ሩስያ ማለት ማጎግ እዩ ናይ ማጎግ መራሒ ከኣ ኣብ ሞስኮ ብቋቋ ዕድራይስቲ (መሸክ ) ትብሃል ። ስለዚ ሩስያ ኣይትወድቕን እያ ። እቶኣምሞ ዕማም ኣሎዋ ስለ ዝኾነ ። ትንቢት ሕዝቂኤል ካብ ምዕራም 38 ኣንብቡ ። In Ezekiel 38, Gog is an individual and Magog is his land. By the time of the New Testament's Revelation 20 (Revelation 20:8), Jewish tradition had ...
happy new year fnan❤❤❤❤
💙💙💙💙👍
Wudket nichekonti fthi nchukunat
ፖሎቲካ ቀዋሚ ጸላኢ የብሉን ስለዚ ሩስያ ኣብ ጎኖም ክትጀውን ኣገዳሲ ኢዩ።ምስ BRCS ዘሎ ኩነታት ንሶርያ ኣዚዩ ኣገዳሲ ኢዩ።
እዝኣቢሄር ንኤውሮጳን ኣመሪካንን ንኹሉ ዉጹዕ ህዝቢ ዓለምን ዓወት ይሃብ። ነዞም ዲክታቶራት ደዕጥቑ ራሻን ቻይናን ኪኣ ኣየስልጠሎም ።
Barya 😂
ሩሱያ ብዓይኒ ምዕራባውያን ኣፍሪቃውያንን ሉዑል ተፈታውነት ኣጥሪያ ዝበልካ ጌጋ። በዞም ናይ ዓለምና ገበነኛታት ዲክታቶራት ኢያ ሉዑል ተቐባልነት ረኺባ። መኽኒያቱ ራሻን ቻይናን ካብ ቀደሞም ዲክታቶራ ኢዮም ድጫጭሑን ደዕጥቕን።
ሩስያን ቻይናን ካብ ሃገራት ኣፍሪቃን ካልኦት ሃገራት ልዑል ተቕባልነት እንዳ ረኸባ ይኸዳ ኣለዋ ኣመሪካን ምዕራባውያን ሃገራት ግን እዚ ዘይከኣል ሕማም ርእሲ ኮይንውን ሃገራት እንዳ ረከሳ ብደገ ኮይነን ዝጻወትኦ ዘሎ ጸውታ ኢዩ።
Fithi nhzbi Eritrea
Fnan bzaba mozambic aqribelna mszi kunetat zelo .
ሩስያ ማለት ማጎግ እዩ ናይ ማጎግ መራሒ ከኣ ኣብ ሞስኮ ብቋቋ ዕድራይስቲ (መሸክ ) ትብሃል ። ስለዚ ሩስያ ኣይትወድቕን እያ ። እቶኣምሞ ዕማም ኣሎዋ ስለ ዝኾነ ። ትንቢት ሕዝቂኤል ካብ ምዕራም 38 ኣንብቡ ። In Ezekiel 38, Gog is an individual and Magog is his land. By the time of the New Testament's Revelation 20 (Revelation 20:8), Jewish tradition had ...
በቃ ሓዱሽ ኣመት ውን ብዛዕባ ውግእ
ገንዘብ ክትመልሰሎም ወይ ክኣ ንኣሳድ ከተረክቦም ኢሎም እዮም ።
ኣስላማይ ኣሚንካ በትርኻ ኣይትግደፍ ኢዩ ነገሩ።
እዞም መኻናት ኣእምሮ ስኒ ዘይብሎም ኣኽላባት እስያስ ኣብ ምዕራባዉያን እዳነበሩስ ሩስያ ክትስዕር ይደልዩ እዞኦም ካብ እስሳ ዘፍሊ እታይ ኣለዎም
ኣንታ ርእሲ ድኣ ዘይብልካ ኮይንካ እንበር ምዕራባውያን ይኹና ኣሜሪካ 1 ዘመን ዝኸውን ንዓለምና መሪሐን ይኸዳ ኣለዋ ንህዝቢ ዓለምና እንትርፎ ጥምየትን ኲናትን እንታይ ኢየን ጌረን ባህርያዊ ጸጋ ዘይብለን ክንሰን ነተን ሃብታማት ብባህርያዊ ጸጋታት ዘለወን ሃገራት ኣብ ኲናትን ዘይምርግጋእ ሸሚመን ይግሕጥኦ ኣለዋ ህዝበን ክኣ ኣበይ ኣበይ ኣሎ እዚ ከይኣክል ሶዶም ዘየፍቀድኩም ገለ ዘይገበርኩም ኢለን ዘገድዳ ዘለዋ መን ኢየን ሩስያ ኣብ ዓለምና እንታይ ሕማቕ ነገር ክትገብር ርኢኻ ንሱ ኣነ ደጊፈያ ንስኻ ጸሊእካያ ነምጽኦ ለውጢ የለን ካብ ምኒን ሓሊፍና ንገብሮ የለን ሓቂ ግና ተዛረብ ካብ ጸርፍን ስምዒት ወጺኻ ሓሳብካ ሃብ እቲ ጸገምኩም ዓቅሚ ኣብ ዘይብልኩም መልሓስ ሒዝኩም ጥራይ ኢኹም ትህውትቱ ደገፍቲ ህግደፍ ዘይኮናስ ህግደፍ ኢና ንባዕልና ንሕና እንታይካ ኮይኖም ድዮም ደድሕሪ ሕውሓትን ተጋሩን ዘብዘብ ትብል ዘለኻ ንስኻ
ወድያ ገረምድህን 😂😂😂
ንምዕራብ ጥራይ ዘይኮነ ንዓይን ንምዕራብን ክትብል ኔርካ ርሙስ
Happy new year fne 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵
🩵💚💙☘️☘️🍀🌿🌱🌵
ክክክክክ መልሓስኩም ክትሕዩኩ ኢኩም ባዓል ኣፍ ራሕባ ።ጸወታ ክርዳኣካ ከሎ ከምኡ ኢዩ ።
ኣታ ከዳዕ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኣፍ ጋብላ ኣሜሪካ ተሳዒራ ኢያ
Chope nesh nesh kehlfka eyu ata teratie
RIP HEGDF MENDF