ኤርትራ ክሊ ኣየራ ንኢትዮጵያ ክትዓጽዋ ድያ? ደብረጽዮን ሓደስቲ ሰበ ስልጣናት ይመዝዝ ኣሎድዩ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ኤርትራ ክሊ ኣየራ ንኢትዮጵያ ክትዓጽዋ ድያ? ደብረጽዮን ሓደስቲ ሰበ ስልጣናት ይመዝዝ ኣሎድዩ?

ความคิดเห็น • 16

  • @WediKeren-h2u
    @WediKeren-h2u 12 วันที่ผ่านมา +1

    ጸልመተ ዕሱብ ዓቕሚ እንተዝህልዎም ደኣ ንፋኖ ዘይትስዕር ጛሓፍ ኢኻ ብሓቂ።

  • @kidudest7893
    @kidudest7893 11 วันที่ผ่านมา

    No war between Ethiopia and Eritrea. The people need peace and social and economic development.

  • @JoyceVera-k9v
    @JoyceVera-k9v 6 วันที่ผ่านมา

    Strosin Lodge

  • @kidudest7893
    @kidudest7893 11 วันที่ผ่านมา

    At a niselam sibekk!! Eta Hager nibaella shiger allewa. Binay hassot meredaeta aytekrib!!!

  • @kidudest7893
    @kidudest7893 11 วันที่ผ่านมา

    Nay kerny afrika merahitat denakuri eyatom bihizbom zitsawetu!!!!

  • @TEAMUBURU
    @TEAMUBURU 11 วันที่ผ่านมา

    መን ኢሉካ. . . ሕልክሉስ

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan 11 วันที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይካ ግበር ባድመ ባድመ እናበሉ ውዕል ኣልጀርስ ኣይንቅበልን ዝበለ መን ዲዩ ሊህቃን ተጋሩ ዶ ኣይኮኑን

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yz 12 วันที่ผ่านมา

    ንርእሶም ክብሉ ንህዝቢ ኤርትራ ሐራ ከዉጽዎ እዬም ከምቲ ዝተባህለ “ንመን አለዎ እዝጊ አለዎ” ምስላ አቦዋት።

  • @StKju-nq8fc
    @StKju-nq8fc 12 วันที่ผ่านมา

    ብርሃነ እዚ ሓፃብ ፅቡቅ ዩ ኤርትራ መንኢሰይ ክሓስብ ይክል ይከዉን አይ ኣብ ጦርነት እየ ዝነብር እንተኢሎም ግን ሓደ ማዓልቲ መሕደሚ ክእልሹ እዮም ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣ ጥሕ ይሃሉ

  • @AmedAsre
    @AmedAsre 12 วันที่ผ่านมา

    ኣማኒኤል እያሱ እዩ ሽሙ

  • @user-ho3pm8xy3s
    @user-ho3pm8xy3s 12 วันที่ผ่านมา

    ካዳዕ

  • @aaronbravo594
    @aaronbravo594 12 วันที่ผ่านมา

    ባሻይ ሕጂ ውን ከምቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝሃብካዮ ጌጋ ገምጋም ፡ ትትንትን ኣለኻ። በል ሓዝ ክነግራካ፡ የሕፍስ ኣቢለ ክሳብ ዝስቆረካ ምእንቲ ተደጋጋሚ ጌጋ ትንታነ ከይትህብ። ኢትዮጵያ ናብ ዝርግ ብትን ፡ ግምዕ ግምዕምዕ ትብለሉ ሰዓት በጺሑ ፡ ን ኣስታት 14-ዓመት ውዱቕ መንግስቲ ኮይና ክትነብር እያ፡ ድሕሪ'ዚ ናይ ቁጠባን ምሕደራን ዕንወት ናብ ክምበሓድሽ ሃገር ምዃን ክትጽዕር ክትነብር እያ። እንተኾነ ግን መንግስቲ ኤርትራ ድሕሪ እዚ ኩሉ ፍጻመ ድማ ምሕደርኡ ን ህዝቢ ከይፈተወ ከተክብ እዩ ፡ እዚ ወደሓንካ።

  • @wedieri6762
    @wedieri6762 11 วันที่ผ่านมา

    ብርሃነ ኤርትራዊ ዲኻ? ክንዲ ገለ ሽግር ኣብ ኤርትራ ከሎ ሰብ ጸኒቱ ሃገር ተረሚሳ ከላ ኣኺልካ ልዕሊ ተጋሩ ትሓምም ብ ዛዕባ ትግራይ ኩሉ መደብካ። ቁሩብ ሕሰብ ኤርትራ ኣብ ጻዕረ ሞት እያ ዘላ ኣክንዲ ን ህግደፍ ቀታሊ ምምካት ን መንእሰያት ምንቃሕ ትገርም ኢኻ።

  • @makelemabrhatu
    @makelemabrhatu 12 วันที่ผ่านมา

    ህጂ ድማ ምስ ኣቢ ዶ? ጀሚርካ ዕሱብ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 12 วันที่ผ่านมา

      Mitexexaf agedasi eu😂😂

    • @Bereket-k7c
      @Bereket-k7c 12 วันที่ผ่านมา

      Klae Nefat Tembar Metkel Albo. Aregit 🐷🐷🐷🐷🐷