Thanks for sharing your experience. What this Calt does for Eritrean heroes, the leadershp is looking yes men to keep his saddle .you're lucky to survive. Now people are seeing the actual road map nowhere to go keeping the vicious circle having much22 excuses.....but your history is registered of your success for the people of Eritrea and for the sovereignty of young nation of Eritrea.🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
According to my observations this person went out before Ethio-Eritrean war(1998-2000).If such things happened to a Patriot Veteran.We shouldn't be surprised if such things happened to a layman like me.Let's fight for a rule of Law.
Sorry , it is not the case, dear bro I don't think you know EPLF leadershp this is 0:00 a bandits calt he has nothing to lose.....this shows his confidence and faresghtnes what the nation fails
መርሓባ ቴድሮስ፡ ምስ ቲቪ ሰነድ ዘካየድካዮ ቃለ- መጠየቕ ኣገላልጻኻ ብጣዕሚ ማራኺ ምንባሩ የደነቕ።
ነዊሕ ኣብ ርእሲ ምንባሩ ፡ ኣስማት ናይ ብጾትካ ይኹን ናይ ዝተጋደልካሉ ኣስማት ቦታታት ምዝካርካ ውን እንዳ ኣድነቕኩ፡ ንኹሉ ጸገማት ገድሊ ስዒርካ ብሕይወት ምእታውካ ዕድለኛ ኢኻ፡ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ።
ናይ ጅግና ተጋዳላይ ቴድሮስ ኣብ ምስናድ ታሪኽ ዝሃውኽካዮ ይመስለኒ፡ ምክንያቱ ቅድሚ ናጽነት ብዙሕ ክብሎ ዝክእል ዝነበረ ይመስለኒ። ጋዜጠኛ ኣንቶንዮ ቅሩብ ኣስፍሕ እንተተብሎ ጽቡቅ ነይሩ።
ናይ ኩሎም ጋዘጤኛታት ሕማም ኢዩ፡ ይርበጹ፡ ኣጎላጉል ይገብርዎ ነቲ ታሪኽ፡ በጃኹም ህድእ በሉን ኣዋህልሉን!
@@abrhamtesfay1586 ሰላም ክቡር ሓው፡ ዝርበጹ ሕማም ጋጤኛታት ዝበልካዮ ኣይኮነን፡ ሕማም ግዜ እዩ። ተሞክሮ ቃልሲ 17 ዓመት ማዕረ ክንደይ ብዙሕ ምዃኑ ትስሕቶ ኻ ኣይብልን። ምእንቲ'ዚ ከኣ ኣገዳሲ ተርኽቦ ታሪኽ መምሃሪ እዩ። እኹል ድዩ ኣይኮነን ግን ምስ ግዜ ዝተኣሳሰረ'ዩ። ከም'ቲ ስድራና ወሊድካ ፈትኖ ዝብልዎ፡ ሓውና ከኣ ኣብ ስራሕ ወይ ትምህርቲ እንተደኣ ሃሊኻ፡ ንመሓዛኻ ወይ ጎረቤትካ ን5 ደቒቕ ቃል መሕተት ግበረሉ፡ ድሕሪኡ Edith ገቢርካ ስም ኣርእስቲ ከኣ ኣይትረስዕ። ክንደይ ግዜ ይወስደልካ ክትርእዮ ኻ። ሕማም ምርባጽ ድዩ ኣይኮነን ከኣ መልሲ ክትረኽበሉ ምዃንካ ይተኣማመን እየ። ቲቪ ሰነድ ምክትታልካ ብዙሕ የመስግነካ። ኣጆኹም ምባል ኣይንሕመቕ ብሩኽ ቅንያት
@@Tv.senedNews ይርድ ኣኒ ኢዩ ኣንተንዮ፡ ግን ኣይብሱል ኣይጥረ ካብ ዝኸዉን ኣብ ዉስን ኩነት ኣድሂብካ ምዝራብ ይምረጽ።
What a history Tonio thanks
ጅግና አያ ቴድሮስ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ። የቀንየልና።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቴድሮስ ሐወይ❤❤❤❤❤❤
Thanks for sharing your experience. What this Calt does for Eritrean heroes, the leadershp is looking yes men to keep his saddle .you're lucky to survive. Now people are seeing the actual road map nowhere to go keeping the vicious circle having much22 excuses.....but your history is registered of your success for the people of Eritrea and for the sovereignty of young nation of Eritrea.🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
ክብሪን ሚስጋናን ንዓኻ ይኹን ጅግና ኣቦና ተድሮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ታሪኽኩም ነባሪ ኢዩ ። ንናጽንት ኤርትራ ኩልንትናኻ ዝሃብካዮ ሃገርን ህዝቢን ዝኽሕሰካ ቀረባ ኢዩ ።❤❤❤❤❤
ሓውና ኣንቶንዮ ከም ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ጹፉፉን ታሪኽ ሃገርና ኒምዕቃብ ዓቡ ግደ ትጻወት ኣለኻ ። ክብሪን ሚስጋናን ይግባካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Waw and waw
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቴድሮስ እንቃዕ ካብዞም በላዕቲ ስብ ብስላም ወጻኻ
Thanks Antonio Tesfay for presenting this wonderful program with Jigna Tegadalai Tedros! What a wonderful life story.
Best,
Ermias
"ካብ ዝተጋደለ ዘውደልደለ" መሳጢ ታሪኽ።
Welcome wedi Bashay Tecle ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወልደርፌል
መሰለኒ ወዲ Wel Wel
ahhhhh aziyu zehzin kab zegelgele zewdelde koynu yehzn sikay zehlefe seb aziye hazinalka
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤
❤
Kab mjemrta tktatlka btemi jegna edmen tenan ato tedros teklab
According to my observations this person went out before Ethio-Eritrean war(1998-2000).If such things happened to a Patriot Veteran.We shouldn't be surprised if such things happened to a layman like me.Let's fight for a rule of Law.
ኣቶ ቴድሮስ ብዙሓት ሓለፍቲ ጠቂስካ ዋላ ውን ተራ ተጋደልቲ ከይተረፉ ጠቂስካ ካብዞም ኩሎም ግን ብጽቡቅ ዝተቀበሉካ ኣይነበሩን እቲ ጉድለት ኣባኻ ዶ ኔሩ ክኸውን ይኽእል?
ስም ወደቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ተኣምራት ኢዩ ዝብሃል።
ብሓቂ ካብ ምድብካ ምስተኣለኻ ኮለል በዚሕካ : እንቶኾ ናብ ወጻኢ- ጉዳይ ምምራጽካ ቁንቁኛኣ እንታዩ ነይሩ ፧
ኣይሰማዓካዮን ዲካ ኮይንካ ፡ ወይስ ወዲ ኢስያስ አካ
ወድባትን ዝሰርሃላ ሰብ ስለዘይድለዩ ገፊኦም ገፋፊኦም ካብሃገሩ ከምዝወፅእ ጌሮሞ።
ኣብታ መጺኢት ኤርትራ ብህዝቢ ክሕተቱ እዮም ክምዚኦምዛኣመስሉ
🎉🎉😅
ኣብዚ ጊጋ ሓቢርታ ትዘረብ ኣሎካ ናይ ወዲ ሓድጉ(ንሳሕል ወይ ናቕፋ ኣየር ሒዙ ዝወረደ ኣብ ግዜ ቕልሲ እዩ !!!
የቐንየለይ ንርእይቶኻ ነቲ ታሪኽ ኣይተዘናብዕ ዝበልካዮን ፡ ወዲ ሓድጉ ኣብ ግዜ ቃልሲ ኣይሮፕላን ሒዙ ንናቕፋ ዝወረደ ዝበልካዮ ክሳብ ክንደይ ናይ ታሪኽ ትሑት ኣፍልጦ ከም ዘሎካ ኢዩ ዘርኢ ብቐዳምነት ኣብ ሳሕል ዘወረደት ኣየር ነይራ ኣይትፈልጥን ኣየር ዘውረደ ፓይለት እውን ኣይነበረን፡ ፡ንአፍልጦኻ ሃብተጼን ድሕሪ ባጽዕ ምሓዝና 1990 ኢዩ ንባጽዕ መጺኡ ሽዑ ንሱዳን ኣስጊሮሙ ንድሕሪ ናጽነት ድሕሪ ክልተ ወርሒ ድማ ነስመራ መጺኡ ስለዚ ሓቲትካ ርእይቶ እንተትህብ ዝበለጸ መሃርን ሃናጽን ምኾነ
ታሪክ ኣይተዛንብዕ ክቡር ሓው ተደሮስ
አቶ ቴድሮሰ ሻዕብያ ዝበልካዮም ዶ ይርስዑ እዬም:: አይሰርሕን ብምባልካ ሰበብ አምጺያትልካ
Sorry , it is not the case, dear bro
I don't think you know EPLF leadershp this is 0:00 a bandits calt he has nothing to lose.....this shows his confidence and faresghtnes what the nation fails
ዓጋመ ስልዘይኮነ እዩ እምብር ዓጋመ ዝኾኑ እዮም ስልጣን ሕዞም ዘለዎ