#መዘናይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น •

  • @tesfiehabteab8904
    @tesfiehabteab8904 7 ปีที่แล้ว +136

    እንኳዕ ደሓን መጻኩምና ብሃንቀውታ ዝጽበያ ዝነበርኩ ደርፊ ኣጆኩም ንፉዓት ሃየ የሕዋት ሞራል ንሃቦም።

    • @ተስፋጽባሕ-ጀ4አ
      @ተስፋጽባሕ-ጀ4አ 7 ปีที่แล้ว

      Tesfie Habteab meksebu fkri and hagos,so keep it Up pls!👍💓💓💓👊👊

  • @Eritreanmars154
    @Eritreanmars154 7 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሓቂ እዋናዊት ስራሕ ነዚ ዘለናዮ ትገልጽ'ያ ኣጆኩም ወገናተይ ቀጽልዎ ሳሚ & ኣብርሂሞ ጽቡቕ ስራሕ

  • @michalesemere7352
    @michalesemere7352 7 ปีที่แล้ว +45

    'ሰይ ኣታ ንስኹም'ሲ ግጥሚ ድምጺ ህርመት 100% እንቓዕ ንሃትና ኮንኩም። ኣብርሃ ድማ ፉሉይ ኣዚኻ ትድነቕ ግጥምን ዜማን ባዕልኻ ብምስራሕካ እሞ ከኣ ጀማሪ ዋውው ጥራሕ'ና ንብል ቀጽሎ። ተዋሳእቲ ድማ መሪጽኩም ኣናባስ።

    • @kebarikebar792
      @kebarikebar792 6 ปีที่แล้ว +1

      Wwwww atum,jeganu ajokum belu ab godnukum alna

  • @filimonmeashotewelde8215
    @filimonmeashotewelde8215 7 ปีที่แล้ว +49

    ኣይጠዓመኻን ኣበይ ጥዑሙኒ
    ቃንዛኻ ዩ ቓንዛይ ልበይ ዝጎድኣኒ
    ኣነ ንስካ ኔረ ሎሚ ከ መዘናይ
    ኣብ ቃልሲ ዶ ሎካ ወይስ ኣብ ምዝናይ
    (ናይ በሓቂ ብልጽቲ ስራሕ )

    • @mm-bp4sg
      @mm-bp4sg 7 ปีที่แล้ว +1

      abrish wedi ybel gtmi ybel zema sami kea ajoka kexlwo ajokum ab agnkum alena

  • @ሙቁርቃንዛ
    @ሙቁርቃንዛ 7 ปีที่แล้ว +19

    ግጥምን ዜማን Abrham msgna ናይ ብሓቂ ቡዙሕ ኢና ንጽበ ካባካ ኣጆካ በርትዕ።

  • @FAMENTERTAINMENT
    @FAMENTERTAINMENT 7 ปีที่แล้ว +42

    ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ ሓቂ ዛሓዘለ ውሕሉሉ ሪምታ ግጥሚ ምስ ቆዛም ዜማ ብ ካናሪ ድምጺ ዝተሰነየት ደርፊ good job guys

  • @ሓውኩምነሽነሽ
    @ሓውኩምነሽነሽ 7 ปีที่แล้ว +225

    ጽቡቅ ስራሕ፡ዘለናዮ ኩነታት ዝገልጽ ሰብ ሕልና ስነ ጥበባውያን ኢኩም ፡ነዚ ተቕርቡ፡ ምትብባዕ ይግብኦም እዩ፡ሃየ ነተባብዓዮም።

    • @ብአምነትዮውሃንስ
      @ብአምነትዮውሃንስ 7 ปีที่แล้ว +2

      +Haben Tsegay IMSPR C2 Björkhagsskolan .ok fetawi nebsu elkayo. abzi clip atyu zeyderfe dyu wala kale. please hawey. be . neshnsh zemxeni. ayfoten eye

    • @easta4290
      @easta4290 7 ปีที่แล้ว

      wediza bselefa tinebr adyu. sahsah gullo agame, natki nay dedebit zeytigebri mishti agame. kidi adki ktikiber mis hasadat yehwatki. bshim eritreawian bzuh fitinkin ekin ezi bhigi tigebrio zelekin ewn ken wetru kifeshil eyo, ente nsika Neshnesh kemO wn etom deki adika kem natka nay hasot agenda bzaAba Eritrea tgebruwo zelekom naybhaki kem zebluwo tigraway enda hadere yfokos. higis nimtay eka enda haderka tfokus kkkkkkkkkk. Ayte neshnesh mkan tigrawot nseb zeykones nsheytan tedenagru.

    • @ብአምነትዮውሃንስ
      @ብአምነትዮውሃንስ 7 ปีที่แล้ว

      +eastA .kkkkkkkk nay tegaru derfi elka dea entay ketgeber semekayo kesab koboro eznka tqeded. so tgraway seb eu trediekani. neska ka hade saket molaq sere seb eka. sele zefeltka gen aygedsen eu. bzkone kab kemeu elka tzarb temahar tmherti yedlka alo. etom zederfu zelawu abza clip tmahirom seb kemheru eyom zederfewo zelwu. neska ka kb tgraway elka txaref. delayi selamen tgrawayen felalye kemhireka. eye benatey deefi gere. ab chura band. ab zhaxera gzie. please. aytxarf hawey

    • @ብአምነትዮውሃንስ
      @ብአምነትዮውሃንስ 7 ปีที่แล้ว +1

      +eastA ..Ane ka eritrea eyu adey wedi gzawtka eye sele zefelteka naka aygedsen eyu. abti zelkayo bota tekielka serhka geber wey tmhar. ketrekbeni tedelika ka. l am live in USA please please please aqmka tezarb

    • @easta4290
      @easta4290 7 ปีที่แล้ว

      Ayte Agamino anes enkan derfi agame kisemiE abzi atiye comment kigebri koman des aibleni eti kendi zeEtewen mkniat kea eti kemti gonay Ayte neshnesh kotas kola eta agame chifra ab social media tewafira zela antsar Eritrea nmkowan nmfshaln eyo. dehar kea si Dedebit zmaharukis nay timhrti kitiwerazey sahasah gulo, nsiki bwegenki kem neshnesh Eritreawit elki edki hibki eki timesli. kidi adhniom sidraki sahsah gullo

  • @SamuelSamuel-wv3lx
    @SamuelSamuel-wv3lx 7 ปีที่แล้ว +38

    Enkae b selam mexakum anabs aysemaekwan zeleku gn nay fthi ksab zkone godelo kem deyblu sle zeamn aye💪🔝

  • @yonasteame1016
    @yonasteame1016 7 ปีที่แล้ว +73

    Good job wegenatey ኣዝያ መሳጢትን መልእኽታዊትን ያ ክብሪ ይሃብኩም ቀጽልዎ

    • @asliihani3864
      @asliihani3864 6 ปีที่แล้ว

      Yonas Teame kkkkk kydka ketattt darfi mulue edmka wla had ay gabrkan

    • @balibimobrahatum154
      @balibimobrahatum154 5 ปีที่แล้ว

      Ajoka jeganu deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👆👆👈💪

    • @lunalove6470
      @lunalove6470 4 ปีที่แล้ว

      @@asliihani3864 hzbka ytefie alo nska nbaelka tesedidka aleka slemntay ekum qanzakum thabieu pls shgrna nftah kab mwrzay

  • @tedrosmehari5758
    @tedrosmehari5758 7 ปีที่แล้ว +18

    Wawwww ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ኣጆኩም ቀጽልዎ ንፉዓት

  • @ተስፋጽባሕ-ጀ4አ
    @ተስፋጽባሕ-ጀ4አ 7 ปีที่แล้ว +1

    Hhhhhhh 🎶🎤😍tseweta tarik abiet hashewye
    Omer eshk 😁
    Abrimo enda Gohaye😊😊
    👍👍👍👍🎶🎤🔊

  • @tekiabahta9753
    @tekiabahta9753 7 ปีที่แล้ว +5

    እዛ ደርፊስ ደጋጊመ ሰሚዐአያ ኣብ መወዳእታ ምላዳ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ዘይትምኖ ኣጆኹም ንፉዓት ኣሕዋት

  • @nselamnzemr3385
    @nselamnzemr3385 7 ปีที่แล้ว +28

    ሕጂ እዞም 29 ሽሕ ነዛ ደርፊ ሪኩማ ዘለኩምስ ኣይፈተኩማን ማለት ድዩ 1k ጥራይ like ጌርኩም ከመይ ኢዩ እዚ ናትና ነገርስ እዚኦም ኢዮም like ዝግብኦም

  • @henokissak8369
    @henokissak8369 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ብልጽቲ ስራሕ የሕዋትጽግዒ ህዝብካ ምካን ዝመስሎ የለን አሞ፡ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም"!

  • @ፍልሰትዶስደት
    @ፍልሰትዶስደት 7 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ግጥምን ዜማን ቡሉጽ ስራሕ መዘናይ ወ ኣታጭልቃዕ ዉልዶ ፡፡

  • @ማሕላይዩብጃማዓይኤሩ
    @ማሕላይዩብጃማዓይኤሩ 7 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውውውውውውውውወ እዘን ናይ ሕማመይ ኣወዳት መጽየን ከመይ ዲኩን መቅሰናት ኣጆኩም ቀጽልዎ ኢኩም ደዊ ህዝቢ

  • @abrehalemmahray6155
    @abrehalemmahray6155 7 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኣጆኩም ጥራይ ቀሪባ ኢያ አታ መዓልቲ ኣብ ዝከድኩሞ ኣምላክ ምሳኩም ኢዩ ። አንበር 60% ህዝቢ ኤርትራስ ለቅባጥ ኢዩ ኣብ ነብሱ ምስ ወረዶ ጣራይ ኢዩ ዘአዊ

  • @selamawittekle8762
    @selamawittekle8762 7 ปีที่แล้ว +137

    ቸላ ደርፊ ማለት ኣብዚ ኣሎ ንፉዓት እንታይ ክወጾ ንስኩም ዝሰራሕኩሞ ደኣ ላይክ ሂናኩም ኣለና ብሩክ ቀዳመ ሰናብቲ ይግበረልና

    • @michaelzaki2006
      @michaelzaki2006 7 ปีที่แล้ว +2

      selamawit tekle
      ኣቲ መን አኪ ንስኪ ክፈልተኪ ደልየ ኣለኩ could you introduce ur self p/z i wonna know you ?

  • @areoentertement6193
    @areoentertement6193 7 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም እታ ብሃንቀውታ ዝጽበያ ዝነበርኩ ገለ ዓይነት ሙዚክ ኣጆኩም ቀጽልዎ ሳሚ ኣብርሂሞ ጀጋኑ like und ሳብስክራይብ ምሃብ ኣንሕመቅ ኣሕዋት።(S.(A.

  • @ዝሓሌለይስኢነ
    @ዝሓሌለይስኢነ 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኣሕዋት ብጣዕሚ ኣድኒቀኩም ንዓና መንእሰያት ኣብዚ ሕጂ እዋን እዩ ሞራል ዝድልየና

  • @yacobtesfalem5117
    @yacobtesfalem5117 7 ปีที่แล้ว +31

    ሓላላት ደቂ ህዝቢ እንቃዕ ብሰላም መጸኹምና፡ ኣምላክ ባዕሉ ይኣኽለኩም ይበለና በደልና ገኒሑ ይትዓረቀና። እንበር ሽገርና ደኣ መመሊሱ ይዛይድ ኣሎ።

    • @asliihani3864
      @asliihani3864 6 ปีที่แล้ว

      habesha Tv kkkkk💀☠👹🖕👎👎

  • @bereketteame9476
    @bereketteame9476 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ምስ ዘመናን ሰደትናን ትኸይድ ደርፊ፡ኣብሪሂሞን ሳሚን ኣብ ትሰርሕዎ ኩሉ ኣምላክ ዕዉት ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒተይ አዩ።ካብ ሃውኩም በረኸት ጣዓመ አንባበርያ።

  • @shawushwediakele6788
    @shawushwediakele6788 7 ปีที่แล้ว +4

    Wwww nay bhaki great job, sami canada atika semiena enkae bselam ateka wegeney ajokum ajona edey edka nbel!!

  • @afiealexissanchez9971
    @afiealexissanchez9971 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ሰሚዕኻ ዘይትሙኖ ደርፊ ጽቡቅ ስራሕ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኣጆኹም ወትሩ ኣብ ጎድንኩም ኣለና ኣጆና / ኣጆና ጥራይ

  • @LOVE-py4oh
    @LOVE-py4oh 7 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ቡሩካተይ ሙዚቃ ከኣ 100 ካብ 100 ህበኩም አለኩ ኣሰይ ሙቁራት ወገናተይ ።💝💝💝🎸🎸🎸

  • @ወዲዒለዓንሰባጻዕዳዘይብሉ
    @ወዲዒለዓንሰባጻዕዳዘይብሉ 7 ปีที่แล้ว +1

    Abzi aleka music ክልተ እዝንኻ ከፊትካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ እዋይ ስደትሲ ሽደት ኢለሞ እንዲዮም ከም ሽሙ ፡ ኣጆኹም የሕዋት ቀጽልዎ።

  • @BeruShikor
    @BeruShikor 7 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ባሓቂ ዝናኣድ ስራሕ እዩ ኩሉ ግዜ ከም ንዕዘቦ ዘለና ኤርትራውያን መፍቲሒና ስደት ጥራይ ኮይኑ ብዝኾነ ኣጆኹም ክብለኩም ይፈቱ ቀጽልዎ ኣብ ጎንኹም ኣለና።

  • @ከይተሻቕልዋነደይ
    @ከይተሻቕልዋነደይ 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ንፊዓት ጽብቕቲ አዋናዊት ደርፊ ኣጆኩም በርትዑ ከምዚ ጌርኩም ኣበራብርዎ መንአሰይ ! ላይክ ከኣ ኢልና ኢና ።

  • @ተስፋጽባሕ-ጀ4አ
    @ተስፋጽባሕ-ጀ4አ 7 ปีที่แล้ว +1

    Wawww abrimo Gel aynet sebaay eleka aleku,mach bitte so weiter! Mezenagie,,,😍👫👬💃👪💝💚💓💚💓💜💜💜✌👍☝👆✋👂👂👂👂

  • @ወዲበላይ
    @ወዲበላይ 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ገለ ዓይነት ግጥሚ ምስ ዜማ ብጣዕሚ መሳጢት ኣጆኹም ቀጽልዎ የሕዋት።

  • @Jf-zx6xl
    @Jf-zx6xl 7 ปีที่แล้ว +3

    ዋኣውውው ቡሉጽ ስራሕኢዩ ወገናተይ ኣጆኹም በርትዑ

  • @MESERET-FLTET
    @MESERET-FLTET 7 ปีที่แล้ว +3

    ንፉዓት ኣሕዋት ኣጆኹም ቀጽልዎ ጽቡቕ ስራሕ እዋናዊ መልእኽቲ ዝሓዘለ ምስ ምቁር ድምጺ ሰሪሕኩም ኣለኹም ።
    ካብዚ ንልዓሊ ንመዘና ዘባራብር ሒዝኩም ክትመጹና ካኣ ኣብ ትጽቢት ኣለና።

  • @loveumama300
    @loveumama300 7 ปีที่แล้ว +11

    Wow endademekum thadru sekay hizbukum sekaykum kemakusi endasesenu yhderu ente kemtom seteyti dem Ahwatom emo kem danasur kabza Alem yetfeu Ajokum wegenatey
    100000 ilke eske habuley nezom jeganu

  • @abrahamangosom756
    @abrahamangosom756 7 ปีที่แล้ว +5

    ኣብሪሂሞ & ሳሚ ኒስኩም ሲ አንቃዕ ናትና ኮንኩም ነባሪ ህዝቢ አንበር ነባሪ
    መላኪ የለን ።ኣጂኩም ትራይ ኣብ ጎድንኩም ኣለና ካብዚ ኒላዕሊ ከም ትኮኑ ኣብ ቀጻላ አንሆ መንገድኩም ይሕብር ፎርሳ ወለዶ ሎሚ ።

  • @dahlak9935
    @dahlak9935 7 ปีที่แล้ว +3

    Jehanu tom nay bhaqi deqi Eri ajokum halalatey wetru ab gonnna zkonkum kbri yhabkum😘😘

  • @grmatsionokubai7773
    @grmatsionokubai7773 7 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ስንቂ ተስፋ ብውሕሉል ኣሰራርሓ ፡ካብ ደርፍቲ ዘማን ግትምን ዘይሳደድ ዕግብ ኢለ ፡ኣጆኩም ሓረንትና ኣብ ምቅራቡ እዩ ፡ራዩዎ ሞ ካብ ዓሚ ሎሚ ሰብ እንዳነቀሐ ይከይድ ኣሎ ኩሉ ወለዶ ተቋዋማይ ኮይኑ ፡እቶም ዝድግፉ ነቲ ስርዓት ኩሉም ዓጃውስ እዮም መታን ሬሶም ከኣቱ እዮም ኣጆካ ዝብሉ ዘለዎ ፡ትሃንክስ ባህራት

  • @millionkesete4836
    @millionkesete4836 7 ปีที่แล้ว +1

    Samey ziyaday congratulation ziyaday good job hubi ajoka ❤️💋❤️

  • @gezana7140
    @gezana7140 7 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውው መልአክቲ ዘልዎ ዩ ንዘስተውዕል የሕዋት ነተባባዓዮም

  • @Tumzgi-millionaire
    @Tumzgi-millionaire 6 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ኣብራሃም ምስግና ሓወይ ከምኡ ውን ሳሚ ዓርከይ
    ነዞም ዝሰማዕና እስከ ኣብ ልብና የሕድሮ
    ነቶም ሕልነኦም ዘጥፍኡ የሕዋትና ካኣ ከተበራብሮም ተስፋ እገብር

  • @capitalmhari491
    @capitalmhari491 7 ปีที่แล้ว +5

    Jeganu eritrea Ajokum tray 👌👌👌❤️❤️❤️

  • @ዓለምብትግርኛ-ኀ6ኸ
    @ዓለምብትግርኛ-ኀ6ኸ 7 ปีที่แล้ว +1

    ንፉዓት ናይ ባሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ሰብ ሕልና ኣጆኹም ህዝቢ ውን ኣብ ጎነኹም እዩ።

  • @kfkftaznabfkri3766
    @kfkftaznabfkri3766 7 ปีที่แล้ว +1

    ደጊመ ደደጋግመ ሰሚዐያ ምጽጋብ ስእነያ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ኣጆኩም ሰስኑ

  • @ድንግለይኣደፍቅሪ-ዸ3ዀ
    @ድንግለይኣደፍቅሪ-ዸ3ዀ 6 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ወገናተይ።

  • @bajo4309
    @bajo4309 7 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ሓላላት ደቂ ህዝቢ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣጆኹም ቀጽልዎ ጽቡቕ ስራሕ

  • @tekiabahta9753
    @tekiabahta9753 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ንፉዓት መንእሰይ ተስፋ ዘለዎም

  • @hevenyosias8124
    @hevenyosias8124 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ገላጺት ዝኮነት ግጥሚ ምስ ዜማ ጸወታ ታርሪክ ኣቤት ሓሸውየ ዓሻ ስሕቅ ኣሎ ለባም እና ጉሃየ

  • @abrehettsegay5660
    @abrehettsegay5660 5 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ብጣዕሚ ቆንጆ ሙዚቃ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም አሕዋተይ ሰላምኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ ሰላም ንህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @daniyo6253
    @daniyo6253 7 ปีที่แล้ว +1

    ስኣሚ & ኣብሪሂሞ ደሰ ዝብል ስራሕ ኢዩ ኣምላክ ሕስብኩም የስምረልኩም

  • @wedibelih7205
    @wedibelih7205 7 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ብድሃን መጻኩም ግጥሚ -ዜማ እታይ ከነውጻሉ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣጀኩም .

  • @berie6325
    @berie6325 7 ปีที่แล้ว +1

    ንጽባሕ ንጉሆ ታሪኽ ከይሓተና ብዋዛ ዋዛ ንጸንት ኣለና 100% ኣጆኹም የሐዋተይ ኑፉዓት፡

  • @miremeles1343
    @miremeles1343 7 ปีที่แล้ว +5

    www Sami arki sami hawey yebel derfi deki Héžbī ata neskum da koraxat seb helena mergxikum hantiy ajokum yehwatey kexluwo alena ab kedenukum

  • @ድንግልማርያምያሉዋምቤተይ
    @ድንግልማርያምያሉዋምቤተይ 7 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ወገነይ ኣጆኩም ኣጎድንኩም ኢና

  • @Ted_wolf_1
    @Ted_wolf_1 7 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ፡ ወደ-ባት ትግርኛ
    አንዳጸነተ ላንጋ ላንጋ ምኻን መጽነትይና'ዩ።
    ንዓደ ኣበታትኹም ይምለስኩም።

  • @Ruftana2
    @Ruftana2 5 ปีที่แล้ว +3

    18 /7 /2919
    ብድሕረይ ትሽይፍዋ ደለይቲ ፍትሒእስከ
    Like ፈሪምኩም ሕለፉ

  • @natnanatna5544
    @natnanatna5544 7 ปีที่แล้ว +1

    I only can said is u guys are awesome!!❤️️❤️️❤️️ abet ስጥምት ዜማ ግጥሚ ካኣ'ሞ

  • @eritreamusic3045
    @eritreamusic3045 7 ปีที่แล้ว +3

    Wwww sami hawey abzi kemtbexh yfelt nere bflay mes Kelte seb konka ktderf btami eye Harfe nere ajoka zfetweka wedi golij (nafqotki samitey Xubuq srah ajekom)

  • @hagosfisshaye5126
    @hagosfisshaye5126 7 ปีที่แล้ว +1

    Eza derfi neti hlna zelewo menesey wedi Eri sebay kun kem abotatka ane khalf nska tref zblu tebat abotatkum kunu eya eta melekti please n hlna nnber sedet mefthi aykonen btaemi nfuat continue sami & abrhimo

  • @selamnega7326
    @selamnega7326 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ መልእኽቲ ዘለዎ ዓስቢ ጻዕርኹም ድማ ንቅሓት ህዝቢ ዩ ኣጆኹም

  • @ምስካየስዱዳንማይዓይኒ
    @ምስካየስዱዳንማይዓይኒ 7 ปีที่แล้ว +2

    Wwwwwwww Sami and Abraham deki hzbi jeganu nay bhaki xbuk srah ajokum kexlwo ab gonkum alena

  • @binizaki4926
    @binizaki4926 7 ปีที่แล้ว +2

    Enqa beslam mexakum delyti selam.
    Aghdti haqi kehalf eu wegnatey ajkum teray ❤❤🖐🖐🖐✅✅

  • @awetnuguse9097
    @awetnuguse9097 7 ปีที่แล้ว

    Wel come abrhimo & sami ዋናታቱ ዝረከበ ይመስል ጥበብ። ኣቢ ሓወይ ብ/ጽቡቅ ስራሕ

  • @ኣብራሃምነብስካኣይተዓሽዋ
    @ኣብራሃምነብስካኣይተዓሽዋ 7 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውው ጽብቅ ስራሕ ጀዲድ ኢዮም ዝመስሉ ከ ኣጆኩም በሉ ቀጽልዎ

  • @naodnaodeyhabtemarim2898
    @naodnaodeyhabtemarim2898 7 ปีที่แล้ว +1

    ጽብቅ ስራሕ ደቂ ህዝቢ ኣጆኩም ካባኩም ብዝሕ ኢና ንጽበ ሃየ የሕዋት ነዞም ተስፍ ዘለዎም ስነ ጥባብውያን ነተባባዓየም እቲ #LikeLikeLike nihabom

  • @ሓበሻፈጂረጊጾም
    @ሓበሻፈጂረጊጾም 6 ปีที่แล้ว +3

    ንፉዓት ኣጆኹም ቀጽልዎ ጥዑማት ደሃያት❤

  • @samites2073
    @samites2073 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቅ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆም ሰላም የውርደላ እንበር።

  • @bahabelomangesom8763
    @bahabelomangesom8763 7 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኩም የሕዋተይ ኣምላክ ይፈሊት ኣብ ዝሓጸረ ሓርነት ክጪበጥ አዩ

  • @beryeberye9211
    @beryeberye9211 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሰራሕ ንፍዓት

  • @efarguesh9059
    @efarguesh9059 7 ปีที่แล้ว +2

    Wwww kab texbnyo nelali xanha Abrhmo Hawey and sami hawey ajokem Anbase ❤️💯✅

  • @meryftwi5313
    @meryftwi5313 7 ปีที่แล้ว +2

    Abey tsenihu abraham da mszi zimesil dmtsi wow nice job bahaki both

  • @merihwedishishy4848
    @merihwedishishy4848 7 ปีที่แล้ว +10

    ከዋይ ንስኹምስ ኡንቓዕ ተውለድኩ ስቃይ ህዝቢ ስቃይኩም ኣጆኹም እስከ በሉ

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ኣጆኹም በርቱዑ
    ሞጉትኩም ክትረቱዑ ተርኑዑ ደፋዑ ደስ
    ዘብል ጣዕሚ ዜማ ቀጽሉዎ ኣጆኹም

  • @SamsungSamsung-oj5sx
    @SamsungSamsung-oj5sx 7 ปีที่แล้ว

    welcome to TH-cam . so nice song

  • @GualEri13
    @GualEri13 5 ปีที่แล้ว

    Eske dew belu deki Eri . Lovely music. 🙏🇪🇷

  • @kokobentertainment7363
    @kokobentertainment7363 7 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwwww xebukat kif alekum neskum derfkum ኣጆኩም እስኪ የሕዋተይ like eski aynwhdlom

  • @meriandom5373
    @meriandom5373 7 ปีที่แล้ว +3

    Ata ane ezi Sami zeblewo kexeleleni u eti demexu kendey ketem u antum zeymeten getemeten ne samey teray habuley baeley zekfelo ajokum mekurat tesfa hageren hezben😙😙😙😙😙🤗🤗🤗🤗🙌🙌🙌💔💕💖👄💗💋💓❤💔💓💔❤💘💕❤💕💖

  • @lilak4793
    @lilak4793 7 ปีที่แล้ว +2

    nice music guys sami and Abraham 💚💛❤🇪🇹💖🇪🇷👑👑🔥🔥 💯💯💦👍👍🙏🙏👌👌

  • @muluegebremeskel7081
    @muluegebremeskel7081 7 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ናይበሓቂ ንፉዓ ኣጆኩም ክወግሕ ዩ

  • @TekluKalu
    @TekluKalu 7 ปีที่แล้ว +1

    wawwwww wedi Bremen mekseney ajokum kexlwo btami xbuk💘💝

  • @legesetsegai4503
    @legesetsegai4503 7 ปีที่แล้ว

    ኣብሽርኩም ኣብሪሂሞ ዓርከይ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ እያ እሞ ከቲ ዘለካዮ ቀጽሎ ጥራይ እየ ዝብለካ

  • @robiwedigash8398
    @robiwedigash8398 7 ปีที่แล้ว

    Samitey my hero, I like all your song continue guys. Gn krekbeka mdeleku bkemey Kem zrekbeka melsi send gbereley
    Wey dma röbi häwi fnän elka add beleni

  • @robelbeletse8788
    @robelbeletse8788 7 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwwwww abi and sami gele aynet sirah kulu abetieu eyu ajokum

  • @Fache.
    @Fache. 7 ปีที่แล้ว +1

    ነዚ commant ምስ አንበብኩ ሲ ብታሚ ስሂብኒ så ajona eska

  • @awetmisgna2019
    @awetmisgna2019 7 ปีที่แล้ว +1

    Mezenay gubueka aberkt ab kalxi n wuxat.....
    Btaemi xbuk srah u Abrihimo & Sami.

  • @kubromjosi7741
    @kubromjosi7741 7 ปีที่แล้ว

    Wow gele ayent dirfe betami xebuk serah Job

  • @gezana7140
    @gezana7140 7 ปีที่แล้ว

    ደቂ ኤሪ ሺኮሪናታት ናይ ባሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ኣጆኩም ቀጽሉዎ ቀረባ ዩ ትግዜ ኩሉ ከምቲ ትምነይዎ ክኮነልና ዩ

  • @bereket-asmeromarsh567
    @bereket-asmeromarsh567 7 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ንስካ ኔረ ሎሚ'ከ መዘናይ
    ኣብ ቃልሲ ዶ ኣለካ ወይስ ኣብ ምዝናይ
    Great job

  • @kingjhon2505
    @kingjhon2505 7 ปีที่แล้ว

    Chela waE abzi alo xbuk derfi ms ewanawi meliektu Ajokum ahwat!!!

  • @AmbesEri
    @AmbesEri 7 ปีที่แล้ว +2

    Well done guys I love it ❤👍👍👍👍👍

  • @efremtsegay8711
    @efremtsegay8711 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ ቀጽልዎ

  • @eritrealove4438
    @eritrealove4438 7 ปีที่แล้ว +1

    ጻውዒት ሓርነት ይቕጽል ኣሎ፡ኣታ መንእሰይ ሃየ እንዶ በጃኻ እዚ ህዝቢ እዛ ሃገር።

    ብጣዕሚ ጽብቕቲ ሰውራዊት ዜማ

  • @russomshmendi1416
    @russomshmendi1416 7 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww nfuat nay behaki jegna 💪🤞

  • @LOVE-yw3tv
    @LOVE-yw3tv 7 ปีที่แล้ว

    Temti derfi nfuat kexlwo 😍💪👍👍👍

  • @beimnetkiflay8257
    @beimnetkiflay8257 7 ปีที่แล้ว

    Welcome sami jegna xebkti derfi ajokum kexlwo

  • @tegstitesfay1029
    @tegstitesfay1029 7 ปีที่แล้ว

    Semika deytxgeb derfi nay bhaki kexlewo deki hezbi😗😙👍👍

  • @jonermand4719
    @jonermand4719 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ኑፉዓት ኣጆኩም ኣሕዋት

  • @samilondons4871
    @samilondons4871 6 ปีที่แล้ว

    sami hawey anibesa mis jameaka azeka ab gonukum alena aythmeku tiray adina kinmles ena freedom kinmrah kinmehar ena kulatina deki Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fani1057
    @fani1057 7 ปีที่แล้ว

    Yes nebari hzbi amber nebari srat yelen Sami & Abrihimo metkelawyan ajokum trah bertu kem kedemkum

  • @muhursolomun6036
    @muhursolomun6036 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ ኣጀኹም ወገናተይ እዙይ ውን ክሓልፍ ዩ

  • @tesfaalfa5168
    @tesfaalfa5168 7 ปีที่แล้ว

    ንፉዓት ናይ ብሓቂ ኣጆኩም ኣንብስ ገላጺት ደርፊ

  • @ዮኒገሬ
    @ዮኒገሬ 7 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ስራሕ የሕዋት👍👍👍