( ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ ) - ልኡኽ ዓዲ ጥልያን ዓዲ ሃሎ - ስዊዝ ብፍሉይ ንኤርትራውያን - ZENA TIGRIGNA 27/06/2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- zena tigrigna breaking news
◄ ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ : bit.ly/2L1GlAy
◄ኣብታ 2ይቲ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ፡ bit.ly/2JBstKw
--------------------------------------------------------------------------------------------
◄ኣብዚ ውን ተኸታተሉና 👇 :
● instagram : / dasna_tv
● facebook : / dasnayoutube
● twitter : / dasna_tv
ርእይቶኹም ኣብ ምዕባለና ኣገዳሲ ብሙኻኑ ርእይቶኹም
ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጦቡ♥♥♥♥♥♥♥
-------------------------------------------------------------
© መሰል ናይዛ ቪድዮ ን #DasnaExtra ዝተሓዝአ እዩ
#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews#zenatigrigna
ኣንታ ሓሳዊ ረሳሕ ኤርትራ ተቃወምቲ ዝብሃል የብላን ። አዞም ሰባት ንህላውነት ኤርትራ ንምጥፋአን ንምሲጣንን ንሕና ተጋሩ ኢና አንዳ በሉ ከመይ ጌርካ ተቃወምቲ ትብሎም ። ድሓርካኣ ኣብ መንጎ ሃገራውያን ኤርትራውያን ምስ ከዳዓት ተቃወምቲ ኢልካ ክትዛረብ ፈትን ።
Donqro
ሕጂ ንሰካ ኤርትራዊ ከማካ እንተኮይኑ ንዓይ ይተረፍኒ😁😁😁😁
ሰነፍ ምዃንካ ባዕልኻ ገሊጽካ: ኣገናዕ 👍🏿
ኪድ ሃላይ 😂
❤❤❤❤❤
ትንታነኻ... ምኣረምታ... ግበረሉ..... ኣብ europa... ዝካየድ... ብዓላት.... ናይ ኣብ ኤርትራ... ዘሎ... መንግስቲ ጥራይ... ዝርይኮነስ, መሰል ናይ ነፍሲ... ወከፍ ኤርትራዊ እዩ. ታሪኽ.... መልክዑ... ንምጥምዛዝ...... እትገብሩዎ... ሃቀነ.... ደው... ይበል. ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤
✅👑
wel come dasna bdngla rekibeya
እታ ዘዲ ደገፍትን ተቓወምትን ኣይትበል። ባዕላ አታ ሃገረ ስዊዝ ኣንጻር ኤርትራ ዘዖበነቶም ሃሲሳታን ፖሊስ ስዊዝን አዪ እቲ ዝግበር ዘሎ። ስዊዝ ብዘዕበየቶም መንነቶም ዘይፍለጡ ኣኽላባታ እንተ ተነኺሳ ንኤርትራውያን እንታይ ነእቸዎም። መፍቲሕኡ ጠፊእዋ ኣይኮነን፡ ከኽላባታ ምእካብ ጥራሕ እዪ።
Ezom taqomti zeykone Hagern hezbin ember taqomti aknen
Kastuma ney tegray
መንግስቲ ኤርትራ ኢልካ አርሞ.. ወስ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጸገም ኣለካ ምስ መንግስትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሸፍታ መንግሰቲ 😁😁😁😁
Eritrea aytibel mengisti shaebiya elka armo 😅
Kab 85 / 100 ( 85%100 ) TEGARU’iyom SWIZERLAND Baila Meninet Eritra’wi Meninet Zehabetom’iyom // Mebzahtom N’aka Tegaru’koinom Yehwatka’iyom ...
እዚኦም ልኡኻት ጥፍአት ናይ ካልኦት አጀንዳ ዘሳልጡ ሸፋቱን ግብረሽበራዊያንን እዮም!! ተቃወምቲ አይኮኑን!! ብተጋሩ ዝተዓብለለ ዕስለ አሸበርቲ ነቲ አብ ክልሎም ብአሕዋቶም ዝፍጸም ዘሎ ግፍዒታት ክቃወሙ ይግብኦም!! እምበር ናይ ምንታይ ዕርቂ!!!!!!
Member States of the European Union On behalf of the hostages and in respect of humanitarian law, we urge the regime to reconsider its relationship with forced migration, labor exploitation, misery, absolute cruelty, mass displacement, destruction, exacerbating displacement. war crimes and genocide; Journalists, ministers, Religious leaders and believers suffering inhuman treatment in prison without trial for more than 20 years A dictatorship accused of human rights violations Relationships are encouraging violence.
ምስትግራይ እዮ ተቃወምቲ የለዉን ኣይትሓሱ ቶልዑን ሰበይቲ ዝሃርሙ ሸፈቱ
✅
ኣድማሳዊ ኮንካ ስራሓ ደገፍቲ ስርዓት ትብል ኣቋርጻ ኣብዚ ሰብ ንክብርታቱ ኢሉ ኢዪ ዝኢከብ ኢንበር ን ኢሰያስ ኢሉ ዚኢከብ ሰብ የለን።
😮ጥልያን ግን ብርጌድ ንሓመዱ ክሕግዙ ኣለዎም ም/ቱ ኣባሓጎታቶም ዝሃነጽዋ ሃገር ኢሰያስ ዘመኒ- እምኒ መሊስዋ
ንሕና ተጋሩ እና ዝብሉን ኤርትራውያንን ኢልካ እንተትዛረብ ምሓሸ
ዉሑዳት ዮም ከምኡ ዝብሉ።
Hasawi qolmax
❤
❤❤❤❤
ተጋሩ ኣካኪብካስ ትቃወምቲ ምባል ኣየ ከየ
❤❤❤❤
መንግስቲ ኤርትራ
Thx bro