖሎቲካን ማህዲስ ዓውደ ውግእ ምካኑ ብቡዙሓት ናይ ዓለምና ወተሃደራውያን መራሕቲ ገሊጾሞ እዮም::

  • @zafuamare7710
    @zafuamare7710 วันที่ผ่านมา +4

    ኣንታ ዝሰምዕ እንተሎ ንገሮም ቴዲ።

  • @ክሳብዝሰምረለይ
    @ክሳብዝሰምረለይ 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣየ ናይ ኤርትራውያን ፡አገር እኮ ዘሕፍር ኢዩ ናይ ሃገርና ፀገም ዘይፈታሕናስ ብዛዕባ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ክምድዚ ሃለውለው ክትብሉ ክትርኢ ከለካ ዘሕፍር ኢዩ , ተጋሩ ጉዳዮም ባዕሎም ክፈትሕዎ ግደፉዎም ኣብ መንጎ ጉዳዮም ኣቲኩም ዘርጊ ኣይትኩኑዎም ኣይምልከተኩምን ኢዩ ጉዳይ ሃገርኩም ግበሩ ብዛዕባ ኤርትራ ትዛረብዎ ብዛዕባ ትግራይ ትዛረቡዎ በዚሑ ዘገርም ኢዩ

  • @mezgebeberhe1884
    @mezgebeberhe1884 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Thank you so much for doing this. It is unfortunate that we live in a society that has no respect for people who have skills. Everyone who fought against the Tigray genocide needs respect. Let us start with that.

  • @hadashailu158
    @hadashailu158 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ክብሪ ይሀብካ ቴዲ ብቕንዕና ትገብሮ ዘለኻ ነዚ ጅግና መራሒና ዝወርዶ ዘሎ መዓት መስደመም እዩ እሞ ትንዕዘቦ ዝነበርና ቅንዕናንኻ ጒሊሁ ወፂኡ ኣሎ ዝተለመደ ፀለመ ተኽፊልዎ እዩ ድማ ክትበሀል እይኻ ብዘየገድስ በርትዕ ዝሓወይ

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Tv assena is becoming hgdf media ❗️❗️❗️❗️or he is paid money I don’t know there is something fishy ❗️❗️❗️❗️

  • @HilenHileen
    @HilenHileen 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ቴዲየ ጅግና ቀፅለሉ ዚኦምስ ኹፍኣት እዩምዋ እንደብረ ዕንክሊል ኹፍኣት ሰባት እዩም ።

  • @abrehaabreha1222
    @abrehaabreha1222 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣብ ወልቀ ሰብ ኣይትእመኑ። ኣረግቶት ኢልካዮም ንባዓል ደብረጽዮን? ጻድቃን'ኮ ብዕድመ ይዓቢ። ኣብ ትካላዊ ኣስራርሓን ትካል ምህናጽ ሕሰቡ ። ዓገብ ኣብ ውልቀሰብ ኣይትእመኑ።
    ንስኹም ትግራዋይ መን ክመርሖ ከምዘለዎ ኣይትምረጹ ባዕሉ እንታይ ከምዝሕሾ ይፈልጥ'ዩ። ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ግዚኡ ወዲኡ'ዩ ካብ 6 ክሳብ 18 ወርሒ ንውሱናት ዕላማታት'ዩ ተመስሪቱ ድሮ 2ዓመቱ ጌሩ ማለት 6 ውርሒ ኣሕሊፉ ኣሎ። ሕጂ ስሩዕ መንግስቲ ብህዝቢ ዝተመርጸ ይመስረት ናይ ባይቶ ውክልና ኣብቲ ፌደራል መንግስቲ ይሃልዎ ኢልኩም ጨርሑ እንድሕር ሓለይቲ ኮይንኩም።
    Ps ኲናት ትግራይ ብኮማንድ ፖስት'ዩ ተመሪሑ ጻድቃንን ደብረጽዮን ጌታችው ኣባላት ናይዚ ፖስት'ዮም ስለዚ ዓወትን ስዕረትን ማዕረ ይብጽሖም።

  • @tsegayamare5327
    @tsegayamare5327 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Thanx for understand as brother teddy

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Teddy: You are 100% right! General Tsadikan is wise person. Debretsion and his team are the weakest people. Debretsion and his team are calculating every drops of blood for their power. It is sad!

  • @habtomyemane9079
    @habtomyemane9079 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለዎ ሽግር ክወጽእ እንተኮይኑ መገዲ ጀነራል ጻድቃን ጥራሕ እዩ ክክተል ዘለዎ ብሓቂ ሊቅ ፖሎቲካን ማህዲስ ዓውደ ውግእ ምካኑ ብቡዙሓት ናይ ዓለምና ወተሃደራውያን መራሕቲ ገሊጾሞ እዮም::

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Teddy: You are absolutely right that General Tsadikan is working for the young generation. Debretsion and his team are working to take power to help themselves and their family members. We know them enough!

  • @habtomghebre5084
    @habtomghebre5084 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዲንቂ ዘረባ ቴዎድሮስ። ጉጅለ ዶር ደብረጽዮን ዝገብሩዎ ዘለዎ ዝገርም ወደቓ እዩ። ነቶም ርቡሓትን ምሁራንን ኣርካናን ከጸልሙ ይውዕሉ ኣለዉ። ዘረባ ዶር ደብረጽዮን፡ ኣቶ ኣለም ገብረዋሕድ፡ ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሔር ዝጉስጉስዎ ዘለዉ፡ ብሓቂ ዘሕፍርን ዘርህን ኢዩ። ቀዳማይ ዝርኣየካ፥ ክስእዕ ክንደይ ሕሱር ኣተሓሳስባን ስነልቦናን ከምዘለዎም እዩ። ንሱ የሕፍረካ። ካልኣይ ግን፡ የፍርሃካ። ወይ ከም ጽምብላልዕ ኣጥበልቢሎም ናብ ሓዊ ከይጥበሱ፡ ወይ ድማ ንህግደፍ ኣሚኖም ዓፍራ ይረግጹ ከይህልዉ እዩ። ንሕዝቢ ትግራይ ሓደገኛ ኢዩ።
    እቲ ዝስማዕ ዘሎ ጸለመታት ኣብ ዝሓጸረ ግዜ እንተ ዘይተገቲኡ፡ ላዕለዎት ሰበ-ሥልጣናት ጉጅለ ጌታቸው፡ ናይ ሕይወት ሓደጋ ከይገጥሞም የስግእ እዩ። እቲ ዝርኤ ዘሎ ጸለመታት፡ ካብቲ ህግደፍ ዝጥቀመሉ`ሞ፡ ዘጽነተና ሜላታት ዝፍለ ኣይኮነን። ጸረ ምሁራንን ጸረ ኣርካናትን ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ፡ ናይ ጥዕና ኣይኮነን።

    • @ንሓቂብዘይሌላንጉሌላ-የ4ጠ
      @ንሓቂብዘይሌላንጉሌላ-የ4ጠ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጸለመ ምዃኑ ብምንታይ ፈሊጥካ?

    • @habtomghebre5084
      @habtomghebre5084 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ንሓቂብዘይሌላንጉሌላ-የ4ጠ
      ብዓይነይ ጠሚተ፡ ኣእምሮይ ከፊተ፡ ገምጊመ ዝደምደምኩዎ እዩ።

  • @yosephgezai5251
    @yosephgezai5251 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Teddy,Tell me Abaut 400 Ethiopian gonoceid Army.why do not you Block that .Getachew reda

  • @salihkair1313
    @salihkair1313 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    I believe you before but you think you are smart than Tigrans. We know that Tplf is the best leaders. Don't worry do your business. Thanks

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Teddy, they are all the same, like to sit with Isseyas, do why you blame only Debrision. Besudes, Abey is also the worst enemy of Tigray people .

  • @meazafesseha8132
    @meazafesseha8132 วันที่ผ่านมา +1

    Tgray Naomi tiray dya welida? Eti menesey tgrawy ayikonen? Alem zreayo afti kalsi neyirom ayhademun. Banda zbl Kal nmen yigelts. Turned entmerhu Jeganu. Hizi Banda. Wae ezia ms gorebat tserfi aykonetn alem yisemakum alo. Yehifr eyu.

  • @adulisa1846
    @adulisa1846 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    It's good you show your journalistic analysis from time to time Tedi. In this case you nail it. I was wondering is anyone listening what Tsadkan is saying. Well done Tedi.

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጀነራል ጻድቃን ብ ጌናኡ ቁኑእ ምኳኑ ፈሊጥና ጎጅለ አድዋ ተተቆጠቡ ዳአምበር ሕዝቢ ትግራይ ይአኽሎ ጽንተት🙏🙏✅✅

  • @TuryKeder-sz5gj
    @TuryKeder-sz5gj 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዓዲአቦዃ ተተኸል እዚ ሐዎይ ሐቂ ይሀብካ ጀነራል ፃድቃን ጀግናና እዮ thanks💛❤ 💙💚

  • @zameerhagos7972
    @zameerhagos7972 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አንታ ነቲ መንግስትኹም እንዶ መጀመሪያ ተቃለስዎ። እንታይ እዩ ዝኹሉ ሀተፍተፍ?

  • @yemaneyohannes862
    @yemaneyohannes862 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Arogance is leaking among inteligent Tigray people, this evil mission is from Iseyas

  • @MTKKTM-g3j
    @MTKKTM-g3j วันที่ผ่านมา +2

    Bravo Teddy

  • @adonaihagos
    @adonaihagos 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሕዋሓት ብሓሳብ ዝበልጻ ሰብ ከተክፍእን ዘነጽልን ምህዳስ ኣመላ አዩ ተዲ

  • @gebreslassiegabraha6276
    @gebreslassiegabraha6276 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኩሎም አዮም ዝፈርህዎ ስለዝበልጺም ጽድካን ልህዝቢ ትግራይ ዝቃለስ ሰብ አዩ

  • @johnab6959
    @johnab6959 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thank you Tedy. You are good friend of Tigray and a man of principle!

  • @AlemMr
    @AlemMr 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቴዲ የእዉነት የሐቅ ሰዉ
    በተከታታይ ተከታትየሀለሁ
    እግዚአብሔር እድሜና
    ጤና ይስጥህ።

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Woooo my God I never hear from others ?you are really truly person blesse you ❤❤❤❤❤

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፅቡቅ ጊርካ ገሊፅካዮ አለኻ ቴዲ ሓውወይ እድሜ ይሐብኻ ❤❤❤

  • @zameerhagos7972
    @zameerhagos7972 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ለካ ብዕላማ ኢኻ ምስ ብስራት አማረ ተጣቢቅካ!! አየ ቴዲ

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    It’s true this kind off leaders is what tigry needs guys how

  • @temtugesese8620
    @temtugesese8620 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    You are absolutely right
    Thank you for your opinion

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Dr debrexon is desperate to divide hazbi Tigray

  • @yohanneswabreha859
    @yohanneswabreha859 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    You absolutely right. Thank you

  • @edenyisak8707
    @edenyisak8707 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    DT put Tigray at risk, Tsadkan saved it.

  • @YadidLLC
    @YadidLLC 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Yes, we have to give him the opportunity.

  • @tsigebezabh100
    @tsigebezabh100 วันที่ผ่านมา +5

    እንታይ ሰሪሐም ጅነራል ፃድቃን ልገበሮ ኣንሪሰዖይ ነገር ግን ኣይሰሪሕ እና ንብል ዘለና ንትግራ ህዝብይ ኣይጠቅምን ማዕሮ ወንጅለኛታ ት ዝሰደዱ እየም

  • @zulatv5878
    @zulatv5878 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓቂ😊

  • @Helen-z7m
    @Helen-z7m 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Teddy you are impartial and fair!

  • @dawitseyoum1667
    @dawitseyoum1667 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Excellent explanation

  • @AHagos-m4j
    @AHagos-m4j 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Well said I salut you

  • @dargohaftu4836
    @dargohaftu4836 วันที่ผ่านมา +1

    Tsibuk Aleka Teddy Ketsilelu

  • @huraentertainment78
    @huraentertainment78 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ይበል ቴዲ ወዲ ህዝቢ

  • @GeorgeGezahegn
    @GeorgeGezahegn 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tsadkan and getachew betrayed Tigray people.

    • @hakieye5649
      @hakieye5649 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Gugle dehret

  • @ወዲኣባት
    @ወዲኣባት 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቭራፖ ቴዲ

  • @abrahamhagos8529
    @abrahamhagos8529 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ቴዲ

  • @sahlegmichaelwkidan6919
    @sahlegmichaelwkidan6919 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣታ እወ ቴዲ

  • @letsdreambig5087
    @letsdreambig5087 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Teddy, I guess finally tegadalay Bisrat convinced you ,,, you seems distant from Hwahat ,, good move my friend!

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I am afraid, we Eritrean justice seekers will have different opinions on this. It si very unfortunate for Eritrean people.

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በዓል ጀነራል ፃድቃን ቅኑዕ ዕላማን ምዕቡል ሓሳብን ኣለዎም:: ብኻልእ ወገን ግን ክንደይ ህዝቢ እዩ ናይ ተሌቭዥን ኣክሰስ ዘለዎ? ብጣዕሚ ውሑድ እዩ::ናይ በዓል ጀነራል ፃድቃን ኣጀንዳ ፍፁም ናፍቲ ሰፊሕ ህዝቢ ኣይበፅሕን ዘሎ: ንፉዓት ካድረታት ዘለዎም እውን ኣይመስሉን ዘለው:: ተኸታታሊ ኣኼባታት ኣበይ ኣሎ? ህወሓት መቸም ዝተኣማመነሉ ሓይሊ ሒዙ ቀፃሊ ኣኼባታት ብምክያድ ኣንፃር በዓል ፃድቃን ቅስቀሳ ክገብር ንዕዘብ ኣለና:: ስለዚ በዓል ጀነራል ፃድቃን ፍልይ ዝበለ ብልሒ እንተዘይ ተኸቲሎም: ኣብ መቐለ ኣብ ቢሮ ኮፍ ኢልካ ወይ ዝተወሰነ ሰብ ክሰምዖ ኣብ ሚዲያ ጥራይ እናቐረብካ ብምዝራብ ዝመፅእ ወላ ሓደ ለውጢ ከም ዘይህሉ ክፍለጥ ይግባእ::

  • @zameerhagos7972
    @zameerhagos7972 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አንታ ነቲ መንግስትኹም እንዶ መጀመሪያ ተቃለስዎ። እንታይ እዩ ዝኹሉ ሀተፍተፍ?

    • @AbebaGebretsadik
      @AbebaGebretsadik 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መንግስቶም ድኣ ይቃለስዎ እኮ ኣለው ናትኪ ቃልሲ ብሬን ምትኳስ ጥራይ ድዩ?

  • @desalegntella1057
    @desalegntella1057 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    #ብሃማት እኩባት ሃመማ
    ቀልቢ ዘይብልኩም ደቂ ሃገረይ ዕዮ ገዛኹም ዘይገበርኩም እንታይ ገደሰኩም ጦብሎቕ ትብሉ ከም ሃመማ አብ ትግራይ
    እዚ ርእይቶ ካብ ዝዓፍተው ባዶ እኩብ ጭፍራ ህግደፍ ከይመስለኩም: ደላይ ፍትሒ እየ

  • @AbebaGebretsadik
    @AbebaGebretsadik 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቴዲ ለባም ሰብ የቀንየልና።
    ጀነራል ፃድቃን ፍሉይ ሰብ እዩ እቲ መንእሰይን ምሁርን ኣብ ጎኒ ጀነራል ፃድቃን እዩ ዘሎ ።ህወሓትን ሻዕብያን ከይጠፍኡ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ራህዋ ኣይረክብን።

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ትብሎ ዘለኻ ንምርዳእ ን..ቕ...ሓ...ተ ሕሊና ይሓትት ቴዲ!!!ንሱ ድማ...ኤእ.. እቲ ባይታ ..ግና ኣሽንባን ክትኣትዎ ብማዕዶ "ሳሰበዉ ደከመኝ" ዘብል እዩ።

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ዘይመንጠቢትክን ኮይኑ ነገሩ : ጸግዒ ኣይትውሰድ ብዛዕባ ውሽጡ ዘይትፈልጦ : ንስካ ካብ መጀመያ ውን ምስ ብስራት ኣማረ ምውጋንካ ርዱእ እዩ :: ዕሱብ

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዳግማይ ጽንተት ኽደግም ደብረጽዮን እምበሪ ኢሳያስ ቀጥታ ናብ ኢራኢሮ እዩ ከእትውም

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    If Tigray needs a leader it is General Tsadkan that comes first.

  • @ወዲኣባት
    @ወዲኣባት 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዘን ተካላት ውድብ ንህዝቢ ንኩናት ጥራይ እየን ዝጥቆማሉ

  • @yalem4806
    @yalem4806 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Becouse he is sharp mind

  • @yadomabreha5547
    @yadomabreha5547 วันที่ผ่านมา

    No No nu dubrseyoun yie hshehom nutu kutkutu munbar zuftwo akaul aulo

  • @alecsandergezay9943
    @alecsandergezay9943 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tikiel hansab u

  • @tewoldekidane9224
    @tewoldekidane9224 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Hasawi kemey aleka

  • @astersweet2643
    @astersweet2643 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጀነራል ፃድቃን እንታይ ገይሩ አይገበረን ትፈልጦ የብልካን ስለዚ ገዳይ ተጋሩ ንተጋሩ ግደፉልና ጉዳይ ኢሳያስ ግበሩ ካብርእስና ውረዱ ናይትግራይ ለውጢ ንኤረትራ አይምልከተን please ግደፉና

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቅድቀዳደም እድል
    አብ ፓለትካ ንሀቦ እንታይ ማለት እዩ ናይፓልትካ ብቅዓት የብልካን ጥራሕ ዘይኮነስ ብሂውት ትግራይ ዋ ምፅዋት እዩ

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 วันที่ผ่านมา +5

    ህዝቢ ትግራይ ዘዋፅኦ ይፈልጥ እዮ መካርንሞንኛ አየድልን እሰካም ብዙህ አብ ዉሽጣዊ ጉዳይ ትግራይ ክትአትዉ አይንፈቅድን sorry

  • @TadeseAbraha
    @TadeseAbraha วันที่ผ่านมา +5

    Lekbat eka tedros

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 วันที่ผ่านมา +5

    ምሰ ሙሉ ይቅርታ ትፈልቶ ነገር የብልካን

    • @habtomyemane9079
      @habtomyemane9079 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ክላ ስቅ በል ኣብ ትግራይ ብዘይካ ጀነራል ጻድቃን ካሊእ ህዝባዊ ዕላማ ዘለዎ የለን

    • @solomonteshagerethiopian6483
      @solomonteshagerethiopian6483 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      General xadkan is saving Tigray dr debrexon elementary school politican is dividing hazbi Tigray

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 วันที่ผ่านมา +1

    Do your job please
    How do you know he has a lot of money, I don't see any donations to the people of tigray rather he is earning a lot of money from UNDP by the name poor people of tigray ❤❤❤

  • @amanueltesfai1281
    @amanueltesfai1281 วันที่ผ่านมา +1

    Haaaaa you blame Eritrea now blame junita

  • @tewoldekidane9224
    @tewoldekidane9224 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Anta bejaka teseter shaebiya niweyane kemey kumneger ayrian esub

  • @Kiros.HailemariamKiros
    @Kiros.HailemariamKiros วันที่ผ่านมา +3

    መን መርዓት ምስበለክን ትኳሓላ እዩ ናትካ ነገር

  • @TadeseAbraha
    @TadeseAbraha วันที่ผ่านมา +4

    Megedka tsht aloka tedros

  • @abrahamworke4903
    @abrahamworke4903 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ካብ መጠን ንላዕሊ ምድናቕ ይጽንሓልና። ጽባሕ ንጉሆ ምስ ኣቢ አህመድ ኮይኑ ቀይሕ ባሕሪ ኢሉ እንተወሪሩ እንታይ ክበሃል ኢዩ።

    • @AbebaGebretsadik
      @AbebaGebretsadik 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፃድቃን ትግራዋይ እምበር ኢትዮጵያዊ ኣይኮነን ባሕሪ ኣይምልከቶን ።
      ባሕሪ ናይ ዓሳ እዩ ዶ በለት ጓል ራያ።

  • @samitewelde467
    @samitewelde467 วันที่ผ่านมา +4

    ሚዛናዊ ሰብ ጌረ ይወስደካ ኔረ እዋይ Teddy ገንዘብ ዘይገበሮ ዘይቡሉ ኣብ ደይትፈልጦ ጉዳይ ክንድዝ ጦብሎቅ ጦብሎቅ ዘየሕማምምካ ርሰኒ እንታይ ዝብል ዘሎ ናጤባ ዳኣዩ እዚ ኸ ናይ ትግራይ ጉዳይ ክንድዚ ረሰኒ እሞ ናይ ኣብይ ተላኣኣኺ ዘይኮኑ ዲኻ ደሊኻ እዘኣስ ሉእኽቶ ኣለካ እምመር ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ትፈልጥ ዲኻ ኮይንካ ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትንኣ ትናፍቅ

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 วันที่ผ่านมา +3

    አበሃህላኻ ብጣዕሚ'የ ተገሪመ ጀነራል ፃድቃን monarch government, ከተኣታቱ አብይ ፃዕሪ ዝገብር ሰብ ዕድል ሃቡዎ ማለት አብዘይ ቁስልኻ ግራጭ አእትወሉ ዝበሃል እዩ.ምስማዕ እንይኮነስ አብ ባይታ ዝገብሮ ዘሎ እዩ.ፃድቃን ማለት ሥልጣን ደላይ እዩ.❤❤❤❤❤

    • @yadomabreha5547
      @yadomabreha5547 วันที่ผ่านมา

      Nuskauk network sumaum

    • @tsehaiehaile6725
      @tsehaiehaile6725 วันที่ผ่านมา

      ተስፋይ እቲ ብኮንፊደንስ ብዘይፍልጠትን ትዛረቦ ጸለመ ንጻድቃን ነቲ ትግራዋይ ኣይትነግሮን ኢኻ።

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ ማለት ኢዩ ህዝቢ ትግራይ ንባዓል ጀነራል ጻድቃን ዕድል ክህቦም ኣለዎ ማለት ?
    እዚ ኡኮ ብዛዕባ ሞት ወይ ሕየት ህዝቢ ትግራይ ወሳኒ ቃልሲ ኢዩ ::
    ህዝቢ ትግራይ ይንበር ዶ ዋላስ ይጥፋእ ኢዩ እቲ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ::
    እዚ ሎተርያ ኣይኮነን ባዓል ጀነራል ጻድቃን ዕድል ይዋሃቦም እንዳበልካ እዚ ጉዳይ ብወጀሃላይ ክረአ ::

  • @sababerhane6937
    @sababerhane6937 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተዴ አብ ናይ ትግራይ ነገር ውሽጢ እይትእቶ እዚ ጉዳይ ንህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዩ ዝምልከት

  • @raiawet3677
    @raiawet3677 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመኒ ኣበየናይ ዩ ኩናት መሪሑ ኸ ተዓዊቱ ገለ ክንሰምዕ ኢና. ኣብታ ደርፊ ረዘነ ኣለም ኩራዕ ኤርትራዊ ትብል እኹል ምስሊ ጻድቃን ኣሎካ. ጻድቃ, ገብሩ ኣስራት እቲ ክፋእ መጋብሮም ብውርደት ይርእይዎ ኣለው

  • @abrehaabreha1222
    @abrehaabreha1222 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቴድሮስ ወይ ኣየዋህለልካን፣ ወይ ጸሊምን ጻዕዳን ጌርካ ኣይራኣኻዮን፣ ወይ ካብ ህዋሓት ብገበን ዝተሶገ ካብ ብስራት ኣማረ ጥራሕ ኢኻ ሓበሬታ ትረክብ?
    ጌታቸው፣ ውዲ ወረደን ጻድቃንን ብወሑዱ በዘን ዝስዕባ ምኽንያት ካብ ስልጣኖም ውሪዶም ብክሕደትን(Treason) ናይ ገበን መርቶዖታት ምጥፍእ( Tampering with crime evidence ) ክኽሰሱ ኣለዎም።
    1. ሓጺን መጺን ካብ ቦትኡ ኣልዒልካ ምስራቕ።( Tampering with crime evidence )
    2. 400 ገበነኛታት ውታሃደራት ናጻ ምስዳድ።
    (TWCE)
    3.ናይ ጅኖሳይድ መጽናዕቲ ንክቕጽል ደብዳቤ ዘይምጽሓፍ። Treason.

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተድሮስ ዓሌት ኣንጭዋ ናብ መራሕቲ ኤርትራ ጸለመ ገዲፍካዮ ዲኻ ኣሰር ሰበይትኻ ክትስዕብ ቀሪብካ ኢኻ ብካንሰር ሞይታ ሰበይትኻ ልኹፍ:: ጽድቃን ምስ ብዓል ስዩም መስፉን ድፍእ ክብል ነሩዎ ሞሊቑ

  • @astersweet2643
    @astersweet2643 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጉዳይ ጀነራል ፃድቃን ንተጋሩ ግደፍዎ ጉዳይኩም ግበሩ

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hgdf are supporting dr elementary school politics debrexon

  • @yirgaalemsdstu9471
    @yirgaalemsdstu9471 วันที่ผ่านมา +2

    ቴዲ ጻድቃን ውን ብኸመይ ኢኹም ኣሚንኩሞ።

    • @habtomyemane9079
      @habtomyemane9079 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እንታይ ከ ኣለው ዘየእምን ???

  • @amanueltesfai1281
    @amanueltesfai1281 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkk Game over junita abotateka

  • @EsayasTesfaye-h2i
    @EsayasTesfaye-h2i 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    1)ቴዲ ጻድቃን በግልጽ የሚናገር አይደለም ነገር ግን በተግባር ህወህትን እያፈረሰ ነዉ??ወይስ እየገነባ ነዉ???
    2)ወዳጅም ይሁን ጠላት ለአንድ ነገር በስጠዉ ስም(definition) ሳይሆን በራሱ እየሰራ እየተገበረ ያለዉን ተግባር ነዉ መፈተን ያለበት???
    3)ጻድቃን ይሁን ጌታቸዉ ለትግራይ አዲስ አመራሮች ናቸዉ???ለደብረጽዬን እና ለሞንጆሪኖ የቆዬ ብለህ ጻድቃን አዲስ ወጣት ሙሁር ማድረግ is it faire??

  • @Mohammadseraj-ij1bg
    @Mohammadseraj-ij1bg 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ata rokrak

  • @gebruhagos7782
    @gebruhagos7782 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንታይ አእተወካ አብ ትግራይ ዓድኻ አለካ ለውጢ የሃሉ አየሃሉ እንታይ አገደሰካ ናይ ባዕልካ ሃገር መንግስቲ ስርዓት አይትቃለስን አይትልውጥን ብሓሳብካ ክትድግፎ ክትቃዎሞ ናይ ባዕልኻ አለካ ሕወሓት ይኩን ካልእ ድርጅት ብዛዕባ ትግራይ አለና ተጋሩ ኤርትራዊያን አየእትወኩምን ናይ ባዕሉኹም ግበሩ።

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደይትፈልጦም መራሕቲ ኤርትራ ክትዉንጅሎም ጦቕ ኢልካ ሞስጣ ህዝቢ ኤርትራ ኣምላኽ ጥዑም ሰበይትኻ ብካንሰር ድፍእ ኣቢሉዋ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጃሕራ ብሕማም ዝገርም እዩ ብሐቂ ሰብ እዩ ሰይጣን ዝባሐል ብ ሞት ትዛረብ እንታይ ሒዝካ ላ ንገዛርእስኻ.

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@toyotaw2500
      እዚ ኣንጭዋ እዚ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዉያን ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ዉልቂ ሰብ ዝተዛረቦ ንሕና ኢና ንፈልጦ ንዓና ዩ የሕሚሙና ንዓኻትኩም ኣይተሰምዓኩምን
      ሰበይቱ ብካንሰር ጋሕ ኢላ ብሰንኪ ሕክምና ኣብ ኤርትራ ሰብ ይመዉት ኣሎ ይብል ኔሩ ሰበይቱ ድኣ ዘየድሕና ኣምላኽ ፈዳይ ኢኻ ግን ደንጋያይ ኢኻ ክብሃል ኣብዚ ግሔ ተድሮስ ርእየዮ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@AkliluKaleabካልእ ዝፈልጦ አነ የብለይን ግና ንአብነት አነ ካብ ፈለማ ቅንእና አብ ጀነራል ጻድቃን እያ ባሐላይ ብዙሐት ኤእርኹተይ ጎጎይ አራኣእያ አለውም 1ይ አሰብ ክወርር እዩ እዚ ግና ጌጋ አራኣእያ ጎጅለ አድዋ ንነዊሕ ዘመድ አዝማድ ብ ኔትወርክ ተአሳሲሮም ትግራይ ዲቅ ዝበለ ሕልቀት ተራእዩ አይፈልጥን

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@toyotaw2500
      ናይ ጻድቃን ድኣ ተጋሩ ይሕመምሉ ዋላ ድፍእ ደየብልዎ:: ኣይጉዳይናን ንዓና ኤርትራዉያን ብፕሮፖጋንዳ ዩ ንህዝቢ ትግራይ ጅሆ ሒዙ ክኸራኸረና ዝኽእል ኣበይ ከይበጽሕ:: ብዓል እዚ ምዉት ተድሮስ ግን ምስኣቶም ኮይኖም ህዝቢ ኤርትራ ክቐትሉ ለይትን ቀትርን ሕማቕ ናይ ኤርትራ ይኣልሙ ዕምሮም ትሕጸር

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@AkliluKaleab የዋሕ አይትኹን አብ ግንባራት ናቅፍ ምስ ወያነ ዘለና ዝምድና አብ መትከል ረጊጽና ክንድምስሶም ብደምና ብተግባር ይስረሖ ኔሩ እዛ ሕጂ ትሪኣ ጎጅለ አድዋ አራት ኪሎ ምስተረከበት ኢትዮጵያ ብሄራት አብ ጁባይ ኢላ ምስተአማመነት አብ ኤርትራውያን ብዙሕ በደል ጌራ ግና ኢትዮጵያ (አሜሐራ) ድማ ክልቴኻ ትግርኛ ድሕሪ ሕድሕድ ኩናት ተጌርካ ቢሪሞ ትግራይ ተበሊኦም ሴኮንዶ ኤርትራ ክበልእዋ።እምባአርከስ ልክእ ከምቲ አብ ርእሲ ትግራይ ዝግበር እንወት ኤርትራዊ ጥራሕ እዩ ሐጊዙ እምበርከ ብዘይ ክሊቴና ዝምድና መትከል ዝኾነ ጸላኢ ክትብዶሖ አይትኽእል ብ ዝራኣኽው ተመክሮ ትግራይ ናብ ረብሐኻ ጥራሕ እዩ ዘዋጻጽእ ሕጂ ጎጅለ አድዋ መረብ ሰጊራ ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረኒ ዘይሕሰብ እዩ.

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 วันที่ผ่านมา +3

    አየእትወካን ባእልና አለናሉ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ትም በል ቆልማጽ ለሚድኩም ኢኹም ለኽበጣ.

  • @ghezaiabraha8897
    @ghezaiabraha8897 วันที่ผ่านมา

    መንእሰይ ትግራይ ክለዐል አሎዎ ናቱ ይግበር

  • @GeorgeGezahegn
    @GeorgeGezahegn 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tsadkan is there to divide Tigray