ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Tesfe-medaia.com
Kemaka ybzahayo Fnaney God Bless you
Doesn't open the link Fnan hawna,
He is daft
@@tesfategebru7222 tesfe-media elka eto
ፍናን እዚ ሚድያ ናቱ ድዩ? ፈለው ክገብሮ ሓሲበ እተን 1600 ዶላር ምስ ደጋገመን ኣቓሪጸዮ። ካሮት ኤንድ ስቲክ መስለኒ ክፍትና ሓሲቡ ኣብ ካምፓላ?
ኣታ ዚ ወዲ ንኹላ ጥዕም ጥዕም ኣቢሉዋ !ብሩህ መጻኢ ሓላፍነት ኣብዮሞ ዮም መስለኒ!
ዋዉ ፋኒ ሓወይ & ተስፍየ ሓወይ ብመጽሓፍቲ ብእተዋፍሮ ብጣዕሚ የመስግነኩም 👌❤️🙏
He is amazing and hamble person well done 👏
3 ጊዜ ምምርዓው ሲ ልቦና እዩ
This guy is very sharp 👍🏾 we need more young people like tesfe
merihnet, merihnet aytibel,E neal sheklek!Ms Wufuy kitwedader delika... Srah.. liefo!
Atum sebat seb teshaqilu Mexhaf nafiqu Hagziwo
ዝወዲ ግን ናይ ቡዙሕ ምዝራብ ባህሪ ኣለዎ መስለኒ
I like your discussion guys keep it up 👍
ዋውውውው በጣዕሚ ፅቡቅ መደበ ነይሩ ።
Gasha aymerexkan fnan hawtitu selchuna b kereba silezifelto zizarebon zelon zelewon bebeynu eu.Eti mexhaf zelaleyena gn misgana tigbo
እንካእ ብሰላም መጻኣካ ፍናን ሓወይ 🥰🥰🥰🥰
My brother really you are funny bijeka nab wia nab kulu alem ysedid eye elkaya
Bejaka fnan hawey tks enda belna ena nezi medeb nketatlo zelena gn lomi gasha ay merexkan ykreta
Tesfie bro felalika reayo bel bright future mnkskas eyom
Wufuy semika kalie alo zeymeslena sebate alena bro kalie aylemdnayomen
Bejska ndka thaysh fnan hawey
Wel come star east Africa.kokob tigringa ketslelu....
Emo yelen halafnet wufuy is our king 🤴: :
ኣታ ፍናን ከምዚኦም ሰባት ኣይተቅርበልና
ን ብሩህ መጻኢ ኣርጊፍሎም በል ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ እቲ ኣብ ውሽጡ ዘሎ ሓሳባት እንቛዕ ኣውጸኦ I don't blame him but I admire him for his sharing his Idea
Wedi keshi my hero ❤️
Nay bhaki seb
Melikitika ayixelakuwon mis Wufuy filili alekum Wufuy hidi eli eyou zizareb
ፍናን ናይ ብሓቒ ጽቡቅ ትምህርቲ፡እዚ መጽሓፍቲ ብከመይ ክንረክቦ ንክል ንገሩና በጃኩም፡ኣብ ኣፍሪቃ ዘለና ብሕልፊ
We are tiger of tigrayn peoples we are black gold kulatna bhde libi nkdmit aweeeeeeeeeet Nhafashhhhhhhh
ናይ ባህቂ ቁምነገረኛ ሃው ፥መጽሃፍ ኣርኪ ተማሃራይ ትብል መጽሃፍ የዛካክረካ፥
Medenageri eka men
ብዙህ ሃለፍታ ይገብረሉ ኣሎ እዚ ወዲ
❤️❤️ great
ተስፍየ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽለሉ እንተኮነ ግን ተስፍየ ምህዋኽ ኣለትኻ ዋላ ፍናን ሕተኡ ከይወደአ እትው እትው ትብል ኣለካ፡ ብዝተኻእለ መጠን ካብ ስሚዒት ውጽእ ኢልካ ተዛረብ መኽንያቱ ምስ ፍልጠትካ ኣይኸይድን፡ ተስፍየ ሓደራካ ንስካ ስለ ዝጸላእካዮ ንሓደ ነገር ድማ ጽልእዎ ኣይትበለና፡ ክስቶ ከሊኡኒ እገለ ደጊሙኒ፡ ካርዲ ሂበዮ ወዘተ በጃካ በጃካ ጅግና ኢካ ግን ህድእ ህድእ!
wawww hayal wedi
Eway Eshenet !
ሰላም ሰላም ፍናን ሓዉና እንቋዕ ዳሕና መፃእኹም
Ezi wedi nayten 1600 hmam eyu zelewo lekbat
👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻💖
ብሰላም እንቃዕ መጻኹም ኣሕዋት
ጩራ ባንድ100% ሓቀኛታት ተቃለስቲ
መሽረፈት ዝኾነ ጊዜ እዩ
Mechem ab hadarka guluxnet sle gerka ditezarebka seb haqena eu kbleka ሰብ aytixebe haqena ketemisiel menesey nay. Himamey ena belka aytedanagir leli ዉፉይ halayi ኣይትምሰል ካልኣይ zereba buzuh aytifto
Gn enahawtetka wedi keshi .rgie bel mexhaf enanbebkas
Busul menesey nerka gin halefta abzhika aygdin
እዚ ወዲ ነዘን 1600 ዶላር 1600 ግዜ ደጊምወን ጸገም ኣለዎ ምለሱሉ
he went to a leadership only
sorry ezi wedi n wufuy eyu kenielu alo
ኖ እዚ ወዲ ወዲ ክብረት ኣብ ውዱባት እንተ ዘይ ብሉ ኣይተምጻኣልና
Dahan ereqiwo ms bruh mexae.nsika kaa ab kuraka xahay ayerebka nufue ika
Wawwww kalay geze amxayo 👍👍👍👍👍👍
ፍናን ''ምስ ትግራይ ሓደ ህዝቢ ኢና እሞ ሓደ ሃገር እንተንኸውን ጽቡቕ ነይሩ ናይ ካልእ ግን ኣይንፈልጥን ምባልካስ ቁሩብ ኣየሰክፈካን ድዩ? ሃገራት ብዓሌት ጥራይ ዶ ተጠርኒፈን ኣለዋ እየን። ዘይዓሌተይ ባዕሉ ይፈልጥ ምባል ኣብ ትሑት ደረጃ ንቕሓት ምህላው እዩ። ሰብ ሰብ ምዃኑ ጥራይ ክቡር እዩ። እዛ ናይ መንነት ዶ ዓሌት ዶ ጎስጓስ ገዲፍኩም ቅኑዕ ጎደና እንተትምህሩ ክንደይ ጽቡቕ ምኾነ።
ለባም ለባም ዲኻ ትጻወት ዘለኻ !!? ንምንታይ " ዓሌትዶ መንነትዶ" እናበልካ ንመንነትካ ተነኣእስ !?ንኻልኦት ክትብል ክትጉዳእከ ቅኑዕ ድዩ !?
@@woldaislassie2930 ብልበይ ስለዝኣምነሉ እምበር። ዓሌታዊ ኣተሓሳስባ ወላ ነቶም ሓደ ዓሌት ኢና ዝብሉ ውን ብ እንዳታት ከምዝሓስቡ ጌሩ ኣብ ዕግርግር ዩ ዘእትዎም። በቲ ዓለም ትኸዶ ኣካይዳ ብሕግን ስርዓትን ጥራይ ዩ ዝንበር።
@@danielkidane3572፤ ምስዞም ትብሎም ዘለኻ፣ ኣዚና ብስነልቦና ዝተረሓሓቕና ኢና።ንኣብነት ኣነ፣ ምስ ሓደ ኤርትራዊ ዓፋር ኮፍ ኢለ፣ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓፋር፣ ከም ዳይነሶር ክጸንት ኣለዎ ኣይምበልኩን። ካልእስ ይትረፍ፣ ነቲ ምሳይ ኮፍ ኢሉ ዘሎ ኤርትራዊ ዓፋር ከየቐይሞ ምተሰከፍኩ።ንሳቶም ግን፣ ምሳኻ ኮፍ ኢሎም'ዮም ነቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ትግርኛ ሓውኻ ከም ዳይነሶር ክጸንት ኣለዎ ይብሉኻ። ካባኻ ኣይፈርሑ ኣይስከፉ !! ትግራዋይ ሓውኻ ምዃኑ ግን፣ ኣጸቢቖም ይፈልጡ'ዮም። ኣስተውዕል !!ንስኻ ክሳብ ክንድዚ እናሓለኻዮምን ከይተቐይሞም እናተሰከፍካን፣ ንሳቶም ግን ብቀቢላ ምሕሳብ ኣቋሪጾም ኣይፈልጡንዮም።ኣግሂዶም ካኣ፣ ካባኻ ንላዕሊ፣ ሓደ ፍልስጤማዊ ወይ ሓደ ኣፍጋኒስታናዊ ከም ዝቐርቦም ኣዳዕዲዖም'ዮም ዝዛረቡ። ስለዚ፣ ካብ ሕብረተሰብ ኤርትራ፣ እቲ ኣንጻር ረብሕኡ ደው ዝበለ፣ ንሓው ዝሸይጥ፣ ዓሻን ኣምሰሉን ሕብረተሰብ፣ ንሕና እቶም ትግርኛ ኢና። ኣይንዓሹ !!
ትግራውነት ዶ ዓሌት ዩ ፧ጽቡቅ ጌሩ ምርዳእ ከድልየካ ዩ ፡እቶም ዝወሓዱ ኩናማ"ውን ሓደ ዓሌት ጥራሕ ኣይኮኑን ከምኡ"ውን ሳሆ ብስርዓተ ቀቢላ ኮይኑ ስርስዕ ዘርኦም ሓደ ዓሌት ኣይኮኑን ስለዚ ክንርዳእ ከድልየና ዩ
እዚ ወዲሲ ኩሉ ነገራቱ ሩጡብ ከሎስ ቅሬቱኡስ ከምዚ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ካብ ሕወሓት ብቅሬታ ዝተፈላለዩ ዳሕራይ ናብ ዲቅ ዝበለ ጽልኢ ዝኣተዎ ተመሳሳልነት ኣለዎ እንተዘይተጠንቂቁሉ ናብዘይወጽኦ ዓዘቕቲ ከእትዎዩ እዚኹሉ ብልሑ ኣብዘይቦትኡ ከእትዎዩ ማለት ኣብቲ ምስ ተፈታዊ ዝገበሮ ቃለመጠይቅ ዝበሎ ካብ ዓዘቅቲ ከምዝወጸ ከምዝበሎ ተመሊሱ ናብቲ ዝነበሮ ከይምለስ የስግኣካ
Ezi Wedi haki eu zezarbe zelo
Waww 100% true tesfye ana thanks fnan
Gerat man tesfya
Welcome guys we love you so much
💪💪👌👌🙏🙏
Fnan kexali edl habo ane bzuh eye zxbeyo
ነዚ'ወዲ ኮፍ ኣቢሉ ዝምዕዶ፡ዝግስጾ አደሊ ኣሎ ስሕው ኢሉ አዩ። ክክክ
thanks yhwat
ስብ ኣምሲልካ መላኽ ኣምጺእካ ፍናን።የቕንየልና።
ፍናን ኣጆካ ከጺሎ
እንጣጥዕ ዝኮነ ወዲ ስምዕታዊ እካ ዝዓርከይ ብርድእት ተዛረብ ኣይትታሃወክ
Busul menasey 👏
ezi wedi kenaaes powww
ms wufy arakbom
እሞ ሰልጣን ሰለዝኸልኡኻ ኢኻ ኮሪኻ ገዲፍካዮም
ሓቂ ክንድዚ ኣብ ስደት ዝጠፍአ ኣይምብዝሐን
Wedi endadeco jigna
Website nayz hwna yser yelen tkkl gierka xhafo
ኣብ ትግራይ ወግ ዓዊ መርዓ እኔኦ፡ድዩ?
ሰላም ፍናን ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሓደ መዃኖም ዝምስክሩ መጻሕፍቲ ኣልርዉኒ፡ ንጋሻኻ ሓብሮ፡ ተደለኻ ብዛዕባዚ ክትዕድመኒ ትኽእል ኢኻ።
selam haftey ezi tblyo deleki mexhaf kgezalki beyen krekbeki ykel
ሰላም ገነት ኣነ ዘን መጻሕፍቲ የገድሳኒ ኢየን ብከመይ ክረክበን ይክል
@@mulerfesahaye4440 ሰላም ብፍላይ ኣብ ኤሮጳ ትነብር እንተዀንካ ብፖስት ክሰድደልካ እኽእል እየ።
ኢስራኤል የ ዝነብር ብከመይ ክሰድለይ ትክሊ
ተስፌ ሎሚ እታ ዝዓበየየት ጾር ናይዚ ወለዶ ገልጽካያ ክብረት ይሃበልና ፍናን ቐጽልዎ ::
Nay bahaki ኑፉዕ ሰብ haweyy mareyy adimen tainn yehabika amlaki
Seb nay mkan sebeb ke alatka do tesfye
eza guday btkkl ktberh alewa kale gzie kea mstom merahti zbehalu ktemxeo aleka nezi wedi kemzi zblo zelo nsltanom zgeazu zelewu keykonu neti menesey kberhalu alewo so knxbe ena kberhalna
Bravo bro
Samrt ziwedi amixka fnan hawey kkkkk shaqe meyte sebeytka wene hearay aytiblekan eya
Fani kem hasab b zoom meneseyat hasabatom bzeba hager zezrareblu tetgebr bela niru
bjv
ezom felamaykum mexhaf tenbbu tnqq belu felemayka mexhaf ms tenbb ane felat eye zebl ane qdmi amet hanti mexhaf ms anbebku zegatemeni eyu
👍👍👍🥰🥰🥰
Azarbo fnan azarbo resu sefih eu haki eu
Ab wray zey teademku ay konen wrayna nay habar bahgna eyu wrayna
Funu ezi qola entay eyu zbl zelo kab wfuy zhaysh ke kemtse diyu
ሰልጥን ኒኤሪትራውያን ዓቢሕማም ኢዩ ነሰኻድማ ሕማምካ ሰልጣን ሰለዝኾነ ነቲምቅሰቃሰ ተሃሰዮ ኣለኻ ብኻልእ አዘራርባ ምሰብጾትካ ተረዳዲእኻ ተመለሰ ብኣርማጌርካ ካብቃልሲ ምህዳም ጌጋ ኢዩ ንቁሕትመሰል ክትቃለሶም ኣለካ ኣብቲወሸጢ ቃለሲ
ብዕራይ ዋንኡ፡ኣድጊውን ዝበልዓሉ ስፍራ ይፈልጥ፡ታይጋርያን ግን ንዓይ ኣይፈልጡንን ኢዮም፡ሕዝበይ ኣየስተውዕሉን ኢዮም።ካብ እዚ ኩሉ መጽሓፍቲ ምንባብብ፡ሓንቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምኣከለትካ፡ኩሉ ኣብኡ ኣለካ ፡ ኮለል ኣይትበል።
@@MaDiD2006 ዓርከይ ኣበይ እሞ ኩሉ ሰብ መጽሓፍ ቅዱስ ተዝፈልጥ፡ካልእ መጽሓፍ ኣይመድለዮን፡ ከመይ ተኢልካብዛዕባ ሕክምና ኣብኡ ኣሎብዛዕባ ምሕደራ ኣብኡ ኣሎብዛዕባ psycology ስነ ሓሳብ ኣብኡ ኣሎብዛዕባ ሕጊ ዳባ ኣብኡ ኣሎብዛዕባ ኣከዳድና design ኣብኡ ኣሎብዛዕባ ኣብ every 100 years ዘጋጥም ኣብኡብዛዕባ ስነ ጽሑፍ ኣብኡ ኣሎብዛዕባ ስርዓት ጸሓይ ምድሪ ወርሒ ኣብኡ ኣሎብዛዕባ ኣመጻጽኣ ቃላት ኣብኡ ኣሎብዛዕባ ኣመጻጽኣ ሕዝቢ ኣብኡ ኣሎብዛዕባ ጥበብ ኣብኡ ኣሎ/እዚ ሱቅ ኢልካ ስነ ጥበባዊ ዝብልዎ ዘይኮነ፡ ብዛዕባ እቶም ዓበይቲ ጠቢባንውዘተ ኹሉ ኣብኡ ኣሎሕጂ ከምታ 3 መዓልቲ ጾመ ትግራይ ተባሂላ ምስ ሰገዱ ወፍሪ ኣሉላ ዝተዓወተ ፡ ንስኩም ከኣ ሓቢርኩም ናብ ኣምላኩም ከይሰገድኩም ዓዲ ክንኣቱ ኢና ምባል የዋህነትዩ።
@@eyobabraham2434 ኣምቢብካዮን ትፈልጦን ዲካ ንስካ ከ
@@bereketewelde5443 ክክክማሰ ማሰ ዶ ክብለልካ ማሰ ማሰኣይደልይን ኔረ ሰብ ብማሰ ክህሰቅዱስ መጽሓፍ ዘየንብብ እቲ ዝፈኮሰስፖርት ንስራሕ ይብል እቲ ዝዓከሰፈላጣት በዚሖም ርእሶም ዝለመሰኣሜሪካ ክብሉ ሓሞቶም ዝፈሰሰምስ ሓዎም ዘይመክሩ ምስቲ ዝሓረሰኣምላኮም ረሲዖም ይብሉ ነገሰ ነገሰዘይሰግዱ ግዳ ኩናት ከይተመልሰበርገር ዳበልዑ ይብሉ ዓርሰ ዓርሰየንብቦን ፈረቃን አምበር ጓሂ ከይደገሰ።
@@eyobabraham2434 እሞ ዘይትምህረሉ እንታይ ትብል ኣለካ መጽሓፍ ቅዱስ እቲ ዝበዝሐ ክፋላቱ ታሪክ እዩ ካብኡ ዝወሓደ ከኣ ሕግታትን ትንቢታትን እዩ ። ስለዚ ምስዚ ዘለናዮ ዘበን ኣነባብራ ከመይ ጌሩ ክከይድ ይክእል ፡ ምናልባት ግን ኣብቲ መንፈሳዊ ሂወት ጀማራይ ስለዘለካ ከይትከውን ። ጀማራይ እንተኬንካ የዕበድብደካን የጸልለካን እዩ ። ብዝተካእለካ ታሪካትን ምሕደራታትን ፍልስፍናታትን ናይዛ ዓለም ክትፈልጥ ምስዚ ናይዛ ዓለም መጻሕፍቲ ምንባብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዩ። ካልኣይ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ንኩሉ መጻሕፍቲ ዝጠቅለለ ዩ ክትብል ከይሪኤካ /ሓውሲ ጸወታ ያ ክክክክክ
@@bereketewelde5443 ናይ ርግማን ትውልዲ ኮንይኑ ዘርሞ ዘርሞሽጋራ ጥራይ ምሰሓብ ኣይሰብ ኣይማርሞናይ Psycology መጽሓፍቲ ካበይ ሰሪቆሞናይ literature መጽሓፍቲ ከ ካበይ ቀዲሖሞናይ history መጽሓፍቲ ከ ካበይ ደጊሞሞዝበላሕካ ከይመስለካ ኣይትዛረብ ዘይትደግሞወይ ከኣ ጸበል ተሓጸብ ካብቲ ናይ ሓዘሞኣጋንንቲ እዮም ኣእምሮካ ሒዞሞትምርትስ ኣለና እንታይ ይዓብስ እሞሰብ ይሕረድ ኣሎ ብሴፍ ብገዘሞጸሎት ግበር ዓርኩ ክትኣቱ ናብቲ ህድሞ።ትርጉም የብሉን ብዙሕ መሓፍቲ ኢና ኣንቢብና ።
Wedi keshi xbuk agelalxa
ክኽክክክ ልግጫ ዩ ወድዛ ቀዳድ መንነት ትግራይ ሓሳዊ
Selam fnan hawey bmejemerta xbuk srah intay khateka abey knrekbo nkl net mexhaf
ተስፌ ብዙሕ ሓቅታት የምሉቕ ኣሎ ዝርድኦን ዝሰምዖን ኣይረኸበን
ነቲ ማንፌስቶ ብግቡእ አጽንዕዎ እዩ ዝባሃል እምበር ነቲ ሐደ ሰሚዕካ አይትእቶ ነቲ ሐደ ሰሚዕካ አይውጻእ ሰብ ነናቱ ጸጋ አለዎ ክምቲ አብ ጽቡቅ ጸወታ ኩሉ ሰብ ዝዓስል ኮምኡ ጌርካ ራአዮ ዝነበርናዮን ዘለናዮን ኮታ ኩሉ ሂወት ኤርትራውያን ካብ ውፉይ እንተረኪብዎ አነ ዳአ ካመን ክሐምቅ ካላሽነይ ብሬነይ ክሕዝ እየ ኢሉ እዩ ዝመጽእ ተስፋምካኤል ካአ ናትካ ጸጋ ስለ ዘላካ ንዑ ዳአ ጸላኢና መጽሐፍ እንቢቡ እዩ አጥፍእና ኢልካ እቲ ጸጋኻ ተካፍል እምበር ውሲንካ ክትውደብ ዝገብረካ ምስማዕ ምርአይ ምንባብ ካብ ኮነ ዘረባ ውፍይ ስሚዕኩም እይትምጽኡ አይትበል ዋላ እንተበሉኻ ከምቲ ናይ ውላዽካ ጽቡቅን ሕማቅን ዝዕቀብ ክንዕቅብን ክንውድብን እለና
Ab nay beynka fantasy ika tnebr zeleka sorry to say that, but is what it is.
This guy has some problems with wufuy. He need to read a book that says how to avoid complaint
BRAVVVOOOOO KUBURAT YEHWAT
ደጊመ ሪኢቶ ክጽሕፍ ተገዲደ ዋዒ ዋዒ ኣለካ ተስፍየ! መጽሓፍ ዘንብብ ሰብ'ሲ ህድእ ዝበለ መንፈስ ይውንን ንፈልጥ ናትካ ግን ኣይፈልንን እዛ ዕዱል ብከመይ ረከብኩዋ ኢልካ'ሲ ክንድዚ ናይ ዓመታት ዝነበረ ጽልኢ ተውጽእ! እንቋዕ በል እስከ ኣስተንፈስካ እዛ 1600 ዶላር ትብለን ዘለካ ከኣ ዋላ ምለሰን ካብ ሂበ ሂበ እንዳበልካ ትውዕል።ካብ ኩሉ ከኣ ዝገረመኒንውፉይን ንጆስን ሓንጊረሞም ኢልካ እንዳተጸለልካስ እሞ ከኣ ብትሪ እየ ዝቓወሞ እንዳበልካስ ንዓይ ኣብ ኡጓንዳ ሓንጊሮሙኒ ምባል ከ ፍትሓዊ ድኻ ረኺብካዮ! ዋይ መሓረና ክርስቶስ
Ata tesfya qebax u emo ytrefena knwdeb hasibna emo ytrefena
ተስፌ ፡ ሓንቲ መጽሓፍ ዘይንበብካያ ኣላ፡ ብዛዕባ ህድእ ኢልካ ፡ ሓሳባትካ ምሕላፍ፡ ክክክክክክ፡ ኣታ ወዲ ትህወኽ ኣለኻ፡ ቀስ ኢልካ እዚ ወርቃዊ ፡ምኽርኻ ኣመሓላልፍ።
5 mexhaf gezia gn genxileyen ayfeltn eye bzkone gn haki eyou Mgza tfeze eka gn aytenbbon eka
Nekefeta zelewo wdb eyu zterr
ተወልፈፍ ክብሉካስ ከምዚ ኢዩ
fnan please don't Bring him next time please this person he bad
Why not he is expressing his idea Freedom of SpeechWhy u trying to suppress him
Why
Emenuni bejakum ezi seb ezi gena hmum eyu zelo hade amselu hasawi seb eyu ab Norway msay eyu zelo hade resah seb kbret nay seb zeyblu lekbat eyu
Tesfe-medaia.com
Kemaka ybzahayo Fnaney God Bless you
Doesn't open the link
Fnan hawna,
He is daft
@@tesfategebru7222 tesfe-media elka eto
ፍናን እዚ ሚድያ ናቱ ድዩ? ፈለው ክገብሮ ሓሲበ እተን 1600 ዶላር ምስ ደጋገመን ኣቓሪጸዮ። ካሮት ኤንድ ስቲክ መስለኒ ክፍትና ሓሲቡ ኣብ ካምፓላ?
ኣታ ዚ ወዲ ንኹላ ጥዕም ጥዕም ኣቢሉዋ !ብሩህ መጻኢ ሓላፍነት ኣብዮሞ ዮም መስለኒ!
ዋዉ ፋኒ ሓወይ & ተስፍየ ሓወይ ብመጽሓፍቲ ብእተዋፍሮ ብጣዕሚ የመስግነኩም 👌❤️🙏
He is amazing and hamble person well done 👏
3 ጊዜ ምምርዓው ሲ ልቦና እዩ
This guy is very sharp 👍🏾 we need more young people like tesfe
merihnet, merihnet aytibel,
E neal sheklek!
Ms Wufuy kitwedader delika... Srah.. liefo!
Atum sebat seb teshaqilu Mexhaf nafiqu Hagziwo
ዝወዲ ግን ናይ ቡዙሕ ምዝራብ ባህሪ ኣለዎ መስለኒ
I like your discussion guys keep it up 👍
ዋውውውው በጣዕሚ ፅቡቅ መደበ ነይሩ ።
Gasha aymerexkan fnan hawtitu selchuna b kereba silezifelto zizarebon zelon zelewon bebeynu eu.
Eti mexhaf zelaleyena gn misgana tigbo
እንካእ ብሰላም መጻኣካ ፍናን ሓወይ 🥰🥰🥰🥰
My brother really you are funny bijeka nab wia nab kulu alem ysedid eye elkaya
Bejaka fnan hawey tks enda belna ena nezi medeb nketatlo zelena gn lomi gasha ay merexkan ykreta
Tesfie bro felalika reayo bel bright future mnkskas eyom
Wufuy semika kalie alo zeymeslena sebate alena bro kalie aylemdnayomen
Bejska ndka thaysh fnan hawey
Wel come star east Africa.kokob tigringa ketslelu....
Emo yelen halafnet wufuy is our king 🤴: :
ኣታ ፍናን ከምዚኦም ሰባት ኣይተቅርበልና
ን ብሩህ መጻኢ ኣርጊፍሎም በል
ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ እቲ ኣብ ውሽጡ ዘሎ ሓሳባት እንቛዕ ኣውጸኦ
I don't blame him but I admire him for his sharing his Idea
Wedi keshi my hero ❤️
Nay bhaki seb
Melikitika ayixelakuwon mis Wufuy filili alekum Wufuy hidi eli eyou zizareb
ፍናን ናይ ብሓቒ ጽቡቅ ትምህርቲ፡እዚ መጽሓፍቲ ብከመይ ክንረክቦ ንክል ንገሩና በጃኩም፡ኣብ ኣፍሪቃ ዘለና ብሕልፊ
We are tiger of tigrayn peoples we are black gold kulatna bhde libi nkdmit aweeeeeeeeeet Nhafashhhhhhhh
ናይ ባህቂ ቁምነገረኛ ሃው ፥መጽሃፍ ኣርኪ ተማሃራይ ትብል መጽሃፍ የዛካክረካ፥
Medenageri eka men
ብዙህ ሃለፍታ ይገብረሉ ኣሎ እዚ ወዲ
❤️❤️ great
ተስፍየ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽለሉ እንተኮነ ግን ተስፍየ ምህዋኽ ኣለትኻ ዋላ ፍናን ሕተኡ ከይወደአ እትው እትው ትብል ኣለካ፡ ብዝተኻእለ መጠን ካብ ስሚዒት ውጽእ ኢልካ ተዛረብ መኽንያቱ ምስ ፍልጠትካ ኣይኸይድን፡ ተስፍየ ሓደራካ ንስካ ስለ ዝጸላእካዮ ንሓደ ነገር ድማ ጽልእዎ ኣይትበለና፡ ክስቶ ከሊኡኒ እገለ ደጊሙኒ፡ ካርዲ ሂበዮ ወዘተ በጃካ በጃካ ጅግና ኢካ ግን ህድእ ህድእ!
wawww hayal wedi
Eway Eshenet !
ሰላም ሰላም ፍናን ሓዉና እንቋዕ ዳሕና መፃእኹም
Ezi wedi nayten 1600 hmam eyu zelewo lekbat
👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻💖
ብሰላም እንቃዕ መጻኹም ኣሕዋት
ጩራ ባንድ100% ሓቀኛታት ተቃለስቲ
መሽረፈት ዝኾነ ጊዜ እዩ
Mechem ab hadarka guluxnet sle gerka ditezarebka seb haqena eu kbleka ሰብ aytixebe haqena ketemisiel menesey nay. Himamey ena belka aytedanagir leli ዉፉይ halayi ኣይትምሰል ካልኣይ zereba buzuh aytifto
Gn enahawtetka wedi keshi .rgie bel mexhaf enanbebkas
Busul menesey nerka gin halefta abzhika aygdin
እዚ ወዲ ነዘን 1600 ዶላር 1600 ግዜ ደጊምወን ጸገም ኣለዎ ምለሱሉ
he went to a leadership only
sorry ezi wedi n wufuy eyu kenielu alo
ኖ እዚ ወዲ ወዲ ክብረት ኣብ ውዱባት እንተ ዘይ ብሉ ኣይተምጻኣልና
Dahan ereqiwo ms bruh mexae.nsika kaa ab kuraka xahay ayerebka nufue ika
Wawwww kalay geze amxayo 👍👍👍👍👍👍
ፍናን ''ምስ ትግራይ ሓደ ህዝቢ ኢና እሞ ሓደ ሃገር እንተንኸውን ጽቡቕ ነይሩ ናይ ካልእ ግን ኣይንፈልጥን ምባልካስ ቁሩብ ኣየሰክፈካን ድዩ? ሃገራት ብዓሌት ጥራይ ዶ ተጠርኒፈን ኣለዋ እየን። ዘይዓሌተይ ባዕሉ ይፈልጥ ምባል ኣብ ትሑት ደረጃ ንቕሓት ምህላው እዩ። ሰብ ሰብ ምዃኑ ጥራይ ክቡር እዩ። እዛ ናይ መንነት ዶ ዓሌት ዶ ጎስጓስ ገዲፍኩም ቅኑዕ ጎደና እንተትምህሩ ክንደይ ጽቡቕ ምኾነ።
ለባም ለባም ዲኻ ትጻወት ዘለኻ !!? ንምንታይ " ዓሌትዶ መንነትዶ" እናበልካ ንመንነትካ ተነኣእስ !?
ንኻልኦት ክትብል ክትጉዳእከ ቅኑዕ ድዩ !?
@@woldaislassie2930 ብልበይ ስለዝኣምነሉ እምበር። ዓሌታዊ ኣተሓሳስባ ወላ ነቶም ሓደ ዓሌት ኢና ዝብሉ ውን ብ እንዳታት ከምዝሓስቡ ጌሩ ኣብ ዕግርግር ዩ ዘእትዎም። በቲ ዓለም ትኸዶ ኣካይዳ ብሕግን ስርዓትን ጥራይ ዩ ዝንበር።
@@danielkidane3572፤ ምስዞም ትብሎም ዘለኻ፣ ኣዚና ብስነልቦና ዝተረሓሓቕና ኢና።
ንኣብነት ኣነ፣ ምስ ሓደ ኤርትራዊ ዓፋር ኮፍ ኢለ፣ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓፋር፣ ከም ዳይነሶር ክጸንት ኣለዎ ኣይምበልኩን። ካልእስ ይትረፍ፣ ነቲ ምሳይ ኮፍ ኢሉ ዘሎ ኤርትራዊ ዓፋር ከየቐይሞ ምተሰከፍኩ።
ንሳቶም ግን፣ ምሳኻ ኮፍ ኢሎም'ዮም ነቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ትግርኛ ሓውኻ ከም ዳይነሶር ክጸንት ኣለዎ ይብሉኻ። ካባኻ ኣይፈርሑ ኣይስከፉ !! ትግራዋይ ሓውኻ ምዃኑ ግን፣ ኣጸቢቖም ይፈልጡ'ዮም። ኣስተውዕል !!
ንስኻ ክሳብ ክንድዚ እናሓለኻዮምን ከይተቐይሞም እናተሰከፍካን፣ ንሳቶም ግን ብቀቢላ ምሕሳብ ኣቋሪጾም ኣይፈልጡንዮም።
ኣግሂዶም ካኣ፣ ካባኻ ንላዕሊ፣ ሓደ ፍልስጤማዊ ወይ ሓደ ኣፍጋኒስታናዊ ከም ዝቐርቦም ኣዳዕዲዖም'ዮም ዝዛረቡ።
ስለዚ፣ ካብ ሕብረተሰብ ኤርትራ፣ እቲ ኣንጻር ረብሕኡ ደው ዝበለ፣ ንሓው ዝሸይጥ፣ ዓሻን ኣምሰሉን ሕብረተሰብ፣ ንሕና እቶም ትግርኛ ኢና።
ኣይንዓሹ !!
ትግራውነት ዶ ዓሌት ዩ ፧
ጽቡቅ ጌሩ ምርዳእ ከድልየካ ዩ ፡እቶም ዝወሓዱ ኩናማ"ውን ሓደ ዓሌት ጥራሕ ኣይኮኑን ከምኡ"ውን ሳሆ ብስርዓተ ቀቢላ ኮይኑ ስርስዕ ዘርኦም ሓደ ዓሌት ኣይኮኑን ስለዚ ክንርዳእ ከድልየና ዩ
እዚ ወዲሲ ኩሉ ነገራቱ ሩጡብ ከሎስ ቅሬቱኡስ ከምዚ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ካብ ሕወሓት ብቅሬታ ዝተፈላለዩ ዳሕራይ ናብ ዲቅ ዝበለ ጽልኢ ዝኣተዎ ተመሳሳልነት ኣለዎ እንተዘይተጠንቂቁሉ ናብዘይወጽኦ ዓዘቕቲ ከእትዎዩ እዚኹሉ ብልሑ ኣብዘይቦትኡ ከእትዎዩ ማለት ኣብቲ ምስ ተፈታዊ ዝገበሮ ቃለመጠይቅ ዝበሎ ካብ ዓዘቅቲ ከምዝወጸ ከምዝበሎ ተመሊሱ ናብቲ ዝነበሮ ከይምለስ የስግኣካ
Ezi Wedi haki eu zezarbe zelo
Waww 100% true tesfye ana thanks fnan
Gerat man tesfya
Welcome guys we love you so much
💪💪👌👌🙏🙏
Fnan kexali edl habo ane bzuh eye zxbeyo
ነዚ'ወዲ ኮፍ ኣቢሉ ዝምዕዶ፡ዝግስጾ አደሊ ኣሎ ስሕው ኢሉ አዩ። ክክክ
thanks yhwat
ስብ ኣምሲልካ መላኽ ኣምጺእካ ፍናን።የቕንየልና።
ፍናን ኣጆካ ከጺሎ
እንጣጥዕ ዝኮነ ወዲ ስምዕታዊ እካ ዝዓርከይ ብርድእት ተዛረብ ኣይትታሃወክ
Busul menasey 👏
ezi wedi kenaaes powww
ms wufy arakbom
እሞ ሰልጣን ሰለዝኸልኡኻ ኢኻ ኮሪኻ ገዲፍካዮም
ሓቂ ክንድዚ ኣብ ስደት ዝጠፍአ ኣይምብዝሐን
Wedi endadeco jigna
Website nayz hwna yser yelen tkkl gierka xhafo
ኣብ ትግራይ ወግ ዓዊ መርዓ እኔኦ፡ድዩ?
ሰላም ፍናን ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሓደ መዃኖም ዝምስክሩ መጻሕፍቲ ኣልርዉኒ፡ ንጋሻኻ ሓብሮ፡ ተደለኻ ብዛዕባዚ ክትዕድመኒ ትኽእል ኢኻ።
selam haftey ezi tblyo deleki mexhaf kgezalki beyen krekbeki ykel
ሰላም ገነት ኣነ ዘን መጻሕፍቲ የገድሳኒ ኢየን ብከመይ ክረክበን ይክል
@@mulerfesahaye4440 ሰላም ብፍላይ ኣብ ኤሮጳ ትነብር እንተዀንካ ብፖስት ክሰድደልካ እኽእል እየ።
ኢስራኤል የ ዝነብር ብከመይ ክሰድለይ ትክሊ
ተስፌ ሎሚ እታ ዝዓበየየት ጾር ናይዚ ወለዶ ገልጽካያ ክብረት ይሃበልና ፍናን ቐጽልዎ ::
Nay bahaki ኑፉዕ ሰብ haweyy mareyy adimen tainn yehabika amlaki
Seb nay mkan sebeb ke alatka do tesfye
eza guday btkkl ktberh alewa kale gzie kea mstom merahti zbehalu ktemxeo aleka nezi wedi kemzi zblo zelo nsltanom zgeazu zelewu keykonu neti menesey kberhalu alewo so knxbe ena kberhalna
Bravo bro
Samrt ziwedi amixka fnan hawey kkkkk shaqe meyte sebeytka wene hearay aytiblekan eya
Fani kem hasab b zoom meneseyat hasabatom bzeba hager zezrareblu tetgebr bela niru
bjv
ezom felamaykum mexhaf tenbbu tnqq belu felemayka mexhaf ms tenbb ane felat eye zebl ane qdmi amet hanti mexhaf ms anbebku zegatemeni eyu
👍👍👍🥰🥰🥰
Azarbo fnan azarbo resu sefih eu haki eu
Ab wray zey teademku ay konen wrayna nay habar bahgna eyu wrayna
Funu ezi qola entay eyu zbl zelo kab wfuy zhaysh ke kemtse diyu
ሰልጥን ኒኤሪትራውያን ዓቢሕማም ኢዩ ነሰኻድማ ሕማምካ ሰልጣን ሰለዝኾነ ነቲምቅሰቃሰ ተሃሰዮ ኣለኻ ብኻልእ አዘራርባ ምሰብጾትካ ተረዳዲእኻ ተመለሰ ብኣርማጌርካ ካብቃልሲ ምህዳም ጌጋ ኢዩ ንቁሕትመሰል ክትቃለሶም ኣለካ ኣብቲወሸጢ ቃለሲ
ብዕራይ ዋንኡ፡
ኣድጊውን ዝበልዓሉ ስፍራ ይፈልጥ፡
ታይጋርያን ግን ንዓይ ኣይፈልጡንን ኢዮም፡
ሕዝበይ ኣየስተውዕሉን ኢዮም።
ካብ እዚ ኩሉ መጽሓፍቲ ምንባብብ፡
ሓንቲ መጽሓፍ ቅዱስ ምኣከለትካ፡
ኩሉ ኣብኡ ኣለካ ፡ ኮለል ኣይትበል።
@@MaDiD2006 ዓርከይ ኣበይ እሞ ኩሉ ሰብ መጽሓፍ ቅዱስ ተዝፈልጥ፡ካልእ መጽሓፍ ኣይመድለዮን፡ ከመይ ተኢልካ
ብዛዕባ ሕክምና ኣብኡ ኣሎ
ብዛዕባ ምሕደራ ኣብኡ ኣሎ
ብዛዕባ psycology ስነ ሓሳብ ኣብኡ ኣሎ
ብዛዕባ ሕጊ ዳባ ኣብኡ ኣሎ
ብዛዕባ ኣከዳድና design ኣብኡ ኣሎ
ብዛዕባ ኣብ every 100 years ዘጋጥም ኣብኡ
ብዛዕባ ስነ ጽሑፍ ኣብኡ ኣሎ
ብዛዕባ ስርዓት ጸሓይ ምድሪ ወርሒ ኣብኡ ኣሎ
ብዛዕባ ኣመጻጽኣ ቃላት ኣብኡ ኣሎ
ብዛዕባ ኣመጻጽኣ ሕዝቢ ኣብኡ ኣሎ
ብዛዕባ ጥበብ ኣብኡ ኣሎ/እዚ ሱቅ ኢልካ ስነ ጥበባዊ ዝብልዎ ዘይኮነ፡ ብዛዕባ እቶም ዓበይቲ ጠቢባን
ውዘተ ኹሉ ኣብኡ ኣሎ
ሕጂ ከምታ 3 መዓልቲ ጾመ ትግራይ ተባሂላ ምስ ሰገዱ ወፍሪ ኣሉላ ዝተዓወተ ፡ ንስኩም ከኣ ሓቢርኩም ናብ ኣምላኩም ከይሰገድኩም ዓዲ ክንኣቱ ኢና ምባል የዋህነትዩ።
@@eyobabraham2434 ኣምቢብካዮን ትፈልጦን ዲካ ንስካ ከ
@@bereketewelde5443 ክክክ
ማሰ ማሰ ዶ ክብለልካ ማሰ ማሰ
ኣይደልይን ኔረ ሰብ ብማሰ ክህሰ
ቅዱስ መጽሓፍ ዘየንብብ እቲ ዝፈኮሰ
ስፖርት ንስራሕ ይብል እቲ ዝዓከሰ
ፈላጣት በዚሖም ርእሶም ዝለመሰ
ኣሜሪካ ክብሉ ሓሞቶም ዝፈሰሰ
ምስ ሓዎም ዘይመክሩ ምስቲ ዝሓረሰ
ኣምላኮም ረሲዖም ይብሉ ነገሰ ነገሰ
ዘይሰግዱ ግዳ ኩናት ከይተመልሰ
በርገር ዳበልዑ ይብሉ ዓርሰ ዓርሰ
የንብቦን ፈረቃን አምበር ጓሂ ከይደገሰ።
@@eyobabraham2434 እሞ ዘይትምህረሉ እንታይ ትብል ኣለካ መጽሓፍ ቅዱስ እቲ ዝበዝሐ ክፋላቱ ታሪክ እዩ ካብኡ ዝወሓደ ከኣ ሕግታትን ትንቢታትን እዩ ። ስለዚ ምስዚ ዘለናዮ ዘበን ኣነባብራ ከመይ ጌሩ ክከይድ ይክእል ፡ ምናልባት ግን ኣብቲ መንፈሳዊ ሂወት ጀማራይ ስለዘለካ ከይትከውን ። ጀማራይ እንተኬንካ የዕበድብደካን የጸልለካን እዩ ። ብዝተካእለካ ታሪካትን ምሕደራታትን ፍልስፍናታትን ናይዛ ዓለም ክትፈልጥ ምስዚ ናይዛ ዓለም መጻሕፍቲ ምንባብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዩ። ካልኣይ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ንኩሉ መጻሕፍቲ ዝጠቅለለ ዩ ክትብል ከይሪኤካ /ሓውሲ ጸወታ ያ ክክክክክ
@@bereketewelde5443
ናይ ርግማን ትውልዲ ኮንይኑ ዘርሞ ዘርሞ
ሽጋራ ጥራይ ምሰሓብ ኣይሰብ ኣይማርሞ
ናይ Psycology መጽሓፍቲ ካበይ ሰሪቆሞ
ናይ literature መጽሓፍቲ ከ ካበይ ቀዲሖሞ
ናይ history መጽሓፍቲ ከ ካበይ ደጊሞሞ
ዝበላሕካ ከይመስለካ ኣይትዛረብ ዘይትደግሞ
ወይ ከኣ ጸበል ተሓጸብ ካብቲ ናይ ሓዘሞ
ኣጋንንቲ እዮም ኣእምሮካ ሒዞሞ
ትምርትስ ኣለና እንታይ ይዓብስ እሞ
ሰብ ይሕረድ ኣሎ ብሴፍ ብገዘሞ
ጸሎት ግበር ዓርኩ ክትኣቱ ናብቲ ህድሞ።
ትርጉም የብሉን ብዙሕ መሓፍቲ ኢና ኣንቢብና ።
Wedi keshi xbuk agelalxa
ክኽክክክ ልግጫ ዩ ወድዛ ቀዳድ መንነት ትግራይ ሓሳዊ
Selam fnan hawey bmejemerta xbuk srah intay khateka abey knrekbo nkl net mexhaf
ተስፌ ብዙሕ ሓቅታት የምሉቕ ኣሎ ዝርድኦን ዝሰምዖን ኣይረኸበን
ነቲ ማንፌስቶ ብግቡእ አጽንዕዎ እዩ ዝባሃል እምበር ነቲ ሐደ ሰሚዕካ አይትእቶ ነቲ ሐደ ሰሚዕካ አይውጻእ ሰብ ነናቱ ጸጋ አለዎ ክምቲ አብ ጽቡቅ ጸወታ ኩሉ ሰብ ዝዓስል ኮምኡ ጌርካ ራአዮ ዝነበርናዮን ዘለናዮን ኮታ ኩሉ ሂወት ኤርትራውያን ካብ ውፉይ እንተረኪብዎ አነ ዳአ ካመን ክሐምቅ ካላሽነይ ብሬነይ ክሕዝ እየ ኢሉ እዩ ዝመጽእ ተስፋምካኤል ካአ ናትካ ጸጋ ስለ ዘላካ ንዑ ዳአ ጸላኢና መጽሐፍ እንቢቡ እዩ አጥፍእና ኢልካ እቲ ጸጋኻ ተካፍል እምበር ውሲንካ ክትውደብ ዝገብረካ ምስማዕ ምርአይ ምንባብ ካብ ኮነ ዘረባ ውፍይ ስሚዕኩም እይትምጽኡ አይትበል ዋላ እንተበሉኻ ከምቲ ናይ ውላዽካ ጽቡቅን ሕማቅን ዝዕቀብ ክንዕቅብን ክንውድብን እለና
Ab nay beynka fantasy ika tnebr zeleka sorry to say that, but is what it is.
This guy has some problems with wufuy. He need to read a book that says how to avoid complaint
BRAVVVOOOOO KUBURAT YEHWAT
ደጊመ ሪኢቶ ክጽሕፍ ተገዲደ ዋዒ ዋዒ ኣለካ ተስፍየ! መጽሓፍ ዘንብብ ሰብ'ሲ ህድእ ዝበለ መንፈስ ይውንን ንፈልጥ ናትካ ግን ኣይፈልንን
እዛ ዕዱል ብከመይ ረከብኩዋ ኢልካ'ሲ ክንድዚ ናይ ዓመታት ዝነበረ ጽልኢ ተውጽእ! እንቋዕ በል እስከ ኣስተንፈስካ
እዛ 1600 ዶላር ትብለን ዘለካ ከኣ ዋላ ምለሰን ካብ ሂበ ሂበ እንዳበልካ ትውዕል።
ካብ ኩሉ ከኣ ዝገረመኒ
ንውፉይን ንጆስን ሓንጊረሞም ኢልካ እንዳተጸለልካስ እሞ ከኣ ብትሪ እየ ዝቓወሞ እንዳበልካስ
ንዓይ ኣብ ኡጓንዳ ሓንጊሮሙኒ ምባል ከ ፍትሓዊ ድኻ ረኺብካዮ! ዋይ መሓረና ክርስቶስ
Ata tesfya qebax u emo ytrefena knwdeb hasibna emo ytrefena
ተስፌ ፡ ሓንቲ መጽሓፍ ዘይንበብካያ ኣላ፡ ብዛዕባ ህድእ ኢልካ ፡ ሓሳባትካ ምሕላፍ፡ ክክክክክክ፡ ኣታ ወዲ ትህወኽ ኣለኻ፡ ቀስ ኢልካ እዚ ወርቃዊ ፡ምኽርኻ ኣመሓላልፍ።
5 mexhaf gezia gn genxileyen ayfeltn eye bzkone gn haki eyou
Mgza tfeze eka gn aytenbbon eka
Nekefeta zelewo wdb eyu zterr
ተወልፈፍ ክብሉካስ ከምዚ ኢዩ
fnan please don't Bring him next time please this person he bad
Why not he is expressing
his idea
Freedom of Speech
Why u trying to suppress him
Why
Emenuni bejakum ezi seb ezi gena hmum eyu zelo hade amselu hasawi seb eyu ab Norway msay eyu zelo hade resah seb kbret nay seb zeyblu lekbat eyu