ናይ ሎሚ ሕቶታት ንኣቶ ማሕሙድ ሳልሕ፡ ስለምንታይ ንኪዳነ ሓጎስ ፍግም ዘየበልካዮ? ካን ምስ ህግድፍ ዲኻ ተጠቕሊልካ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • Questions, answers

ความคิดเห็น • 45

  • @futuwihasen2667
    @futuwihasen2667 4 ปีที่แล้ว +6

    Proud of you brother ሐቂ ተዛረብ መገዲ ባቡር ደቅስ ተባህሉ ግዜ ይነውሕ ኢንበር ኩሉ ኤርትራዊ ሐቂ ክፈልጥ ኢዩ ብጻይ ማሕሙድ ጀምርካዮ አለኻ ብዙሕ ሰብ ዊን አብ ጎንኻ አሎ ማሽአላህ

  • @merihnedele9816
    @merihnedele9816 4 ปีที่แล้ว +10

    ብቀዳምነት ሺኩረን ዓለ ኩሉ እንታ ላትወድዩ ህለካ
    ብመጀመርታ የቐንየልና ኣነ ካብ ዝሰምዓካ ኣትሒዘ ናትካ ኣጋልልጻን ሓቂን እዩ ደግፍ ኣይ ትደግፍ ብዘይ ገድስ እቲ ኣገዳሲ እዚ ተምጽኦ ዘለካ ኣገዳሲ መግለጽታት መክንያቱ መንእሰያት ዘተኣካክብን ዝምህሪን ስለ ዝኮነ ደጊመ የቐንየልና
    ካልእ ክንቅፈካ ኢየ ንምንታይ ኢካ ብትግረ መግለጽታት ዘይ ትህበና መኽንያቱ ትግረ ትኪኢል ኢካ

    • @mahmudsaleh6201
      @mahmudsaleh6201  4 ปีที่แล้ว +1

      እንሻላ፡ ብትግረ እውን ነኣሽቱ መልእኽትታት ከሕልፍ ክፍትን እየ።

    • @merihnedele9816
      @merihnedele9816 4 ปีที่แล้ว

      ሺኩረን 👏

  • @zecliffleaf2257
    @zecliffleaf2257 4 ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቕ ርትዓዊ ትንተና ኮይኑ ረኺበዮ

  • @biniam5667
    @biniam5667 4 ปีที่แล้ว +7

    መርሓባቡ ማሕሙዳይ
    *ውልድ* *ሳሕል*
    እትግብሮ ዘለኻ
    ምንቅቃሕ ብጣዕሚ ንመስግንካ!!!
    ማሓመድያ *ይዕንቀፍ*
    *እንብር* *ኣይውድቅን*
    *ኢዩ*

  • @yasminali9172
    @yasminali9172 4 ปีที่แล้ว +5

    Great Job bro

  • @mussie157
    @mussie157 4 ปีที่แล้ว +5

    Great job brother.

  • @bereketsiyum4184
    @bereketsiyum4184 4 ปีที่แล้ว +3

    እሱዩ ዘሕዝን እዞም ሰባት ጽባሕ ኣብወጻኢ ኮይኖም ህዝቢ በውራጃ ሃይማኖት ኣናቒቶም ኣብንዳማቶም ዓዲ ኮይኖም ክዕዘብዎ እዩ ክፍለጥ ዘለዎ።

    • @koala10ish
      @koala10ish 4 ปีที่แล้ว

      እሞ ኣቶ መሓሙድ ኣያና፣ ነቶም መናእሰይ ኣብ ዲያስፖራ ዘለና ኬድና ንኣብ ኤርትራና ዘለዉ ኣሕዋትና መናእሰይ እንዳብረና ንህንጸት ሃገር ከነገልግል ዘይትውድበና፧

  • @hiyabs6912
    @hiyabs6912 4 ปีที่แล้ว +3

    Thank you Mahmud Saleh. Very good idea and approach.

  • @jossy2714
    @jossy2714 4 ปีที่แล้ว +2

    ልቦና ዘለዎ፣ ሓላፍነት ዝስምዖ ፣ንዘይፈልጡ ዘፍልጥ፣ ካብ ዝፈልጡ ክፈልጥ ዝደሊ፣ ከም ሰብ ናቱ ክብርታት ዘለዎ፣ ክብረት ሰብ ዝሕሉ፣ ምስ ሰባት ዘይኮነ ምስ ሓሳባት ዝዛረብ፣ ብመንነቱ ዝኾርዕ፣ መርገጺኡ ብኑጹር ዝሕብር፣ ዘይሓርቅ፣ መንገዱ ዘይስሕት፣ ካብ ኩሉ ዝረኣዮ ዝምስክር፣ ሰብ ክትከውን ጸጋ አዩ። እዝን ልዕሊኡን ከኣ ምሳኻ ኣሎ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ተጋዳላይ ማሕሙድ።

  • @dawitbochresion3490
    @dawitbochresion3490 4 ปีที่แล้ว +3

    Merhaba Mahmud Kulu eti tebro zeleka yketatelo eye Btami tsbuk thank you 🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷✅✅✅

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 4 ปีที่แล้ว +1

    ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ህግሓኤ ሽቶኡ ሃሪሙ ዕላሙኡ ስለዝፈጸመ ፣ንህዝቢ ኤርትራ ዝመርሕ ውድብ [መሪሕነት ] ክህሉ ስለዝነበሮ ናብ ምምስራት ህግደፍ ተሰጋጊሩ መሪሕነቱ ጀሚሩ። ብ1998 ኤርትራ ናብ ውግእ ኣትያ ።ውጽኢቱ ክትገልጾ ዘይከኣል ዕንወት ኮይኑ።
    ተሓታቲ ብንጹር ክህልው ኣለዎ። መንዩ ተሓታቲ?
    ተሓታቲ ናይቲ ውግእ ብንጹር ስለዘይተፈልጠ ኩሉ ኣብ ሕንፍሽፍሽ ኣትዩ ብሕልፊ ድሕሪ ዚ ናይ ሰላም መስርሕ ።ኤርትራ ድሕሪ ቲ ውግእ ዓንያ ፣እዚ ዕንወት ንመንግስቲ ኣንፈቱ ከምዘስሓቶ እዩ ዝግለጽ።ካብ ዝነበሮ ራኢ ኣዝዩ ንድሕሪት ከምዝተጎተተ፣ምዕባለ ኤርትራ ኣዝዩ ከምዝተህሰዬ ፣ ሳዕቤኑ ነዚ ኩሉ ትካትዕሉ ዘለኹም ሃዋህው ፈጢሩ።ካብ ስራሕን ዕብዬትን ናብ ክትዕን ዘይምርድዳእን ሕንፍሽፍሽን ተኣትዩ።ናበይ ከምዝኽዬድ እውን ኣይፍለጥን ።ምኽንያቱ በቲ መሪሕነት ዝወሃብ ንጹር መርሓ-ስራሕ ዳርጋ የልቦ።እቲ ዝወሃብ ብዛዕባ ዕብዬት ቀርኒ ኣፍሪቃ ፣ኢኮኖምያዊ ውህደት ምስራቕ ኣፍሪቃ ወዘተ,,, ስለዚ እዚ ንድሕሪት ምትራፍ ዘምጽኦ ቃንዛ ኣብ ህዝቢ ዘውርዶ ኣደራዕ ከመይ ክኸውንዩ? ኣደ ንእሽቶ ውላዳ ጠምያታ ማማ ጠምዬ ክትብላ ከላ ዝገበረት ጌራ ክትምግባ ክትከናኸና ሓላፍነት ኣለዋ ።እታ ህጻን ትፈልጦ የብላን እንተዘዬሎ ብዕቕሊ ጽበት ክሳብ ውላዳ ትድርቢ፣
    ኣብኡ ዶ ተበጺሑ ይኸውን? ጎረባብትና እንተስ ብልጭልጭ እንተስ ብዕዳ ካባና ሒሾም ሓሊፎምና ተወንጪፎም ንሕና ገለ ዘይብልና ኣብ ጥራይና ኮፍ ኢልና ንንዕቕ። መንግስቱ ናይ ደርጊ ቀደም ንወያነ ክገልጾም ከሎ " የትግራይን ተዋቸው እነርሱ የውፍጮ ቤት እንኳን የሌላቸውም,,,,,"ኢሉ ንዒቑዎም ንሕና ከምኡዶ ንኸውን ፣ ክንዕቕ ጻሕሊ ዘይብልና ተሪፍና። ቀደም ጸለእትና ወያነ፣ኣሜሪካ፣ CIA ይበሃል ኔሩ ሕጂኸ፣ ሰብ ኣብ ሓላፍነቱ ጌጋ እንተፈጺሙ ሕጋዊ ኮነ ካልእ ናይ መኣረምታ ስጉምቲ ይውሰደሉ፣በዚ ከኣ እቶም ጌጋ ፈጺሞም ዝተባህሉ ኣብ ኤርትራ ኣብዝተፈላለዬ መቕጻዕቲ ይርከቡ ፣ ብዛዕባ እቲ ምጅማር ውግእ ግን ብንጹር ብጭብጢ ዝንገር የለን ጌጋ ተፈጺሙ ዶ ኾን ይኸውን? ጌጋ ስለዝተፈጸመ ተሸፊኑ ክተርፍዶ ጻዕሪ ይግበር ይህሉ ካብ ተሓታትነት ንምህዳም?
    ወያነ ካብ ስልጣን ተኣልዮም "Game Over" ተባሂሎም ክሳብ ሎሚ ግን ኣብ ባድመ ኮፍ ኢሎም የሽካልሉ ኣለዉ።ከመይ ድኣ ሓይሊ የብሎምን ተሳዒሮምዮም ይበሃል፣መሬትና ገቢቶም ሒዞም ከለዉ ተሳዒሮም ፣ተዳኺሞም ፣ወዘተ,,, ኣይገራጨውንዶ?

  • @tesfamhretteklebrhan2203
    @tesfamhretteklebrhan2203 4 ปีที่แล้ว +4

    You are the best from all of the others great jobb brother Mahmoud.

  • @Finan-kn4wp
    @Finan-kn4wp 4 ปีที่แล้ว +2

    Mahmud saleh ajoke iytegadslom your good politics?

  • @SR-vk3cv
    @SR-vk3cv 4 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂ ባዕልኻ ትዛለፍ አለኻ ዋይ ሐሶት ካድር ሻዕብያስ አሰከ ኺድ በዓል አገላ ኺድ ሕት

  • @marthafassil5258
    @marthafassil5258 4 ปีที่แล้ว

    Call it Rora please???

  • @mengehabte1341
    @mengehabte1341 4 ปีที่แล้ว +6

    Kemey edmeka yinah wedey.

  • @merihnedele9816
    @merihnedele9816 4 ปีที่แล้ว +2

    ካድራ ኢልካ ስም ኣውጺኣላ

  • @meharieyob8854
    @meharieyob8854 4 ปีที่แล้ว +2

    ብራቮቮቮ!

  • @evenmaltesfamal7798
    @evenmaltesfamal7798 4 ปีที่แล้ว +2

    The special person continuous go head

  • @esuhabte4879
    @esuhabte4879 4 ปีที่แล้ว +1

    Proud of mohammed hawna kemaka busul wedi hager eu zedliena emo tehabine eye biaka hwana ayanan. Gbu

  • @merhawi4237
    @merhawi4237 4 ปีที่แล้ว +1

    Zerba tefika ab Halew low atika nerkas hji asmika Eritrea rocket zela tibil. 🔨🔨🔨🔨

  • @koala10ish
    @koala10ish 4 ปีที่แล้ว +1

    እሞ ኣቶ መሓሙድ ኣያና፣ ነቶም መናእሰይ ኣብ ዲያስፖራ ዘለና ኬድና ንኣብ ኤርትራና ዘለዉ ኣሕዋትና መናእሰይ እንዳብረና ንህንጸት ሃገር ከነገልግል ዘይትውድበና፧

  • @ygisaias5674
    @ygisaias5674 4 ปีที่แล้ว +1

    good job brother keep it up!

  • @gobromm9662
    @gobromm9662 4 ปีที่แล้ว +1

    Great job 🇪🇷👌🏻

  • @hatemhte
    @hatemhte 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ አርትራ smooth transition ክህሉ ናይ ኩሉ ህዝቢ ባህጊ እዪ። እንተኮነ ግን ብዘይ ዝኮነ ሰዉራ ውይ ክኣ ህዝባዊ ናዕቢ ዝረጋገጸ ለዉጢ የለን። ምስ ኩሉ ኣክብሮት ህዝቢ ንመሰላቱ ክጣበቅ እንተ' ኮይኑ ነጻ ኮይኑ ርእትኡ ዝህበሉ ባይታ ( ነጻ መራከቢ/press) ክፍቀደሉ ነሪዎ። ዓፈና፣ ግፍዒ፣ ስደት፣ ወትሃደራዊ ምልኪ ዝሳዕረረላ ሃገር። ን30 ዓመት ንገበናቱ ክሽፍን ዕርቂ ንክገብር ዝኮነ ምልክታት ዘየርኣየ ስርዓት ብከመይ መለክዒ ሕጂ ሕድገታት ክገብር ትጽበዮ?

  • @5generation581
    @5generation581 4 ปีที่แล้ว +1

    Bexay mahmud jegna wdi Erey

  • @senaymehretab6143
    @senaymehretab6143 4 ปีที่แล้ว

    A great man with great idia thank you a lot.

  • @merihnedele1207
    @merihnedele1207 4 ปีที่แล้ว +1

    😍😍😍😍

  • @emabyebarigaber3922
    @emabyebarigaber3922 4 ปีที่แล้ว

    Bravo

  • @hananjemal79
    @hananjemal79 4 ปีที่แล้ว

    God bless Kidane Hagos he defeat you . He was brilliant man. HGDF killer organization

  • @2468justinbieber
    @2468justinbieber 4 ปีที่แล้ว

    hagos weldegh.. that's exactly message from debreseitan.

  • @Michael-hr4zc
    @Michael-hr4zc 4 ปีที่แล้ว +1

    kkk what a funny guy eza hager kem rocket tiwinchef ala yiblena alo. Ezi hade majnuna wey weyto wedi medhin berad kikewin alewo. Zigerim eu ertrawian ziblu denakur tefetirom

  • @girmaykidane3108
    @girmaykidane3108 4 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯

    • @arayagebremeskel6661
      @arayagebremeskel6661 4 ปีที่แล้ว

      አቶ ማህሙድ ነዞም ቀደም ዝተፈሱ ተጋደልቲ ነይርና ዝብሉ ክሀትካ ከለዉ በጃካ አይትመልስሎም ምክንያቱ ናብ ዘይደለካዮ ምስህሀብ ከምጽኡ ይክኢል ኢዩ አብ ወጻኢ ኮይኖም ብጀካ ሀዊ ከንድዱ ትራህ ኢዮም ዝደልዩ ንስካ ግን ምስ ሀቂ ደው ስለዝበልካ ካብታ ሀቂ ምንቅ አይትበል ከየጋግዩካ ተተንቀቅ

  • @hananjemal79
    @hananjemal79 4 ปีที่แล้ว

    You are representative of Isayas Afwerqi lire

  • @habtombahta676
    @habtombahta676 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ኣይትሓፍርን ዲኻ ን ስኻ ደኣ ካድር ህግደፍ ሚዛናዊ ኣራእያ የብልካን ንተቃውሞ ተነኣእስ ንህግደፍ ትደናገጽ

  • @hatemhte
    @hatemhte 4 ปีที่แล้ว +1

    ምስኩሉ ኣክብሮት ሻዕብያን ህዝባዊ ግንባር እንዳበልካ ንህዝቢ ከተትዓሻሹ ኣይትፈትን። ህዝቢ ደቅና፣ ኣሕዋትና እንዳበል ክሳብ ሕጂ እንተ ተዓገስ
    ከምኡ ኢሉ ተረጊጹ ዝነብር ኣይምሰልካ። ከም ምሁርን ጽሓፋይን ሰብ ንነገራት ብቅኑዕ ዝኮን ኣርኣእያ እንተ ተንተንካዮም ብህዝቢ ከቢርካ ክትነብር ኢካ። ህዝባዊ ግንባር ሃገር ነጻ ከም ዝገበረ ዝክሕድ አርትራዊ የለን። በንጻሩ ህግደፍ ንአርትራ ናብ ዘይ ሕጋዊ ኩናት ሸሚሙ ህዝባ ከም ዝጸንት ገሩ ምስ ዶክተር ኣቢ ተሻሪኩ ናይ አርትራ ሃብቲ ክምዝምዝ ንርእዮ ኣሎና። ስለዚ ብክበርትካ እዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት ንህዝቢ ከጥፍእ ዝተልኣከ እዩ። ህዝቢ ናዕቢ (ሰለማዊ ኣድማ) ክገብር የብሉን ኣይትበል። ብዘይ ኣድማ ዝመጽ ለውጢ ኣብ ታሪክ ተሰከሲቱ ኣይፈልጥን እዩ።

    • @zecliffleaf2257
      @zecliffleaf2257 4 ปีที่แล้ว +3

      Hagos Weldeghebriel o0l እሞ መን ክገብረልካ ኢኻ ደሊኻ ሓቂ ተለካ ደይትኸይድ ድኣ ንስኻ ኣብ ወጻኢ ዄንካ ሃምበርገር እንዳበላዕካ ንወዲመን ክትጠብስ ኢካ ደሊኻ ፈታዊነብሱ

    • @mesfunaraya215
      @mesfunaraya215 4 ปีที่แล้ว

      ጅግና ዎ ፋርስ

  • @Nadia-rf8kp
    @Nadia-rf8kp 4 ปีที่แล้ว

    Falso