ንቆልዑት ዝፈትዋ ጣኣሞት ቁርሲ ቡና ትኮነና ፍልይቲ ኣስራራሓ ኬክ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 28

  • @rednote105
    @rednote105 5 หลายเดือนก่อน

    ዋዉ ❤❤❤❤❤❤

  • @azebqeshimahari4507
    @azebqeshimahari4507 7 หลายเดือนก่อน +1

    Www betaemi eki nfeti qexlyo zhaftey ❤

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน

      🥰🥰🥰🥰🥰🙏

  • @TesfayAsmrom7451
    @TesfayAsmrom7451 7 หลายเดือนก่อน +2

    Wow betami xebuk semhar hftay ❤❤❤

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน

      girmso Danke🥰🥰🥰🥰🙏🙏

  • @eritreanebarit3895
    @eritreanebarit3895 7 หลายเดือนก่อน +1

    Xibuk srah haftey❤❤❤❤

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน

      🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 7 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይይይይ ህምባሻ
    ኣዝዩ ጹቡቅ ህምባሻዩ፡
    እቲ ጠስሚ ግን ብምኽንያት ጽቡቕ ስለዘይኮነ፡ተዘይለመድክዮ ዝበለጸዩ ምበልኩ።
    ምክንያቱ እተን ውሕሉላት ኣደታትና እንተላይ ንስኺ ማለተይየ ውን ካብቲ ቀንዲ ኣብ ኢደን ዝርከብ እንኮ ትሕዝቶ ጠስፊዩ ነሩ፡ግን ኣይጥቀማንየን፡
    ኣክንድ'ኡ ከኣ ቁሩብ ዘይቲ ይጥቀማ፡ጠስሚ ዘይጥቀማሉ ምኽንያት፡
    ሓደ ካብቲ ቀንዲ ጠንቂ ዝኸውን ምኽንያት ከምዝመስለኒ፡ጠስሚ በቲ ዘለዎ ሽታ ቅብኢ ንዝተፈላለዩ መርዛማትን
    ቀተልትን ዘይቀተልትን ለመምቲ ካብ ርሑቕ ዝስሕብ ኮይኑ፡ ንሶም ብዝለኸፍዎ ከኣ ክጎድ'ኣካ
    ስለዝኽእልዩ ሓደ ካብቲ ቀንዲ ምኽንያት ዝብሎ ኣነ፡ ስለዚ ኣክንድ'ኡ ከም
    ዘይቲ ስምስም፡ዘይቲ ኒሁግ፡ዘይቲ ፉል፡ኦሊፍ ኦይል፡ወዘተ እንተትጥቀሚ
    ነቲ ገዲፍኪ ነዚ ከም ልምዲ እተወስድክዮ ውን እቲ ዝበለጸዩ፡
    እምበር ኣዝዩ ጽቡቕ ኣሰራርሓየ ተዓዚበ፡ ብጣዕሚ ቀጽልዮ፡
    ድንቂ ክለትን ውሕልለነትን
    ኢዩ ዘለኪ፡ብስምተን ኩለን ወሓለታት ኣደታትና ከኣ
    ኣድናቆተይ ይገልጸልኪ!
    ምስኡ ዝኸይድ ሕቶ ክሓተኪ እተኪኢልኪ
    *መልሲ
    *ኣብ ሕብረተሰብና ካብቶም ኣዝዮም ምቁራትን ብትሕዝት'ኦም ውን ኣብ ቅድኒት ዝረከቡን፡ኣብ ዕቃበ ኣተሓሕዝ'ኦም
    ውን ኣደታትና ብጥንቃቐ ዝሕዝ'ኦም፡ከም ሳዕቤኑ ከኣ ብጥንቃቐ እንተዘይ ተታሒዞም፡ ብዘለዎም ተኣፋፍነት ብዘይጥንቃቐ ምስ እትሕዞም ብቅልጡፍ
    ንሕማምን ኪንኡን ዘቃልዑኻ 2 ፍሉጣት
    ዓይነት መግቢ
    ጽሓፍለይ፡ተፈሊጥክዮም፡
    ን ኣፍልጦኺ ኢለየ ብሕቶ
    ኣብምጺኤዮ፡እምበር ኣነ
    ይፈልጦየ፡
    የቐንየልና ከኣ፡

    • @raheltedros5295
      @raheltedros5295 7 หลายเดือนก่อน +1

      ዋው አዚ ዝበልካዮ (መክሲ) እንታይ እዩ ኣንቢበዮ ኩሉሲ ኣይተርድኣን ግን እዘን ተነቃፊ መግብታት ዝበልካየን እንጣጥዕ ከምዚ ኣይነት ህቶታት ምምላስ ምፍላጥ ስለዝፍቱ አየ

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน +2

      dani hawey betami eye zemsen hawey beruke eza meksi zeblkya rahel haftena zehtetka ane wen ayterdetnn anxer abela eten megbetat ka abake entete yemselni eska ka tetgagna aremna selzi hanxi reytoka gen belbi yemsgn kebret yehabka kebur hawey

    • @danielwater1321
      @danielwater1321 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@raheltedros5295 ዋውውውው ብጣዕሚ ጽቡቕ
      የቐንየለይ ከኣ ንስለቲ ኣብ ባህልናን ባህላዊ መግብና
      ንዘለኪ ተገዳስነትን ተገዲስኪ ከኣ ክትምልስን ክትሓትን ስለዝኸልኪ፡ መር ኣያ ተገዳስነትኪዩሞ፡ ክትቅጽልዮ ይላበዎኪ፡ኣዚየ ከኣ ኣድኒቐኪ፡
      *እታ (መክሲ) ኢለያ
      ዘለኹ ብገጋየ፡እታ( ክ)ል ተክእያሞ፡ (መልሲ) ንምባክየ
      መልስኺ ከኣ ጽቡቕ እታ ሓንቲ መሊስክያ ኢኺ፡
      1.እንጣጢዕ ኢዩ፡
      2.ጠስሚ ኢዩ
      3ይ ውን ክንጠቅስ ንኽእል ኢና፡
      ፉል፡ማለት ብናይ ፉል ትሕዝቶ
      ዝተሰርሐ ኣይነት መግቢ፡
      ከኣ ብቐሊሉ ተጻባእቲ ለመምቲ ታህዋስያን ንጥዕና ክስሕብን
      ክልከፍን ቀሊል ይኸውን።
      ምኽንያቱ ካብ ርሑቕ ዝስሕብ
      ምቁርን ቅብኢ ዘለዎ ሽታ
      ስለዘለዎ።
      ቅብኢ ዘለዎ ሽታ ማለተይ
      ይፈትውዎዮም፡ነቲ ቅብኢ
      ዝፈትውዎ ከኣ ስለዝልሕስዎ
      ኢዩ ተንኪው የቐንየለይ።
      ቀጽልዮ።

    • @danielwater1321
      @danielwater1321 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@etnatube2660 ተመሊሰ ኣሪመያ ኣለኹ፡
      (መልሲ) ማለተይየ
      እቲ መልሲ ኣብቲ ናይታ
      ሓፍትና ጺሒፈልኪ ኣለኹ፡
      1.እንጣጢዕ
      2.ጠስሚ
      ከም 3ይ ውን
      ናይ ፉል ትሕዝቶ ዘለዎ ኣይነት መግቢ ብጥንቃቐ ክትሓዙ ካብ ዘለዎ ባህላውያን ኣይነታት
      ባህላውያን መግቢናዮም።
      ግዱሳት ብምኻንክን ኣዝየ
      የድንቐክን!
      ንዳግማይ ስራሕኪ ክሳብ ንራኸብ ሰሰናዩ ንኩሉና።

  • @selam9181
    @selam9181 7 หลายเดือนก่อน +2

    Wawww ❤❤❤❤❤

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน

      🥰🥰🥰🥰🥰🙏

  • @አሲሁሉምለበጎነው
    @አሲሁሉምለበጎነው 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤ፅቡቅ ትግረኛ ግን አልችልም እስከመጨረሻው አየሁሽ ባለሙያ ነሽ❤❤

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน

      amesgnallwe yene eheet

  • @abrehetwelday3948
    @abrehetwelday3948 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwwww ❤❤❤❤❤❤

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน

      aberhwa Danke🥰🥰🥰🙏🙏

  • @mlateymlatey7059
    @mlateymlatey7059 7 หลายเดือนก่อน

    Tanks haftey eti Bater tbilyo zeleki foto sdedeley

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน

      abzia lomnti zewerdkwa video ala mekerti aba ateki reya

  • @nebiatberhane394
    @nebiatberhane394 7 หลายเดือนก่อน

    Wawawww thanks ❤

  • @mebratwoldu1428
    @mebratwoldu1428 7 หลายเดือนก่อน

    Betami Nefertiti eki kezelyo Egzabher yebareki

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน

      amen zehftey🥰🥰🥰🥰🙏

  • @jerusalemtekeste7429
    @jerusalemtekeste7429 7 หลายเดือนก่อน

    Wow betemi xebuke gen beking pawder aygbrken hakey entegrnalu ke wey entezeygrnalu nemefelat eyu pls melsley

    • @etnatube2660
      @etnatube2660  7 หลายเดือนก่อน

      Thank u marey lebto selzelwo geden aykonen baking powder jerusey

  • @abebechifetelewerk3067
    @abebechifetelewerk3067 7 หลายเดือนก่อน

    Kankaki tefieiki meslennn.. azeraba astekakli

  • @BhhrtGfurf
    @BhhrtGfurf 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @helenhabtemichael1793
    @helenhabtemichael1793 7 หลายเดือนก่อน +1

    Wow bedtime