ብሕታዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣዛዚት ክ/ሰራዊት : ታንኪ ዘይኮነ ታንክታት ኣቃፂልና - ዋዕሮ ተጋዳሊት ጎተይቶም | Aura ኦራ multimedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 30

  • @samuelgirmay-m5j
    @samuelgirmay-m5j หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ እዛ ጓለይ ኹሉ ዝቀንኣልኺ ጅግና ሽሕ ኹኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ

  • @kubromelias3153
    @kubromelias3153 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና ዋዕሮ ኢኺ በርትዒደ።

  • @krischam801
    @krischam801 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ብስልቲ

  • @KidaneGebreslasae
    @KidaneGebreslasae หลายเดือนก่อน +2

    ጎይተይቶም ጅግና ብፂተይ ❤

  • @meazaabrha8279
    @meazaabrha8279 2 หลายเดือนก่อน +2

    Edmen tenan yhabki waerona ❤

  • @reda-kale
    @reda-kale 2 หลายเดือนก่อน +2

    ጀግና ጅግንት❤❤❤❤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 2 หลายเดือนก่อน +2

    Waero tigray❤❤❤🎉

  • @SamXanime-u3h
    @SamXanime-u3h หลายเดือนก่อน

    መንሞ ከማኪን አቲን ጀጋኑ ዋዕሮታት አጆኽን

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 2 หลายเดือนก่อน +2

    አብነታዊት ንክንነብር ህይወት ዝሀበት ንህዝቢ ንበርልና ንዝሀብክና ግልጋሎት መመስገኒ ቃል የብለይን
    ግን ጎል አንስተይቲ መንእሰይ ኢኪ አብ ቅድሚት ሀዳር ቆልአ አሎ
    ወታደር ኮይንኪ ክትቅፅሊ እንተትደልይ ወይ ናብ ካልእ ስራህ ተአተኪ ብህዝኪ ትምህርቲ ካብታ ዘቆረፅኪያ ቀፅሊ ክሳብ ትክእልዮእቲ ዘለኪ ህዚ ሀላፍነት ከየጋግየኪ ብኩሉ ብቅእቲ ኮንኪ ተረከቢ
    ሰላም ምስኮነ ሀላፍነት ንምሀብ ትምህርቲ መመዘኒ ምኳኑ አይተርፍን ህዚ ውትድርና አበይቲ ቴክኖሎጂ ንኡ ዝምጥን ዘመሀድር ትምህርቲ የድሊ ብአግኡ ተዳለዊ
    ድህሪ 83 አ/ም ዝክሉ ታሪክ ዝሰርሀ ተጋዳላይ ትምህርቲ ስለዘይብሉ ተቀኒሱ ናብ ካዛ ማህረስ ናብ ዝተወለደሉ አዲ ተመሊሱ ፎቆዶ ከተማ ከርፋህ ህይወት ክነብር ገለ ተጋደልቲ ደቂአንስትዮ ነብሰን ሸይጠን ነብራ ተገዲደን እየን
    ስልጣን ከየእሽወኪ ተምሀሪ ተምሀሪ ንባእልኪ ተመራፂት ውትድርና ንግዲ ምምህዳር NGO ንቅድሚት ባእልኪ ብብቅአትኪ እትሰርህን ናብራኪ እትመርህን ሰብ ክትኮኒ ፃአሪ
    ውድብ መንግስቲ ህዝቢ ክገብረለይ ኢልኪ ከይትፅበይ ሰላም ምስ ኮነ ኩላ ነናብ ፀህላ እያ ንኩሉ ነገርኪ የቅንየልና❤

  • @abebekesete
    @abebekesete หลายเดือนก่อน +2

    ስምሪትኪ ቃል ኣምሓርኛ ዩ ወፍርኺ ክበሃል ኣለዎ

    • @Mehari2491
      @Mehari2491 หลายเดือนก่อน

      ካብ ቀደምኩም አምሓርኛ ነሩ ቋንቋኹም:: ትግርኛ አብ ጊዜ ወያኔ ኢኹም ተማሂርኩሞ😊ሕውስውስ ኢኹም ተብልዎ

  • @ሀምበልትግራይ
    @ሀምበልትግራይ หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ermiastewahso9096
    @ermiastewahso9096 หลายเดือนก่อน

    Gotetom jigna gual jeganu TDF
    💙💙💙💯❤💛

  • @Mehari2491
    @Mehari2491 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘገርም ኢዩ 😅: አዛዚት ክፍለሰራዊት! ጸወታ ቆልዑ መሲሉኩም ውግእ:: አዛዚ ሙኻን እኮ ብልሓትን ተሞክሮን ኢዩ ዘድሊ በዓል ገልዕታት😊

  • @aregawiBeyene
    @aregawiBeyene หลายเดือนก่อน

    ጀግና ጎይተቶም

  • @fiseha11
    @fiseha11 2 หลายเดือนก่อน

    ንጅግና ተጋዳሊት ሓፍትና ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ንምነየላ። እንተ ንስኻ እውን "ብሕታዊት" ዝብል ኣገላልፆ ግደፎ። ካልኦት እውን ክ/ሰራዊት ኣዘዝቲ ነይረን እየን።

  • @JshdSudh
    @JshdSudh หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ሰባት ሓሶት ከም ፍልጠት እዮም ዝቆጽርዋ አብ ትግራይ እንተዘይ ሓሲኻ ትግራዋይ አይኮንኳን

    • @AlemGmedhin-wl9mj
      @AlemGmedhin-wl9mj หลายเดือนก่อน

      ደንቆሮ ጀጋኑ ቤተሰብ ስለዘይለካ ሐቅካ እኮ ቡሽቲ

  • @abrahamgirmay3044
    @abrahamgirmay3044 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚኣ🤞
    እዛ "ጏል ኣንስተይቲ ኮይንኪ.." እትብል ዘረባ ደጋጊምካያ::
    ደቂንስትዮና ብጅግንነት ይበልፃምበር ኣይንእሳን::

  • @abrhammehari2531
    @abrhammehari2531 หลายเดือนก่อน

    መቸም ተጋሩ ኩናት ባህላዊ ጸወታኹም ኢዩ ገዛ ገዛ ጌርኩሞ በቃ ኩናት እዛ ኽልልኮ ዓፈና ወዲኣትና ኣቱም ሰባት መራሒት ክፍለ ሰራዊትኮ ዐሰርተታት ዓመታት ተቃሊስካኮ ኣብ ኩናት ዝረኸቦ ዕድለኛዩ ናትኩም ሓሶት ግን ሰብ ገረሞ😂😂😂😂😊😊😊

  • @Ethiopiandream00
    @Ethiopiandream00 หลายเดือนก่อน

    TIGRIAN trust me ethiopiawnte was not given to you by nobody. You earn it through your ancestors blood

  • @danieltesfayhi8933
    @danieltesfayhi8933 หลายเดือนก่อน

    ስብ ይሑሱ እሞ ከምዞም ተጋሩ ስንቂ ሐሶት ሪኤ አይፍልጥን በጃኩም ሐሶት ግደፉ ፎ

  • @MeareguHadish
    @MeareguHadish หลายเดือนก่อน

    በርቺ ገና የትግራይ ኢታ ማጆር ሹም ትሆኛለሽ።

    • @abrhammehari2531
      @abrhammehari2531 หลายเดือนก่อน

      ኡነትሽን ነው😂😂😂😂😂😂

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 2 หลายเดือนก่อน

    ዓዲ ቀደምት ወያነ ዋዕሮና ውግኣት ኩሉ ሓሊፋቶ ክ/ሰራዊት ኣዛዚት ኮይና ኣላ።ዛቆልዓ እዚኣን ካልኦትን Strategic Leadership ንኽበፅሑ ናይ ነዊሕን ሓፂርን Military science ክመሃሩ ኣለዎም።ኣብ ናይ ዓለም ዓብይ ዕዳጋ ዘለዎ እዩ።

  • @gheberemskelbereket1368
    @gheberemskelbereket1368 หลายเดือนก่อน

    ሐሳዊ ዩ ር ገፅኩም ትርሐቅ

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 2 หลายเดือนก่อน

    In 2 years azazit kifleserawit ? Are u serious,how,omg.thats why u loose 1 million as u suays