- 82
- 211 220
ኦርያ ሚድያ / Orya Media
United States
เข้าร่วมเมื่อ 3 ส.ค. 2023
ኦርያ ሚድያ ኣብ ዙርያ ብሔረ ትግራይ ባእታታቱን ህዝቡን ማእኸል ገይራ ናይ ሚድያ ስራሕቲ ንምዕማም ዝተጣየሰት መረባ ደቂ መረብ እያ ።
ብሔረ ትግራይ ኣብ ክልተ ደምበ ጥፍኣት ተገማሚዑ ናይ ውሑዳት ሰብ ረብሓ ጊላ ኮይኑ እንተቐጺሉ ዘይተርፍ ዕጭኡ ከም ብሔር ጠቕሊልካ ምጥፋእ ስለዝኾነ ምስ ሓቃዊ መንነቱ፣ክብርታቱ፣ቋንቁኡ፣ ባህሉ፣ታሪኹ፣ቕርስታቱን ግዝኣቱን ተዓሪቑ ከም ሓደ ብሔር ብሔራዊ ናይ ሰላም፣ምሕዝነት፣ሕውየት፣ልምዓትን ዴሞክራስን ዕማማት ክውግን እቲ እንኮ መማረጺ ይኸውን ። እቲ ስሑት መንገዲ ጥፍኣት ኣሪምካ ቅኑዕ መንገዲ ትንሳኤን ብራኸን ምዕታር ዋኒን ህዝቢ እቲ ብሔር ንምግባር ቐዲምካ ኣብ መላእ እቲ ብሔር ንቕሓትን ኣብርሆትን ምፍጣር ግድን ስለዝኾነ ነዚ ዓሊመን ብሙሉእ ዓቕሚ ዝነጥፋ መራኽብቲ ሓፋሻት ክፍጠራን ክስስናን ኣለወን ።ኦርያ ሚድያ ድማ እዚ ህቃነ ትሓንጊጣ ንኻልኦት እዚ ፈለግ ዝኽተላ ሚድያታት ችቦ ዳግማይ ትንሳኤን ብራኸን ብሄረ ትግራይ ኾሊዓ ክተስዕብን ኣውራ ልሳን ብሔረ ትግራይ ኮይና ክትቃለስን ተጣይሳ ኣላ ።
ኣድላይነት
ብሔረ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ምጥፋእ ስለዝርከብ
እዚ ብሔር ውሑስን ዘላቕን ሰላም ክዓትር ግድን ስለዝኾነ
እዚ ብሔር ካብ ጥፍኣት ድሒኑ ዳግማይ በሪኽ ስልጣነ ክውንን ስለዝግባእ
መንነቱ፣ታሪኽ፣ኽብሪታት፣ቋንቋ፣ባህሊ፣ቕርስን ግዝኣትን እዚ ብሔር ክዕቀብን ክምዕብልን ስለዝግባእ
ንዳግማይ ብራኸን ስልጡንነትን እዚ ብሔር መትከላዊ ሕብረት ህዝቢ እቲ ብሔር ግድን ስለዝኾነ
ዕላማ
ብሔረ ትግራይ ከም ብሄር ካብ ምጥፋእ ድሒኑ ሓቢሩ መንነቱ፣ኽብርታቱ፣ቋንቁኡ፣ታሪኹ፣ባህሉ፣ጸጋታቱ፣ቕርስታቱን ግዝኣቱን ዓቂቡ ዳግም ንክብርኽ ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ናይ ቀላሳይነት ግደ ንምጽዋት ።
ኦርያ ሚድያ
ፍርቂ ብሔር የለን !

"ነቲ ናትና መንነት ክንጸልእ ተገይርና ኢና ዓቢና፣ኤርትራውያን ዘይናትና ክንውክል ተገይርና" ጻንሒት ምስ መንእሰይ ሻምበል ኣረፋይነ(ፍሥሓ ዘ-ኣግኣዚ)

มุมมอง: 89
วีดีโอ
ብሔራዊ ህላወ ትግራይ ኣብ ሕቶ ምልክት ኣቲዉ ኣሎ፣ትግራዋይነት ዳግማይ ኣጽንዒኻ ዳግማይ ክህነጽ ኣለዎ_ ጻንሒት ምስ መልኣኩ ሃይሉ
มุมมอง 2219 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ብሔራዊ ህላወ ትግራይ ኣብ ሕቶ ምልክት ኣቲዉ ኣሎ፣ትግራዋይነት ዳግማይ ኣጽንዒኻ ዳግማይ ክህነጽ ኣለዎ_ ጻንሒት ምስ መልኣኩ ሃይሉ
ኣብ ኲናት ሓደ እግራ ስኢና፣ወለዳ ኣብቲ እዋን ኲናት ብሕማም ምክንያት ሞይቶም፣ድሕሪኡ ድማ ኣነኣሽቱ ኣሕዋታ ት/ቲ ኣቋሪጾም _ ዛንታ ተጋዳሊት ጸጋ ለገሰ
มุมมอง 9616 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣብ ኲናት ሓደ እግራ ስኢና፣ወለዳ ኣብቲ እዋን ኲናት ብሕማም ምክንያት ሞይቶም፣ድሕሪኡ ድማ ኣነኣሽቱ ኣሕዋታ ት/ቲ ኣቋሪጾም _ ዛንታ ተጋዳሊት ጸጋ ለገሰ
ጌታቸው ረዳ ንሻዕብያ ክረክብ ተላኢኹ፣ምስ ሻዕብያ ምልዛብ ኣይከኣልን፣ኣማኑኤል ሳህለ ጸረ ኢሳያስ እምበር ጸረ ህግደፍ ኣይኮነን _ጻንሒት ምስ ኣማኑኤል ኣለማዮ
มุมมอง 27019 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ጌታቸው ረዳ ንሻዕብያ ክረክብ ተላኢኹ፣ምስ ሻዕብያ ምልዛብ ኣይከኣልን፣ኣማኑኤል ሳህለ ጸረ ኢሳያስ እምበር ጸረ ህግደፍ ኣይኮነን _ጻንሒት ምስ ኣማኑኤል ኣለማዮ
ኣብ ከተማ መቐለ ብግፍዒ ዝተቐተለት ጎርዞ፣ካብ ቑጽጽርና ወጻኢ ኲናት ክፍጠር ይኽእል እዩ_ ጀነራል ጻድቃን፣ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስጢር ኣውጺኡ _ ወቕታዊ ጉዳያት
มุมมอง 10014 วันที่ผ่านมา
ኣብ ከተማ መቐለ ብግፍዒ ዝተቐተለት ጎርዞ፣ካብ ቑጽጽርና ወጻኢ ኲናት ክፍጠር ይኽእል እዩ_ ጀነራል ጻድቃን፣ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስጢር ኣውጺኡ _ ወቕታዊ ጉዳያት
TDF ምእሳር ብ ዶ/ር ደብረጽዮን ክጅምር ኣለዎ፣ኣነ ሌባ ኣይኮንኩን _ ጀነራል ሸሪፎ፣ህወሓትን ህግደፍን ምድጋፍ ክሕደት እዩ፣ወቕታዊ ጉዳያት _ ኦርያ ሚድያ
มุมมอง 85414 วันที่ผ่านมา
TDF ምእሳር ብ ዶ/ር ደብረጽዮን ክጅምር ኣለዎ፣ኣነ ሌባ ኣይኮንኩን _ ጀነራል ሸሪፎ፣ህወሓትን ህግደፍን ምድጋፍ ክሕደት እዩ፣ወቕታዊ ጉዳያት _ ኦርያ ሚድያ
ንምልኪ ብኽውንነታዊ መንገዲ ምግጣም _ ትረኻን ክለሳን መጽሓፍ 'ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ' 1ይ ክፍል
มุมมอง 10114 วันที่ผ่านมา
ንምልኪ ብኽውንነታዊ መንገዲ ምግጣም _ ትረኻን ክለሳን መጽሓፍ 'ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ' 1ይ ክፍል
ትረኻን ክለሳን መጽሓፍ ካብ 'ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ' ካብ ጽባሕ ሰንበት ጀሚሩ ኣብ ኦርያ ሚድያ
มุมมอง 4421 วันที่ผ่านมา
ትረኻን ክለሳን መጽሓፍ ካብ 'ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ' ካብ ጽባሕ ሰንበት ጀሚሩ ኣብ ኦርያ ሚድያ
"ኣብ ልዕለይ ምንም ዓይነት ጥሕሰት ኣይተፈጸመን፣ውድብ ናጽነት ብዛዕባይ ዘውጸኦ ሓበሬታ ፍጹም ካብ ሓቂ ዝረሓቐ እዩ" ሃነጾም ፍሰሃ
มุมมอง 1.3K21 วันที่ผ่านมา
"ኣብ ልዕለይ ምንም ዓይነት ጥሕሰት ኣይተፈጸመን፣ውድብ ናጽነት ብዛዕባይ ዘውጸኦ ሓበሬታ ፍጹም ካብ ሓቂ ዝረሓቐ እዩ" ሃነጾም ፍሰሃ
መረብ ሓደ ኣብ ውሽጢ ብሔረ ትግራይ ዘሎ ሩባ እምበር መዋስንቲ ኣይኮነን _ ምስ መንነታዊ ተቓላሲ ዓብለሎም መለስ ዝተገበረ ጻንሒት
มุมมอง 260หลายเดือนก่อน
መረብ ሓደ ኣብ ውሽጢ ብሔረ ትግራይ ዘሎ ሩባ እምበር መዋስንቲ ኣይኮነን _ ምስ መንነታዊ ተቓላሲ ዓብለሎም መለስ ዝተገበረ ጻንሒት
"ምስ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና" ህዝባዊ ዋዕላ ሳወት 3ይ ክፍል
มุมมอง 171หลายเดือนก่อน
"ምስ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና" ህዝባዊ ዋዕላ ሳወት 3ይ ክፍል
"ብሰንኪ ህወሓት መንእሰይ ዓዱ ይጸልእ'ሎ" ርኢቶ ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ሳወት ከተማ ኣኽሱም ~ 2ይ ክፋል
มุมมอง 124หลายเดือนก่อน
"ብሰንኪ ህወሓት መንእሰይ ዓዱ ይጸልእ'ሎ" ርኢቶ ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ሳወት ከተማ ኣኽሱም ~ 2ይ ክፋል
"ትግራይ ብምስሌነ ትምራሕ ኣላ"_ህዝባዊ ዋዕላ ውድብ ሳልሳይ ወያነ(ሳወት) ኣብ ከተማ ኣኽሱም _ 1ይ ክፍል
มุมมอง 263หลายเดือนก่อน
"ትግራይ ብምስሌነ ትምራሕ ኣላ"_ህዝባዊ ዋዕላ ውድብ ሳልሳይ ወያነ(ሳወት) ኣብ ከተማ ኣኽሱም _ 1ይ ክፍል
"ሓድግታትና ኣብ ሓደጋ እዮም፣ንምንጠል ኣለና..." ጻንሒት ምስ መንእሰይ ላይን ማውጫ በዓል ሞያ ስነ-ጥንቲ
มุมมอง 93หลายเดือนก่อน
"ሓድግታትና ኣብ ሓደጋ እዮም፣ንምንጠል ኣለና..." ጻንሒት ምስ መንእሰይ ላይን ማውጫ በዓል ሞያ ስነ-ጥንቲ
ኣብ ውድብ ባይቶና ምስ ምቕያር ፕሮግራምን፣ስርቆት ገንዘብን ማእኸል ገይሩ ዝተለዓለ ውጥጥ እንታይ እዩ ? ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶና ዝተገበረ ጻንሒት
มุมมอง 289หลายเดือนก่อน
ኣብ ውድብ ባይቶና ምስ ምቕያር ፕሮግራምን፣ስርቆት ገንዘብን ማእኸል ገይሩ ዝተለዓለ ውጥጥ እንታይ እዩ ? ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶና ዝተገበረ ጻንሒት
ዛንታን ገጽታን ዓደ'ቦ ~ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኦርያ ሚድያ
มุมมอง 102หลายเดือนก่อน
ዛንታን ገጽታን ዓደ'ቦ ~ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኦርያ ሚድያ
ናይ ሎሚ ድጋፍን ተቓውሞን ጽባሕ እንታይ ይወልድ ? ትግራይ_ ንመራሕቲ ትግራይ እንትጥዕሞም ጸባብ እንትኸፍኦም ድማ ሰፋሕ እያ !
มุมมอง 110หลายเดือนก่อน
ናይ ሎሚ ድጋፍን ተቓውሞን ጽባሕ እንታይ ይወልድ ? ትግራይ_ ንመራሕቲ ትግራይ እንትጥዕሞም ጸባብ እንትኸፍኦም ድማ ሰፋሕ እያ !
"ኣብ ዓጋመ በዓል መስቀል ዘይመጸ ከምዘየለ እዩ ዝቑጸር" ርኢቶ ተወለድቲ ዓጋመ
มุมมอง 88หลายเดือนก่อน

"ሰበ-ስልጣናት ትግራይ መሬት ዓደ`ቦና የፍርስዋ ኣለዉ፣ኣበደን ክንብሎም ይግባእ" እዋናዊ መልእክትን ጻውዒትን ኦርያ ሚድያ

ተፈላሊና ኲናትን ስደትን ኢና ኣትሪፍና፣ካብ ሕሉፍ ንመሃር !
มุมมอง 932 หลายเดือนก่อน
ተፈላሊና ኲናትን ስደትን ኢና ኣትሪፍና፣ካብ ሕሉፍ ንመሃር !
"ኬንዳና ተሸይጡ ኣብ ረግረግ ንድቅስ ኣለና፣መንግስቲ ሰነ 30 ኢሉ መሸቀጢ ገይሩና !" ድምጺ ኣብ ረግረግ ዝነብሩ ዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናትና
มุมมอง 1382 หลายเดือนก่อน
"ኬንዳና ተሸይጡ ኣብ ረግረግ ንድቅስ ኣለና፣መንግስቲ ሰነ 30 ኢሉ መሸቀጢ ገይሩና !" ድምጺ ኣብ ረግረግ ዝነብሩ ዘለዉ ተመዛበልቲ ወገናትና
"ዳያስፖራ ትግራይ ናይ መኸተ ገንዘብ ንዘጣፋፍኡ ሰበ-ስልጣናት ትግራይ ክንኸስስ ኢና ኢሎም" _ ጻንሒት ምስ ኣቦ-ወንበር ውድብ ዓረና ትግራይ ዓምዶም ገ/ስላሰ
มุมมอง 1442 หลายเดือนก่อน
"ዳያስፖራ ትግራይ ናይ መኸተ ገንዘብ ንዘጣፋፍኡ ሰበ-ስልጣናት ትግራይ ክንኸስስ ኢና ኢሎም" _ ጻንሒት ምስ ኣቦ-ወንበር ውድብ ዓረና ትግራይ ዓምዶም ገ/ስላሰ
ዛዕባ ትግራይ - ኣዘዝቲ ኣርሚ ሰብ የዘዋውሩ_ሃፍቶም ኪዳነ፣ ህወሓት ኣይትድሕንን_ዶ/ር ሙዕዝ ጊደይ፣ናይ ትግራይ ምህሮ ዝብኢ በሊዕዎ_ ዶ/ር ገብረኣባስ
มุมมอง 1903 หลายเดือนก่อน
ዛዕባ ትግራይ - ኣዘዝቲ ኣርሚ ሰብ የዘዋውሩ_ሃፍቶም ኪዳነ፣ ህወሓት ኣይትድሕንን_ዶ/ር ሙዕዝ ጊደይ፣ናይ ትግራይ ምህሮ ዝብኢ በሊዕዎ_ ዶ/ር ገብረኣባስ
ህወሓት ትጥፋእ _ TDF፣ህወሓት ውዲቑ'ዩ _ ኣሉላ ሰለሞን፣ሸምግልናና ነጺጎም _ ኣባ ጥዑም በርሀ፣ኣብ ከቢድ ጸገም ኣለና _ ስድራ ስዉኣት
มุมมอง 2753 หลายเดือนก่อน
ህወሓት ትጥፋእ _ TDF፣ህወሓት ውዲቑ'ዩ _ ኣሉላ ሰለሞን፣ሸምግልናና ነጺጎም _ ኣባ ጥዑም በርሀ፣ኣብ ከቢድ ጸገም ኣለና _ ስድራ ስዉኣት
ኣከያይዳ ህወሓትን መዘዛቱን ዕላል ምስ ዶ/ር ጸጋዘኣብ ካሕሱ
มุมมอง 2343 หลายเดือนก่อน
ኣከያይዳ ህወሓትን መዘዛቱን ዕላል ምስ ዶ/ር ጸጋዘኣብ ካሕሱ
"ኣካላት ፍትሒ ገንዘብ ክንኸፍሎም መዓልቲ ቖጸሮ ኣትሒዞምና፣ብምግዳለይ ይሓፍር ኣለኹ !" ድምጺ ስድራ ሞዋቲ ተጋዳላይ ወ/ኪሮስ መብራህተ
มุมมอง 1.6K3 หลายเดือนก่อน
"ኣካላት ፍትሒ ገንዘብ ክንኸፍሎም መዓልቲ ቖጸሮ ኣትሒዞምና፣ብምግዳለይ ይሓፍር ኣለኹ !" ድምጺ ስድራ ሞዋቲ ተጋዳላይ ወ/ኪሮስ መብራህተ
"ስርቂ ሓጺነ-መጺን ስለዘቃለዐ ብግፍዒ ተቐቲሉ፣ኣብ ሕጊ ድማ ፍትሒ ብገንዘብኹም ግዝእዋ ተባሂና!" ስድራ ሞዋቲ ተጋዳላይ ወ/ኪሮስ መብራህተ
มุมมอง 5K3 หลายเดือนก่อน