ፊልሚ ውን ዝተሰርሓሉ ዓለም ዘገረመ ፍቅሪ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • ◄ ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ : bit.ly/2JBstKw
    ◄ኣብታ 2ቲቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ፡bit.ly/2JLuqCX
    ኣብዚ ውን ተኸታተሉና 👇 :
    ● instagram : / dasna_tv
    ● facebook : / dasnatv
    ● twitter : / dasna_tv
    ርእይቶኹም ኣብ ምዕባለና ኣገዳሲ ብሙኻኑ ርእይቶኹም
    ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጦቡ♥♥♥♥♥♥♥
    መሰል ናይዛ ቪድዮ ን Dasnatv sport ዝተሓዝአ እዩ
    #dasna_tv​ #Eritrean_sport​ #news_sport

ความคิดเห็น • 28

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 ปีที่แล้ว +2

    Welcome Dasna extra God bless you thank you

  • @brhangalhumera2639
    @brhangalhumera2639 2 ปีที่แล้ว

    ዝገርም ዛንታ 💝💝

  • @mera243
    @mera243 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ፍቕራዊ ዛንታ።

  • @fusumgermay1394
    @fusumgermay1394 2 ปีที่แล้ว +5

    ነዚ ካብ ዓለም ተነጺሉ ብጀካ ወያነ እዩ ጸላኢኻ ካልእ ዘይፈልጥ መንእሰይ ከምዚ ገርካ ናይ ካልእ ዓለም ታሪኽ ኣምጺእካ ምስ ካልእ ዓለም ምልላይካ Bravo anke bravissimo ኮንካ ኣለኻ። መስኪናይ መንእሰይ ብጽልኢ ወያነ ሓንጎሉ ተደፊኑ ዝነበረ ከምዚ ገርካ ፍልይ ዝበለ ታሪኽ ከተምጽኣሉ ከለኻ ብጀካ ጽልኢ ወያነ ካልእ ዓለም ከም ዘሎ መገዲ ትኸፍተሉ ኣለኻ።

    • @selahta5252
      @selahta5252 2 ปีที่แล้ว

      ንስካ ሓደ ካብ'ኦም እካ ዱንዙዝ ደንኮሮ

  • @kasay67
    @kasay67 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዘገርም።

  • @simonrussom8664
    @simonrussom8664 2 ปีที่แล้ว

    welcome brother 🙏

  • @temesgenasrat3266
    @temesgenasrat3266 2 ปีที่แล้ว

    Welcome back bro

  • @user-ow5pj4bc8i
    @user-ow5pj4bc8i ปีที่แล้ว

    መሳጢ ዛንታ ናይ ብሓቂ

  • @wediereyfetawiadu2413
    @wediereyfetawiadu2413 2 ปีที่แล้ว

    Des zbul eyu

  • @edentsegai5801
    @edentsegai5801 2 ปีที่แล้ว +1

    ለክባጣት ጸዓዱ ንኣፍሪቃ ክምዝምዝዋ ድሕር ዘይብሉ ጓሎም ግን ክህቡ ዘይፈትዉ

    • @user-sm8ox8nh5y
      @user-sm8ox8nh5y ปีที่แล้ว +1

      ንሕና እንዳኣልና ደናቁር ኩቡር መንነት ሃይማኖትን ባህልን እንከለና ኣይኮነን ደቆም እቲ ግሱሩጥ ባህሎም ክንወስድ ሕኽት ንብልሰብ ኩቡር ኢዩ ግንካብ ሰብ ወጻኢ ኢዮም ዝሓስቡና

  • @amirsalih4566
    @amirsalih4566 2 ปีที่แล้ว

    Abay kenrakba nekel eza film

  • @habenyohannes3682
    @habenyohannes3682 2 ปีที่แล้ว +1

    Za Chanel kfetwa meat ye niere gn nay tgray tedenagaxi mkuanu ms teredaku key feteku sabskraibey sihibe

    • @user-fb3hu1zm1v
      @user-fb3hu1zm1v 2 ปีที่แล้ว +1

      ታይ ክትገብር ድኣ ሕጂ ኣቲኻ ኮመንት ጌርካ

    • @samiberekhet150
      @samiberekhet150 2 ปีที่แล้ว

      What😏😏😏

    • @merhawimeles4698
      @merhawimeles4698 2 ปีที่แล้ว

      ንሲካ ኬድካ ሞ ታይ ከይጎድሎ ዩ

  • @samrayARFC4
    @samrayARFC4 2 ปีที่แล้ว +2

    እንታይ ዘኹርዕ ተግባር ኮይኑ እሞ እዚ ?
    መብዛሕቲኦም ሃብታማት ጸለምቲ ጸዓዱ ይምርዓዉ እዚ ድማ ኩነ ኢልካ ዝስረሓሉ ዘሎን ዝነበረን በሰላ ናይ መግዛእቲ ኢዩ ። እንግሊዛዊት ክምርዕ እሞ ከኣ ኣብቲ ግዜስ ማዕረክንደይ ደፋር ምኻኑ ጥራይ ተረዲኤ ፡ ኣብ ናይ እንግሊዝ ንጉሳዊ ቤተሰብ ዘሎ ናይ ዓሊትነት ኣተሓሳስባ ክሳብ ሎሚ ንፈልጦ ኢና ፡ ስለዚ እዚ ዝገበሮ ተግባር ንዓና ዘሕፍር ተግባር ኢዩ ዝለዝኾነ ከኣ ፊልም ሰሪሖምሉ ።

    • @rutabiniam3054
      @rutabiniam3054 2 ปีที่แล้ว

      Ata entay eka tebel zelkia kedem history xibuk gerka feloto. You don't know about past history in the world. This is not a shame history 😑.

    • @samrayARFC4
      @samrayARFC4 2 ปีที่แล้ว

      @@rutabiniam3054 እቲ ዘይፈልጦ ታሪኽ ከምዚ ንኽብል ዝገደደኒ እስኪ ንገርኒ ትፈልጢ እንተ ኮንኪ ኣነ ከኣ ክሰብዓኪ ?

    • @fusumgermay1394
      @fusumgermay1394 2 ปีที่แล้ว +1

      ዳስና ቑኑዕ እዩ ኣይኮነን ኣይበለን ከም ጋዘጠኛ ነቲ ዝተኸቦ ሓበርታ ጥራሕ እዩ ናብ ኣንበብቲ ዘቕርብ ዘሎ።
      ስርሓ ጋዘጠኛ ክኣ እሱ እዩ ሓበረታ ምቕራብ።

    • @samrayARFC4
      @samrayARFC4 2 ปีที่แล้ว

      @@fusumgermay1394 እንታይ ትብል ወደይ ንሕና እኮ ኤርትራውያ ኢና ስለ ዝኮና ከኣ ኣብ ናይ ኤርትራዊ ቻነል ኣለና ንዓናን ንህዝቢ ኣፍሪቃን ዘነኣእስ ታሪኽ ኣምጺኡ ጌጋ ስለ ዝበልኩስ ጋዜጠኛ ኢዩ ትብለኒ ፡ ጋዜጠኛ ስለ ዝኮነ ኢዩ ኣዛሪቡኒ እምበር ከምዞ ናይ ቲክቶክ እንተ ዝኸውን ሲ ሰኣን ኣፍልጦ ኢለ ከማን ሱቅ ምበልኩ ፡ እዚ ግን ዘጥፋኣካ ዛንታ ንዝመጸ ወሎዶ ከይ ሓሰብካ ዝዝንቶም ጽቡቅ ስለ ዘይኮነ ንዛረብ ኣለና ኣስተውዕል ንስኻ ።

    • @fusumgermay1394
      @fusumgermay1394 2 ปีที่แล้ว

      @@samrayARFC4
      ኩቡር መላሳይ እንድሕር ድሕሪ 91 ኮንካ ተወሊድካ እቶም ድሕሪኡ ዝተወለድኩም እቲ ስርዓት ብጽልኢ ጥራሕ እዩ ከም ትዓብዩ ገይርኩም። ኣብ ሃገርና ናይ ቖርበት ጽልኢ ከማን የብልናን ግን ንኸማኹም ሕብሪ ዘለዎ ከም ትጸልኡ ኣግቢሩኪም።
      ዳስና ሓውና ክምህረን ዝደሊ ዘሎ ካብ ጽልኢ ፍቕሪ ከም ዝሓይሽ። እዞም ሰባት ስለ ዝተፋቐሩ ነታ ሃገር ኣበይ ኣብ ጺሖማ ንሳቶም ሓሊፎም ውላዶም ተቐቢሉ ጽቡቕ መሪሑዋ ሕጂ እታ ሃገር ካብተን ዝጸገባ ኣብ ኣፍሪቓ ሃገር ኮይና ኣላ እዚ ክገብሮ ዝኽኣለ እቲ ናይ ጽልኢ ሓጹር ስለ ዝተበንጠሰ ብፍቕሪ ስለ ዝተተከአ እዩ።
      ብናይ ዓድና ኩነታት ክትርእዮ ኮለኻ ስርዓት ኢሰያስ ን24 ዓመት ምስ ህዝቢ ትግራይ ዘምጽኣሉ ጽልኢ ንህዝቢ ኤሪትራ ኣብ ምንታይ ከም ዘእተዎ ትርኢ ኣለኻ መናእሰያት ኤሪትራ ውግእ ጥመት ስደት ኣብ ዝኸድዎ ክጋፍዑ ትርእዮም ኣለኻ። እዚ ኹሉ ብሰንኪ ምስ ጎረበትካ ተሳኒኻ ዘይምንባር።