📍ዝኹሉ ካብ YouTube ዝሳራሕኽዎ ገንዘብ ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ኮይኑ ተወሪረ😭 ባዕለይ ንባዕለይ ተቀፂዐ🙄

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • #selamtsegay #smile #habesha #tigray #tigrignamusic #tigray #video #vlog #youtuber #ትግራይ #ትግርኛ #ethiopia #ethiopian

ความคิดเห็น • 397

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  ปีที่แล้ว +113

    ልሓለፈ ሓሊፉ እዩ ዘይ ናተይ ኮይኑ ካብ ኸዚ ናተይ ዝብሎ ክህበኒ ይምነ🙏🙏🙏 ስለ ምትብባዕኹም ካብ ልቢ የመስገን ምትብባዕኹም ከኣ ኣይፈለየኒ ብሩኻተይ🙏🙏

    • @フリーダム-o2n
      @フリーダム-o2n ปีที่แล้ว

      Before changing Google Adsense address country ,must withdraw your money from Google to your bank account check money in your bank, then close & delete your old Google Adsense From setting> Account > close account > After that you can create new Google Adsense, can use same Gmail to create new Google Adsense with new address country, you have to verify your new address with id card or passport same thing if you change bank account TH-cam will ask you to verify bank account address with ID card or they will send some money to your new bank account & they ask to tell them what they sent you .

    • @sarahailay7145
      @sarahailay7145 ปีที่แล้ว

      ኣካፋፍታ ዩቱብ እባ ንገሩኒ

    • @ሮዳስጓልትግራይ
      @ሮዳስጓልትግራይ ปีที่แล้ว

      ኣጆኪ ሰላመይ 🙏ተገዲስኪ መልስለይ ኣነ ሱዕዲ እየ እነኩ እና ኣካውንት ናይ ኢ/ያ ክኮነለይ ዶ ይከውን ናብ ይቱብ ና ቲክቶክ በጃኪ መልስለይ 🙏

    • @genetberhechanal
      @genetberhechanal 10 หลายเดือนก่อน

      ኣይ ሰሉዋይ ግደፊ ተቃፂልኪ ከይትቀርዪ ከም ቀደምኪ ይሓሸኪ 😂

    • @genetberhechanal
      @genetberhechanal 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@sarahailay7145ቀሊል እዩ ኣብ ዩቲብ ኣለኪ መሊኡ

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 ปีที่แล้ว +29

    ትፈልጥዎ ከመይ ጌሩ ከም ዝምለሰላ ታሓባበርዋ አሕዋተይ ኣጆኪ ማሚተይ❤

  • @ትምኒትጓልቀሺ
    @ትምኒትጓልቀሺ ปีที่แล้ว +7

    ሰሉየ መዓረይ ኣጆኺ ዛምበተይ ካብ ፍተና እካ ትምሃር ሞ ጥንክር በሊ ካብ ዘጋጠመኪ ምኽሪ ዘካፈልክና ከዓ ብጣምዕ እና ንምስግን መዓረይ 🙏♥️

  • @liyaweldeslasse8751
    @liyaweldeslasse8751 ปีที่แล้ว +9

    ኣጆኺ ንጽቡቕ ይግበረልኪ ካብ ሕጂ ግን ምሕታት ፍተዊ ዋላ ናፈለጥካዮ ምሕታት ይጠቕመካ አምበር ኣይጎደአካን ኣጆኺ❤❤❤

  • @Weldaydawit123
    @Weldaydawit123 ปีที่แล้ว +6

    ኣጆኺ በርትዒ ሓላል ፍጥረት እንተኾነ ክትክፈሊዮ ተስፋ ይገብር ኣይኮነን ክኣ ዝመጽእ ግዜ ይበዝሕ ጥራይ ተስፋ ዘይምቑራጽ😘
    ግን ንዓኺ ዘይተኸፈልኪ እምበር ንዓና ፍሽኽታኺ እዩ ክፍሊትና❤

  • @foteyenmezegbo3862
    @foteyenmezegbo3862 ปีที่แล้ว +4

    ጀግና እኽ ማምየ❤❤አብ ህወት ፈተና ዕንቅፋት ዘለዎ እዩ ፈተና ዘሕልፍ ሰብ እግዚአብሔር ዝፈትዎ እዩ ❤😢ጎበዝ እኽ ንዘን ኻልኦት የቱብ ዝሰራሓ ት/ቲ ሰለ ዝሃብኽየን በጣዕም እና ናመሰገነክ💝💟❤️❤️ዝጠፈአለ በይዛ ርእስኽ ይኽድ እግዚአብሔር አምላክ ካዉኡ ዝበለፀ ሽሽይ ይፈጠረልክ ዕደመን ጥዕናን ያሀብክ ማምየ 💝💜💚💘💘

  • @fidleytube
    @fidleytube ปีที่แล้ว +4

    እወ ከምኡ እዩ አብ ሳዑዲ እናሃለኪ ክተውፅእዮ ነይርኪ አነ ከምኡ ገይርኒ እዩ ኸዚ ኢትዮጵያ ገይረዮ አዮኺ በርትዒ❤❤❤

  • @ግዜ-ቘ6ጘ
    @ግዜ-ቘ6ጘ ปีที่แล้ว +12

    ኣጀኺ ዝይ ናትኺ ሰለ ዝኮነ እዩ ማዓረይ ኣነ ሓፍትኺ 10ሸሕ ርያል ኣብ ሰብ ኣቅሞጠ ግን 7 ወርሒ ገይረ ኮለል ናቤልኩ ከዚ ግን ተሰፋ ቆረፂ😭😭😭😭😭😭💔

  • @Merri12-34
    @Merri12-34 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኪ ሓፍተይ ካብኡ ዝበለጸ ሒዝልኪ ክመጽእ እዩ ኣጆኪ ተስፋ ኣይትቅረጺ ኣብ ጎድንኪ ኣለና

  • @KalebWegihu
    @KalebWegihu 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ካብኡ ዝበዝሕ ክትእክቢ ኢኪ ኣድናቂኪ ኢየ ካብ ኤረትራ 🇪🇷 peace love ❣️❣️

  • @ተመስገንኣምለኼ
    @ተመስገንኣምለኼ 11 หลายเดือนก่อน +5

    ኣጆኪ ሓፍተይ ዘይረኣኽዮ ዘሐጉስ ይፍጠረልኺ ኣምላክ🙏🙏

  • @gedammidya518
    @gedammidya518 ปีที่แล้ว +7

    ኣጀኪ ሰሉ ሞት እውን ኣሎ እዚ ቃሊል እዩ👌🙏❤

  • @ትጂቆልዓሰነገደ
    @ትጂቆልዓሰነገደ ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኪ ክብረተይ ናትኪ ሰለ ዘይኮነ እዩ እና ንዓኪ ዝበሎ ኣምላክ ሒዝልኪ ክመፅእ እዩ እና መምሃሪ ክኮነኪ ዩ♥🙏♥💥✨♥♥♥♥♥♥♥♥like ግበሩ ተጋሩዋይ😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 11 หลายเดือนก่อน

    አጀኪ ሰላመይ ኩሉ ነገር እትሰርሖ ጠቃምካ ማለት አይኮነን ስለዚ ጠንክርኪ ስርሒ ተስፋ እማ ከይትቁርፂ ተስፋ ማለት ናይ ምፃእኪ ሂወት ብርሃን ስለ ዝኮነ እና አጀኪ❤❤

  • @RahwaGaldegat-vo8yh
    @RahwaGaldegat-vo8yh 10 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ሰሊተይ ፈጣሪ ስለዘይፈቆዶ እዩ ካብ ሕጂ ፈጣሪ ስራሕኪ ፈጣሪ ይባርከልኪ 🙏🙏🙏🙏

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኺ ሰሉየይ ካብኡ ልበልፅ ሒዙልኪ ክመፅእ እዩ እግዚኣቢሔር ኣምላክ🙏

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ሰሉ ሽኮር❤❤❤❤❤❤ ተስፋ ዘይ ምቁፃር❤❤❤❤❤

  • @ኢየሩሳለም-ትግራይ
    @ኢየሩሳለም-ትግራይ 11 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ኣብዚ ኣሲ ሰንፍኪ ጓለይ ክትሓቲ ነይሩኪ ዝኹሉ ናሰራሕኪ ከመይ ስቅ ትብሊ ብዝኾነ ኣጆኺ እግዚአብሔር ብልመፅእ ይክሓስኺ

  • @VivaBravo
    @VivaBravo ปีที่แล้ว +2

    አይዞኺ ሃፍትና። ክንህግዘኪ ንኽእል። ትግራይ ማህበር አብኩሉ አለም ክትጥቀሚ ትኽእሊ። አብዝኾነ አለም ዘሎ ሰብ ክህበኪ ይኽ እል እዩ

  • @FuyTyyy
    @FuyTyyy 11 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ ዓይነት ቅፅዓትጨኣምላክ የፈቅዶይ ለለ ኣምላክ ብዓልካ ሓግዘኒ ትብል 😢

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 11 หลายเดือนก่อน +1

    አጀኪ ሰሉየ ሰብ እውን ጠይቂ ፈተነ ዘሎ እዮ ጥዕነ ሒዝኪ ትረክብዮ ኢኪ ምዓረይ

  • @MashoGityGfyjj
    @MashoGityGfyjj 5 หลายเดือนก่อน

    አዬኪ መዓረይ❤❤አብ ሂወት ፈተና ዞሎ እዪ😢ዝሐሽ ክትረኽቢ ኢኺ 🙏🙏🙏

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 ปีที่แล้ว +4

    አጀኪ ግን ተሓባበሩዋ አስኪለ ጠይቂ ከምለስ የከዉንዩ ዘከዉን ❤❤❤❤❤❤

  • @RstomKahsay-gr3pl
    @RstomKahsay-gr3pl ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ኩሉ ቃልሲ ምውዳቅ ምትሳእ ዘሎ እዩ ጠንኪርኪ ስርሒ

  • @hgdgk-pp3fn
    @hgdgk-pp3fn 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዘኪይ ሰሊተይ ምጥያቅ ካዓ ፅቡቁ እዩ ዛሓፍተይ❤

  • @hintsagmeskel3907
    @hintsagmeskel3907 ปีที่แล้ว +6

    አጆኪ ሰላመይ ንዝፈልጡ ዩቱብ ዘለዎም ለ ምሕታት ፅቡቅ እዩ በየዛ ነብስኪ ይኩን 🙏❤️

  • @zafuzanbeyegaltigray
    @zafuzanbeyegaltigray ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ሰሉየ ናትኪ ስለ ዘይኮነ እዩ መዓረይ ካብ ሐዚ ተጠንቀቂ መዓረይ ጎብዚ ኣጆኪ 💞💞👌

  • @hdjgyd3034
    @hdjgyd3034 10 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ንፅብቅኪ አዩ አምላክ አሎ❤❤❤❤❤

  • @DinuTsgab
    @DinuTsgab 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ መዓረይ 🙏 ካልእ ክፈጥረልኪ እዩ

  • @eeee4739
    @eeee4739 11 หลายเดือนก่อน

    አጀኪ ሰሉዋይ ዘይ ረአክዮ ፀጋ ይፍጠረልኪ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @AbrhaAbrha-k7d
    @AbrhaAbrha-k7d 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይዘኪ ሰላመይ❤❤❤❤❤

  • @danimengstu6956
    @danimengstu6956 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ሂወት እናወደቅኻ እናተሳእኻ እዩ ....እዛ ናመወዳእታ ዝምከርክያ ግን ብጣዕሚ ኣሰሒቅኒ እና ሂወት ክልቲኡ ጫፍ ዝሓዘት ምኻና ኣምሂርክኒ እና ኣጆኪ ኣለና ኣብ ጎንኪ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 10 หลายเดือนก่อน

    አጀኪ ሰሉዋይ ቅጭን ካብ ሕጂ ጠንክርኪ ስርሒ በቻ 💞

  • @HadasMhari
    @HadasMhari 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኺ ሰሉየይ ካብኡ ልበልፅ ሒዙልኪ ክምፅእ አዩ

  • @BrktiAabrha
    @BrktiAabrha หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ሰልዋይ ማዕረይ😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 10 หลายเดือนก่อน

    ❤ኣጀኺ ዛሓፍተይ ኣለና ኣብ ጎድንኺ 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @marthaberhane9665
    @marthaberhane9665 10 หลายเดือนก่อน

    Aygbeken mikxa xibikiti ❤❤❤ melebemi iyu kulu zbexhana ab hiwet

  • @ሄሩየማራናታቻናል
    @ሄሩየማራናታቻናል ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኪ ሰሉዋይ መኣረይ ናትኪ ይኮነይ ማለት ዩ አጆኪ ቃፅለሉ ኢኪ ዛሓፍተይ መኣረይ❤🌟

  • @accacc2437
    @accacc2437 ปีที่แล้ว +1

    አጆኪ ንጽብቅ እዩ መምሃሪ ክኮነኪ እዩ ከይወደቅካ ድማ አይትትስእን ዝሓፍተይ

  • @saraAl-q5f
    @saraAl-q5f 3 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ሰልየይ❤❤❤

  • @Eritrea-Tv
    @Eritrea-Tv ปีที่แล้ว

    Kbretey Tigrinya tezarebi eba nmaas eki Tigrinya ktzarebi wey turgum gberulu yfetweki eye bmntay kerdaaki ykell ke ❤

    • @Melat____
      @Melat____ ปีที่แล้ว

      Wai tay tbl wedey hmam tay dya tzareb zela🤣🤣

  • @kesant83
    @kesant83 ปีที่แล้ว +6

    ስላመይ ስጋን ነብስን ብጾምን ጸሎትን እምበይ እዚ ፍጺሙ ዘይኮነ ስራሕ! እዚ ቅጽዓት ኣይኾነን ፍጣሪ ኣብዘይኾነ ኣይንእትዎ

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤❤

  • @ሕልፍቲጋልቁድስግዮርግስ
    @ሕልፍቲጋልቁድስግዮርግስ หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ኹሉ ልጽቡቅ እዩ ትረኽብዮ ኢኺ ብቻ ጠንክሪ❤❤❤

  • @SsAa-de2gg
    @SsAa-de2gg หลายเดือนก่อน

    ኣጀኺ ማዓረይ❤❤❤

  • @የበረሀውመናኝአባቴዮሐንስ
    @የበረሀውመናኝአባቴዮሐንስ ปีที่แล้ว +2

    አይዞኪ ❤ ንዝፈልጡ ጠይቂ ይምለስ ይኮን እዩ አጆኪ

  • @amlaketarikenlewtew3782
    @amlaketarikenlewtew3782 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ትግርኛስ ኣብ ምንታይኪ እያ ውዒላ ቀቲልክያ እኮ 😅
    ብዝኮነ ኣጆኪ ጽብቅቲ ከይከሰርካ መክሰብ የለን

    • @efkb320
      @efkb320 11 หลายเดือนก่อน

      😂😂

  • @SamiAli-wk4tv
    @SamiAli-wk4tv ปีที่แล้ว +1

    እሞ ተመሊስኪ ብስዑዲ ግበርዯ እሞ ሞኩሪ ምናልባት ተኸፈሉኺ

  • @marhaviksa3474
    @marhaviksa3474 11 หลายเดือนก่อน +1

    አጀኺ ሰልዋይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💯💯💯💯

  • @wedihailu8837
    @wedihailu8837 ปีที่แล้ว +2

    ምብከይት ትጠቂምክላ ዛ ጉዕ🤣
    ዛ እንቤተዋ ክፍትወኪ ማዓት እየ ኣጁኪ ድማ ቀፅልሉ ኢኪ ምቅርቲ ዓለም

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah 11 หลายเดือนก่อน

    ሓፍተይ ኖርማል እዩ ካሊእኳ ዘሎ እና እንተ ዛቕጽዓት ዝበልክያ ግን ንሰብ ሕማቕ ትምህርቲ እዩ ንባዕልኺለ ጸጽቡቕ ኣይኮነን ተስፋ ምግባር እምበር ዘይምምራር።

  • @ተመስገንፈጣሪK
    @ተመስገንፈጣሪK 10 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😢😢ስሉዋይ ኣስሔቅክኒ መጨረሻ ዕብድ ዓይነት መከራ ግደፍ😢😢😢ንምንታይ 😮

  • @GhGg-j3x
    @GhGg-j3x 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጆኺ ሰሉየይ😢😢😢😢😢😢

  • @ጋልትግራይ-ዠ3ኸ
    @ጋልትግራይ-ዠ3ኸ ปีที่แล้ว

    አጆኪ ማዓረይ ንፅብቅኪ እዩ ኩሉ ካብ ከዚ ጠንኪርኪ ናዓና ዘምህር ስርሒ አብ ጎንኪ አለና❤

  • @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ
    @ተመስገንኣምላከይ-ቸ5ጨ 10 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ሶሊተይ😢😢❤

  • @Zoug53Dhk
    @Zoug53Dhk 5 หลายเดือนก่อน

    አጃኪ ማዓረይ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤ናተይ

  • @Hevaney
    @Hevaney ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኪ ሰላምየ ማዓረይ ተይተምሃርካ ኣብ ፅቡቅ ነገር ኣይብፅሓን እዩ ሞ በርትዒ🧡🙏
    ቅፅዓት ግን ከቢዳ😂

  • @ሄሪሄሪዩቱብ
    @ሄሪሄሪዩቱብ 10 หลายเดือนก่อน

    ውይ መኣረይ ኣጆኺ ኩሉ ንሰናይ ኢዩ🥰🥰

  • @ሕቆፍኒ
    @ሕቆፍኒ ปีที่แล้ว +1

    ካብ እና ሲ ሕጂ እንዳ በልኪ እስከ ልመዲ ግን ሰሊ ኣጆኪ በርትዒ ❤

  • @Tewahedoeyaemnetey
    @Tewahedoeyaemnetey ปีที่แล้ว +1

    አጀኺ ሰሉየይ ሐዚውን ናይ ዩትብ ኣፍልጦ ዘለዎም ጠይቂ

  • @Ferhiwet-x1p
    @Ferhiwet-x1p 11 หลายเดือนก่อน +1

    እጆኪ ሰሉየ ሸኮር 😢🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ጓልምህረይ-ኸ9በ
    @ጓልምህረይ-ኸ9በ ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኪ😢 ሰሊየ ምዓረይ❤ ብርትዒ ንቅድምት

  • @FuyTyyy
    @FuyTyyy 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጂኪ ክዓ ኩሉ ልፅቡቅካ አዩ ❤😊

  • @atakltigebre2250
    @atakltigebre2250 10 หลายเดือนก่อน

    ስሉ ትምህርቲ እዩ❤❤

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኪ ሰሉየይ ካብ ኢድካኳ ሞሊቁ ይጠፍእ😢እና መምሃሪ ይኮነኪ ❤❤

  • @ማርያምኣዶጎይታ-ኈ5ለ
    @ማርያምኣዶጎይታ-ኈ5ለ ปีที่แล้ว +5

    በስመ ስላሴ ሰላመይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝሃበካ ተመስገንዩ እምበይ ሰብ ገበረ እልካ ኣይ ግበርን እና ብካሊ ፅቡቅ ነገር ተትቃፅዕያ ነብስኪ ዝያዳይ

  • @hiwialem249
    @hiwialem249 ปีที่แล้ว

    ኣጆኺ ሰላመይ ኣብ ጎንኺ ኣለና don't give up

  • @ቲቲጓልተዋህዶ-ደ5የ
    @ቲቲጓልተዋህዶ-ደ5የ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @MashoGebremariyam-l5k
    @MashoGebremariyam-l5k 3 หลายเดือนก่อน

    Ajeko Selam haftey maerey ❤❤❤❤

  • @hdjgyd3034
    @hdjgyd3034 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤አጀኪ ምቅርተይይይይ ❤❤❤❤❤❤

  • @haregtewelemedhin-zr7ne
    @haregtewelemedhin-zr7ne ปีที่แล้ว

    ወይይይ ሓፍተይ ኣነ ቡዙሕ ስለ ዝፈልጠክስ ትክፈሊ ይመስለኒ ነይሩ እሞ ኣጆኺ በርትዒ

  • @helenhelen9419
    @helenhelen9419 10 หลายเดือนก่อน

    ኣዮኺ ሰላመይ❤❤

  • @hdhjse3855
    @hdhjse3855 ปีที่แล้ว +2

    አጆኪ ሰላመይ ቀፅልሉ ጅግና ኢኪ

  • @ኣቢብስራት
    @ኣቢብስራት 11 หลายเดือนก่อน

    የኔ ማር 💘💘ኣገበአኪ ሰሉዋይ 💋💋💥🥺🥺🥺

  • @ሰላምነዓካህዝበይ
    @ሰላምነዓካህዝበይ ปีที่แล้ว +7

    ኣጆኪ ካብ ሕጂ ግን ምስ ሰብ ዮትበራት ርክብ ግበሪ ሓበሬታ ካብ ሰብ ኢካ ትረክቦ❤❤

  • @ራየተይቲ
    @ራየተይቲ 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ሰሊየ ኣብ ኣብ ጎንኪ ኣለና❤

  • @ksanetchanel9855
    @ksanetchanel9855 ปีที่แล้ว +1

    አጆኪ ማዓረይ ንፅቡቅኪ እዩ በርትዒ 💪❤❤🏃ኩሉ ግዜ ንቅድሚት

  • @loveschool383
    @loveschool383 ปีที่แล้ว +1

    Am sure youtube will pay you your money so call them or email them. Also, ቱፀርፊለ ይቅረ። ታይ ጌይሩ ቱዝንቢ

  • @kidan5256
    @kidan5256 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኪ ሰሉየ ሽኮር ተስፋ ዘይምቁራፅ ጥራሕ 😍😍😍😍

  • @fkadumk1846
    @fkadumk1846 ปีที่แล้ว +1

    ሰሉየ ብጣዕሚ እየ ኣፍቂረኪ በጃኺ ገለ በልኒ🥺 ኣጁኺ ክዓ ወለላይ

  • @Heraney
    @Heraney 11 หลายเดือนก่อน

    ኣይዞክ ከዚ ውን ልድሕሪት ዘይምባል

  • @JdgDftr
    @JdgDftr 3 หลายเดือนก่อน

    አጆኪ ሰሉየ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @FgFg-b6i
    @FgFg-b6i 3 หลายเดือนก่อน

    አጀኪ ማዓሪይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @frtunagebregergs5182
    @frtunagebregergs5182 ปีที่แล้ว +1

    Ajoki mearey ካብኡ ዝበለፀ ይሃብኪ ፈጣሪ😢😢❤❤❤❤❤❤

    • @raba
      @raba ปีที่แล้ว

      🌹🌷💐💑🔥

  • @Medi-m3u
    @Medi-m3u 11 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ሰሉየይ ፈጣሪ ዝበሎ ፀንሕ❤

  • @MahiShahi-c1n
    @MahiShahi-c1n 3 หลายเดือนก่อน

    አጃኪማዓረይ❤❤❤❤❤❤

  • @JsjndNsnxox
    @JsjndNsnxox 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ሰሉ

  • @hewanderare914
    @hewanderare914 11 หลายเดือนก่อน

    ምስግን እዝኩላይ ድካም ወናኡ ናይ መርዓ😂😢❤

  • @gbreegziabherweyni7863
    @gbreegziabherweyni7863 ปีที่แล้ว +1

    Ajokiy Beza Resikiy Ykun
    AMEN AMEN AMEN!!!

  • @HdbdHdgd
    @HdbdHdgd 2 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኪ ምዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HsusJwjw
    @HsusJwjw 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኪ ሰሉ ሽኮር😢❤❤❤

  • @asmormgerezgiher
    @asmormgerezgiher ปีที่แล้ว +1

    አጆኪ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተስፋኣለኝይሳካልምኞ-ኸ2ቀ
    @ተስፋኣለኝይሳካልምኞ-ኸ2ቀ 10 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኺ ማሚየይ💋♥️♥️♥️

  • @Azahiryoutubeኣዛሄልዩቱብ
    @Azahiryoutubeኣዛሄልዩቱብ ปีที่แล้ว +1

    አጀኪ ዝያዳይይይ😢❤

  • @E3Esm-uj2pw
    @E3Esm-uj2pw 11 หลายเดือนก่อน +1

    መብከይት እንዶ ጠቂማትኪ ዛጉዕ😂😂

  • @fanatube3810
    @fanatube3810 11 หลายเดือนก่อน

    አጆኪ ሰሉተይ አነለ ምኢቲ ዶላር አላትኒ ከውፅአ😂😂😂

  • @Nigisttube
    @Nigisttube 11 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኪ ሰሉዋይ❤❤

  • @ERTC122
    @ERTC122 2 หลายเดือนก่อน

    መዓረይ ናጋ ኻሊእ መዓልቲእዩ

  • @xsvfr147
    @xsvfr147 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኪ ሰሉየ የጋጥም እዩ❤

  • @Yrgutube
    @Yrgutube ปีที่แล้ว

    ሰሉዋይ ምሽ ኣዕሊልና ንቕድም ኣውፅእዮ ኢለኪ? በቃ እዩ ኣይምለሲዋ ኣጆኺ ችግር የብሉይ
    ኣነኮ ሓንቲ ግዜ እየ ኣውፂአሉ ብዙይ ብድሕሪኡ ንዓዲ ቐይረዮ

  • @ልፀገምፀዋርእየሂዋን
    @ልፀገምፀዋርእየሂዋን ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ሰላም ዝሓፍተይ ❤❤❤