EMN - ርክብ ስድራቤታት ነፍ. ፕሮፍሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሴትን ፈጻሚ ሓደጋን ከመይ ነበረ - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.1K

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว +248

    ብሓቂ ኣብ ኣቦኣን ኣዴኣን ኣሕዋታን ወሪዱ ዘሎ ሓዘን መስፈሪ የብሉን ። እግዚኣብሄር ብዓቢ ሓጎስ ይደብስኩም መሳኪን ወለዳ !

    • @wintaafeworki2810
      @wintaafeworki2810 2 ปีที่แล้ว +2

      Ny bhaki betmi yehznaka meskin sedrbit
      Egzabiher xenat yehbkum 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

    • @kisanetshmangus8229
      @kisanetshmangus8229 2 ปีที่แล้ว +1

      ጽንዓት ይሃብኩም ክብራት ስድራ ብሓቂ አምላክ አብ የማኑ ይቀበልኪ፡፡

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 2 ปีที่แล้ว +1

      ደሴት ኣብሞይኣ ኣትኪላ መስዋእቲ ምክፋላ ውን ክትድነቅ ዘለዋ ሓርበኛ ኣትለት ኢያ

  • @meryemabdelkadr432
    @meryemabdelkadr432 2 ปีที่แล้ว +124

    እወ ጅግና ኣቦ ሓዘን ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃቦ 😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷

  • @selamg3325
    @selamg3325 2 ปีที่แล้ว +82

    ከምናይ'ዛ ቆልዓ እዚኣ ጌሩ መዓንጣ ከብደይ ዝቀረጸኒ ሓዘን ኣየጋጠመን.. ደሴት ጽብቅቲ መንግስተሰማይ የዋርስኪ

  • @bemnetghebrehiwet2259
    @bemnetghebrehiwet2259 2 ปีที่แล้ว +22

    መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ እዮም እሞ ብጽኣን እዮም ልዑል ፈጣሪ ነቦና እዮብ ዝደበሰ ይደብስኩም ኩቡራት ስድራ ናይ በሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ሂብኩምና

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 2 ปีที่แล้ว +113

    ክብርን ምስጋና ንኩቡራት ኣቦታትናን ኩቡር ባህልናን፡ሓብትና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ።

  • @solomonhabtetsion9522
    @solomonhabtetsion9522 2 ปีที่แล้ว +55

    ኩቡር ባህሊ፡ባህልና ኤርትራውያን፡ይዓንብብን፡ይተዓቀብን፡ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ፡ክብርቲ ሓፍትና ደሴት ሰማያዊት ኢዮርሳሌም ትቀበልኪ፡ስብሃት ለእግዚኣቢሔር !!!!
    ወለ ወላዲቱ ድንግል!!!!
    ወለ መስቀሉ ኩቡር!!!!ኣሜን!!!!!!።

  • @solo6295
    @solo6295 2 ปีที่แล้ว +124

    I’m proud to be Eritrea 🇪🇷❤️🇪🇷✅I love our couture ✅🇪🇷✅❤️✅🇪🇷✅✅rest in peace our sister ✅🇪🇷❤️

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 2 ปีที่แล้ว +77

    ጽንዓት ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ ቤት ኢግዛኣብሄር ኣብ ዝፋኑ የምብራ ኣምየን✊🏾🙏🏾

  • @Freselemon348
    @Freselemon348 2 ปีที่แล้ว +91

    መጽሓፍ እዮብ 26
    2፤ ነቲ ሓይሊ ዜብሉ ኸመይ ዝበለ ሓገዝ ሐገዝካዮ፡
    ነቲ ጽንዓት ዝሰኣነ ቕልጽምውን ኣድሓንካዮ።
    Oh lord bless those family 😢😢🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @lovepeace1314
    @lovepeace1314 2 ปีที่แล้ว +83

    ኡፍ ከቢድ ሓዘን ኢዩ ኣምላክ ኢዱ የንብረሎም ባህልና ካኣ የኩርዓካ

    • @tirhaszere7465
      @tirhaszere7465 2 ปีที่แล้ว +4

      Ewayyyy
      Desiet. Mkirti. Nhanti kaliet entetsemes
      Meglexi ko siene dngrgr eluni
      Kemti hawuki zbelo kab akal tewahibki ktmlesi ente zkial mulue hzbki mmeleseki
      Azu ztesemaqani. Etom agaysh kiatwu kelewu
      Ezis nay mowusbo nay kidan tasrulu wuray da a mukone ember
      Ashibay nsdraki ntara eritrawi keman merir u
      Nehwata bzbelexe kednkom abzi edme zi ab smqit key atewu deleyti selam. Mukanom keyednekuwom ay halfn
      Nay welodom wesidom
      Kuburat abotatna elom bzey godolo dngl hbreteseb bhaki
      Menfes fetari zelewo hager ena nwunn
      Bejakum ab dege zelena kabzi nmhar nhna ena tekaeto nezi kubur wolodo ab hwetom gudat kewuru zwuqlu zelewu kab mesengelka ztefetre
      Kab anguqka zteweldu ketexntu twuqlu degagime bejakum kabzi nmhar
      Ndesu ab genetu nmulue sdran hzban xinqat yhab

  • @harertamengs6336
    @harertamengs6336 2 ปีที่แล้ว +19

    ኦ ኣምላኽ እንቋዕ ካብዞም ሕፉራትን ሓዳጋትን ህዝቢ ኤርትራ ጌርካ ፈጠርካኒ።ንደሴት መንግስተ ሰማይ ንስድራቤትን ህዝቢ ኤርትራን ከኣ ጽንዓት እምነ።ኣብነት ኩሉ ኢኹም።Proud to be Eritrean!

  • @TheZoma1961
    @TheZoma1961 2 ปีที่แล้ว +34

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ጅግና!!!
    እዚ ክቡር ባህልና ድማ ይዓቅበልና ክብሪ ንኣምላኽን ነዞም ኣቦታትናን::

  • @hierankibrom115
    @hierankibrom115 2 ปีที่แล้ว +8

    መሓርቲ ምሕረት ኽረኽቡ እዩም እሞ ብጹአን እዩም። ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 ปีที่แล้ว +115

    ማቴዎስ 5
    7፤ መሓርቲ፡ ምሕረት ኪረኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም። ይብል እግዚኣብሄር።
    ንእግዚኣብሄር ምስጋና ይኩኖ ከምዚ ዓይነት ክቡር ሃይማኖትን ባህልን ዝሃበና ብዘይ ፈራዲ ብዘይ ፖሊስ ንኣምላኽ ሞንጎኛ ጌሮም ባዕሎም ይተዓረቁ፡ ኣብ ካልእ ዓዲ ከምዚ የለን፡ ብፍርድቤት ጥራይ ኢዩ ዝውዳእ፡ እቲ ዝገርም ገለ ገለ ባራዩ ጸዓዱ ዝኮኑ ኣሕዋትና ነዚ ክቡር ባህሊ ኢዮም ድሑር ዝብልዎ ። ንሓፍተይ ደሴት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ።
    ነዞም ኣዳለውቲ ናይዛ ቻነል ከኣ ኣዚና ነመስግነኩም ነቲ ክቡር ሓሳብኩም ከምዚ ንሕብረተሰብና ዝጠቅም ቀጽልዎ ኢኩም።

    • @saudibrahim3498
      @saudibrahim3498 2 ปีที่แล้ว +5

      Mengeste semayat yewarsa tenant. Yhabom

    • @genetweldegergash7883
      @genetweldegergash7883 2 ปีที่แล้ว +3

      Nay bhaki kndey des zebl eu mhret amlak zebzhakum sedrabet abzi sesean telmetn zebzha gezea ezgabher debsa eyob yedebskum nhabtna ka mengste semay yewarsa

    • @fevenweldegbrial9376
      @fevenweldegbrial9376 2 ปีที่แล้ว +3

      Amen Amen yes nay bahki fikirin mehartin zterdiom family

    • @xbakemnbarfkrieyu-x7v
      @xbakemnbarfkrieyu-x7v 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

  • @nazrietmengstab9174
    @nazrietmengstab9174 2 ปีที่แล้ว +60

    ኣሜንንንንንን ኣቦታትትና እዋይ ዝባህልናስ ክጥዕም።ንኩሉና ጽንዓት ይሃበናንን ይሃብክሙን።

  • @Jusesmyking6625
    @Jusesmyking6625 2 ปีที่แล้ว +14

    እቲ ሙሉዕ ምጽንናዕ ዘለዎ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምጽንናዕ ይሓብኩም ክቡራት ሰድራቤት። ኣጆኩም ኣጆኩም ልብኩም ብእግዚኣብሄር ይጽናዕ።

  • @eritrea2913
    @eritrea2913 2 ปีที่แล้ว +18

    ብሓቂ ኤርትራዊ ምኻነይ ኮሪዐ እዚ ስለዝኾነ ባህለይ፡ ነዚ ከቢድ ሓዘን ምኽረት ዝገበሩ ወለዲ እግዚኣብሄር ጽንዓት ይሃቦም ንደሴት ድማ፡መንግስተ ሰማይ የዋርሳ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ሃብታም ባህሊ ኣብ ካልእ ክፍላተ ዓለም ስለዘየለ ይቕጽለልና ነዚ ክቡር ባህሊ፡ ኣዳለውቲ EMN ነዚ ዘቕረብኩሞ ናብ ህዝቢ ዓለም ክብሪ ይሃብኩም።

  • @እምነተይተዋህዶግብረይባዶ
    @እምነተይተዋህዶግብረይባዶ 2 ปีที่แล้ว +28

    ብመጀመርይ ክብርን ምስግና ይኩን ን ልዕል ፈጣሪ ሓፍትና ካኣ ኣብ ሰማይ ይቀበላ ፈጣሪ አዋይ ኣቶም ክንደይ ደስ ክብልካ አዞም ስድራና ዕድመን ጥዕናን ይህበኩም ፈጣሪ ኦ ኣምላክ ስደትና ይሕጽረልና ሃገርና ባርከልና

  • @solieri1soli692
    @solieri1soli692 2 ปีที่แล้ว +31

    ኣምላክ ክብርን ባህልን ኣቦታትና ይሃብኩም ኩቡራት ኣቦታት ደሴት ሓብትና ከኣ ወትሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ልቢ ኤርትራዊ ታሪኻ ክዝከር ዩ

  • @gherghishtadeseshagu9608
    @gherghishtadeseshagu9608 2 ปีที่แล้ว +68

    Yes I am proud to be Eritrean . this is how we are Eritrean. I love you my people . Rest in peace our hero.

    • @ahmedbashier6340
      @ahmedbashier6340 2 ปีที่แล้ว +2

      Rest in peace hero sister

    • @jesusking7000
      @jesusking7000 2 ปีที่แล้ว

      RIP 😭😭😭😭😭💔💔💔

    • @yorusalemghebregiorgis2366
      @yorusalemghebregiorgis2366 2 ปีที่แล้ว +2

      Kuburat weledi xnat yhabkum beltom zelewo thgosu ygberkum. N desyet ka mengstesemay yeworsaa.

    • @kefabairu945
      @kefabairu945 2 ปีที่แล้ว

      Right God bless our people God bless Eritrea::

  • @habtendriaskidane6940
    @habtendriaskidane6940 2 ปีที่แล้ว +43

    ብሓቂ ኩብራት ወለዲ ምሕረት ዝገብር ካብ ኣምላኽዩ 'ሞ ምሕረት ይሃብኩም
    እግዝኣቢሄር ካኣ ን "ደሴት" ሓብትና ብዓይኑ ምሕረቱ ጠሚቱ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ ይቀበላ! ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ምሕረቱን ሰላሙን የውርደልና።

  • @adha-1991
    @adha-1991 2 ปีที่แล้ว +62

    I am so proud to be Eritrean in good or bad times may God rest Dessiet in peace,amen 🙏
    God give connfourt to her family and to all my Eritrean people 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Adina809
    @Adina809 2 ปีที่แล้ว +11

    አብዞም ገዛ ወሪዱ ዘሎ ከቢድ መሪር ሐዘን ብጣዕሚዩ ድህዝን እግዚአብሔር ደበስ እዮብ ይደብሶም ንደስየት ጓልና ክአ አብ ገነቱ የንብርካ ፈጣሪ

  • @ተዋህዶናይዘለዓለምቤተይ
    @ተዋህዶናይዘለዓለምቤተይ 2 ปีที่แล้ว +39

    ኤርትራዊ ሙኻን ኩርዓት እዩ።

  • @mesganamerhawi4003
    @mesganamerhawi4003 2 ปีที่แล้ว +3

    መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ ኢዮም እሞ ብጹኣን ኢዮም። ብሓቂ ደስ ዘብል እግዚኣብሄር ዝፈቀዶ ኢዩ ዝከውን ብዘይ ናይ እግዚኣብሄር ፍቃድ ንሂወትና ዝወስዳ ወልሓደ የለን እሞ ነቦና እዮብ ዝደበሰ እግዚኣብሄር ይደብስኩም።

  • @zufantewelde892
    @zufantewelde892 2 ปีที่แล้ว +33

    I'm so lucky to be from this country!
    R.I.P my sister!

  • @sami.tesfalide
    @sami.tesfalide 2 ปีที่แล้ว +24

    መግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዘሃብተይይ ስድራቤት ጽንዓት የብኩም ኣምላክ

  • @amlesettekie8856
    @amlesettekie8856 2 ปีที่แล้ว +17

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ንጋልና ደሴት መንግስተሰማይ ንወለዲ ጵንዓት ይሃቦም.🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @mikes8190
    @mikes8190 2 ปีที่แล้ว +18

    Oh my God wow, Eritreans are such a great decent people. Rich culture and values. Amazing people. Very decent society.

  • @misgnasyum9175
    @misgnasyum9175 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ጅግና ይወለድ እግዛብሄር ጽንዓት ይሃብኩም እግዛብሄር :: ምርቃ ናይዞም ኣቦታት ይብጻሕኩም ኣቦን ኣደን ኣጆኹም ሓዘንኩም ኣይተምርርዎ እዚ ጌርክሞ ዘለኹም ምሕረት ኣብነት ንዓለም እዩ:: ንሂወትኩም ድማ ልክዕ ከምኡ ማሓርዋ ከይተሕዝንዋ እግዛብሄር ኣጸቢቁ ክሕጎስ ::

  • @masawamtswa9842
    @masawamtswa9842 2 ปีที่แล้ว +16

    እዋይ ኣነ ስድራይ ተዘሚትኩም ብሓቂ ኣምላክ ምሉእ ጽንዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣይክኣልኩን ኣነስ እንተኾነ ኩብር ባህልንልምድን ህዝቢ ኤርትራ ዘተግበርኩም ኢኹም ሞ ኮሪዕና ኢና

  • @habtom5113
    @habtom5113 2 ปีที่แล้ว +14

    ኣቦታተይ ጀጋኑ ሓዳጋት 🇪🇷👌👍👏👏👏👏

  • @ፍቅሪማእሰርኩሉእያ
    @ፍቅሪማእሰርኩሉእያ 2 ปีที่แล้ว +29

    I’m proud to be Eritrean wetru hzbey lebam🇪🇷🇪🇷❤️🩸

  • @hermonyemane3421
    @hermonyemane3421 2 ปีที่แล้ว +88

    ሰላም ክቡራት Eritrean Media Network 🇪🇷 ናይ ሓገዝ Gofound ክፈቱልና ወይ ስድራቤት ክሕገዙ ገስጉሱልና ኩልና ክንሕግዞም። ከምቲ ደሴትን ስድራቤታን ንሃገርና ዋጋ ዝኸፈሉ ፡ንሕና ከኣ ዕዳና ክንከፍሎም መታን ። ክብረት ይሃበልና ፡ ኩልና ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃበና ።

    • @samrawitabraha6709
      @samrawitabraha6709 2 ปีที่แล้ว +2

      Amen 🙏 nay behaki. Mengste semay yewarsa.

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 2 ปีที่แล้ว +2

      🙏ገለ እንተዝግብ ጹቡቅ ንኤሩ ብሽማኣ ገለ ነገር ንእሽተይ ምስ ተበዑ ስድራቤታ

    • @me-msd9407
      @me-msd9407 2 ปีที่แล้ว +1

      Nay bhaqi xbuk hasab eyu ezom kuburat sdra khgezu alewom . amlak kae xnat yhabom.

  • @robelkidane8119
    @robelkidane8119 2 ปีที่แล้ว +38

    ንኹላትና ጽንዓት ይሃብና ኩቡራት ስድራ ንዳቡይ ኪዳነ ክምቲ ንእዩብ ዝደብሱ ደበስ እዩብ ይደብስኹም 😭😭😭😭😭💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meashoamanuel8215
    @meashoamanuel8215 2 ปีที่แล้ว +1

    Amlak xnat yhabkum sdrabiet Desiet💖💖 kemuwn nkulatna ERTRAWYAN afkerta💖💛💗

  • @ermyasayele
    @ermyasayele 2 ปีที่แล้ว +19

    I respect the parents,
    Speacaly her daddy is amazing.
    Real hero!!!!

  • @ጸዋሪትኩሉ
    @ጸዋሪትኩሉ 2 ปีที่แล้ว +4

    ኡፍፍ ናይ ብሓቂ ሕማቅ እንዲዩ ተረኪቡ💔😭 ክቡራት ወለድና ኩቡር ዓቅሚ ነብሱ የክብረካ እዩ፡ሞ ክቡራት ወለዲፍቅርኩም የዕብዩ🙏❤

  • @medhaniefekadu7056
    @medhaniefekadu7056 2 ปีที่แล้ว +18

    ክቡራት ኣቦታትና ነዓና ክሕሸና ንበሩልና ክበሩልና🇪🇷
    ነዓኹም ዕድመን ጥዕናን ን ደሴት ሓፍትና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ።
    God Bless you all 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @kemalmahamednasseribrahim4612
    @kemalmahamednasseribrahim4612 2 ปีที่แล้ว +62

    ስቅ እልና ኣይኮናን ህዝቢ ኤርትራ ኩቡር ህዝቢ ንብል። ናይ ብሓቂ ደሴት ብገንዘብ ኣይቲትመንን። ጽንዓት ይሃብኩም ኩቡራት ስድራ።

    • @ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
      @ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ 2 ปีที่แล้ว +10

      ብሓቂ ኩቡር ሓው,ህዝቢ ኤርትራ ብገንዘብ ዘይትትመን ሂወቱ ንህዝቡን ሃገሩን እዩ ዝኸፍል፡ስለዚ ኢና ድማ ኮሪዕና እንቃዕ ኤርትራውያን ኮንና ንብል፡ስለዚ ንደስየት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንወለዳን ኣሕዋታን ብዓቢኡ ድማ ንህዝቢ ኤርትራን ጽንዓት ይሃበና።

    • @BiniKesete-s3x
      @BiniKesete-s3x 2 ปีที่แล้ว +3

      Enqa eritrawi konku kore n desit ka xenat yehbeke

    • @ተመስገንጌታየ-ጰ4ሰ
      @ተመስገንጌታየ-ጰ4ሰ 2 ปีที่แล้ว

      ኣቱም ኣሕዋተይ ኤርትራዊ ኤርትራዊ ኣይትበሉ ዋ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ንኩሉ ዘኩርዕ እዩ ግንስለ ቪድዮ ዝተገበረ እዚ እምበር ብዙሕ ኣሎ እዩ
      ከምቲ ኣምላክና ዝብሎ እቲ ንርእሱ ልዕል ዝብል ትሕት ክብል እዩ እቲ ትሕት ትሕት ዝብል ከዓ ልዕል ክብል እዩ እዩ ዝብል እሞ ኤርትራውያን ርእስኩም ልዕል ኣይተብሉ።

    • @ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
      @ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ 2 ปีที่แล้ว +4

      @@ተመስገንጌታየ-ጰ4ሰ ሕጂ ውን ኤርትራውነት ኩቡር መንነት፡ብኤርትራውነቱ ዘይኮርዕ ኤርትራዊ የለን በጀካ ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም።

  • @afrahsuleiman4880
    @afrahsuleiman4880 2 ปีที่แล้ว +7

    Betami hazina I am not stop I am crying eigzabier xeniat yehbkuom... super family

  • @iikk7431
    @iikk7431 2 ปีที่แล้ว +14

    The real virtue of Eritrean people . Rest in peace hero .peace and solace to the family such a great phenomenal decision . Respect to all priests and teachers ,family members God bless you all .

  • @samritube6
    @samritube6 2 ปีที่แล้ว +19

    ንወለዲ ኣዚዩ ከቢድ ሓዘን አዩ አግዚአብሄር ብ ዓቢ ሓጎስ ይደብስኩም ን ደሴት ከኣ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቲ አምላክ ይቀበላ አሜን አሜን አሜን ።

  • @johnvonchrist
    @johnvonchrist 2 ปีที่แล้ว

    Humanity in its best, መሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ እዮም'ሞ ብጹኣን እዮም። God bless u all.

  • @ezgharyagoitom8977
    @ezgharyagoitom8977 2 ปีที่แล้ว +12

    ኤርትራውነት ምትሕግጋዝ ምርድዳእ ክብን እዩ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ከምዛ ቆልዓ ጌሩ ዘብከየኒ ሓዘን የለን

  • @awetyosief7862
    @awetyosief7862 2 ปีที่แล้ว +2

    ደበሳ ኣቦና እዮብ ይደብስኩም፡ ናይ ብሓቂ ዘኹርዕ ባህልን ሕብረተሰብን። ጽንዓት ንምሉእ ስድራቤት ንሓፍትና ደሴት ኣብ'ታ ዘይ ትሓልፍ መንግስቱ የንብራ ፈጣሪ!!

  • @tesfetekle27
    @tesfetekle27 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣዚዩ ደስ ዘብል ኢዩ ስድራቤት ደሴት ጽንዓት ይሃብኩም ዝተረፉ ውላድኩም ኣምላክ ይባርኸልኩም

  • @judijesus2955
    @judijesus2955 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ኣምላክ መንፈስ ምጽንናዕ ንመላእ ስድራቤት ይኩን ።

  • @justloveinmyheart5336
    @justloveinmyheart5336 2 ปีที่แล้ว +8

    ን ሙሉእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ ን ኾኾብ ሃገርና ዝኮነት ደሴት ሓፍትና ድማ መንግስተ-ሰማይ የዋርሳ እግዝኣብሄር ። ነዚ ሰናይ ምሕረት ምውሳንኩም ነዓና ዓቢ ትምህርቲ እዩ ሞ እግዝኣብሄር ፍጹም ምሕረት ይሃበልና ኣሜን።

  • @senay457
    @senay457 2 ปีที่แล้ว

    ወትሩ ሕቡናት ብሃገርናን ብህዝብናን ንብል ንዘረባ ኣይኮነንን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍🏿✍🏿✍🏿✍🏿✍🏿🍇🍇🍇🍇🤲🤲🤲🤲🎁🎁🎁🎁🎁🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊

  • @azahielmengis8767
    @azahielmengis8767 2 ปีที่แล้ว +18

    This is our culture and values of Eritreans society to keep it up from generation to generations l.

  • @THEREISNOTOMORROW-p5v
    @THEREISNOTOMORROW-p5v 2 ปีที่แล้ว +13

    ኩቡራት ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም.ደሴት ሃብትና ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበላ. በረኸት ኣቦታትና ይሃበና. ክቡር ባህልና ሰላምዩ ዝህብ.

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 2 ปีที่แล้ว +16

    I am proud to be Eritrean
    God bless Eritrea and Eritrean People 💯💯💯💞💞💞💯💯💯🙏🙏🙏

  • @relaxationheaven9019
    @relaxationheaven9019 2 ปีที่แล้ว +22

    ክቡር ባህሊን ስርዓትን ዝወለዶ ለባም ናይ ምሕረት ውሳኔ፡ ልዕሊ ቃላት ዝኾነ፡፡ ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤት ደሴት!

  • @jamalhamye7859
    @jamalhamye7859 2 ปีที่แล้ว +3

    ክብረት የሃብኩም ኣቦታት ንዓለም ዝምህር ባህሊ ንሓፍትና መዋቲት ብሰላም ትዕረፍ ኣብ ገነቱ ይቀበላ።

  • @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
    @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ 2 ปีที่แล้ว +3

    ክብርናን መስገን ንክብረት ኣብታትና ወለድናን

  • @issaiasbetsueamlak9528
    @issaiasbetsueamlak9528 2 ปีที่แล้ว +12

    ክቡር ባህልን እምነትን ዩ ዘለና ደቂ ኤሬይ ብርኽቲ ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ።

  • @تتباتانلل
    @تتباتانلل 2 ปีที่แล้ว +18

    እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይከበር ይመስገን ጽንዓት ይሃብኩም በቶም ዝተረፉ ዉልድኩም እግዝኣብሄር ይደብስኩም እንዳቦይ ክዳነ

  • @letayhabteghergis2037
    @letayhabteghergis2037 2 ปีที่แล้ว +13

    It’s really wonderful everyone pain communicating by Word of God solving the problem God bless you the family & R.S.P .

  • @God2344
    @God2344 2 ปีที่แล้ว +18

    I' proud to be🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 deset keydatna n kulu eritrawi gn nkeda ember aynmelsan, wetru ab lbna aleki💐💐 fshktea kab ayney zeykeyd zkri desetey💐💐

  • @gobishzeray791
    @gobishzeray791 2 ปีที่แล้ว +14

    RIP dessiet ንስድራ ድማ ጽንዓት ይሃብ. ኣብ ዓለም መወዳርት ዘይርከቦ ባህልን ልምድን ኤርትራያን

  • @mikialem5005
    @mikialem5005 2 ปีที่แล้ว +13

    kibuir bahli kibur hibreteseb very proud to be 🇪🇷, to the Family much respect 🙏🏾 👍

  • @abrahamteuldeberham5821
    @abrahamteuldeberham5821 2 ปีที่แล้ว +18

    ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኹም:: ክብር ባህሊ ኤርትራዊ እዩ::

  • @gaimdesta1419
    @gaimdesta1419 2 ปีที่แล้ว

    ከምቲ ቃል ኣምላኽ ዝብሎ ወሃብቲ ምሕረት ምሕረት ክረኽቡ እዮምሞ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት ይሃብኩም ክቡራት ስድራቤት ንክብርቲ ሓፍትና መንግስተ ሰማያት የውርስ ንመላእ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብ ኣሜን።
    መሓሪ ወዲ ቐሺ ወዱ ውዲ ሕድሩ ጋይም እንዳዶሽካ እየ ጽንዓት ይሃብካ።

  • @rbifnteyestabey6602
    @rbifnteyestabey6602 2 ปีที่แล้ว +3

    😥ኣሕ ጸላም ማዓልቲ'ወ ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ስድራቤት !!!
    "ደሴት ሓሊፋ ዘይርሳዕ 🇪🇷 ታሪኽ ገዲፋ"
    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ደሱ Hero
    ...🙏...

  • @እግዛብሔርመልካምነው
    @እግዛብሔርመልካምነው 2 ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂ ለባማትን አበይቲን ሰድራ. ... ተመሲጠ ሰጋብ መውዳት ሰሚኤም ኩቡራት አቦታት ኩቡራት አቅሽሽቲ ክቡራት ሽማግልታት ምስልዛኩም ምስ ክብርኩም ንበሩ አይትሳኑ.ንወለዳካአ...
    አምላክ ድጊሙ ደጋጊሙ ደብሰ እዮብ ይደብስኩም።

  • @simretbahta9661
    @simretbahta9661 2 ปีที่แล้ว +10

    I proud to be Eritrea

  • @mtesfay161
    @mtesfay161 2 ปีที่แล้ว +1

    ጽንዓት ይሃብኩም ስድራና ።ብሓቂ ለባማት ስድራ ። ክቡር ባህልና ናፊቅናዮ እግዚኣብሄር እንኳዕ ብሰላም ይቕረ ብይቕረ ዛዘምኩሞ። ብሓቂ ዘጋጥሙ ኣሉታዊ ነገራት ብኸምዚ ክዛዘሙ ቅዱስ ሓሳብዩ'ሞ ብሕጂ ሓዘን ኣየስምዕኹም ደስ ኢሉና።

  • @samielberhe5708
    @samielberhe5708 2 ปีที่แล้ว +19

    I am proud to be eritrean... may your soul rest in peace our hero, and condolences to all her families, relatives friends... 🙏 🙏 🙏.

  • @fioriamanuel1513
    @fioriamanuel1513 2 ปีที่แล้ว +1

    ምሓርቲ ምሕረት ክረክቡ ኢዮም እሞ ቡጽኣን እዮም

  • @ermyasayele
    @ermyasayele 2 ปีที่แล้ว +38

    This is great culture.
    You guys should be keep it.
    There is not such kind culture at anywhere else.

  • @tsehayemael491
    @tsehayemael491 2 ปีที่แล้ว +2

    ሙሉአ ዕርቂ ይግብርልኩም መንግስተ ሰማይ ንደሴት ኣብ ሃገር አሪትራ ክብርቲ ትኹነልና

  • @samrutekleab4290
    @samrutekleab4290 2 ปีที่แล้ว +5

    God bless Eritrea and Eritrean people. I am proud of Eritrean people and rest in peace our sis.

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit5551 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ሕማቅ ተረኪቡ ጽንዓት ይሃብኩም
    ን ደሰት ካኣ መንግስተሰመይ የዋርሳ።

  • @tesfa1222
    @tesfa1222 2 ปีที่แล้ว +6

    Eritrea🇪🇷 Lond of wisdom, God bless you my people

  • @fiyorighebrhiwet9520
    @fiyorighebrhiwet9520 2 ปีที่แล้ว

    ደበስ ኣቦና እዮብ ዝደበሰ እግዝኣቢሄት ኣምላክ ይደብስኩሙ ።

  • @danielteklay7460
    @danielteklay7460 2 ปีที่แล้ว +6

    I m very proud to be Eritrean God bless deset's family and rest in peace deset

  • @fiyorigebray6365
    @fiyorigebray6365 2 ปีที่แล้ว +11

    Uff its painful 😭😭😭😭😭😭i can't stop crying rest in peace my dear our hero 😭😭😭😭😭😭

  • @alaytewelde8020
    @alaytewelde8020 2 ปีที่แล้ว +4

    መሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ እዮም እሞ ብጹኣን እዮም ወ ማ 5፥7 ብሓቂ ክቡራት ስድራ ንስኩም ቃል ወንጌል ፈጺምኩም ኢኹም እሞ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብኩም ይኽፈልኩም ደበስ እዮብ ዝደበሰ ድማ ይደብስኩም ንደሴት ከኣ ኣብ የማኑ የንብራ እግዚኣብሄር።

  • @solsolrora7076
    @solsolrora7076 2 ปีที่แล้ว +16

    As a mom I can't imagine how they are broken,heart broken rest in peace little princess.

  • @tsigehanaasefeha2547
    @tsigehanaasefeha2547 2 ปีที่แล้ว +7

    God bless you Mr Kidane and your family. It's very sad about our young little star, we lost our beautiful bright young lady. Mr Kidane you are an hero to make such peaceful decision. May God give you grace and peace with whole your family. Really you are truly an amazing person.
    We are proud to be Eritrean like you.
    Rest in peace our little daughter Desiet.
    May God give you rest next to Him.🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕😭😭😭😭😭😭😭

  • @steveabraham3254
    @steveabraham3254 2 ปีที่แล้ว +19

    I am so proud to be 🇪🇷 cause we have a unique and rich culture and most of all we have the love ❤️ of God. My condolences to the families and 🇪🇷 people and the rest of the world. To DESET KIDANE rest in peace!

  • @davidyeh91
    @davidyeh91 2 ปีที่แล้ว +7

    What a great culture... Thank you EMN folks for presenting this program. Thank you b'tsay tegadalay Kidane and your spouse for taking this great historical discission.

  • @senaittesfaye1227
    @senaittesfaye1227 2 ปีที่แล้ว +15

    Amen Amen Amen rest in peace my dear sister and am proud of am eritrean. We have beautiful culture and religion

  • @tesfana7084
    @tesfana7084 2 ปีที่แล้ว +10

    Proud people! who have no accepted reparations. God bless the family and R.I.P our cute sister.

  • @haregusharegu7474
    @haregusharegu7474 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋይይይ ኣካእሎ ይሃብኩም ወለዲ ባህልና ጥዑም ንኮኮብ ሃገርና ውልዳ ሓፍትና ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ወላዲኣ ብፍላይ ብሓቂ ከብድካ ይበልዐካ

    • @cheaisahlezghi7510
      @cheaisahlezghi7510 2 ปีที่แล้ว

      ዕምባባ መሮር - ዕምባባ ሃገር፡ ደሴት።
      ብሰንኪ ዕረፍትኺ ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ልኡምን ባይታ ዘይወድቕ ዘረባታትን ብሓቂ ክቡር ባህልን ብዙሕ ተማሂሩን ክመሃር'ውን ስለ ዘብቃዕኪ።
      ጽንዓት ንክቡራት ተጋደልቲ ወለድን፡ ቤተሰብን፡ ስፖርተኛታትን፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻን። ዓቢ ምስጋና ድማ ንEMN.

  • @elsabereket9381
    @elsabereket9381 2 ปีที่แล้ว +14

    It’s very hard to lost such a precious angle 😭but very proud of her family 😭😭😭rest in peace .haben hager 🇪🇷

  • @weldshyosef5188
    @weldshyosef5188 2 ปีที่แล้ว +15

    I am proud to be Eritrea and I love my calture. Rest in peace to our hero the one professional eritrean cykelest💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @ihavehope7119
    @ihavehope7119 2 ปีที่แล้ว +6

    May God have mercy on her and forgive her and give patience to her family and all the Eritrean people 🙏🏻❤️ 😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I am so proud that I am from this country and that heroic people I love dear fathers ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfa1222
    @tesfa1222 2 ปีที่แล้ว +2

    መንግሥተ ሰማያት የዋርስኪ ደሴት ሓብተይ። ጽንዓት ይሃብኩም ክቡራት ለባማት ወለዲ። ❤🇪🇷👏

  • @pawlosgere088
    @pawlosgere088 2 ปีที่แล้ว +18

    እዚ ባሃልናን ክንደይ ይጥዕም ኢዩ ክብሪ ንኣቦታትና ንሓብትና መንግስቲ ሰማያት የዋርሳ ንስድራቤት ጽናዓት ይሃብኩም ።ዓለም ምንበሪና ዝይኮነት ታሪኽ ሰሪሕናል ንክንከይድ ኢና መጺና ስለዚ እዛ ሓፍትና ታሪኽ ዝይመውት ኣለዋ

  • @ghennettesfamicael5111
    @ghennettesfamicael5111 2 ปีที่แล้ว +1

    Desiet was special and now we’re able to know that she came from an understanding extremely bright and full of compassion family. God be always on your side.

  • @atakltielias
    @atakltielias 2 ปีที่แล้ว +11

    May God rest her soul in Peace 🙏 and strength to the family and all Eritrean people and lovers, what a beautiful culture, proud to be Eritrean 🇪🇷💗, may God bless our Eritrea 🇪🇷 🙏 and the whole world 🌎 ❤.

  • @tsegaandemicael711
    @tsegaandemicael711 2 ปีที่แล้ว +30

    I am so proud to be Eritrian , in good time or bad time all ways share and sapot, that's what God want us to caring and sharing ,and that's what my beloved people doing , may God bless my beloved people,🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 2 ปีที่แล้ว +3

    Wow, very courageous move to show forgiveness and Love.
    May God bless The Family of DESIET KIDANE and the other other Family.
    DESIET is part of Life, I will never forget her beautiful life, her innocence and Her Heroism. She is an Eternal Champion. She is Eternal Flame of Hope and Success.
    Her spirit has become a spirit of Love for all Eritrean, to say the least.
    I wish to see:
    DESIET Flame 24/7 somewhere in ERITRA. May be infront of the Eritrean Sport's Federation.
    💗☮️Love and Peace💗☮️
    E R I T R E A N I S M Lives!

  • @teweldetadese6656
    @teweldetadese6656 2 ปีที่แล้ว +12

    I am proud to be Eritrean ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Rip our lovelie Sis .

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 2 ปีที่แล้ว +5

    ደሴት ጅግና ኣቦኣ ጅግና ኩቡር ኤርትራዊ ኩቡር መንነት

  • @hagosyohannes5376
    @hagosyohannes5376 2 ปีที่แล้ว

    ኦ ኣምላክ ኣቦይ እንቃዕ ካብዚ ለባምን መስተዊዓሊ በሊሕ ሕብረተሰብ ፈጠሪካኒ ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህትቲ ከምኡውን ስድራቤት ደሰት ኪዳነ ናይብሓቂ ዘሑጉስ ውሳነ ብውሳንኩም ንዓለም ምሉእ ኣብነት ብዚተረፍ ጽንዓት ንሙሉእ ስዲራበት ን ደሰት ከኣ እዚግኣብሄር ኣምላክ ኣብ የማናይ እዱ ይቀበላ

  • @sabamicheal9644
    @sabamicheal9644 2 ปีที่แล้ว +10

    Rest in peace l am proud to be Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤ this our culture

  • @salmanomar8240
    @salmanomar8240 2 ปีที่แล้ว

    Eritrea hezibi qunu sada libi hadagayi yiqire zibili hezibi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷white heart ♥️ 🙏🙏🙏🙏god blesses