ኦ ድንግል ኦ ምልእተ ዉዳሴ በመኑ ወበ ኣምሳለ መኑ ናስተማስለኪ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025
  • ✍️በዚ ዕለት(21-4-2017) ክንበብ ዝግበኦ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲታት
    👉ሉቃ ምዕራፍ 10: ካብ ቁጽሪ 1:12
    👉ገላትያ ምዕራፍ 2: ካብ ቁጽሪ 1:14
    👉ቄላስይስ ምዕራፍ 4: ካብ ቁጽሪ 1 ክሳብ መወዳእታ
    👉ይሁዳ ምዕራፍ 1:17- መወዳእታ ምዕራፍ 1: ካብ ቁጽሪ 17 ክሳብ መወዳእታ
    👉ግብ ሓዋር ምዕራፍ 11: ካብ ቁጽሪ 23 ክሳብ መወዳእታ 👉ሉቃ ምዕራፍ 1: ካብ ቁጽሪ 17 -34 ምስባክ ድማ 👉ወትቀውም ንግሥት በየማንከ
    በአልባሰ ወርቅ ዑጽፍት ወኅብርት
    ስምዒ ወለትየ ወርእዪ ወአጽምዒ ዕዝነኪ
    ርስዒ ሕዝበኪ ወቤተ አቡኪ መዝሙር 44 ካብ ቁጽሪ 9- 10
    መዝሙር 44 ካብ ቁጽሪ 9- 10
    #ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖት #ttoc #ETOC

ความคิดเห็น •