ንሃገር ካብ ዘመሓድር መራሒ ፡ ንነብሱ ዘመሓድር ሰብ ይበልጽ ። ምሳ ፲፮፡፫፪ Orthodox sbket b mergieta Mehari 26Oct 2021

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 43

  • @ghidegerkiel5733
    @ghidegerkiel5733 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት መርጌታ ሓውናን መምህርናን እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩምን ይቀድሰልኩምን ናይ በሓቂ ስለ ነብስና ዘይነማሓድር ኢና ኣብ ባእስን ምፍልልላይን ናይ ክርስቶስ ከለና። ኣነባ ናይ ጳውሎስ ናይ ኣጵሎስ ናይ ኣባ እጌለ ናይ ጳጳስ ክስቶ ናይ ካህን ክስቶ እንዳባልና ጠርሽና ኣምልኾና ገዲፍና ኣብ ሰባት ንውከል ዘለና ካብ ከምዚ መድሃኔዓለም ክርስቶስ ይሰውረና ዘተማሃርናዮ ትምህርቲ ኣብ ጽላት ልቦናና የሕድረልና ከማኹም የብዘሓልና መድሃኔዓለም ኣቦና ኣሜን።

  • @kbrinamlak3267
    @kbrinamlak3267 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና መሪጌታ መሓሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @tsigeslasiegebremichael6821
    @tsigeslasiegebremichael6821 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መ/ር መሓሪ ሓውና።

  • @merhawikibreab2238
    @merhawikibreab2238 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና መርጌታ ማሓሪ እታ ትፈትዋ እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ኣንደበትኩም ትክፈተልኩም፡፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ነውሕ ዕድመ ይሃብኩም መታን መናፍቃን ክሓፍሩ፡

  • @tekleabghebrengus5868
    @tekleabghebrengus5868 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን (3)ቃል ሂወት የስምዓልና ምርጌታ ሓወይ።

  • @rusomasefa7711
    @rusomasefa7711 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህርና መርጌታ ምሓሪ እመ ኣምላኽ ጽላላ ተጽልለልካ ንዓና ድማ ኣብ ልብና የሕድሮ ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie4059 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር መሪጌታ መሓሪ እግዚኣብሔር ከምዚ ዝገብር ሓይሊ ይሃበና።

  • @yonixadq2945
    @yonixadq2945 2 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen qale hiwet yesmaln egziabhier amlak tibebn mstwaln yeadlena

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 3 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna mergieyta kubur Abana nay Agelgulot zemenkum ybarkelkum

  • @habtomyemane9995
    @habtomyemane9995 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና መርጌታ መሓሪ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርኽ።

  • @rusomasefa7711
    @rusomasefa7711 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣብታ ግዜ ዘላትካ ከምዚ ገርካ ቃለ እግዚኣብሄር ስድድ ከተብለልና ከለኻ ተስፋ ንገብር ኣይትጥፍኣና መርጌታ ሓወና

  • @እመብርሃንኣደይእያ
    @እመብርሃንኣደይእያ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና መርገታ መሓሪ ናይ ብሓቂ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ደስ ዘብል ኣገላልጻ ካብ ማዓር ዝጥም ከማካ የብዝሓልካ ፈጣሪ

  • @kodenkesete8608
    @kodenkesete8608 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna mergeta hawna

  • @AbebayyurtBetrom
    @AbebayyurtBetrom 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amenqahiwet yesmealna mergeta mehari

  • @חוריטוולדה
    @חוריטוולדה 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ንነብስና ክንገትእ ናይ ጎይታናን አምለኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ኩሩስቶስ ሰናይ ፍቓዱ ይኹን አሜን

  • @mussiezerehans7873
    @mussiezerehans7873 3 ปีที่แล้ว +3

    ሊቁ ማርጌታ መሓሪ ቃል ሂወት የስመዓልና

  • @fkuroykidane4609
    @fkuroykidane4609 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሓቂ መምህርና ።
    ዕላማ ምፍጣርና ዘንጊዒና ንርእስና ጠዉዮም ክስቶ እንታይ በለ ክንብል ንዉዕል ኣሎና።
    እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና ።

  • @adeymariam7899
    @adeymariam7899 3 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna mergeta nay agelgilot zebenkum Zetebareke ykun

  • @bemnetselemun7009
    @bemnetselemun7009 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ስለ ቃላቱ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክና ይክበር ይመስገን ቃል ሂወት የስመዓልና ንመርጌታ ሓውና ከኣ ዘመኖም ይባርኽ ኣሜን

  • @Adiam-4818
    @Adiam-4818 3 ปีที่แล้ว +2

    amen amen amen qale hiwet yesmalna memhrina mergeta Mehari ,Egziabher Amlak xegiau yebzihalkum

  • @wahidfsehazion309
    @wahidfsehazion309 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna memhr hawna

  • @kehab0408
    @kehab0408 3 ปีที่แล้ว +1

    amen,amen,amen,bhaqi qalehiwet,yesmeAlna.memhrna.

  • @kokiandebrhan5876
    @kokiandebrhan5876 2 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan yhabkum memhr nay agelglot zemenkum ybark egziabiher

  • @tigsititekleab1554
    @tigsititekleab1554 3 ปีที่แล้ว +2

    Amennn bhaqi Qale senay yesmalna Memhrna ab Libna yehdro Fetari bxegeu yenbrelna niana kihshena 👏🌿👏🌿👏🌿

  • @sabanugusephonetastic8432
    @sabanugusephonetastic8432 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓና ሐውና መርጌታ ማሐሪ እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሐልካ አሜን 🤲🕯️❤️ ዘስ ተ ውዕል ልቢ ይሀበና 🤲🕯️❤️⛪✝️🙏🙏💛💙💚❤️

    • @hbhbhbhb9676
      @hbhbhbhb9676 2 ปีที่แล้ว +1

      ♥️🌹⛪🙏🙏🙏♥️♥️♥️

    • @hbhbhbhb9676
      @hbhbhbhb9676 2 ปีที่แล้ว

      ⛪👏🙏❤️🇪🇷🍀🍀🍀🍀⛪⛪👏👏👏👏🌿🌿🌿☘️☘️☘️🍀🍀🙏🙏🙏🙏🙏⛪❤️

  • @dawit6428
    @dawit6428 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen abona xegiu yebzhalkum 🙏🙏🙏

  • @merhawigirmai7830
    @merhawigirmai7830 3 ปีที่แล้ว +6

    ንሃገር ካብ ዘመሓድር መራሒ ፡ ንነብሱ ዘመሓድር ሰብ ይበልጽ ።
    ምሳ 16፡32 Orthodox sbket
    ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ ።

  • @ablelmengsteab1011
    @ablelmengsteab1011 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሕይወት የስማዓልና

  • @tesfayguesh5098
    @tesfayguesh5098 3 ปีที่แล้ว +2

    ክብረት ይሃበልና መምህር

  • @tewelde9778
    @tewelde9778 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና መርጌታ ብጥበብ ሰሎሞን ዝመላለሱ ንህዝቢ ብቅኑዕ ፍርዲ ዘናብሩ ሰላምን ፍቅርን ዝሰብኩ መራሕቲ ይሃበና ፡

  • @habteselassiekesete7362
    @habteselassiekesete7362 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህር

  • @adonaygebregziabher280
    @adonaygebregziabher280 3 ปีที่แล้ว +1

    Mergeta kalhiwet yesmana

  • @asmeromlebassi1309
    @asmeromlebassi1309 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት

  • @እመብራሃንምርሕኒመንገዲቅ
    @እመብራሃንምርሕኒመንገዲቅ 3 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmalna

  • @passion7142
    @passion7142 3 ปีที่แล้ว +1

    ምሳሌ 16፥32
    ንዅራ ደንጓዪ ዝዀነ
    ኻብ ጅግና ይበልጽ፡
    ካብቲ ንኸተማ ዚሕዝ ከኣ
    መንፈሱ ዚገዝእ ይበልጽ።

  • @kidusm351
    @kidusm351 3 ปีที่แล้ว +2

    Behaki Kale hiwet yesemalina semiena kea kenetegibiero ezbhier yihahizena nikuluna. ne bona mergeta kea edmen tienan yehabelena.

  • @teamedawit5028
    @teamedawit5028 5 หลายเดือนก่อน

    ኣርእስቲ ትምህርትኻ፡ ኣይራኸብን እዩ፡ዘሎ እሞ ክፍ ኢልካ ራቅሚምካ ተማሃር

  • @yonashagos7671
    @yonashagos7671 3 ปีที่แล้ว

    ተነሰሀላ እዚ ልዕሊ ጳጳስ ተምልኮ ዘለካ ወዲ ኣፎም ከይሰምዐካ ሰሎሞን ካብ ዝሙትን ስክራንን ኣይተፈልየን ኔሩ እግዚኣብሄር ጥራይ ንከምኡ ክሃርየካ ኣለዎ ወዲ ኣፎም ሊቀ ጳጳሳት ከ ኣብ ኣፉ ዘይታቱ እንታይ ኣላ ኣብየት ሃለውለው ናይ ሰማእታት መጻሕፍቲ ኣንብብ ንጉስ ከመይ ምካኑ ከብርህልካ ዮም

    • @merhawigirmai7830
      @merhawigirmai7830 3 ปีที่แล้ว +1

      ሰላም ዮናስ ።
      ከመይ ደኣ ጌርካዮ ፡ ነብስና ነመሓድር ናይ ስጋ ነገር ጊዚያዊ እዩ ዝበለ ።

    • @kbrinamlak3267
      @kbrinamlak3267 3 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ ንምባል እዩ እዚ ሕጡበ ጽሑፍ ዘይብሉ ትግርኛ።

  • @alenifqriqdusan2244
    @alenifqriqdusan2244 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና