Hiyab_(አስኮሜሳ) Askomisa part 16 New Eritrean Comedawit movie 2024 By Sadat Ahamed (Wedi maza)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.ค. 2024
  • ሓዳስ ናይ ትግሪኛ ፊልም ኮሜዳዊት ፊልም By Sadam Ahamed wedi mazu
    አዛ ፊልም ኣብ ጊዘ ነስነትና ንገብሮን ዘነበርና ተዛካክር ኮይና ኣዚያ ጽብቅትን አንዳ ኣዛናገዐት አትምህር ፊልም ኢያ ስለዚ ኩልና ተካታቲልና ሪኢቶናን ደገፍናን ንደረስትና ዓቡይ ሕገዝ ስለ ዝኮነ ምትብባዕና ኣይፈለዮም ከም ወትሩ ርኢቶኩም ኣይፈለየና share Like subscribe ብምግባር ርኢቶሙም ክትህቡና ንላቦ
    New Eritrean 2024 Askomisa by sadat Ahmed (wedi mazu)Hiyab Entertainment
    Contact us ======================
    Facebook account = / adiam.bahta.14
    Facebook page = / hiyab-entertainment-10...
    Instagram = / adu_chekolet_love_hiyabey
    Subscribe = / hiyabentertainment
    TikTok = www.tiktok.com/
    Email = adiamadiam169@gmail.com
    About Us ========================
    Hiyab Entertainment provides all new Eritrean and Ethiopian
    - Film
    - Music
    - Comedy
    - Celebrity videos
    =================================
    If you want to get informed when we upload new video of new Film, Music, and short comedies
    Then make sure you subscribed our TH-cam channel Hiyab Entertainment, and hit the bell Notification icon to get notified early when we upload new videos.
    =================================
    መሰል ዋንነት
    ብዘይ ፍቓድ ዝኾነ ቪድዮ ናትና ኣውሪድካ ምጥቃም ኩልኩል ምዃኑ ብትሕትና ንሓትት፡
    © copyright
    Hiyab Entertainment Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    =================================
    #አስኮሜሳ #Askomisa #eritrean #ማዓልቲ ፍቁራት #ህያብ# ኤንተርተመንት #filmes #komedy
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 395

  • @HIYABENTERTAINMENT
    @HIYABENTERTAINMENT  9 วันที่ผ่านมา +69

    ሰላም ተከታተልቲ ፊልም አስኮሜሳ መበል 16 ክፋል ዘርጊሕናልኩም ኣለና አሞ ሞራልኩም ናዓና ዓቢ ሓይሊ ስለ ዝኮነ ምትብባዕኩም ኣይፈለየና ብትሕቡና ዘለኩም ሞራል ኢና ንቅጽል ዘለና አሞ ሕጂ ውን ሞራልኩም ኣይፈየና
    th-cam.com/video/hlyowCGAiOA/w-d-xo.htmlsi=
    th-cam.com/video/hlyowCGAiOA/w-d-xo.htmlsi=6RcVQbqKwSlqm1K8

    • @FhQs
      @FhQs 9 วันที่ผ่านมา +6

      ኣብ ሳዓት ስለዝለቀቑኩምልና ብጣዕም ነመስግን❤🎉❤

    • @FinanHadush
      @FinanHadush 9 วันที่ผ่านมา

      🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @selagggg5732
      @selagggg5732 8 วันที่ผ่านมา +4

      ዋ ንፍናን ከይትቀትልዎ ስርዓት ግበሩ😢😢

    • @AaAa-ec7gl
      @AaAa-ec7gl 8 วันที่ผ่านมา +3

      ፊናን ክመውት የብሉን 😢😢😢😢

  • @user-eq6ih5yb9h
    @user-eq6ih5yb9h 9 วันที่ผ่านมา +239

    ፍናን ክሞዉት የብሉን ትብሉ ላይክ ገጪኩም ሕለፉ

    • @Tyty112-ij7qm
      @Tyty112-ij7qm 9 วันที่ผ่านมา +3

      ክገደፊ እንደሕሪ ፍናን ሞቱ እማ😢

    • @user-fx5ii5gt1h
      @user-fx5ii5gt1h 8 วันที่ผ่านมา +3

      ፍናን እንተ ሞይቱ እማ ኣነ እውን 😢😢

    • @akgee1993
      @akgee1993 8 วันที่ผ่านมา +1

      ዛድራማዶ ከቋሮፃ ኮይነ ፍናን እንተመይቱማ 😢

    • @Kebi-kq2du3zu6d
      @Kebi-kq2du3zu6d 8 วันที่ผ่านมา +1

      ዋ ብዘይ ፍናን ማ 00

    • @BeckerBecker-oh9md
      @BeckerBecker-oh9md 8 วันที่ผ่านมา +1

      ያ ሰኪቶም ዮም ኣይሞተን ሎሚ ንግሆ ኣብ ጥቃ ገዛውትና ዳቦ ይገዝእ ኔሩ😂😂

  • @suge2370
    @suge2370 9 วันที่ผ่านมา +121

    ንሜሬይ ተደንቁ ስከ❤❤

    • @HenokHenok123
      @HenokHenok123 9 วันที่ผ่านมา +3

      ንናኦድ የ ዘድንቅ ኣነ ሞ ጠፍናቀይ 🤗🤗🤗 Naod king 🤴

    • @selagggg5732
      @selagggg5732 8 วันที่ผ่านมา

      ​@@HenokHenok123ኣይ ነዚ ትርኢቱ ኩፉእ ስርሑ ኩፉእስ ክተደንቅ🤔

    • @user-ft8cn1fi4i
      @user-ft8cn1fi4i 8 วันที่ผ่านมา

      ምሓፈርካ ከማን ኣጸሓሕፋካ

    • @LamiekKfle
      @LamiekKfle 8 วันที่ผ่านมา

      Anes nkltiekum eye zedniq❤

    • @suge2370
      @suge2370 8 วันที่ผ่านมา

      @@HenokHenok123 ከም ናቱ ፀባይ ይህልወካ 🤣🤣

  • @user-zd3pw9dv8lmara
    @user-zd3pw9dv8lmara 9 วันที่ผ่านมา +60

    ናይ ብሓቂ ፍናን ክመዉት የብሉን እፍፍፍ ተወድኣ እያ ማለት እዩ ፍናን እንድሕር መቱ🙄😥😥😥😥😥💔

    • @Ha-cu6qg
      @Ha-cu6qg 8 วันที่ผ่านมา

      Nskiba tmeti tkoni

    • @user-zd3pw9dv8lmara
      @user-zd3pw9dv8lmara 8 วันที่ผ่านมา +2

      @@Ha-cu6qg ወይ ኣሕሊፉ ይርዳእካ/ኪ 🙄🙄🥰

  • @danidani-u7l
    @danidani-u7l 9 วันที่ผ่านมา +53

    ሰላም ኩብራት የሕዋት ነዚ ዘለናዮ ግዜ ዘመነዕግርግር ባዕሉ መድሃኔ ኣለም ምሕቱ ይልኣኸልና 🙏🙏🙏

  • @gduufj1636
    @gduufj1636 8 วันที่ผ่านมา +23

    ኣፍፍፍ ፍናን ክመውት ይብሉን💔እታጨወታ ተወዲኣ ማለት ድዩ ንፍናን ትፈትው ላይክ ግጨውኒ

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey 9 วันที่ผ่านมา +33

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራት❤ሜሮን ዝፎቱ ከምዚ ከማይ 🥰ፍናን ክሞወት የቡሉን ናኦድ ሩጉም😢

  • @user-hw4se4di5r
    @user-hw4se4di5r 8 วันที่ผ่านมา +13

    ደራሲ ሰራሕካ ከተባላሺ ፍናን ተሞይቱ😢😢 መቀረት የበላይ እዛ ድራማ ፍናን ክመዉት የበሉይ ተበሉ👍

  • @IkramIkram-gr9il
    @IkramIkram-gr9il 8 วันที่ผ่านมา +24

    ናኡድ ብጣዕሚ ዘናድደኩም ዘሎ ቀዳሚቲ ባዕለይ❤❤🎉😂

  • @NahomDaved
    @NahomDaved 8 วันที่ผ่านมา +15

    Eza film btami iya des tebl gn like ayrekebun zelewu. Like. Habu

  • @HiwetDesta
    @HiwetDesta 9 วันที่ผ่านมา +23

    እውይ ናኦድ ግን ባ ሓቂ ይመስል 😂😂😂ብዝኾነ ፍናን ክመውት የብሉን❤❤❤

    • @whocares4899
      @whocares4899 8 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @hgh1267
    @hgh1267 8 วันที่ผ่านมา +15

    ፍናን ክመዉት የብሉን😢ብዘይ ፍናን መቀረት የብሉን😊

  • @SuSuge-ic6jv
    @SuSuge-ic6jv 9 วันที่ผ่านมา +20

    እፍፍ ፍናን ክመውት የብሉይ😢😢

  • @user-xk6zc6xf8f
    @user-xk6zc6xf8f 9 วันที่ผ่านมา +16

    ኣነ ይነግረኩም ኣለኩ ንፍናን ኣምጽዎ 😢😢😢

  • @azebhagos9374
    @azebhagos9374 9 วันที่ผ่านมา +20

    ፍናን ክመውት የብሉኑ

  • @user-uu1gp7mh8y
    @user-uu1gp7mh8y 8 วันที่ผ่านมา +10

    ፍናን ክሞተ ይብለን ኣነ ፍናን ክፈትዋ ማዓት እየ እንተመይቱ ክገደፊ እየ😢😢😢😢😢

  • @selagggg5732
    @selagggg5732 8 วันที่ผ่านมา +28

    ፍናን እንተሞይቱ ርእሰይ ሒዘ ኡይይይይይይይይ ክብል እየ😭😭
    በጃኹም ንናኦድ ቅተሉለይ

    • @user-dq4us5fo2o
      @user-dq4us5fo2o 8 วันที่ผ่านมา

      😅😅😅😅

    • @weyniAsefa
      @weyniAsefa 8 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

    • @yohanaokbaldet9660
      @yohanaokbaldet9660 8 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂 abayka 😢ki

    • @selagggg5732
      @selagggg5732 5 วันที่ผ่านมา

      @@yohanaokbaldet9660 ሂወት ተሕርረኒ ዘላ ከይኣክለንስ ብድራማ ኸኣ ሓሪረ😂😂

  • @matiyaszelalem-qh2ek
    @matiyaszelalem-qh2ek 8 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ ብሓቂ ከምዚ ሰናን ክፉእ ግብሪ ዝገብሩ ኣለዉ ኣብዛ ዓለም እሞ ኽኣ ኤረትራዊያን እዚ እኮ ዓቢ ትምህርት እዩ የሕዋት በጃኹም ካብ ገበን ናጻ ንኹን ሰብ ፈርህና ዘይኮነ እዝጊሀር ፈሪሕና❤❤

  • @LovelyBubbleTea-os3xl
    @LovelyBubbleTea-os3xl 9 วันที่ผ่านมา +15

    ንሚካል ቆራጽ ዝፈቱ ፈርም

  • @endertawit
    @endertawit 9 วันที่ผ่านมา +9

    ፅቡቅቲ ፍልሚ ምስ ፅቡቃት ቆልዑት ጎቦዛት🎉❤

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 8 วันที่ผ่านมา +5

    ኣቱም ሰባት ፍናን ከትቀትልዎ ዛፊልሚ ከተባላሺዋ😢

  • @SelamAmanuel-oe2md
    @SelamAmanuel-oe2md 8 วันที่ผ่านมา +6

    ፍናን ዘይብሉስ ጨው ዘይብሉ መግቢ እዩ😢

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c 8 วันที่ผ่านมา +4

    ሜሪ ደስ ክብልካ ኣዘራርቡኡ❤

  • @user-my9se6if8m
    @user-my9se6if8m 8 วันที่ผ่านมา +3

    ፍናን መቀረት ናይዛ ፊልሚ እዩ ክሞውት የብሉን ኡፍ😢😢😢

  • @WintaTekie-jq2dw
    @WintaTekie-jq2dw 9 วันที่ผ่านมา +5

    እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ei4em4of5l
    @user-ei4em4of5l 9 วันที่ผ่านมา +23

    ብዘይ ፍናን መቀረት የብላን ይትረፈና

    • @FthawiYemane-zm3mk
      @FthawiYemane-zm3mk 8 วันที่ผ่านมา

      ፍናን ተመይቱ ክንደየናይ ዝሪኣ ከይ ትረክብ

    • @user-xq8we5sw2b
      @user-xq8we5sw2b 7 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤

    • @user-xq8we5sw2b
      @user-xq8we5sw2b 7 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤❤

  • @user-vj1zh8bb9b
    @user-vj1zh8bb9b 9 วันที่ผ่านมา +9

    ፍናን ክመውት የቡሉን።

  • @Kebi-kq2du3zu6d
    @Kebi-kq2du3zu6d 8 วันที่ผ่านมา +2

    ሜሮነይይ😘❤🎉❤
    ሶሪ ሚካለይ ከይትቀንኢ😁

  • @user-wb1nf3dr9c
    @user-wb1nf3dr9c 8 วันที่ผ่านมา +2

    ብዘይ ፍናን ደስኣይብልን

  • @user-wg1gu5xb5p
    @user-wg1gu5xb5p 9 วันที่ผ่านมา +7

    Liduy ane ne MERI betami ey zefqro yiqne alku😢💔

    • @batseba8511
      @batseba8511 7 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂

  • @amanSenay-jr6yq
    @amanSenay-jr6yq 9 วันที่ผ่านมา +6

    Merone & niyat nakum zeytkewun film enber etom kalot si sakit iyom kab derasi athizka

  • @mmmmmmmm8973
    @mmmmmmmm8973 9 วันที่ผ่านมา +5

    ናኦድድድ ዕደ መንቀኛ ዓርኩ 😏😏😏

  • @rhdbxhff5098
    @rhdbxhff5098 8 วันที่ผ่านมา +2

    ፈናን ክመውት የብሉን ትብሉ ላይክ ወቃዑም ሕለፊ😢

  • @SosiSami-el2nm
    @SosiSami-el2nm 8 วันที่ผ่านมา +3

    Atum sebat film zaykonas geza geza ekum tesarhu zalekum nay hexanat movie qayrekuma

  • @user-of7dy7hs3t
    @user-of7dy7hs3t 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ፍናነይ ኣሙፅለይ😢😢😢😢😢😢

  • @SaSalama-r6c
    @SaSalama-r6c 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሕ ፍናነይ ኣታ ኖኦድ ዝባሃል ሰብ እንዶ ገለ ግበሩዎይ😕

  • @user-kb1ru9ft2w
    @user-kb1ru9ft2w 9 วันที่ผ่านมา +3

    ብዘይ ፍናን መቀረት ይብላን ይትረፈና😫😫

  • @ygg949
    @ygg949 7 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ዙሰናን ኣነስ ከናድደኒይ ማዓት 😂😂😂😂ፍናነይ ከም ንያት ሸዊድካዮም ዳኣ ትወፅእ ትከዉን 😢❤️❤️❤️❤️

  • @user-gk8dx3qj4f
    @user-gk8dx3qj4f 8 วันที่ผ่านมา +1

    Ane gnia nezi senan entay ena kngebro bgkia ba atia admie mara akfekia ❤❤❤❤❤

  • @user-bh5og8gh7h
    @user-bh5og8gh7h 8 วันที่ผ่านมา +2

    bzey fnan meqeret zeybla fnan kmewt yebulun 😢😢😢❤

  • @TDF316
    @TDF316 9 วันที่ผ่านมา +5

    ጠቅሊላ ምስ መፀተ ፀውዑኒ ሓባይብ ክኸይድ እየ ናብ ቲክቶከይ ዋ😂😂😂😂😂😂😂

    • @sabahailemichael4043
      @sabahailemichael4043 9 วันที่ผ่านมา

      Kkkk kid bel bua tekorxa ktmexaka eya

    • @user-sb9eo8gv1t
      @user-sb9eo8gv1t 9 วันที่ผ่านมา

      ጎረቤታችን😂😂😂

    • @user-up3rc4ke5v
      @user-up3rc4ke5v 9 วันที่ผ่านมา

      ኣነ ካብ part 1 ጀሚረያ ኣብ ውሽጢ 2ተ ማዓልቲ ኣርኪበኩም ብይዘወይ ተፀባይይ ኣይግበርካ እዩ ዘባሃል 😁

  • @venusteweldebrhan2902
    @venusteweldebrhan2902 9 วันที่ผ่านมา +4

    ንያት ዝብሉኪ ሲ ሳኣን ሕስብ ምባል ነዚ ግሩም ዓርከይ ኣጥፊእክዮ😢

  • @user-jh1xc7pi8i
    @user-jh1xc7pi8i 6 วันที่ผ่านมา

    ፍናን ክመዉት የብሉን ዛፊልሚ መቀረት የብላን ብዘይ ፍናን😢😢😢

  • @dngelmariam2369
    @dngelmariam2369 8 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስድራኹም የስምዕኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ዊን ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም ሓደራ ሸለል ኢልኩሙኒ ከይትሓልፉ ብሩኻት

  • @user-xp5ls1vz1w
    @user-xp5ls1vz1w 8 วันที่ผ่านมา +1

    ናኦድ ሓደገኛ ሰብ😘😘😘😘

  • @user-qn2oj8zp2k
    @user-qn2oj8zp2k 8 วันที่ผ่านมา +1

    አረ ፍናን ክሞት የቡሉይ ፍናን ዘይብሉ እይጥዕሚ ዎይ😢😢😢😢😢

  • @user-of7dy7hs3t
    @user-of7dy7hs3t 8 วันที่ผ่านมา +1

    ፍናነይ ፀላእኻ ዩሙት የኔ ፍቅር 😂😂😂😂😂😢😢😢😢😢😢❤❤

    • @DwddFwe
      @DwddFwe 5 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @user-lw3wc6hf9t
    @user-lw3wc6hf9t 7 วันที่ผ่านมา

    እዛ ፍልም እዲምሉኡ ከማይ ዝከታተላ ይህልዉዶ❤❤❤

  • @anafegi3281
    @anafegi3281 8 วันที่ผ่านมา +2

    Fena kemaweti yeblni atem sab

  • @merhawitmerhawit6262
    @merhawitmerhawit6262 8 วันที่ผ่านมา +2

    ውይ ፍናን ክመዉት የብሉን😢😢

  • @user-dm8hd5ki5g
    @user-dm8hd5ki5g 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዝፈትዋ ፊልሚ ነይራ ክገድፋ እየ ብዘይ ፍናን ሓሾት ክከዉን ተስፋ ይገብር ሞት ፍናን😢😢

    • @EvenAngsom
      @EvenAngsom 6 วันที่ผ่านมา

      Wala Ane😢😢😢😢😢

  • @DaniDani-km1kw
    @DaniDani-km1kw 8 วันที่ผ่านมา +2

    ሕጊ የለን ድዩ ኣቱም ሰባት

  • @user-wg5xj6ku4r
    @user-wg5xj6ku4r 8 วันที่ผ่านมา

    ፍናን ክመዉት የብሉን በጀክም ብዘይ ፍናን መቀረት የብሉን❤❤❤❤

  • @Ha-cu6qg
    @Ha-cu6qg 8 วันที่ผ่านมา +1

    Nezia zderska ehhh kemey aynet eka way flim🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️

  • @user-xw9fr5qb1n
    @user-xw9fr5qb1n 9 วันที่ผ่านมา +4

    ባዕለይ ቃደመይቲ❤❤❤🎉🎉

  • @user-of7dy7hs3t
    @user-of7dy7hs3t 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ሰናን ድባዕልኻ ሙት ሕማቅ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @EsromAklilu
    @EsromAklilu 8 วันที่ผ่านมา +3

    ፍናን እንተ ሞይቱ ፍሊም ተወዲኣ ማለት እያ😢

  • @WintaAwate
    @WintaAwate 8 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ሕክምና ክረክብዎ ኣለዎም ንፍናን😢

  • @Finanloveunitednex
    @Finanloveunitednex 7 วันที่ผ่านมา

    Kemzi nayneyat zefqereka ketrekeb xega eyu behaqi❤❤❤❤🎉🎉

  • @Jossy12
    @Jossy12 4 วันที่ผ่านมา

    ናኦድ ብጣዕሚ ንፉዕ ተወሳኣይ እዩ 🥰

  • @user-tg1ok8oc1i
    @user-tg1ok8oc1i 8 วันที่ผ่านมา +2

    ብዘይ ፍናን እዛ ድራማ ዝካተተላ ሰብ ኣይክትረክብን

  • @user-hj8yf6zq5w
    @user-hj8yf6zq5w 8 วันที่ผ่านมา +1

    No fnan emo kmewt yebulun hanqew ilna knxbeyekum ina🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @user-hi6ze8xx5x
    @user-hi6ze8xx5x 9 วันที่ผ่านมา +8

    ኣካይዳ ናይቲ ዛንታ ጽቡቅ ዘሎ ይመስል ግን ኣብ ኣገላልጻ ናይቲ ቃላት ሸለልትነት ዘለዎ ይመስል ደሓር ከኣ ናብ ኣኽባሪ ሕጊ ምኻድ ኣይትደንጉዩና ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ።

  • @MariMari-ox7fk
    @MariMari-ox7fk 8 วันที่ผ่านมา +2

    ኣረ በጃኩም ፍናን ክሞዉት የብሉን😢

  • @mieronkbret
    @mieronkbret 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሜራተ ዘድንቕ😊

  • @user-qt5eu2xm9d
    @user-qt5eu2xm9d 9 วันที่ผ่านมา +2

    ዋው ገራሚት ፊልሚ ቀፅልዎ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-nc8id6od6q
    @user-nc8id6od6q 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዛ ፊልም ትድብር ኣላ 😢ገራሚት ነራስ 😢

  • @YqrietaNebsey
    @YqrietaNebsey 9 วันที่ผ่านมา +3

    Merhaba ftwatey ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-ho8dk9tz4o
    @user-ho8dk9tz4o 3 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ፊናን ከመውት የብሉን 😢❤

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5v 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣታ ዝናኦድ የክንደይ ጭጭቱስ ክንደዮ ክፍእ እዩ ዛሓሳብ 😂😂

  • @NatsenetDawit
    @NatsenetDawit 8 วันที่ผ่านมา +1

    Fnan kmewt yeblun 😢 bzey fnan meqerat yeblun😊

  • @GsfTech
    @GsfTech 8 วันที่ผ่านมา +2

    አረ ፍናን ክመውት የብሉን

  • @TuRy-n7y
    @TuRy-n7y 8 วันที่ผ่านมา +1

    ብለይ ፍናን ይቅረየና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ro9hb1mb4q
    @user-ro9hb1mb4q 9 วันที่ผ่านมา +2

    ፍናን ክመዉት የብሉን 😢😢

  • @user-hv9fo2tv3i
    @user-hv9fo2tv3i 8 วันที่ผ่านมา +1

    Naod gen betami chkinu fenan kemewet yeblun 🙏 😢

  • @SurprisedCheckeredFlags-sy2rg
    @SurprisedCheckeredFlags-sy2rg 9 วันที่ผ่านมา +3

    Anka dahan mxakum❤❤❤❤❤❤

  • @brtukanbrhane3874
    @brtukanbrhane3874 8 วันที่ผ่านมา +1

    Nab higay Aqrubomu wa😢zeymstekazflmiy😢😊

  • @ERI-lg2cc
    @ERI-lg2cc 9 วันที่ผ่านมา +4

    እንታይ ዳ ኣብ ዳ ስኒ ዲኩም ተራኪብኩም ገሊእኩም እሱራት ስኒ ገሊኩም ካ ሰናናት ክክክክ ብዝኮነ ንፉኣት ቀጽልዎ 😂❤❤❤

  • @user-hv9fo2tv3i
    @user-hv9fo2tv3i 8 วันที่ผ่านมา +1

    Sebytka teblka yegbrelka adeka teblka aygbrelka 12:12 kebhal haki eu ♥️ ❤️ ❤🎉🎉🎉bzkone xebuki serah

  • @NaodTadese-rb5pp
    @NaodTadese-rb5pp 9 วันที่ผ่านมา +2

    nay finan adnekti zikonkum iski ❤❤❤❤❤

  • @GgH-sk4kf
    @GgH-sk4kf 8 วันที่ผ่านมา +2

    ፍናን ክመውት የብሉን

  • @Mera.wedi.Redie.62
    @Mera.wedi.Redie.62 8 วันที่ผ่านมา +1

    ፈናን ኢንተ ሞይቱ ኽንደናይ መቐረት ከይ ህልዋ😢

  • @Abrha-jr3de
    @Abrha-jr3de 8 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ኣታ ከመይ ኣድይኡ ሓንኳል ዝኮነ ደራሲ እዩ እዙይ ዘይ ፍናን መን ኣለዋ ዛድራማ ትርጉም የብሉን ደጊም

  • @user-ow8vz5et8d
    @user-ow8vz5et8d 8 วันที่ผ่านมา +1

    Abzi zelo senan ka

  • @Simongermay-ib7rc
    @Simongermay-ib7rc 8 วันที่ผ่านมา

    Merry arekay nazi Sanann gerxanu tewayo ❤

  • @user-ny9nj7ie2e
    @user-ny9nj7ie2e 9 วันที่ผ่านมา +2

    Salseyti ane kemant ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @babikirlemma3263
    @babikirlemma3263 8 วันที่ผ่านมา

    Love is true ❤❤❤❤

  • @AbebaAbe-ru4fw
    @AbebaAbe-ru4fw 7 วันที่ผ่านมา

    ሜሪ&ሚኩ ዝፈትወኩም❤

  • @ህዝበይ
    @ህዝበይ 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዊ ፍናን

  • @natsi617
    @natsi617 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ እዚ ኩፉእ መልክዑ ቆልዓስ በቃ ተግባሩ ገለ እውን ኩፉእ ከም ትርኢቱ😨😅

  • @JamikaSs
    @JamikaSs 6 วันที่ผ่านมา

    እፉፍፍፍፍፍፍ ፍናን ክመውት የቡሉን😭😭😭😭😭

  • @selagggg5732
    @selagggg5732 8 วันที่ผ่านมา +2

    ኤህ ኣባሃሉኒ ንናኦድ መድሃኒኣለም ቦግ ተብልካ🙏

    • @MayambalaOrphanagecenter
      @MayambalaOrphanagecenter 5 วันที่ผ่านมา

      ,እዚ ኮ ፊልም ኢዩ ክክክክክክክ

    • @selagggg5732
      @selagggg5732 5 วันที่ผ่านมา

      @@MayambalaOrphanagecenter ፊልም ምኳኑ እናፈለጥኩስ😂😂ተቓፂለ

  • @user-hx1yw7gj6p
    @user-hx1yw7gj6p 8 วันที่ผ่านมา +1

    Bhaki leby tesyru😢😢😢😢😢

  • @aklilumosazghi800
    @aklilumosazghi800 8 วันที่ผ่านมา

    well cam ❤❤❤❤

  • @user-xy2gm1ow5z
    @user-xy2gm1ow5z 8 วันที่ผ่านมา +1

    ፍናን እንተሞቱ ክገደፋ እየ ክፈትዎ ማዓት እየ 😢

  • @user-ig2mt7uf4p
    @user-ig2mt7uf4p 7 วันที่ผ่านมา

    ኣረ ፊናን ከይመውት ዛፊልሚ ከይገድፋ ብስሩ

  • @NazretZerom
    @NazretZerom 8 วันที่ผ่านมา +1

    ፍናን ክምውት ይብልን ant ምኤት ግድፋው

  • @user-ln4jz9uf8j
    @user-ln4jz9uf8j 9 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome tsbukat natey ❤❤❤❤❤

  • @milionhadera1968
    @milionhadera1968 3 วันที่ผ่านมา

    ብዘይ ቀልዓለም ጽብቅቲ ስራሕ ያ ግና ኣብዛ ፊልሚ ዘይዓገብኩሉ ኣሎ ንሱ ኻኣ ፍና ክህረም ከሎ ወይ ክድርብይዎ ከለዉ ክርአ ኔርዎ ! ወላ ኣብታ ናይ ንያት ዝተሰረቐትላ ውን ከሙ

  • @user-rx6pt8ps3z
    @user-rx6pt8ps3z 8 วันที่ผ่านมา

    well come