ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ሃገር
ሽርሒ ከትህልዋ እዛ መገሻ ይሰግእ እየ!
ብሓቂ ድዩም ትዓሪቀም ናብ ሰብ ተመሊሶም ኣብይ እሞ ስደተኛታት ክሓልፈልና እዩ።
Hi
Hager I really appreciate you for what you are trying to do ❤❤❤
Pace is everything. Everything comes with Pace
ኣነ ንጌታቾው ብጣዕሚ ዘመስግኖ እቲ ኹነታት ተረድእዎ ምልቃቂ ፅቡቅ እዩ ግና ህዝብና ኣብ ፀገም እዩ ዘሎ ወጮ እንተገምጥልካዮ ወጮ እዩ ።
ናተይ ሪኢቶ፡ናይዞም መራሕትና ምትዕራቕ ወሳኒ እዩ።ብዙሓት ጸላእቲ ኣፎም ከፊቶም ስለዝጽበዩና ዘለዉ ንኽበልዑና፡እንተሓቢሮም ህዝብና ኣይፈላለን፡ነቲ ዝመጽእ ዕማማት እውን ክሳልጥዎ ይኽእሉ።
ብሉጽ ጋዜጠኛ
እርቂ ዝመስልዎ ነገር የለን እዚ ንቃሕተ ህልና እዩናይ ብስለት መረኣያ እዩግን ደማ ብቤተፅሕፈት ህወሓት ዝወሃብ ዘሎ ፍፁም ናብ ዝኸፈአ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ንባዕሎ ፀረ ዳሞክራሲ አባ ገነን እናሃለው ንኻልእ አባ ገነን ይብሉብሕግን ስርዓትን ዘይኸዱ ኸይዲ በጠስ እዩ ዝስራሕ ዘሎ
ክልቲኦም ዘድልዩ ሰባት እዮም ጌታቸውን ደብረጽዮን ብድሮን ዝድለዩ ዝነበሩ ሰባት እዮም ህጂ ሰላም ምፍጣሮም በጣእሚ ዘሀኸጉስ ዜና እዩ
እታ ቅድም ኢልካ ዝተዛረብካያ ትኽክል እያ "ንባዕልቶም ክብሉ ክዕረቑ እዮም "ንዓኻትኩም ከ መን እዩ ክዓርቀኩም"?
ንዓካትኩም ማለት?
Well u dont have a choice as far as you cant mobilize public to force what is right. It is false Getachew had a bad separatist plan what ever the origin.
ሰላም ሃገር
ሽርሒ ከትህልዋ እዛ መገሻ ይሰግእ እየ!
ብሓቂ ድዩም ትዓሪቀም ናብ ሰብ ተመሊሶም ኣብይ እሞ ስደተኛታት ክሓልፈልና እዩ።
Hi
Hager I really appreciate you for what you are trying to do ❤❤❤
Pace is everything. Everything comes with Pace
ኣነ ንጌታቾው ብጣዕሚ ዘመስግኖ እቲ ኹነታት ተረድእዎ ምልቃቂ ፅቡቅ እዩ ግና ህዝብና ኣብ ፀገም እዩ ዘሎ ወጮ እንተገምጥልካዮ ወጮ እዩ ።
ናተይ ሪኢቶ፡ናይዞም መራሕትና ምትዕራቕ ወሳኒ እዩ።ብዙሓት ጸላእቲ ኣፎም ከፊቶም ስለዝጽበዩና ዘለዉ ንኽበልዑና፡እንተሓቢሮም ህዝብና ኣይፈላለን፡ነቲ ዝመጽእ ዕማማት እውን ክሳልጥዎ ይኽእሉ።
ብሉጽ ጋዜጠኛ
እርቂ ዝመስልዎ ነገር የለን እዚ ንቃሕተ ህልና እዩ
ናይ ብስለት መረኣያ እዩ
ግን ደማ ብቤተፅሕፈት ህወሓት ዝወሃብ ዘሎ ፍፁም ናብ ዝኸፈአ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ንባዕሎ ፀረ ዳሞክራሲ አባ ገነን እናሃለው ንኻልእ አባ ገነን ይብሉ
ብሕግን ስርዓትን ዘይኸዱ ኸይዲ በጠስ እዩ ዝስራሕ ዘሎ