ብኽንደይ ደደብ ኢና ክንሓርር ወደይ ቴዲ ታኾይኑ ንዝበልኽን መልሲ😔

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 948

  • @Weny-ur7bd
    @Weny-ur7bd 10 หลายเดือนก่อน +586

    ደልየዮ አየዋ ላይክ ሃቡኒ ተጋሩዋይ መበል 15 እየ❤🎉

    • @brhanwejerat516
      @brhanwejerat516 10 หลายเดือนก่อน +3

      ደምሪን ወለላይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน +3

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤

    • @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
      @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ 10 หลายเดือนก่อน +3

      ልገዛ ድዩ ትሕውልዮ😁

    • @selmayoitbechannel4323
      @selmayoitbechannel4323 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ😂😂😂😂😂😂😂

  • @mmmmm2701
    @mmmmm2701 10 หลายเดือนก่อน +200

    ብሱሩከ ታኮኑድዩ 😢ኣፀቢቅኪ ኣተዛረብክናይ እና ሒዝክልና ንዒ ሒዝክልና ንዒ እትብሉ ላይክ❤

    • @UxYv-mn6fh
      @UxYv-mn6fh 10 หลายเดือนก่อน +3

      ካብዚ ብላዕሊ ብከመይ ክተረደአና ብቀልዲ እየን ገይረንኦ እኮ ትብላ

    • @salimsolum2208
      @salimsolum2208 10 หลายเดือนก่อน +1

      Tay eya koyna

    • @rishansolomon9726
      @rishansolomon9726 10 หลายเดือนก่อน +2

      ኣነስ video ክሳብ መጨረሻ ዘይረኣያ ኮሜንት ዝፅሕፋ ክሕዝና ንወረ ኣይንቸኩል ኣሕዋት መጀመርያ ኩሉ እቲ video ረአየኦ😢

    • @LEMI-l3e
      @LEMI-l3e 10 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢😢😢😢💔💔

    • @teaimit1221
      @teaimit1221 2 หลายเดือนก่อน

      ደምራን 😢

  • @samrtsegurbit
    @samrtsegurbit 10 หลายเดือนก่อน +110

    ነዛ ፅሕፍተምቡቡ ተምብባ ዘለክን እግዚኣብሄሪ ኣምላኩ ሙሉኢ ሂወትክን ሓጎስን ቅሳነትን ይፍጠረልክ ኣሜን እና በዛ ሊክ ናኣተክን ደምራኒ ኣሕዋተይ

  • @pplpt-s5w
    @pplpt-s5w 10 หลายเดือนก่อน +164

    ኣነ መሰወእቲ ሓወይ ኣብ ሚድያ ሪአዮ ክሳብ ሐዚ ወነይ ምመላሰ ኣቢኒ ኒኦ ዝረከቦ ሰብ እዩ ዝፈለጦ ቃንዘኡ 😢 ለዕድመ ይግበረሉ💙

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 10 หลายเดือนก่อน +2

      ​መልሲ 💕💕

    • @rozaroza-45
      @rozaroza-45 10 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ጓልዓጋመእየ
      @ጓልዓጋመእየ 10 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጆኪ ስኪ አምላክ የክእልኪ ወለላይ😢🙏

    • @snittube3875
      @snittube3875 10 หลายเดือนก่อน

      Amlak xnat yhabki haftey mearey❤

  • @delinad568
    @delinad568 10 หลายเดือนก่อน +57

    አቱም ሰባት እንታይ ንኮን አለና😢😢ናብ ልብና እባ ንመለሰ
    ቴዲዎ ንዕድመ ይገበረሉ❤❤❤❤

  • @HaymiTubሃይሚይቱብ
    @HaymiTubሃይሚይቱብ 10 หลายเดือนก่อน +71

    እዋይ ቴደይ ንዕድመን ጥዕናን ይግበረልካ ወድይ ዓደይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @gjryftyftdenaytgalgeriye5603
    @gjryftyftdenaytgalgeriye5603 10 หลายเดือนก่อน +21

    ሓደ ሓቂ ኣሎ ሞት ዘይፍልጥ ሰብ ሰለ ሞት እንታይነት ኣይፍልጦን 😢
    ሞት ክንደይነይ መሪር ምካኑ ዝበፅሖ ብቻ እዩ ዝፍልጦ ሓው ዝሰኣነ ፣ሓፍቱ ዝሰኣነ፣ ወለድ ዝሰኣነ ብዝኮነ ንከምዙይ ትገብሩ ሰባት እግዚኣብሄር ኣምላክ ልቦና ይሃብኩም 😢
    ፍትንዎ ኣይብለኩሙን መሪር ሰለ ዝኮና 😭

  • @ሕብሪሂወት
    @ሕብሪሂወት 10 หลายเดือนก่อน +21

    ሓዘን መሪር እዩ እሞኻኣ ትፈትዎ ናይኻ🥺💔ልበፆሖ እዩ ዝፈልጦ😢 እና ቴዲ ሓወይ ልዕድመ ይግበረልኻ🙏

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 10 หลายเดือนก่อน +11

    ውይ ያበናት በጃክን እባ ዝቅለድን ዘይ ቅለድን ፈሊጥና ንስራሕ ዋ 🤔ብዝኮነ ንዕድመ ይግበረልካ ቴዲ ሓወይ ኣባይካ....🙏እስከ ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ኮላይ "ንቴዲ" ተድንቃ ላይክ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @LEMI-l3e
      @LEMI-l3e 10 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤😢

  • @elsaaelsaa8789
    @elsaaelsaa8789 10 หลายเดือนก่อน +6

    ንዕድመ ይግበረሉ ሶሊተይ
    ንዓይ ትማሊ ወድ ሓፍቲ ኣቦይ ኣፍቢ ዘርጊሖም ኣርዲኦምኒ 😭💔

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 10 หลายเดือนก่อน +37

    በስመ ስላሴ እንታይ ኢና ንከውን ዘለና እግዝኣቢሔር ዓይነ ልቦና ይዓድለና😥😥😥😥 እግዝኣቢሔር ኣምላክ ንዕድመ ይግበረልካ
    ቴድየ ሓወይ🙏❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
      @ማርያመይኣዶፍቅሪ 10 หลายเดือนก่อน

      @@GenetChannel-uo3rv እሽኒ ማዓረይ ገይረልኪ ኣለኩ ንዓይ ውን ደምርኒ

    • @سلامهسلامه-ط5ذ
      @سلامهسلامه-ط5ذ 10 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf3929 10 หลายเดือนก่อน +18

    ዕድመን ጥዕናን ይግበልኻ ፈጣር😢

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @مممم-ه9ذ3ش
    @مممم-ه9ذ3ش 10 หลายเดือนก่อน +10

    ቦግ የብለን እዊ ኣባይኺ ሰሉዋይ ቴድዋይ እግዛብሄር ሰላምኩም የብዘሓዮ ንእንጀራኹም ይግበሮ😢❤

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd 10 หลายเดือนก่อน +13

    እዋይ ሰብ ታይማዓቱ ወደይ😢😢ኣይዘኪ ሰሉየይ ስብኣይኪ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @zufanamera8795
    @zufanamera8795 10 หลายเดือนก่อน +14

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ወለድና ሓደ ሰብ ካብ ስድራና ምስ ዝሞትኳ ክዳዉንቱ ይኹን ፎትኡ ኣርሑቑለይ ከይተሪኡኒ እየን ዝብላ ናይ ሎሚ ዎሎዶ ድማ ማዕረ ክንደይ ምስ ሬሳ ዝተለማመድና ክሳብ ንመስል ዝምተን ዘሎን ናብ ሚድያ ሼር ምባል ከም ሓደ ዓብይ ቁምነገር ቆፂርናዮ ታኽባሃል ክይኑዋ ከምኡ እትገብሩ ሰባት ኣብ ስራሕ ፈጣሪ ትኣትለኹም ምኾንኩምን ብሰንክኹም ብድንጋፀ ህይወት ሰብ ዝሓልፍ ምዃኑን ፍለጡ ንቴዲ ሓዉናለ ንዕድመ እዩ ኣጆኺ

  • @TsritiHaftu
    @TsritiHaftu 10 หลายเดือนก่อน +4

    እኽኽኽ ኣዋልድ ሓሳዳት ኢክን ወላዲተይ😢😢 ኣጆኪ ሰላመይ ቀኒአን እየን❤

  • @Sara21213
    @Sara21213 10 หลายเดือนก่อน +7

    ኣነ ዝገርመኒ ዝሞቱ ማዓዝ ዉሒዶም "ዮም😭
    ልዕድመ ይግበረሉ🙏

  • @eeee4739
    @eeee4739 10 หลายเดือนก่อน +22

    በሰመአም አተ ሰብ ዓቢድ እዮ ዘሎ አጀኪ ሰሉየ ንዕድመ ንጥዕና ይግበረልካ ቴዲ🙏🙏🙏

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 10 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዛበይተይ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 10 หลายเดือนก่อน +9

    ልዕድመ ይግበረሉ አጆኺ ሰሉየ ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ልቦና ይሃቦም እቶም ከምኡ ዝገበሩ ራ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤

  • @Hiwen-youTube
    @Hiwen-youTube 10 หลายเดือนก่อน +6

    በሰሙ ሰላሴ ለጥዕና ለዕድም የገብረልኻ❤እንኻዕ ፅቡቅ ኣሰመዓኪ ክቢድ እዩ😢😢😢

  • @hgf6568
    @hgf6568 10 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚኣብሔር ኣምላኸ እንኳዕ ንፅብቅ ገበሮ ሰሊተይ አጀኪ ንዕድመ ይግበረልካ ተዲ ሓወይ ዝመቱ መአዝ ውሕድና አረ ገደፈና ዘይመተ መይቱ አይትበላ😢💔

  • @MitslalAeregawiy
    @MitslalAeregawiy 10 หลายเดือนก่อน +3

    እዊይ አቱም ሰባት ታይ ኢና ንኮን ዘለና ብሞት ቀልዲይ አሎ ዱዩ ዘይሞተ ንቀትል ስለ ምንታይ መስተወዓሊይ ልቦና ይሃበና ፈጣሪይ እና አጆኪ ሰሉዋይ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላኽ ልዕድመ ልጥዒና ይግበረልካ

  • @ሃረያኻልአይምስኩሉሰብሕዉ
    @ሃረያኻልአይምስኩሉሰብሕዉ 10 หลายเดือนก่อน +14

    ዉይ ማዓረይ😢
    አጀኪ ሰሉየ ንዕድመ ይግበረሉ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤

  • @rahelhagos7425
    @rahelhagos7425 10 หลายเดือนก่อน +13

    ባሓቂ መስተውዓሊ ያዓድለና ንፅቡቅ ይግበረሉ 🙏❤

    • @brhanwejerat516
      @brhanwejerat516 10 หลายเดือนก่อน

      ደምሪን ወለላይ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 10 หลายเดือนก่อน +3

    ንዕድመ ይግበሮ🙏 ኣጆኪ ሰላመይ🥺 ኣየ ንሕና ደቂ ሰባት💔

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 10 หลายเดือนก่อน +2

    በስመአብ እዋይ እንየካ ጭካነ ኣቱም አሕዋተይ እንታይ ኢና ንከውን ዘለና😢 እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና😢❤
    ኣጆኪ ሰላመይ ንዕድመን ጥዕናን ይግበረሉ ፈጣሪ❤

  • @samrtsegurbit
    @samrtsegurbit 10 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤ኣጆኪ ዝያዳይ ንዕዲመ ይግበረሉ

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉዋይ ኣጆኪ ዛምቤተይ😢 ንዕድመ ይግበረሎም

  • @ፅልልቲእየብትግራይዓ-ገ3ገ
    @ፅልልቲእየብትግራይዓ-ገ3ገ 10 หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ ሓፍተይ ምዓረይ ንዕድመ ይግበረሉ

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በቻኪ

  • @TAHERTaher-zd9eb
    @TAHERTaher-zd9eb 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣጀኪ ሰሉየይ ንዕድመ ይግበረሉ

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ❤

  • @amrankan2230
    @amrankan2230 10 หลายเดือนก่อน +4

    ባሓቂ ምቅርተይ ልቦና ያሃበና እምበር ስባት ኩፉኣት የእና ንዕድመ ይግበረሉ🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @nobehossin5386
    @nobehossin5386 10 หลายเดือนก่อน +8

    ኣጆኪ ዝያዳይ ንዕዲመ ይግበረሉ❤😢❤

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @maryyammmnnnz8338
    @maryyammmnnnz8338 10 หลายเดือนก่อน +2

    😢😢ንዕድመ ይግበረልካ ታድየይ ኣጀኪ ሱሉየይ ማዓረይ

  • @selamburuk
    @selamburuk 10 หลายเดือนก่อน +10

    አጆኪ ሰሉዋይ ቴዲ ሓወይ ድማ ልእድመ ይግበረልካ ማአረይ🥺እቶም ከምዚ ዝገብሩ ደቂ ሰባት ድማ ልቦና ይሃቦም ሓዳራ ነዛ ሓጻር እድመናስ ሰብ ኣይነቀይም🙏

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 10 หลายเดือนก่อน +7

    ኣታ ፈጣሪ ሰብ ዓቢዱ እሞ ከኣ ብሂወት እናሃለወ ልዕድመ ይግበሉ

  • @user-Melat
    @user-Melat 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ልቦና ይሃቦም ሕማቅ ዝሰርሑ

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 10 หลายเดือนก่อน +4

    ደሓር ከኣ መሓዙቱ ዋየ ዝሰብ እንታይ እዩ ዝከውን ዘሎ ሰይጣን ዘንዕቅ ስራሕ😢
    ብዝኮነ ኣጆኪ መዓረይ ንዕድመ ይግበረሉ

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 10 หลายเดือนก่อน +1

    አይይይ ማዓረይ ንዕድመ ይግበረሉ ናብ ንሳሃ የብቀዐየን😢አይይ ታይኢና ንኳንለነ😢
    አጀኪ ሰላመይ ለባመይ ኩሉ ንፅብቁ እዩ ድሕሪ ፈተና ፀጋእዩ ዝመፅእ❤

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
    @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣይዛኺ ሰሉተይ ማዓረይ ንባዓልኺ ኣብ ሰደት ነይርኽስ እዙይ ክውሰኸኪ እና ባዓልገዛኽለ ልዕድመ ይግበረሉ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @aataat1524
    @aataat1524 10 หลายเดือนก่อน +2

    😢😢ማዓረይ ናይሎሚ ወሎዶ ስ ልቦነ ይሃበና😢😢😢ይገርመኪ ዩ😢😢

  • @jesitsabu
    @jesitsabu 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሰልዋይ ብሓቂ ዝተገነየ እዩ ዝፈልጦ

  • @fyorihayle7127
    @fyorihayle7127 10 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ሓፍተይ 😢😢😢 ይገርምዩ ጥንቅቅ በሊ ናይ መድያ ስለ ዝኾንካ ሰብና ሓሴድዩ ኣነ ከማን ሪአዮ ኔረ ማዘርኪ ሸር ኢልቶ ሰንቢደ እመብርሃን ምሳኩም ትኩን🙏❤️

  • @TitiTiti-qm9gv
    @TitiTiti-qm9gv 10 หลายเดือนก่อน +10

    ሰሉየይ እንካዕ መፃኢ ቀዳመይቲ ባዕለይ ብዘጋጣሚ ይፈትየኪ የ

    • @brhanwejerat516
      @brhanwejerat516 10 หลายเดือนก่อน

      ደምሪን ወለላይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤

  • @FhCc-q1f
    @FhCc-q1f 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉየይይ ብሓቃ ዝተገነየ እዩ ዝፍልጦ

  • @Nura_Mohammed
    @Nura_Mohammed 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ሰብ ጭካን😒 😭😭 ስሉዋይ ኣጆኺ ማዓረይ❤ንዕድመ ይግበረል

  • @SaraS-m3c
    @SaraS-m3c 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ በሰምኣበ ንዕድመ ይግበረሉ❤❤❤👏👏ኣጆኪ ሰልዋይ

  • @tkk5705
    @tkk5705 10 หลายเดือนก่อน +4

    ብስመኣብ ንዕደመይግበረሉክብርሓዉና ኣጀኪሰልየይ❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ግብረልይ ሓላልይ ❤❤❤

  • @ኣሉየትግራይልጅነኝ
    @ኣሉየትግራይልጅነኝ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ግን ከመይ ዓይነት ሰባት እየን ብሞት ቀልዲ ንዕድመ ይግበረልካ ቴዲ ሓወይ ኣጆኪ ሰሉ ሓፍተይ እግዛብሔር ይፍረደን🙏😢

  • @TitiTiti-qm9gv
    @TitiTiti-qm9gv 10 หลายเดือนก่อน +5

    ደቅሰባት እንገብሮ ጠፊእና እዩ ዘሎ ልቦና ይሃበና አጀኪ ሰልየየሰ

    • @brhanwejerat516
      @brhanwejerat516 10 หลายเดือนก่อน

      ደምሪን ወለላይ

  • @Sane-pk5df
    @Sane-pk5df 10 หลายเดือนก่อน +2

    ንዕድመ ክገብረሉ እዩ ኣጆኺ ሰሉዋይ❤❤❤❤❤

  • @lemlemdagnew6360
    @lemlemdagnew6360 10 หลายเดือนก่อน +3

    ልቦና ይሃቦም (ይሃበን ነተን ከምኡ ዝሰርሓ \ዝሰርሑ ንዕድመ ክገብረሉ እዩ

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ብሰመኣብ ታይ ማዓቱ እዩ ከመዙይ ዶ ኣሎ እዩ ሓዘን ንዘፈልጦ እዩ ዝረዶኦ😢 ዋይ ናይ ሰብ ነገር ታይ ኢና ባ ንኩን ዘልና ንዕድመ ይግብረልካ ቴዲ ሓወይ ኣይዘኪ ሰሉየይ ማዓረይ😘

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 10 หลายเดือนก่อน +5

    ልዕድመ ይግበረልካ ቴዲዋይ❤ ኣየ ሰብ😥

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይ ግብረልይ ሓላልይ❤❤❤

  • @selam1673
    @selam1673 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ንፅቡቁ እዩ ኣጆኺ ሰላመይ

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኪ ስላመይ ንዕድመ ክግብረሉ እዩ

  • @jdhdhjxbxhhx9274
    @jdhdhjxbxhhx9274 10 หลายเดือนก่อน +1

    ንዕዲመ ይግበረልካ ዝሓወይ ሰሉየ ማዓረይ ሓዘን ዝፈለጠ እዩ ዝፈልጦ ኣብርእሰን ሰለዘይበፀሐን እየን ዝኮና ዝኮኑ እንበር ንሕናስ ሓደ ሻብ ምስ ጀመረና ሓዘን ጥራሕ እና ኮንና እው ግን ልብና ይሃቦም

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 10 หลายเดือนก่อน +3

    እዉይ ኣይዞኪ ኣነ ዉን ጓል ሓፍተይ ሼር ኢለናለይ ዓቢደ ነይረ 😢😢ዝፎልጦ እዩ ዝፎልጦ

  • @ተሰፋእዩሰንቀይG
    @ተሰፋእዩሰንቀይG 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኪ ዝያዳይ ንዕዲመ ይግበረሉ❤❤🙏🙏🙏👏🥰🙏

  • @SwswSw-m4c
    @SwswSw-m4c 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሰለየይ እንካዕ ንፅብቅ ገቦሮ

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላክ ንዕድመ ይግበረልካ ቴድየ ማዓረይ🙏 ኣይ ሰብ ግን😢😢💔

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 10 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ ዳሕና መፃእኽ ሰሉዋይ👏 ድዛ ፅሕፉት ተንቡ ኣሕዋተይ ብቅንዕና #ሳብስክራይብ በሉለይ

    • @MeriHaylsh
      @MeriHaylsh 10 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ ግብርለይ ወለላዋ❤

  • @assh1200
    @assh1200 10 หลายเดือนก่อน +2

    ልዕድመ ይግበረሉ አጆኺ ሰሉየ ❤❤❤

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 10 หลายเดือนก่อน +20

    ኣይ በስመኣብ 😢ኣጆኪ ሰሉየ ገብርቲ ሕማቅ ውን ምስትውዓል ልቢ ይሃቦም❤

  • @madhinmadhin1325
    @madhinmadhin1325 10 หลายเดือนก่อน +1

    ልዕድመ ይግበረሉ ሰሉየይ ብጣዕሚ እየን ለግርማልኻ

  • @zufanzufan9302
    @zufanzufan9302 10 หลายเดือนก่อน +2

    በስመአብ ማሓረና እስቲ ተመስገን ኣዞኪ ምቅርተይ

  • @ምቅናይጥዑም
    @ምቅናይጥዑም 10 หลายเดือนก่อน +1

    ንዕድመ ይግበረሉ ሰሉየ ንቶም ክምኡ ዝገብሩ ልቦና ይሃቦም

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 10 หลายเดือนก่อน +9

    ብሓቂ ሰላመይ ኣነ ንባዕለይ ትማሊ ወዲ አቦንእሰይ አብ ሚድያ እየ ርአዮ ካብኡ ዝኮንክዎ ክነግረክን አይክእልን😢😢😢ንዕድመ ይግበረልካ ቴዲ ሓወይ

  • @ygg949
    @ygg949 10 หลายเดือนก่อน +2

    ንዕድመ ይግበረልካ ቴዲ ሓወይ ኣጆኪይ ሰላመይ ❤❤❤❤

  • @samrtsegurbit
    @samrtsegurbit 10 หลายเดือนก่อน +3

    ደምራኒ ኣሕዋተይ ነዛ ቢዶ ትክታተላለክን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ህልናዊትትትትትትት
    @ህልናዊትትትትትትት 10 หลายเดือนก่อน +1

    ልዕድመ ይገበረልካ ሓዊተይ ሰሉየይ ሓፍቲ ባዓለይ ኣጆኪ ጓልነዋኒ እግዚአብሔር ኣምላክ መስተወአሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና ይቅር ይበለልና❤❤❤❤

  • @KisanetAraya-c8h
    @KisanetAraya-c8h 10 หลายเดือนก่อน +3

    Ezi nay wedi srah nay gal aykonen amlak balilu ykxeayom koma zgebr

  • @rdfgrfv7135
    @rdfgrfv7135 10 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኺ ሰሉዋይ ተዲዋይ ንዕዲመ ይግበረል ኻ❤❤❤

  • @fada3193
    @fada3193 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣየ ሰብ ለዕደመ ይግበረለኻ ቴዲዋ ❤❤

  • @JftTedr
    @JftTedr 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኪ ሰሉዋይ ልዕድመ.ይግበሩሉ

  • @Selamtube21225
    @Selamtube21225 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላመይ ድንጋፀኻ ኣብ ኣእሙሮይ መፂኡ ተቐሪፁኒ ኣንቢዑኒ።ኣጆኺ ናይ ሚድያ ሰባት ክሳብ ዝኾንኩም ብዙሕ እዩ ዘጋጥም።

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሶልየ መዓረይ ኣደንጊፅኽኒ ኣርእስቲ ሪአ ደንጊፀ በስመኣብ ሰብስ እንታይ እዩ ባ እፍፍ 😴
    ቴድየ መዓረይ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብካ ወድነይ 🙏♥️

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 10 หลายเดือนก่อน +3

    እፍፍፍፍ ብሰመኣብ ዋላ አነ ደጊፄ ሰሉየይ 💔 ምክንያቱ ሓዘን ንዘፈልጦ እየ ዝረዶኦ 😢 ታይ እዩ ዝኮን ዘሎ ዙሰብ ዋላ ዓሰርተ ቂም ይሃሊካ መዓረ ከምዚ ዓይነት ምግባር ግና እግዚአብሔር ፈራዲ እዩ ንጥነቀቅ ልቢ ንግበር አሕዋተይ ፈጣሪ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና
    ቴዲ ሓወይ ነንዊሕ ንዕድመ ንፅጋ ይግበረልካ ፈጣሪ ❤

  • @wezam_ytube16
    @wezam_ytube16 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ሰለመይ ሰብ ሩጉም😥 ልዕድመ ይግበረሉ ሓወይ ማዓረይ

  • @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
    @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ 10 หลายเดือนก่อน +5

    ኣጆኺ ሰሉየ ሰብ ሰባብ እንድዩ ልዕድመ ይግበረሉ😢
    ከመይ ኣሎ ስራሕ ሮሞዳን ደቂ መዳም🥺

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @sonaabachaa1670
      @sonaabachaa1670 10 หลายเดือนก่อน

      ላብ ለይትዘርዮ ለይብልኺ😎😃

    • @sonaabachaa1670
      @sonaabachaa1670 10 หลายเดือนก่อน

      ዘዋሪት🙄

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብሰክራይ ግብረልይ ሓላልይ❤❤❤❤

    • @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
      @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ 10 หลายเดือนก่อน

      @@sonaabachaa1670 ዋይ መንገዛ ጓል ዓደይ😳

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ስብና ሕማቅ ኣሎ ብሓቂ ቴዱዋይ ሓወይ መዓረይ ንዕድመ ይግረልካ ቡሩኹይ🙏🙏♥♥♥♥♥♥♥♥♥

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 10 หลายเดือนก่อน +7

    ንዕድመ ይግበረልካ ቴዲ ሓወና 🙏

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

    • @galweyenti8890
      @galweyenti8890 10 หลายเดือนก่อน

      @@AbiAbiHadgu Done👍

  • @temsgne7752
    @temsgne7752 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣባይኺ ሰሉዋይ ምዓረይ ኣጆኺ ዝሓፍተይ ንዕድመ እዩ እግዝብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይሃበና😥💔❤❤❤

  • @SELAMATAKILTI
    @SELAMATAKILTI 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኺ ሰሉየ ልዕድመ ይግበረሉ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ዓይኒ ልቦና ይኽፈተልና ፈጣሪ ደቂ ሰባት ኸፊእና

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605 10 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ሰላም ሓፍተይ ኣንቢዕክኒ 😥😥ንዕድመ ይግበረሉ😢

  • @rahelhagos7425
    @rahelhagos7425 10 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግቦሩለይ ደቅነይ ብማርያምኩም ከይት ሓልፉኒ🙏❤

  • @ufig6973
    @ufig6973 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ሰሉየይ ንዕድመ ክገብረሉ እዩ ፅጋበይ ኣየ ናይ ሰብ ነገር😢

  • @حسينالحجوري-ع7ق
    @حسينالحجوري-ع7ق 10 หลายเดือนก่อน +20

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @brhanwejerat516
      @brhanwejerat516 10 หลายเดือนก่อน

      ደምሪን ወለላይ

    • @kal_kidan21
      @kal_kidan21 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@brhanwejerat516ገይረልኪ ናዓለ❤🎉

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @dswfdawr8570
    @dswfdawr8570 10 หลายเดือนก่อน +1

    አጀኪ ሰሉዋይ ንዕድመ ይግብረልካ ቴዲየይ🙏❤

  • @user-ox7zc8ey2c
    @user-ox7zc8ey2c 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ቴዲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲነይ ሰሉዋይ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ሰብ ሎሚ ከምኡ እዩ😢❤❤🎉

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀኺ ፅብቅ ዝገበር ንርእሱ ሕማቕ ዝገበረ ንርእሱ እዩ ዛሓፍተይ

  • @SlamSlam-sg7dq
    @SlamSlam-sg7dq 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ሰሉዋይ ገበርቲ ሕማቅ እውን ምስትውዓሊ ልቦና ይሃቦሞ ❤️❤️❤️❤️

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 10 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @CsweFwed
    @CsweFwed 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኦጆኪ ሰሉየይ ንቴዲለ ንዕድመ ይግበረሉ

  • @ተስፋይካብእግዛብሂር
    @ተስፋይካብእግዛብሂር 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ

  • @Fryattgray
    @Fryattgray 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኺ ሰላመይ ንዕድመ ይግበረልኻ ዝሓወይ

  • @AlmaDf-l4e
    @AlmaDf-l4e 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኩም ሰሉየይ ኒዕድመ ይግበረሉ ኒቴዲ ደም ኣየ ሰብ ሩጉም እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኒኩሊኩም ኩቡራት ስድራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @thth1191
    @thth1191 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ሰሉየ ንዕድመ ክገብረሉ እዩ

  • @Azmera-q1g
    @Azmera-q1g 10 หลายเดือนก่อน +1

    ንዕድመ ክገብረሉ እዩ ሰላምይ ኣጀኪ❤

  • @Hhhjdjj-l5q
    @Hhhjdjj-l5q 10 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኪ ሰሊተይ ንዕድመ ይግበርልካ ቴዲየይ

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 10 หลายเดือนก่อน +1

    _ኣጀኺ ስሉዋይ ንዕድመ ይግበረሉ ፈጣሪ🥰_

  • @ዛይድ-ቈ8ገ
    @ዛይድ-ቈ8ገ 10 หลายเดือนก่อน +1

    እወይ ሓፍተይ ጉድ ርክብክ ሰላመይ 😢ንዕድመ ይግበረሉ