ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Konjo New ❤❤❤
Hasawi
ጌታቸው ባዕሉ ክሳብ ዝዛረብ ምንም ክብል አይደልን. ምክንያቱ አካውንት ጌታቸው አብ ኢድ እቲ ገበነኛ ጉጅለ ህወሓት አትዩ ክከውን ስለዝክእል☝️☝️☝️
ዓገመ ዓጋመ ዐጋመ ካብዘልኩሞ ይኽፋእኩም ናብ ህንጸት ሃገር አለና
ሓቂ እንተኮይኑ ጌታቸዉ ጫፋ ናይ በሊሕነት መርኣያ እዩ።ግን ኣብዩ ዉጪጉዳይ ሚኒሰተር ናይ ኢ/ያ ከይኮነን ኣይቀርን
ናይ ውልቀ ባእሲ ኮ የብሎምን ናይ ኣሰላልፋ ኣፈላላይ ኢዩ ድህሪ ከ እርቂ ዶ ኣሎኢዩ ጉባኢ ሽምግልና ድዩ ክካየድ ተጋሩ ፖለቲካዶ ይተሓዋወሰናዶ ኣሎ ኢዩ ኢዩ ዘይናትና
ጌታቸዉ ክቕፅል አይነድል ህወሃትዉን ጨርሹ ክቀርብ የብሉን አይድልየናን ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቀሞ ነገር የለን ንአምሓራ ኦሮሞ ሶማልያ ደቡብ ህዝቦች ጥራይ ክሳብ ዝመዉት እዮ ሰሪሕሎም ክሒዶምዎ እምበር።
እንታይ ዓይነት ውነ ዘይብሉ ዓጀውጀው እዩ!ዶር ደብረፅዯን ምስ ጌታቸው ውልቃዊ ፅልኢ የብሉን ናይ ክልቲኦም ምርኻብ ድማ ውልቃዊ ርክብ እምበር ፀገም ኣይፈትሕን:ብተወሳኺ- ህወሓት ዝሸሞ ግምት ብምንታይ መስርሕ ስልጣኑ ንጀነራላት ትግራይ የርክብ? ድምር ውፅኢት ዕንክሊል ዘረባ ኣይረብሕን
👎👎👎👎👎👎👎👎
Konjo New ❤❤❤
Hasawi
ጌታቸው ባዕሉ ክሳብ ዝዛረብ ምንም ክብል አይደልን. ምክንያቱ አካውንት ጌታቸው አብ ኢድ እቲ ገበነኛ ጉጅለ ህወሓት አትዩ ክከውን ስለዝክእል☝️☝️☝️
ዓገመ ዓጋመ ዐጋመ ካብዘልኩሞ ይኽፋእኩም ናብ ህንጸት ሃገር አለና
ሓቂ እንተኮይኑ ጌታቸዉ ጫፋ ናይ በሊሕነት መርኣያ እዩ።
ግን ኣብዩ ዉጪጉዳይ ሚኒሰተር ናይ ኢ/ያ ከይኮነን ኣይቀርን
ናይ ውልቀ ባእሲ ኮ የብሎምን ናይ ኣሰላልፋ ኣፈላላይ ኢዩ ድህሪ ከ እርቂ ዶ ኣሎኢዩ ጉባኢ ሽምግልና ድዩ ክካየድ ተጋሩ ፖለቲካዶ ይተሓዋወሰናዶ ኣሎ ኢዩ ኢዩ ዘይናትና
ጌታቸዉ ክቕፅል አይነድል ህወሃትዉን ጨርሹ ክቀርብ የብሉን አይድልየናን ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቀሞ ነገር የለን ንአምሓራ ኦሮሞ ሶማልያ ደቡብ ህዝቦች ጥራይ ክሳብ ዝመዉት እዮ ሰሪሕሎም ክሒዶምዎ እምበር።
እንታይ ዓይነት ውነ ዘይብሉ ዓጀውጀው እዩ!
ዶር ደብረፅዯን ምስ ጌታቸው ውልቃዊ ፅልኢ የብሉን ናይ ክልቲኦም ምርኻብ ድማ ውልቃዊ ርክብ እምበር ፀገም ኣይፈትሕን:
ብተወሳኺ- ህወሓት ዝሸሞ ግምት ብምንታይ መስርሕ ስልጣኑ ንጀነራላት ትግራይ የርክብ? ድምር ውፅኢት ዕንክሊል ዘረባ ኣይረብሕን
👎👎👎👎👎👎👎👎