ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ነዚ ሰሪሐዮ ዘለኹ ቪድዮ መረጋገጺ ተደሊኹም ኣብዚ ሊንክ፡ኣለኩምth-cam.com/video/yMB2dAa0xsE/w-d-xo.htmlsi=pq3KXm1oj6OU_ieq
አሜንንንንን
ስለ እቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ኣጎልግሎት የሱስ ይባርኽካ ሞጌ ሓወይ ብሩኽ❤
Amen amen mogie hawey.❤❤❤
God bless you. Amen. In Jesus Christ Name. Hallelujah.
ቀጽል ሞጎስ ሐውና ተባረክ
ሞጌ ሃወይ ኣጆካ በርትዕ ከማካ ዝኣመሰሉ ብ መንፈስ ቕዱስ ተመሊኦም ፡ብቕንዕና ኣብዚ መወዳእታ ዘመን ን ህዝቢ ኣምላክ ዘጻናንዕ ኣዝዩ እዩ ዘድልየና 'ሞ ኣገልጉሎት ከካርጾ 'የ ኣይትበል ኣምላክ ይደግፍካ ሞጌ ፡በዞም ገለ ገለ ተራገምትን፡ ተጻረፍትን ኣንጻር ትምህርቲ ክርስቶስ ዝከዱ ዘለዉ ኣይትዓንከፍ በርትዕ ።
Continue brother , God bless you. U r doing good.
Amen Amen Amennn ❤🙏
Yes
ተባረኽ ሞጎስ ሐዌይ 🙏🏽ቀጽሎ አጆኻ ❤
GOiTA yibarkka Moge hawey bruk gigna wethader GOITA tsegiu yehalka NISU haylkayu❤🙏🙏🙏🔥Lets go Moge hawey ety hawi yinded 🔥🔥🔥
ጽቡቕ ቀጽሎ።
Moge bruk really Jesus will come very soon you did Good job the word of God will never passed away
Tebarek Moges
May God bless you brother it is true time is almost finished Maranta please preach about the coming of Jesus we are sleeping blessings!!!
ጎይታ ይባርካ ሞጌ ንስካ ጂግና ኢኻ ዓስብኻ ኣብ ሰማይ ይብዛሕ ።
Asey asey asey asey asey asey Ellelelelelelllllll halleluyah ymxae yesus kemzi meharena bejaka Des eluna alo
ብሐቂ ተባረኽ።
Keep up the good work!You are doing great.
Amen!!! Maranata goita Yesus telo nea!!!
ተባረኽ ሞጌ ሓወይ ጥቕስታት ናይ ምንጣቕ ሼር ዝገበርካዮ🙏
Yesss Yesss Yesss Amilaki yebarika niseka Jegena wdeamilak hawareyat zmna ika kxeleyo brittei you are so blessed be blessed mor with your beautiful family and also your ministry's 🤲💕🌹🤲🌹💕🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Goyta ybarkka Mogos hawey. Ewe qetslo. Goyta bzedlyeka zebele kulu ybarkka. ❤
GOD BLESS YOU
Go yes
Nskia buruke ekia mogie hawey nberke alinia we are blessed to have u God bless u
Amen marnatha
Mogos hawey zemenka ybark tebarek God bless you more and more ❤️❤️💖💖💝💝
Shallom Moge Hawey ! Nayza serihkaya zelea video source nati News referances abzi tahti ente tewrdo xbuk neru. Seb baelu keydo neti tblo zeleka mseregagexo neru. Thank u .May God bless u
Abzi alekith-cam.com/video/yiYz1g95x6k/w-d-xo.htmlsi=iFx7b8Y5oE_7dVKt
ኣብዚ ድማ፡ኣለኪth-cam.com/video/yMB2dAa0xsE/w-d-xo.htmlsi=pq3KXm1oj6OU_ieq
GOD BLESS YOU MOGI hawey.
Kemzi tmhrti menekakahi amxalna
God bless you.
Goyta ybarka moga kexilo bruk
God bless you Mogos hawena
🙏🙏🙏🙏🙏
God bless you Mogos hawna 🙏❤️👍⚘️🍇🔥
Kexleli megos hawey xbuk aleka
Ya good keep going
Mezmur n men yzimer elka? Wey Mogos
Tebarek🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤
ጺቡቅ፡ኒሒና፡አመኒት ።ኒፈሊጥ፡ኣና፡አምላኽ፡ይመሲገን፡፡፡፡ናይ፡ሐገሪና፡ደቂናን፡፡ራሂዋ፡ኒደሊ፡፡አምላኽ፡ሐይሉ፡ይሊአው፡፡፡፡፡ምዎዳኣታ፡ዠኒዶ፡ናይኤሪቲራ፡።።ተባረኽ፡ጂጊና፡ከማጵጣሮስ፡ጳዉሎስ፡፡፡ሐይሊ፡ፅጸጋ፡ያሀቢካ፡።።❤😂😢
Thanks for sharing your information this is really helpful mogos blessed more keep it up make fail lucifer with his followers
Amlake ybrka
Bless u
Amelak yebarka merge beruk amelak yebarka
Tebarek zadilli teberabirna wengel mingra yu
Tebarek jigna
haky ata gigna aytmlislom ignor enttgbrom sibuk neru aklil shilmatka abiyumo des yiblka🔥🔥semay abiyumo wengelka Goed niuws❤❤❤🎉💖💖💖tsegiu yebzhlka
Wawww moge bruk agoma qetslo tsbuq tmhrti ayu
🙏🙏🙏🔥❤
ሞጌ ሓወይ ጥቕስታት ናይ ምንጣቕ ዝመሃርካዮ ሼር በለልና በጃኻ ተባረኽ
1 Thessalonians 4 ትግ - 1ይ ተሰሎንቄ16: ጐይታ ባዕሉ ብናይ ትእዛዝ ጭድርታን ብድምጺ ሊቀ መላእኽትን ብመለኸት ኣምላኽን ካብ ሰማይ ኪወርድ እዩ፡ እቶም ብክርስቶስ ዝሞቱውን ቅድም ኪትንስኡ እዮም።17: ድሕርዚ ንሕና ብህይወት ጸኒሕና ዘሎና ንምቕባል ጐይታ ኣብ ኣየር ምሳታቶም ሐቢርና ብደበና ኽንለዓል ኢና፡ ከምኡውን ንሓዋሩ ምስ ጐይታ ኽንነብር ኢና።1 Corinthians 15 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ49: ከምቲ ምስሊ እቲ መሬታዊ ዝለበሰና፡ ምስሊ እቲ ሰማያዊ ድማ ክንለብስ ኢና።1 Corinthians 15 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ51: እንሆ፡ ምስጢር እነግረኩም ኣሎኹ፡ ኲላትና ኽንልወጥ እምበር፡ ኲላትና ኣይክንድቅስን ኢና፡52: ብሓንሳእ፡ ብቕጽበት ዓይኒ፡ በቲ ናይ ድሕሪ ዂሉ መለኸት፡ እቲ መለኸት ኪንፋሕ እዩ እሞ፡ እቶም ምዉታት ድማ ብዘይሐልፍ ኪትንስኡ እዮም፡ ንሕናውን ክንልወጥ ኢና። 53: ማለት፡ እዚ ሓላፊ ዘይሐልፍ ኪለብስ ይግብኦ እዩ እሞ፡ እዚ መዋቲ ኸኣ ዘይመውት ኪለብስ እዩ።Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ37: ከምቲ ብዘመን ኖህ ዝዀነ፡ ምጽኣት ወዲ ሰብ ከኣ ከምኡ ኪኸውን እዩ።38: ከምቲ ብቕድሚ ማይ ኣይሂ ዝነበረ፡ ክሳዕ እታ ኖህ ናብ መርከብ ዝኣተወላ መዓልቲ፡ ይበልዑን ይሰትዩን የእትዉን የተኣታትዉን ነበሩ እሞ፡39: ማይ ኣይሂ መጺኡ፡ ንዅሉ ኽሳዕ ዜጥፍእ ኣይፈለጡን። ምጽኣት ወዲ ሰብ ድማ ከምኡ ኪኸውን እዩ።40: ሽዑ ኽልተ ኣብ ግራት ኪዀኑ እዮም፡ እቲ ሓደ ኺውሰድ፡ እቲ ሓደ ኸኣ ኪሕደግ እዩ።41: ክልተ ኣንስቲ ኣብ መጥሓን ኪጥሕና እየን፡ ሓንቲ ኽትውሰድ፡ ሓንቲ ድማ ክትሕደግ እያ።1 Thessalonians 5 ትግ - 1ይ ተሰሎንቄ1-2: ግናኸ፡ ኣሕዋተየ፡ እታ መዓልቲ ጐይታ ኸም ሰራቒ ኰይና ብለይቲ ኸም እትመጽእ፡ ባዕላትኩም ኣርጊጽኩም ትፈልጡ ኢኹም እሞ፡ ብናይ ዘመናትን ጊዜታትን ክንጽሕፈልኩምሲ ኣየድልየኩምን እዩ።3: ሰላምን ደሓንን እዩ ኺብሉ ኸለዉ፡ ንጥንስቲ ቕልውላው ከም ዚሕዛ፡ ሽዑ ጥፍኣት ብድንገት ይመጾም፡ ከቶውን ኣይከምልጡን እዮም።Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ37: ከምቲ ብዘመን ኖህ ዝዀነ፡ ምጽኣት ወዲ ሰብ ከኣ ከምኡ ኪኸውን እዩ።38: ከምቲ ብቕድሚ ማይ ኣይሂ ዝነበረ፡ ክሳዕ እታ ኖህ ናብ መርከብ ዝኣተወላ መዓልቲ፡ ይበልዑን ይሰትዩን የእትዉን የተኣታትዉን ነበሩ እሞ፡39: ማይ ኣይሂ መጺኡ፡ ንዅሉ ኽሳዕ ዜጥፍእ ኣይፈለጡን። ምጽኣት ወዲ ሰብ ድማ ከምኡ ኪኸውን እዩ።40: ሽዑ ኽልተ ኣብ ግራት ኪዀኑ እዮም፡ እቲ ሓደ ኺውሰድ፡ እቲ ሓደ ኸኣ ኪሕደግ እዩ።41: ክልተ ኣንስቲ ኣብ መጥሓን ኪጥሕና እየን፡ ሓንቲ ኽትውሰድ፡ ሓንቲ ድማ ክትሕደግ እያ።
Kexlo
ብዛዕባ እተን መስዋቲ ዝቀርባ ላም ኣብ መጽሓፍ፡ ቅዱስ እባ ጥቅሲ ስደደለይ
Mogos hawey bemntay krekbeka
ኩሉ ሐቂ እዩ ንንቃሕ
ቀጽሎ ሞጌ ጂግና ❤❤
Ketsilo
Btaemi Goita ynarkka Mogos hawey
ሞጌ፡ወደይ፡፡መንኢዩ፡ኮሙኡ፡ዚቢል፡፡አማኒ፡፡ዐለም፡ሲራሒካ፡ዳአ፡ወኒጌል፡ኢዩ፡፡፡፡ጂጊና፡ምጌ፡ኢናገበረ፡ዚገቢር፡፡አሲቢ፡ኻ፡ቡዙሕ፡ኢዩ፡፡ተባረኽ፡፡፡❤😂😢
Tsbuk hji kexl eka moge hawey ok The rapture is near....
ጎይታ ካብዚ ንላዕሊ ይወስከልካ
Neseqa geda zeytemeles nab Ortodox Tewahdo kabzi guguy emnetka😢
mogos hawey selam dyu keselo bzeaba sebat aytgedes eka ajoka
Ewe ykexel azuye zenekakh iyu bruk hawey.
2 Thessalonians 2 ትግ - 2ይ ተሰሎንቄ3-4: ቅድም ክሕደት ከይኰነ፡ እቲ ርእሱ ኣምላኽ ምዃኑ እናኣርኣየ፡ ኣብ መቕደስ ኣምላኽ ክሳዕ ዚቕመጥ፡ ኣምላኽን ቅዱስን ኣብ ዚብሃል ዘበለ ዚትንስእን ዚዕበን ሰብኣይ ዓመጻ፡ እቲ ወዲ ጥፍኣት፡ ከይተገለጸ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ኣይትመጽእን እያ እሞ፡ ብዝኰነ እንተ ዀነ ሓደ እኳ ኣየስሕትኩም።
Ajoka trah meklitka trah gber buruk
ሞጎስ ወደይ ኣይትሕመቕ
Moge kemzi msrah eyu zexebkelka
Eway degagime riyeya neza vidio yesus nafiqna alem xeliena Alena ezi naana tesfana u ...gn kurub sdranan ahwatnan ab mdhan keyemxaena u eti skfta nezi kngebr kea amlak xeguu yglexelna
ነዚ ሰሪሐዮ ዘለኹ ቪድዮ መረጋገጺ ተደሊኹም ኣብዚ ሊንክ፡ኣለኩም
th-cam.com/video/yMB2dAa0xsE/w-d-xo.htmlsi=pq3KXm1oj6OU_ieq
አሜንንንንን
ስለ እቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ኣጎልግሎት የሱስ ይባርኽካ ሞጌ ሓወይ ብሩኽ❤
Amen amen mogie hawey.❤❤❤
God bless you. Amen. In Jesus Christ Name. Hallelujah.
ቀጽል ሞጎስ ሐውና ተባረክ
ሞጌ ሃወይ ኣጆካ በርትዕ ከማካ ዝኣመሰሉ ብ መንፈስ ቕዱስ ተመሊኦም ፡ብቕንዕና ኣብዚ መወዳእታ ዘመን ን ህዝቢ ኣምላክ ዘጻናንዕ ኣዝዩ እዩ ዘድልየና 'ሞ ኣገልጉሎት ከካርጾ 'የ ኣይትበል ኣምላክ ይደግፍካ ሞጌ ፡በዞም ገለ ገለ ተራገምትን፡ ተጻረፍትን ኣንጻር ትምህርቲ ክርስቶስ ዝከዱ ዘለዉ ኣይትዓንከፍ በርትዕ ።
Continue brother , God bless you. U r doing good.
Amen Amen Amennn ❤🙏
Yes
ተባረኽ ሞጎስ ሐዌይ 🙏🏽ቀጽሎ አጆኻ ❤
GOiTA yibarkka Moge hawey bruk gigna wethader GOITA tsegiu yehalka NISU haylkayu❤🙏🙏🙏🔥Lets go Moge hawey ety hawi yinded 🔥🔥🔥
ጽቡቕ ቀጽሎ።
Moge bruk really Jesus will come very soon you did Good job the word of God will never passed away
Tebarek Moges
May God bless you brother it is true time is almost finished Maranta please preach about the coming of Jesus we are sleeping blessings!!!
ጎይታ ይባርካ ሞጌ ንስካ ጂግና ኢኻ
ዓስብኻ ኣብ ሰማይ ይብዛሕ ።
Asey asey asey asey asey asey Ellelelelelelllllll halleluyah ymxae yesus kemzi meharena bejaka Des eluna alo
ብሐቂ ተባረኽ።
Keep up the good work!
You are doing great.
Amen!!! Maranata goita Yesus telo nea!!!
ተባረኽ ሞጌ ሓወይ ጥቕስታት ናይ ምንጣቕ ሼር ዝገበርካዮ🙏
Yesss Yesss Yesss Amilaki yebarika niseka Jegena wdeamilak hawareyat zmna ika kxeleyo brittei you are so blessed be blessed mor with your beautiful family and also your ministry's 🤲💕🌹🤲🌹💕🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Goyta ybarkka Mogos hawey. Ewe qetslo. Goyta bzedlyeka zebele kulu ybarkka. ❤
GOD BLESS YOU
Go yes
Nskia buruke ekia mogie hawey nberke alinia we are blessed to have u God bless u
Amen marnatha
Mogos hawey zemenka ybark tebarek God bless you more and more ❤️❤️💖💖💝💝
Shallom Moge Hawey ! Nayza serihkaya zelea video source nati News referances abzi tahti ente tewrdo xbuk neru. Seb baelu keydo neti tblo zeleka mseregagexo neru. Thank u .
May God bless u
Abzi aleki
th-cam.com/video/yiYz1g95x6k/w-d-xo.htmlsi=iFx7b8Y5oE_7dVKt
ኣብዚ ድማ፡ኣለኪ
th-cam.com/video/yMB2dAa0xsE/w-d-xo.htmlsi=pq3KXm1oj6OU_ieq
GOD BLESS YOU MOGI hawey.
Kemzi tmhrti menekakahi amxalna
God bless you.
Goyta ybarka moga kexilo bruk
God bless you Mogos hawena
🙏🙏🙏🙏🙏
God bless you Mogos hawna 🙏❤️👍⚘️🍇🔥
Kexleli megos hawey xbuk aleka
Ya good keep going
Mezmur n men yzimer elka? Wey Mogos
Tebarek🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤
ጺቡቅ፡ኒሒና፡አመኒት ።ኒፈሊጥ፡ኣና፡አምላኽ፡ይመሲገን፡፡፡፡ናይ፡ሐገሪና፡ደቂናን፡፡ራሂዋ፡ኒደሊ፡፡አምላኽ፡ሐይሉ፡ይሊአው፡፡፡፡፡ምዎዳኣታ፡ዠኒዶ፡ናይኤሪቲራ፡።።ተባረኽ፡ጂጊና፡ከማጵጣሮስ፡ጳዉሎስ፡፡፡ሐይሊ፡ፅጸጋ፡ያሀቢካ፡።።❤😂😢
Thanks for sharing your information this is really helpful mogos blessed more keep it up make fail lucifer with his followers
Amlake ybrka
Bless u
Amelak yebarka merge beruk amelak yebarka
Tebarek zadilli teberabirna wengel mingra yu
Tebarek jigna
haky ata gigna aytmlislom ignor enttgbrom sibuk neru aklil shilmatka abiyumo des yiblka🔥🔥semay abiyumo wengelka Goed niuws❤❤❤🎉💖💖💖tsegiu yebzhlka
Wawww moge bruk agoma qetslo tsbuq tmhrti ayu
🙏🙏🙏🔥❤
ሞጌ ሓወይ ጥቕስታት ናይ ምንጣቕ ዝመሃርካዮ ሼር በለልና በጃኻ
ተባረኽ
1 Thessalonians 4 ትግ - 1ይ ተሰሎንቄ
16: ጐይታ ባዕሉ ብናይ ትእዛዝ ጭድርታን ብድምጺ ሊቀ መላእኽትን ብመለኸት ኣምላኽን ካብ ሰማይ ኪወርድ እዩ፡ እቶም ብክርስቶስ ዝሞቱውን ቅድም ኪትንስኡ እዮም።
17: ድሕርዚ ንሕና ብህይወት ጸኒሕና ዘሎና ንምቕባል ጐይታ ኣብ ኣየር ምሳታቶም ሐቢርና ብደበና ኽንለዓል ኢና፡ ከምኡውን ንሓዋሩ ምስ ጐይታ ኽንነብር ኢና።
1 Corinthians 15 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
49: ከምቲ ምስሊ እቲ መሬታዊ ዝለበሰና፡ ምስሊ እቲ ሰማያዊ ድማ ክንለብስ ኢና።
1 Corinthians 15 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
51: እንሆ፡ ምስጢር እነግረኩም ኣሎኹ፡ ኲላትና ኽንልወጥ እምበር፡ ኲላትና ኣይክንድቅስን ኢና፡
52: ብሓንሳእ፡ ብቕጽበት ዓይኒ፡ በቲ ናይ ድሕሪ ዂሉ መለኸት፡ እቲ መለኸት ኪንፋሕ እዩ እሞ፡ እቶም ምዉታት ድማ ብዘይሐልፍ ኪትንስኡ እዮም፡ ንሕናውን ክንልወጥ ኢና። 53: ማለት፡ እዚ ሓላፊ ዘይሐልፍ ኪለብስ ይግብኦ እዩ እሞ፡ እዚ መዋቲ ኸኣ ዘይመውት ኪለብስ እዩ።
Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ
37: ከምቲ ብዘመን ኖህ ዝዀነ፡ ምጽኣት ወዲ ሰብ ከኣ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
38: ከምቲ ብቕድሚ ማይ ኣይሂ ዝነበረ፡ ክሳዕ እታ ኖህ ናብ መርከብ ዝኣተወላ መዓልቲ፡ ይበልዑን ይሰትዩን የእትዉን የተኣታትዉን ነበሩ እሞ፡
39: ማይ ኣይሂ መጺኡ፡ ንዅሉ ኽሳዕ ዜጥፍእ ኣይፈለጡን። ምጽኣት ወዲ ሰብ ድማ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
40: ሽዑ ኽልተ ኣብ ግራት ኪዀኑ እዮም፡ እቲ ሓደ ኺውሰድ፡ እቲ ሓደ ኸኣ ኪሕደግ እዩ።
41: ክልተ ኣንስቲ ኣብ መጥሓን ኪጥሕና እየን፡ ሓንቲ ኽትውሰድ፡ ሓንቲ ድማ ክትሕደግ እያ።
1 Thessalonians 5 ትግ - 1ይ ተሰሎንቄ
1-2: ግናኸ፡ ኣሕዋተየ፡ እታ መዓልቲ ጐይታ ኸም ሰራቒ ኰይና ብለይቲ ኸም እትመጽእ፡ ባዕላትኩም ኣርጊጽኩም ትፈልጡ ኢኹም እሞ፡ ብናይ ዘመናትን ጊዜታትን ክንጽሕፈልኩምሲ ኣየድልየኩምን እዩ።
3: ሰላምን ደሓንን እዩ ኺብሉ ኸለዉ፡ ንጥንስቲ ቕልውላው ከም ዚሕዛ፡ ሽዑ ጥፍኣት ብድንገት ይመጾም፡ ከቶውን ኣይከምልጡን እዮም።
Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ
37: ከምቲ ብዘመን ኖህ ዝዀነ፡ ምጽኣት ወዲ ሰብ ከኣ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
38: ከምቲ ብቕድሚ ማይ ኣይሂ ዝነበረ፡ ክሳዕ እታ ኖህ ናብ መርከብ ዝኣተወላ መዓልቲ፡ ይበልዑን ይሰትዩን የእትዉን የተኣታትዉን ነበሩ እሞ፡
39: ማይ ኣይሂ መጺኡ፡ ንዅሉ ኽሳዕ ዜጥፍእ ኣይፈለጡን። ምጽኣት ወዲ ሰብ ድማ ከምኡ ኪኸውን እዩ።
40: ሽዑ ኽልተ ኣብ ግራት ኪዀኑ እዮም፡ እቲ ሓደ ኺውሰድ፡ እቲ ሓደ ኸኣ ኪሕደግ እዩ።
41: ክልተ ኣንስቲ ኣብ መጥሓን ኪጥሕና እየን፡ ሓንቲ ኽትውሰድ፡ ሓንቲ ድማ ክትሕደግ እያ።
Kexlo
ብዛዕባ እተን መስዋቲ ዝቀርባ ላም ኣብ መጽሓፍ፡ ቅዱስ እባ ጥቅሲ ስደደለይ
Mogos hawey bemntay krekbeka
ኩሉ ሐቂ እዩ ንንቃሕ
ቀጽሎ ሞጌ ጂግና ❤❤
Ketsilo
Btaemi Goita ynarkka Mogos hawey
ሞጌ፡ወደይ፡፡መንኢዩ፡ኮሙኡ፡ዚቢል፡፡አማኒ፡፡ዐለም፡ሲራሒካ፡ዳአ፡ወኒጌል፡ኢዩ፡፡፡፡ጂጊና፡ምጌ፡ኢናገበረ፡ዚገቢር፡፡አሲቢ፡ኻ፡ቡዙሕ፡ኢዩ፡፡ተባረኽ፡፡፡❤😂😢
Tsbuk hji kexl eka moge hawey ok The rapture is near....
ጎይታ ካብዚ ንላዕሊ ይወስከልካ
Neseqa geda zeytemeles nab Ortodox Tewahdo kabzi guguy emnetka😢
mogos hawey selam dyu keselo bzeaba sebat aytgedes eka ajoka
Ewe ykexel azuye zenekakh iyu bruk
hawey.
2 Thessalonians 2 ትግ - 2ይ ተሰሎንቄ
3-4: ቅድም ክሕደት ከይኰነ፡ እቲ ርእሱ ኣምላኽ ምዃኑ እናኣርኣየ፡ ኣብ መቕደስ ኣምላኽ ክሳዕ ዚቕመጥ፡ ኣምላኽን ቅዱስን ኣብ ዚብሃል ዘበለ ዚትንስእን ዚዕበን ሰብኣይ ዓመጻ፡ እቲ ወዲ ጥፍኣት፡ ከይተገለጸ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ኣይትመጽእን እያ እሞ፡ ብዝኰነ እንተ ዀነ ሓደ እኳ ኣየስሕትኩም።