"ካብ ማሙቕ ገዘኦም ኣውጺእና ክንኣትዎ ኢና ~ ዳንኤል ነጋሽ መተሓባበሪ ሰልፊ ይኣክል !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 53

  • @danielhailemariam5971
    @danielhailemariam5971 6 วันที่ผ่านมา

    Daniel...you really came to your sense now❤
    I am satisfied with your explanation.

  • @BereketKidey-sj1km
    @BereketKidey-sj1km 8 วันที่ผ่านมา +5

    አጆኩም ቀፅሉ ጀጋኑ

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd 7 วันที่ผ่านมา

    Thank you Both ❤

  • @kiflefisaha
    @kiflefisaha 8 วันที่ผ่านมา +6

    ዳኒኤል ነገሽ ቡዝሕ ዝተዓጨከ ሓሳባት ኣምፂካ ኣይተዳናግርና 1,2,3,,, ኢሊካ ኣብርህ ኣቢልካ ናዓ። ትማሊ ትማሊ ምስኦም ክፍክሩ ከለዉ ኣፍ ዝኾንከዮም ሎሚ መሬት ዘቢጦም ሒዞምና ምስወደቁ ገሊኦም ንከብዶም ምስሓደሩ ህዝብና ኣብ ማይዳ ምሰተደብረየ ካብኡ ሞ ሓሲብና ንኪድ ዶ ዋይስ እናከድና ንሕሰብ ሐዚ ኣብ ደውታ ከምዘለና ተረደኢና ኣካይዳና ክነስተካል ኣለና።

  • @MulerGer
    @MulerGer 8 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ጋዜጣኛ
    ዳኒ እውንፅብቕ መብርሂ....

  • @Wfcgcbj
    @Wfcgcbj 8 วันที่ผ่านมา +3

    አሕሕሕ ባዳታት ዝኮርዑላ ዓዲ ኮይና ትግሪይ

  • @WediAshebr
    @WediAshebr 8 วันที่ผ่านมา +2

    Dani👊💪

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 6 วันที่ผ่านมา

    ኣጆዃትኩም " ስልጣን ናይ ህዝቢ ፡ ከምቲ ቀደም ፡ ንውልቀ ሰባይን ፡ ናይ ውድባት መሃብተምን ፡ መላገጺን ፡ ዘይኮነስ ፡ ህዝቢ ማእከል ዝገበርን ፡ ብመንእሰያት ዝምእኸልን ክኸውን ፡ ግዜኡ ዝፍቕዶ ፡ ለውጢ ምዃኑ ፡ ክቕልበስ የብሉን 🙏🙏🙏

  • @LemlemWeldearegay
    @LemlemWeldearegay 7 วันที่ผ่านมา

    አጆካ። አብ ጎንካ ኢና።

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 8 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ጻድቃን መጣቃዓይ ዶ አይኮንካን ዳኒኤል

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 7 วันที่ผ่านมา

    Nice good job 👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @haftomdesta8959
    @haftomdesta8959 5 วันที่ผ่านมา +1

    enough is enough and it's time for a change

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 8 วันที่ผ่านมา +2

    ሰብ ድሰነ ሰብ ካባኹም ንላዕሊ እዩ ሰሪሑላ እሱኩም ምስ ጌታቸው እንዳተጋገየ ከትጣቅዑ ንህዝቢ አቀጥቂጥኩሞ ነዚ ተቃውሞ ሰልፊ ሰብ ድሰአነ ሰብ እዩ አለዓዒልዎ

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx 8 วันที่ผ่านมา +1

    ጎበዝ ጋዜጠኛ❤

  • @HloKhosa
    @HloKhosa 8 วันที่ผ่านมา +1

    ጀጋኑ

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 8 วันที่ผ่านมา +1

    ጎበዝ ጋዜጠኛ ንሎሚ አድኒቀካ እየ::

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 7 วันที่ผ่านมา

    ትክክል እዩ ዳንኤል ነጋሺ ትግራዊይ እዩ ተመዛባሊቲ ትግራይ ሲቃዩ እዩ ይአኪል ይመለሱ ናብ መረበቶም መሬት ትግራይ ናብ ንቡሩ ይመለሲ ጌታቸዉን ፃዲቃንን ወዲ አሸብርን መሬት ትግራይ ንአምሓራ አሂሊፈም ምአብ ብከመይ መሬት ትግራይ ይመለሲ ይአኪል ትክክል እዩ ዳንኤል ነጋሺ ትግራዊይ እዩ✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝✝👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @semereteklezgi9692
    @semereteklezgi9692 7 วันที่ผ่านมา

    Daniel aqemi alwo zmesel Daniel hlfent habwo❤❤❤❤

  • @Targetmidea
    @Targetmidea 9 วันที่ผ่านมา +1

    good job

  • @zameerhagos7972
    @zameerhagos7972 8 วันที่ผ่านมา +5

    እዚ ሰብአይ እኮ ደጋፊ እቶም ካሕዳማት እዩ

    • @gebreslassiekasa461
      @gebreslassiekasa461 8 วันที่ผ่านมา

      ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ፌደራል ንሕወሐትን ዶ አይኮነን

  • @ExcitedBeachHammock-ct6bm
    @ExcitedBeachHammock-ct6bm 8 วันที่ผ่านมา

    ይኣክል ኣብ ሽረ ይቀፅል

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx 8 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @SmithAli-i1r
    @SmithAli-i1r 8 วันที่ผ่านมา +1

    👍

  • @RfdffHhfdd-iz5hi
    @RfdffHhfdd-iz5hi 7 วันที่ผ่านมา


    ❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊👍👍👍👍

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 8 วันที่ผ่านมา +2

    ዝኮነ ስራህ እንትስራህ ፍፁም ካብ ጌጋ ነፃ ዝኮነ ነገር ክህሉ አይክእልን ጀማሪ እዩ ብከይዲ ፀገማቱ እናፈትሀ እናጠንከረ ክከይድ ተስፋ እገብር አብ ሀፂር ግዘ ከምዚ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ዳርጋ ድህሪ ፕሪቶሪያ ዝዝተፈጠረ ዋኢ ህዝቢ እዩ ስለዝሰራህኩም ጉድለት ክህሉ ይክእል እዩ ክእረም ዘለዎ ግን ዘየጭንቅ እዩ እላማኩም ሪኢኩም ውዳበኩም አጠናኪርኩም ቀፅሉ ይአክል ይአክል ይአክል!

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 7 วันที่ผ่านมา

    ትክክል እካ መራሂቲ ትግራይ እንዲሂር ተመዛበሊቲ ዘይምሉሱ ምሲ አቢዪ እዩም ዘሳቂዩዎ ዘለዉ ትክክል ካብ ገዚኦም ተአልዮም ተመዛበሊት ኪአቱዉ አለወም ትክክል እዩ👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @Tigrinya-Tium
    @Tigrinya-Tium 9 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ዕዮ ኦርያ ሚድያ

  • @Merebet-l3t
    @Merebet-l3t 8 วันที่ผ่านมา +5

    ዳኒኤል ነጋሽ ድምፂ ውፁዓት ዝተበገሰሉ ሽቶ ከይወቅዕ ኣንፈቱ ከዛብዕ፡ ቆርበት በጊዕ ለቢሱ ንብዓት ሓርገፅ ዝነብዕ ቶኽላ እዩ። እቲ ሰልፊ ብርቂቕ ስልቲ ጠውዪ ብምትግራይ መራሕታ ኣስኢኑ ዓወት ብልፅግና ከረጋግፅ ዘሳሲ ዘሎ መደናገሪ እዩ።

  • @gebregirmay3351
    @gebregirmay3351 8 วันที่ผ่านมา +4

    እቲ ማሕበር ነዚ ወዱ ከወግዶ ይግባእ ። ይኣካል ዝ።ገፍናዮ ኣብ ከይዲ ክፀሪ እዩ ኩሉ ተሓቢሩ ፀገም ዘለዎም ሰባት እናፈለካ ምካድ ይከኣል እዩ ብዝብል እዩ እምበር ። ምዕራብ ትግራይ ክምለስ የብሉን ተመዛበልቲ ብዘይሕ ዉሑስ ፀፅታ በይኖም ይመለሱ ኢሉ ምስ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ዝሓበረ ዳኒኤል እዩ። ተመዛበልቲ ከይምለሱ ዝብል ትግረዋይ የለን ኣፈላላይ ዘሎ ምስ ፀፅተኦም ይመለሱ ዝብልን ብዘይፀፅታ ይመለሱ ሰራዊት ብልፅግና ክሕልዎም እዩ ዝብልን እዩ። ብዘይፀፅታ ይመለሱ ዝብሉ ኣብነታት ዳኒኤል፤መራሕቲ ግምት፤በዓል ወዲ ኣባዲዞሞ ሓሳቦም ብፅሑፍ ዝገለፁ እዮም። እቲ ማሕበር ፅላል ዝበሃህ ነዚ ነጣቃ ተኩላ ከወግዶ ኣለዎ። ወይ ድማ ሓሳቡ ቀይሩ ዝተመዛበለ ህዝብና ምስ ዉሑስ ፀፅትኡ ይመለስ መሬትና ይመለስ ዝብል ተኮይኑ ጥራሕ እዩ።

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 8 วันที่ผ่านมา +2

    ተጋዳላይ ብርሃነ እዩ ናይ ይአክል መንቀሳቀሲ እስኩም ደቃስኩም ዝነበርኩም ኢኩም።
    ትኽክል ምስ ጌታቸው ተጣቅዕ ዝነበርካ ኢኻ

  • @YemaneYemane-yc6nm
    @YemaneYemane-yc6nm 8 วันที่ผ่านมา +1

    አሳማ

  • @hab3hmbeselambsl79
    @hab3hmbeselambsl79 8 วันที่ผ่านมา +1

    Anta Dani men eyu kahdam anxar hzbi fleywo.

  • @Mulugata-y6g
    @Mulugata-y6g 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሱሩ፡እዞም፡ኸደአት፡አብትግራይ፡ፀራሪግኻ፡ምጥፋአ፡ተዘየለ፡ግዜ፡ተተዋሂብዎም፡ብዙህ፡ጥፋአት፡አቁኹ፡ክሰብሩ፡እዮሞ፡እዚኦም፡ኸደአት፡አብትግራይ፡ናጭበርበሩ፡ነንኽድህዱ፡ህዝቢ፡ክኸፋፍሉ፡ላኽ፡ዝብሉ፡ዘለዉ።

  • @mashogher
    @mashogher 8 วันที่ผ่านมา

    ገናጅል ህወሓት እኮ ግዝኣታዊ ሓድነትና ይረጋገፅ ዝተፈናቐለ ህዝብና ውሕስነቱ ብዝተረጋገፀ መንገዲ ይመለሱ እዩ ዝበለ
    ስለዚ ኣብቲ ሰልፊ እዚ ሓሳብ እዩ ዝተደገፈ እሞ ተጋዳላይ ብርሃነ ኪብዚ ወፃኢ እንታይ በለ ???

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 8 วันที่ผ่านมา +1

    antum hzbi ksab hji dikum zeyfeletkmo n hwht kulusa tesfe krkeb kelo bmoskot andamete zhunkul zelo debre anklil awegdwo aziom hasadat ayom ksab kulu habti tigray gahgihom chew kblukum dikum ttbeyu zelekum

  • @mulualemgola4380
    @mulualemgola4380 7 วันที่ผ่านมา

    Asa's dokoro eka T P L aybtenn

  • @kingTDF3256
    @kingTDF3256 9 วันที่ผ่านมา +2

    ትኽክል ኣለኹም ብፆት ብፍላይ መንእሰይ ካብ ናይ ክልቲኦም ጉጅለ ኣተሓሳስባ ሓራ ክወፅእ ኣለዎ ኣይጠቕሙናን ኣይክጠቕሙናን ዉፅኢት መሪሕነቶም ሐዚ ዘላ ትግራይ እያ ይኣክል🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️🙅‍♂️

  • @tekestegh
    @tekestegh 8 วันที่ผ่านมา +1

    መኮንን ን ኣታኪልቲንስ መርቶኦ ደሊካ ባንዳታት ምኳኖም? ኩሉ ትግራዋይ ክድመር ኣለዎ ዝበለ መኮነን ንሁመራ ይቃለስ ኣሎ ማለት እሽነትካዪ ዘርኢ ንመኮንን ንመለስ ብስራት ኣእሩክ ክትገብር ተወሲንካ መሰል የብልካን! ብርክቲን ንስካን ዝመሰሉ ኢኩም ነቀዛት ን ሸቀጥትን!

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 8 วันที่ผ่านมา

    ንጻድቃን ክትሕግዝ እኾኢካ መስሐቂ ባዓል አብይ ኾይንካ

  • @gualtigray6579
    @gualtigray6579 7 วันที่ผ่านมา

    ዳኒአል ዉሒጥ ባጀት ናይ ሰራዊትን ህዝብን ዳኣ ንስኹም እንዶ ከፍ ኢልኩም ንበይንኹም ትበልዕዎ የለኹምን ካብ ሆቴል ናብ ሆቴል ካብ ካብ መቐለ ናብ ኣ,ኣ ካብ ኣ,ኣ ናብ መቐለ እናበልኩም ሓናቒኹም ይኹን

  • @MULUALEMHAFTE
    @MULUALEMHAFTE 7 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ወረደ እውን እኮ ፕሬዚዳንት ክኸውን እዩ ናብ ኣዲስኣበባ ዝመላለስ ነይሩ ስለዚ "ናይ እኒ ዳንኤል ሕልሚ ነቲ ዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር ኣፍሪስካ ናብቲ ዝነበርናሉ ዘመን ንምምላስ ብሹም ስቢክ ማሕበር ዝግበር ሸቀጥ እዩ"። እዚኣ ኸዓ ኣይትኸውንን እያ

  • @abrehetbeyenewoldu2869
    @abrehetbeyenewoldu2869 8 วันที่ผ่านมา

    Ata hawena ageb bele ni zetegagey

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 8 วันที่ผ่านมา +1

    ህውሃትን ግዚያዎ ምኽደራ እይ ኢሉ ዝኽምስ ዘሎ ናይኒ ጌታቸው ጉኺላታት ጉጅለ ምስ ህወሃት. ክተመአራሪ አይትፈትን ውድብ ህወሃት እኮ ነገራት ይበልሽ ከምዘሎ ህዝብ ናብመረበቱ ክምለስ ግዝአት ትግራይ ናብ በአል ዋና ይመለስ ዲዲአር እውን. ፌዴራል ጥር ትብል ነገር ዘይገበረ እጥቂ ምግታኽ የለን ርናበለ ምስ ህዝቡ ኮፕኑ ይዋለስ አል የአክል ይብሎ ህዝብን ሰራዊትን ብደንቢ ክኽግዞ አለው እኔም ሰባት አብ ግዚያዊ ምሕደራ ኮይኖም ንብልፅግና ዝሰርኺ ሰባት ክእለዩ አለዎም. ንትግራይን ንህዝባን እንታይ ክብ ዝገብሩ ኢኹም ትፅበይዎም ዘለኹም?

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 8 วันที่ผ่านมา +1

    እስካ ናይ ጻድቃን አንጨብጫቢ ነጋዳይ ኢካ