ኣባ ኣረጋዊ ጻድቅ መምህርነ ወ ገብረ ክርስቶስ መርዓዊነ Mezmur A Ametawi Beal New Sealu Beetiane

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 204

  • @ilovemyself9522
    @ilovemyself9522 6 ปีที่แล้ว +62

    ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመ ዘመንኩም ይባርኸልኩም መዘምራን ቤ/ት/ሰ/ ደብረ መዊእ ኣቡነኣረጋዊ ማይተመናይ ፡ ዝማረ መላእክት የስምዓልና ወላዲት ኣምላክ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም ጀመርቲ ዘይኮነስ ፈጸምቲ ይግበርኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ ካብዚ ንላዕሊ ክትዓብዩን ንክርስቶስ ኣምላክነ ወድንግል ማርያም ወላዲቱ ወቅዱሳን ኣባዊነ ብመዝሙር ምስጋና ከተመስግኑ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን ።
    From Germen

  • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
    @ናይማርያምባርያእየናይኣም 6 ปีที่แล้ว +25

    ኦ አባ አረጋዊ ጻድቕ መምህርነ
    ወገብረ ክርስቶስ መርዓዊ አቡነ
    ሰአሉ ነእንተአነ ወአስተምህሩ ለነ!! እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልእልልልልልልል አጥንት ዘለምልም ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ ተዋህዶ ፍሬዎች!

  • @teametube8509
    @teametube8509 6 ปีที่แล้ว +51

    ዕልልልልል ኣሜን ዝማሬ መለኣክት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋት ✨🙏✨💒✨🙏✨ኦ ኣባ ኣረጋዊ ጻድቅ መምህርነ ወገብረክርስቶ መርዓዊ ኣቡነ ሰኣሉ ብእንቲ ኣነ ወኣስተምህሩ ለነ(2)
    🙏ባሕታዊ ዳሞ ትጉህ መምህር ሰላም
    ኣኽሊል ወርቂ ጽድቂ ብገድሊ ክትስለም
    ንሓላፍ ኣኽሊል ወርቂ ንጉስ ሮም
    ስለ ማዕርግ ዘለዓለም
    ንዒቕካዮ ማዕርግ ዓለም
    ካብ ጽባቕ ዓለም ጻዕሪ
    መንገዲ ሕይወት ክንሓሪ
    ኣረጋዊ መምህር ግብሪ
    ለምነልና ናብ ፈጣሪ::
    💒 ንበስባሲት ስጋ ክትስዕር ፍትወታ
    ስለ መርዓ ስማይ ንዘይውዳእ ደስታ
    ንምድራዊት መርዓ መኒንካ ክብረታ
    እህህታኻ ቃል ሕሽክታ
    ሰማይ ብጽሑ ብዓውታ
    ስሚዕዎ ጎይታ ኩሉ
    ገብረክርስቶስ ሃብታም ዓቕሉ
    ቲ'ስቕታኻ ስዉር ቃሉ
    ንገረና ምስጢር ሓይሉ::
    ❤️ምድር ስላም ዛ ብርኽቲ መሬት
    ኣብ ጥንታዊት ደብራ ደብረ ሲና ስሓት
    ንኣስር እግርኻ ሓድጊ ወ ዘትረፈት
    ቓል ስብከትካ እና ዘከረት
    ናፍቃቶ ናትካ ስእለት
    ኣረጋዊ ኣቦ ገድሊ
    ዘክሮ'ባ ናይ ትማሊ
    ከመይ ንቤቱ ዝሓሊ
    ሰናይ ደቁ እንድዩ ዝደሊ::
    👑ንግስነት ኣቦኻ ኮይኑካ ማሳኒ
    ንጉስ ዘለዓለም ናይ ኩሉ መድሃኒ
    ሕልፍ ምዑዝ መዓር ሕልፍ ምቁር ወይኒ
    ከም ዛ ቋሕ ስም ናይ ዛ ዓይኒ
    ፍቅሩ ኣሕድሩልካ ንደዩ ወኒ
    ዛ ነፍስና ሰሪ ስጋ
    ጽባሕ ከይትኽፍል ዋጋ
    ገብርክርስቶስ ብዓል ጸጋ
    ብጽሎትካ'ንዶ ዓድጋ::
    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጽግኡ የብዝሓልኩም መድሃኔዓለም
    በረኸት ረድኤት ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ጽድቂ ናይ ኣቡን ገብረክርስቶስ መርዓዊ ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን !!!

    • @hiriytipetros7055
      @hiriytipetros7055 5 ปีที่แล้ว +1

      k

    • @mebreaxumawi821
      @mebreaxumawi821 5 ปีที่แล้ว +1

      🙏🙏🙏

    • @magi12
      @magi12 4 ปีที่แล้ว +1

      -

    • @mamidani1774
      @mamidani1774 ปีที่แล้ว +1

      ጸግኡ የብዘሓልካ/ኪ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልካ

  • @abrahambanboy332
    @abrahambanboy332 6 ปีที่แล้ว +7

    Amen Amen Amen Qale Hiwet Yesmealna Abune Aregawi Mskum Ykun Mezmeran Yehwatey Egziabher Xamu Yebzahalkum .

  • @MogosKibrab-n6s
    @MogosKibrab-n6s ปีที่แล้ว

    ኣሜንንን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊን ኣቡነ ገብረ ክርስቶስ መርዓዊን ኣይፈለየና

  • @abuuuu8322
    @abuuuu8322 6 ปีที่แล้ว +12

    ናይ ብሓቂ ልቢ ወዲ ሰብ ትትንክፍ መዝሙር
    ########
    ምድረ ሰላማ ዛ ብርክቲ መሬት ፡
    ኣብ ጥንታዊት ደብራ ደብረ ሲና ሲሓት፡
    ን ኣሰር እግርካ ሕድጊ ውን ዘትረፈት፡
    ናይ ኣቦና ኣረጋዊ ናይ ኣቦናገብረ ክርስቶስ በረከትን ረድኤትን ኣይፈለየና።ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመኣልና።

  • @METELELmicalmussie95
    @METELELmicalmussie95  6 ปีที่แล้ว +39

    THANK YOU GUYS FOR TAKING THE TIME TO WRITE THE COMMENTS, KEEP THEM COMING

    • @eritrean4496
      @eritrean4496 6 ปีที่แล้ว +1

      DEBRE MEWIE ABUNE AREGAWI MAYTEMENAY በጃኹም እባ ኩሉ ብግእዝ ግበርዎ

    • @yordanosberhe9844
      @yordanosberhe9844 4 ปีที่แล้ว

    • @jesusking1558
      @jesusking1558 3 ปีที่แล้ว

      You welcome no problems

  • @omegabookstore-6914
    @omegabookstore-6914 6 ปีที่แล้ว +6

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል !
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፣ እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክን ይቀድስን ፍቁራት ኣኅዋትን ፡ ኣኃትን ።

  • @yonasgebremichael745
    @yonasgebremichael745 6 ปีที่แล้ว +22

    ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስመዓልና ኣቤት ተዋህዶ ኮይንካ ምፍጣር ሲ መን ይህበካ ክብርን ምስጋናን ንመድሃነኣለም ይኩን

  • @emeelohe
    @emeelohe 6 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ዝማረ ቅዱስ ዳዊትን ቅኔን ማህሌትን ናይ ቅዱስ ያረድ ዝተቀበለ ልዑል እግዚኣብሄር ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይይይ፡

  • @miligaltewahedoyouteb
    @miligaltewahedoyouteb ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልል ክንደይ ደስ ይብል ፀግኡ የብዘሐልኩም ፉቑራት ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏🙏🙏

  • @haftomalem4645
    @haftomalem4645 5 ปีที่แล้ว +1

    ዝማርየ መላእክት የስመዓልና
    ልዑል እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዝሓልኩም
    ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎቷ ኣይፈለኩም
    ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ረዲአቶምና በረከቶም ምስ ኩላትና ይኩን

  • @ይሳካልይሆናልምኞቴ
    @ይሳካልይሆናልምኞቴ 4 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀገኡ የብዘሐልኩም ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመኣልና❤

  • @abrahamghebregzabhier4647
    @abrahamghebregzabhier4647 6 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zemare melakti yesmalna xelot nay abune aregawi mes kulna hezbe kirstyan ykun

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 6 ปีที่แล้ว

    አቡነ ኣረጋዊ ስሓበኒ ናባኻ ኣቦይ ምዓረይ ኣባ ገብረ ክርስቶስ ሰኣሉ ብእንቲኣነ ኣማሉድና ኣይትፈለየና

  • @bereeva2485
    @bereeva2485 6 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእኽቲ ዝተቀበለ ኣምላኽ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ከምኡ ድማ ናይ ዘመን ሂወትኩም ይባርኸልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @philmon236
    @philmon236 6 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen Amen 🙏 zmare melaekti yesmalna egziabher amlak nay agelglot zemenkum ybark

  • @successproduction38
    @successproduction38 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓ ኣምላኬ ቅዱሳን እግዚኣቢሄር ኣምላኽና ምሳኩም ይኩን ድንግል ማርያም በማላድነታ ኣብነ ኣረጋዊን ጸጋ ጎይታና መድሓኒና ኣይፈለየኩም ፍቁራተይ

  • @dawitmengustu240
    @dawitmengustu240 6 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ፍቁራት የሕዋተይ ናይ ኣጎልጉለትኩም ዘመን ይባርኸልኩም ቅዱስ ፈጣሪና መድሓኒ ኣለም ኢዮሱስ ክርስቶስ። በረኸትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቂ ምስ ኩላትና ይኹን።

  • @mikaelat4557
    @mikaelat4557 6 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና የሕዋተይ፡ ድስ ዝበል መዝሙር ጸሎትን ሬዲኤትን ናይ ኣቡነ ኣርጋዊ ጻድቅ ኣይፈለየና፡ ኣምልክ ዓስቡኩም ኣይክላኩም!!!

  • @efremmehari5222
    @efremmehari5222 6 ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩካተይ እግዝኣብሄር ጸጋኩም የብዘሓዮ 😍💒😍

  • @danialves3825
    @danialves3825 6 ปีที่แล้ว +3

    amen amen amen zmara melaekti yesmalna

  • @Filipos610
    @Filipos610 5 ปีที่แล้ว

    እልልልልልል ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና፡ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ፍቁራተይ።ጻድቅ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ኣማላድነቱን በረከቱን ንኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይክፈለና አሜን።

  • @alikkfle2448
    @alikkfle2448 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመኣልና ይሕዋት በረከት ናይ ኣቦና ኣረጋዊ ኣይፈለየና

  • @simonandebrhan6065
    @simonandebrhan6065 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን(3)ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ጸሎቶም በረኸቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን

  • @tsegeabraham8919
    @tsegeabraham8919 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna nay agelgelot zemenkum egziabher amlak ybarkelkum

  • @yonastesfamaryam1347
    @yonastesfamaryam1347 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላክቲ የስማዓልና ኤግዝኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘበን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩምን ይከድሰልኩምን

  • @selamabrhale359
    @selamabrhale359 6 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmare melakti kem ztekebele zmarekum ykebelelkum fkuratey

  • @amanfisum1665
    @amanfisum1665 4 ปีที่แล้ว

    Amen zemare melaekti yesmealna. Nay.agelgelot zemenkun yebarek. Ezom yehwatey

  • @wedigash1349
    @wedigash1349 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቅ መዝሙር ኣሕወተይ ቃለ ህወቲ የስማዓልና ከማኩም እግዚኣብሔር ጎይታ ስማይን ምድርን ኣብዝሓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
    @ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ 5 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእካን ዝተቀበለ ኣምላኽ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ክቡራት የሕወትና ናይ ኣቦና ፃድቅ ኣወነ ኣረጋዊ ፀሎትን በረኸትን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mebrahtuangosom3788
    @mebrahtuangosom3788 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melakti yesmealna brukat yehwatey amlak ybarkum ab betu atsnieu yenbrkum💒🙏❤

  • @dudeyamjlover143
    @dudeyamjlover143 6 ปีที่แล้ว +3

    Its a huge blessing for you guys to post this God bless you all! Im so happy that I was fortunate enough to witness the passion and love our fellow brothers and sisters have for our Lord Saviour Jesus Christ through the sunday school programs and our Holy liturgy. I was lucky enough to go and take part of this event in Asmara Abune Aregawi Mai temenai I absolutely enjoyed it and continuously keep counting on the blessing you guys have bestowed on us all with your great work God bless you! Again this is amazing and truly you guys are a beackon of light to us youth even here in the diaspora. Thank you and I hope to visit again! Zimare melaekht yismealna nay behaqi des zibil mezmur

  • @ermiaskeleta7538
    @ermiaskeleta7538 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarie melaekti yesmaelna yehwatey egzabiher amlak xega ab leli xega yebzhalkum

  • @ሃረገወይንኣንቲማርያም
    @ሃረገወይንኣንቲማርያም 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ክቡራት የሕዋተይ ጸግኡ የብዘሓልኩም እግዚኣብሄር፡በረኸትን ረዲአትን ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።

  • @גויתואלם
    @גויתואלם 4 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዐልና ዝማሬ መልአክቲ የስምዐልና

  • @mussiezerabruk2633
    @mussiezerabruk2633 6 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላአክት የስማልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ያረዳዊ ዜማ

  • @በረኸትመብራህቶም
    @በረኸትመብራህቶም 6 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልል ግሩም ዝኾነ መዝሙር ዝማሬ መላዕኽት የስማዓልና ናይ ዘበን ኣጎልግሎትኩም ይባርኽ ጸሎት በረኸት ኣቦነ ድማ እይፈለየና

  • @ማርያመይብርሃንሂወተይ
    @ማርያመይብርሃንሂወተይ 4 ปีที่แล้ว

    Aseyyyyyyyy
    እልልልልልልልልል
    ዝማረ መላእክት የስመዓልና
    እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    በረከቶም ይሕደረና ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ጸሓይ ን ናይ ጻድቅ ኣቡነ ገብረ ክርስቶስ መርዓዊን
    ብቃለ ኪዳኖም ይዓቅቡና ፡

  • @bsratgebrel6477
    @bsratgebrel6477 6 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አቡነ አረጋዉ ጸሎቶም ልመነኦም አይፈለየና።

  • @gkvcvhk9236
    @gkvcvhk9236 6 ปีที่แล้ว

    ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዘሓልኩም ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ጸለቱ በረኸቱ ኣይፈለና

  • @nahomhannes4045
    @nahomhannes4045 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna yhwat bereket nay abune arogawi ayfeleyena

  • @brhaneweldeslasie375
    @brhaneweldeslasie375 5 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ማላእክት የስመዓልና ናይ ዘመን ኣግልጎሎትኩም እግዝኣብሄር ኣምላክ ይባርኸልኩም ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓልድልኩም ቀጽሉዎ።

  • @ቅዱስኢየእሞቅዱሳንኩኑ
    @ቅዱስኢየእሞቅዱሳንኩኑ 6 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት ይብሎ ኣምላከ ሰማያት እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋት ጸሎት ወልመና ቅዱሳን ኣበዊነ ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ወ ገብረክርስቶስ ይክፈለና ኣምላክ

  • @trhasnerkebo4270
    @trhasnerkebo4270 6 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልል ዕልልልልልልልል ዕልልልልልል ኣሜን ወኣሜንንንን ዝማረ መላእክቲ ይስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩ የሕዋት በረከት ናይ ቅዱስ ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኩላትና ይኹን

  • @ወልደሩፋኤልብርሃነ
    @ወልደሩፋኤልብርሃነ 6 ปีที่แล้ว

    Amen zemare melikti ysmealina burukat ahiwatey Egzabhier amilak nay agoligulot zemenikum yebark

  • @coolmom8537
    @coolmom8537 6 ปีที่แล้ว +3

    አልልልልልልል አልልልልል አልልልልልልል ዘማረ መላክት ይሰማልና የ ተዎሕዶ ልጆት

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ቈ8ዘ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ቈ8ዘ 3 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ማላእክት ይስምዕን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ድንግልኣደኣምላኽ
    @ድንግልኣደኣምላኽ 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ኩቡራት ስድራና ደቂ እመ ብርሃን

  • @kebedomsium3706
    @kebedomsium3706 6 หลายเดือนก่อน

    Kalhiwet yesmealna deki tewahdo ❤❤❤❤❤❤❤

  • @luwamtimzgi4321
    @luwamtimzgi4321 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet Yesmeaelna mezmr melakti yesmalna elllll elllll ellll❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏😍😍😍

  • @teklebokretsen2088
    @teklebokretsen2088 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስማልና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩ ፈጣሪ

  • @biniamkesete7434
    @biniamkesete7434 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna nay agolgulot zemenkum ybarkelkumn yqedselkumn Qdus Egziabhier Amen

  • @medhanietesfamariam4109
    @medhanietesfamariam4109 6 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ኣሰይ ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ።

  • @godislovemedishikor300
    @godislovemedishikor300 6 ปีที่แล้ว

    Xelot 💗Abune Aregawi N💓 Gebre Kirstos MeriAwin 💒ayfeleyena deqi Eta qnieti megedi .⛪💗💓

  • @onlygodcanjudgeme8517
    @onlygodcanjudgeme8517 6 ปีที่แล้ว

    xebuk serah, deki Gezawtuna Mearay, zemari melakti Yesmealna, Amlak mesakum yekun yhwat

  • @muluebrhanbahta2128
    @muluebrhanbahta2128 6 ปีที่แล้ว

    Ame amen amen zemar melaekti ysemealna egziabiher amlak xegu yebzhalkum

  • @ዕዉትኩን
    @ዕዉትኩን 6 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልል ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩካት የሕዋተይ
    ጎይታ መድሃኔኣለም ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ንይባርከልኩም
    ድንግል ማርያም ትሓልኩም በረከት ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣረጋዊ ምስ ኩልን ይኩን ኣሜን።

  • @awitamehari4258
    @awitamehari4258 6 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣሕዋተይይይይይይ እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም።

  • @nahieriboi4516
    @nahieriboi4516 6 ปีที่แล้ว +6

    Amen zmare melaekti yesmealna brukatey

  • @fevendesta6609
    @fevendesta6609 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna mezamran hawatna xega ab lele xega yeadlkum Egzabhier

  • @ድንግለይራህርህለይንዓይን
    @ድንግለይራህርህለይንዓይን 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና

  • @Yorda522
    @Yorda522 6 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኣሕዋት ጸጉኡ የብዛሓልኩም ብሩኻተይ

  • @meron520
    @meron520 7 หลายเดือนก่อน

    Zmare melaekt yesmalna kiburat yehwat ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ድንግልማርያም-ኣደይ
    @ድንግልማርያም-ኣደይ 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን
    ኣሜን
    ኣሜን ዝማር ምላክታ ዝተቀበለ እግዝኣብሓ ኣምላክ ዝማረኩም ይቀበለልኩም ።

  • @brktiteklehaimanot2482
    @brktiteklehaimanot2482 4 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና

  • @fiwamanule525
    @fiwamanule525 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምአልና የሕዋትና

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 2 ปีที่แล้ว

    Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Zmare melaekti yesmalna Ezgabiher xegu yebzhalkum Amen Amen Amen

  • @johnkiflay6818
    @johnkiflay6818 4 ปีที่แล้ว

    Ellllllllll zmare melaekti yesmealna egziabher amlak xegu yebzhalkum

  • @eseytube6514
    @eseytube6514 6 ปีที่แล้ว

    Amen Ezabihi xegu yebzehalku yehwatey amlak jebrti zey konkumsi fezemti kgebreku natu senay fqadu ykun 👑

  • @እመቤትየሆይዛሬምባርክኝ
    @እመቤትየሆይዛሬምባርክኝ 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarie melaekti yesmealna wegenatey abune aregawi xadqredaina yhalkum

  • @Hintsamehari
    @Hintsamehari 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare meleakti yesmealna yehwatey nayzemen agolgulotkum yfetm ezigabher amlak

  • @dawitmengstab1647
    @dawitmengstab1647 6 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኩቡራት ሓሕዋት ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ....elllllllllllllllllllllllllllllllll

  • @jdhdjjdhdhf29
    @jdhdjjdhdhf29 6 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmalna nay agelgulot edmekum ybarkelkum egziabiher Amlak

  • @robelandom8956
    @robelandom8956 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna egziabiher amlak xeguau yebzhalkum mahber qudus aregawi bereketomn redetomn nay abona xadq aregawi ms kulatna hzbe krstyan ykun amen amen amen

  • @godislove3675
    @godislove3675 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet ysmaln 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @jesusking1558
    @jesusking1558 3 ปีที่แล้ว

    Elllllll Elllllll Elllllll zmara melakti yeasmealna amen amen amen

  • @teweldebrhankeshizeray1210
    @teweldebrhankeshizeray1210 6 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @በቃፍቅሪዩምርጫይ
    @በቃፍቅሪዩምርጫይ 6 ปีที่แล้ว

    Zmare melaAkti yesmeOalna Agziabihier xega yebzHalkum

  • @betelmeqdes1672
    @betelmeqdes1672 6 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልእልልልልልል እልልልልል እልልልልልልል ዝማሪ መልአክት ያሰማልን!!!!

  • @brhanenega6197
    @brhanenega6197 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melat yesmealna.

  • @mulyearsema5475
    @mulyearsema5475 5 ปีที่แล้ว

    ኣመን ኣመን ኣመን ዝማረ መላኣክቲ ይስዓልና
    ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ

  • @Ssss-jj7dv
    @Ssss-jj7dv 6 ปีที่แล้ว

    Zmare melaekti yesmealna nay Agelglot zemenkum ybarkelkum Emebrhan xlala tzerghalkum.yehwat

  • @atowebrhandebre3149
    @atowebrhandebre3149 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare meleakte yesmealna

  • @kemesgnyeyeanestemesgenaml4509
    @kemesgnyeyeanestemesgenaml4509 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melakt yedmaelna

  • @abaynishabaynish9087
    @abaynishabaynish9087 5 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን

  • @orthodoxetewhdomezmurtewhd845
    @orthodoxetewhdomezmurtewhd845 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Zimmare mlakti ysmaelna egzabhr amlak xgu ybzhlkum

  • @haleluyakibleya9364
    @haleluyakibleya9364 6 ปีที่แล้ว

    Amen xolotomun bereketemun ayfeleyena nay agolgulot zemenkum Amlak yibarkelkum

  • @As-mw6gh
    @As-mw6gh 6 ปีที่แล้ว

    Zmare malaekti yesmealna nay agelgelotkum zemen ybarkk

  • @filmonfinu5240
    @filmonfinu5240 6 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቁራተይ ናይ ዘመን ሂወትኩም እግዝኣብሄር ይባርኽ ኣሜን።

  • @MebrhititTesfamaryam
    @MebrhititTesfamaryam 4 หลายเดือนก่อน

    Zemare melakti yesmalna xegu yebzehalkum

  • @gueshhabteab9652
    @gueshhabteab9652 6 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare meleakt yesmealna

  • @kiflittadesse2423
    @kiflittadesse2423 6 ปีที่แล้ว

    Amen illllllllllllllli zmare melaikt yesmalna mezemiran yehiwatina nay agelglot zemenkum ybarkn ykedsn tsegiau yebizihalkum !!!

    • @wintatekle2245
      @wintatekle2245 6 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen zmare melakti yesmealna

    • @resomyemane1462
      @resomyemane1462 6 ปีที่แล้ว

      እእእእእእእእእልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘመን አጎልጉሎትኩም ይባርክ

  • @isseyasmehari5448
    @isseyasmehari5448 6 ปีที่แล้ว

    Zmari melaekt yesmealna yhwatna mezemran

  • @kalabnegasi9329
    @kalabnegasi9329 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmare mekakti ysmalna amlak xega ab lali xega yebzuhalkum

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 5 ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @ቁዱስኣባኖብቁዱስሙራኤል
    @ቁዱስኣባኖብቁዱስሙራኤል 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ዝማረመላእክቲ የስማዓልና።

  • @fanuelokubay5631
    @fanuelokubay5631 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Zemare melaekti yesmealna

  • @መኃረነእግዚእ
    @መኃረነእግዚእ 6 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna 💖💖💖💖💖💖💖💖nay agolglot zemenkum ybarek. Elilta shkor God bless you 💙💚💜