Dawit Tv ዳዊት ጉድ ስማዕ ብከመይ ካብ ፊልም ኣውጺኦሞ // መን ዩ ኣቓልዓዮ ስጉምቲ ክንወስድ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 477

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show  ปีที่แล้ว +70

    ቐዳመይቲ ዘላ ናይ ናሆም መስተ
    th-cam.com/video/LCfu86LZqZs/w-d-xo.html
    ድሕሪኣ ዘላ ናይ ማዕበል
    th-cam.com/video/YnMLmkYd3Ok/w-d-xo.html
    ደርፊ ናይ መድሃኔ ንኡሰይ
    th-cam.com/video/d_RTYKGjYv8/w-d-xo.html

    • @abelsolomon8055
      @abelsolomon8055 ปีที่แล้ว

      Neshinesh ab adiss zelewu wala hade seb yikun intedia ab lily hade seb zkone himaq atemamita kihliwo ab zikil dereja itom mesarihtu kabatom kabzeyfile kemzwerede bedel iyom kireiwo zelewom

    • @afewerkigitom4775
      @afewerkigitom4775 ปีที่แล้ว

      Nay zom kemzi zgeberu artist
      Asmatom amxialna kemzey serhu kngeberom mkniatu kab art nay Eritrea zbelasho

    • @endriasendriasfikak2816
      @endriasendriasfikak2816 ปีที่แล้ว +1

      Neshu ena meda amxeya kbleka tnfesay wxeya qneya hiji thank you kulu gzeya ab gena nfeta kena eka neshu

    • @neganega2521
      @neganega2521 ปีที่แล้ว

      ኣነ ሰሚዔያ ኔረ ነሹ ኣብ ገለ እቲ ራስታ እዩ እኮ መስለን ከምኡ ኢሉ ከም ገለ ዓይነት እዩ

    • @sabaamanuel8501
      @sabaamanuel8501 ปีที่แล้ว

      ከባኣሰካ ኮዮውን ኣንቱ ኮይከውን ኣንቱም ሰባት

  • @samsomtewelde5766
    @samsomtewelde5766 ปีที่แล้ว +24

    ኣጆኻ ዳዊት ንሕና ኻኣ ናቶም ምርኣይ ንገድፎ ባዕሎም ይርኣይዋ

  • @bereketbeyene575
    @bereketbeyene575 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆካ ዳዊታ ፈትዪሙና ውን ኣይፈልጡን ኢዮም
    ብቀደሙ ውን ኣብ ሳዋ ካብ ዓዲ ቀይሕ ፡ ሰንዓፈ መጽየ እንተ ኢልካዮም ፡ ካብ ዓጋመ ይብሉና ኔሮም ኢዮም ድሒሩ ከኣ ጽቡቅ ጌሩ ተረዲኡና
    ስድረኦም ዝብልዎም ኢዮም ዝደግሙልና ኔሮም
    ስለዚ ካብኡ ኣይትሕለፉ ተጋሩ ኣሕዋትና ኢዮም ደቂ ሓወቦና ኣከለ

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 ปีที่แล้ว +60

    ነሽነሽ ጽፉፍ መልእክቲ ኣሕሊፍካ ። ኩሉ ዝበልካዮ ይቅበሎ እየ ❤

  • @mammaalemeujjguh
    @mammaalemeujjguh ปีที่แล้ว

    Selam nihizbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @ሜሎዲ
    @ሜሎዲ ปีที่แล้ว +52

    ኣስተዉዕሉ ጋይስ ኣብ ዝኮነ ፍልም ሙሉእነት የብሉን ኣብ ሞንጎ ሰብ ይቀያይሩ ስለምንታይ እዚ ኣፈላላይ ከም ወሎ ርዱእ ዩ እዚ ቶማስ ኣዝራ ዝበሃል ሰብ ትማ ብቀዳማይ ብዙሕ ይሸፋፍን ነሩ ሓደ ካብኦም ክከዉን ይክእል ዩ

    • @kisunaho5507
      @kisunaho5507 ปีที่แล้ว

      Tomas elka zereba yelen abey bexihuu euu seb zneek

    • @Eyuna4230
      @Eyuna4230 ปีที่แล้ว

      @@kisunaho5507 ab sne tbeb
      1 discipline
      2 temekro
      3 bkaat yegedseka iyu
      hade derasi or director drset zetegbrulu sebat u zdeli ember bshm nhna zfetenayo kwasae alewo kbehal gega iyu neay kem zrdeani dawit mo meas laeli dereja bexihu dyu jemaray do aykonen youtuber bs artist hade aykonen slezi nhade seb kndgf ilna ezom bxbuq menfes teberabirom ab xbuq megedi zelewu aynfeli & aynankfom thanks ahwat

    • @GHKD2491
      @GHKD2491 ปีที่แล้ว +1

      Conspiracy theories

  • @heyabamanual5845
    @heyabamanual5845 ปีที่แล้ว +35

    ዋላ ኮመንት ኣይፅሓፍ አምበር ኩሉ ጊዜ አየ ዝከታተለካ ነሹ 💊❤️

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +23

    እታ ንዓካ ዝሰርሓ ቪድዮ ኣነ 'ውን ሪአያ እየ፡ ኣዲነቀዪ ድማ። ከድንቆ ዝገበረኒ ከዓ ሓደ ምስኦም እዩ ዘሎ ካልኣይ ድማ ምውጽኡ ኣይፈልጥን እየ ግን ናብ ተዋስኦ ዓለም ከምዝኣተወ ስለ ይፈልጥ። ስለዚ መሳርሕተይን ገለን ከይበለ ዓገብ ምባሉ እዩ ከድንቆ ዝገበረኒ!! ሕጂ ግን ዓገብ ምባሉ ንሕልና ዘይኮነስ ኣብ ውሽጡ ዝሓዞ ነገር ስለ ዝነበረ 'ዩ፡ ንሱ ጥራሕ ኣይኮነን ምስኦም ጽቡቅ ተዝከውን ነይሩስ ነርማል 'ዩ ሸለል በሎ ምበልክዎ ነይረ እዩ ኢሉ🙉 እዚ ድማ ዓብዪ ጌጋ እዩ። ሕማቅ ንዝገበረ ዓገብ ምባል ምስ ውጹዕ ደው ምባል ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ዝበደለ 'ውን ኢካ ትሃንጾ!! መሳርሕተይ ወይ ወዲ ዓደይ ኢልካ ሸፋፊንካ ምስ ትሓልፍ ግን ካልኣይ ሳልሳይ ሕማቅ ካብ ምግባር ኣይተትርፎን 'ካ። ስለዚ ናይ ሓቂ ፈታዊኡ እንተኮንካ ኣብ ክንዲ ሸፋፊንካ ትሓልፎ ዓገብ ኢልካ ካብ ካልኣይ ሰልሳይ ጌጋ ትእርሞ ዩ ዘለካ። ነሹ ድማ ምስኡ ሕማቅ ስለ ዝነበርና ኣንጻረይ ክከውን እየ ተጸብየ ነይረ ኢልካና፡ ጌጋ ምክንያቱ 100%ጌጋ ናቶም እዩ ነይሩ ስለዚ ዋላ እውን ኣንጻርካ ተኮነ ዝስምዖ ኮነ ዝቅበሎ ኣይምነበረን!! ከምኡ ምባልካ ትክክል እንተኮይኑ ምሳካ ደው ዝብሉ ንዓካ ስለ ዝፈትውካ ወይ ስለ ዘድንቁካ ይከውን ኣሎ ማለት እዩ ከምኡ ድማ ኣይኮነን። ኣብ ከምዚ ጉዳይ ክልተ ኣማራጺ ኣሎ 1,ንሓቂ ጠጠው ምባል 2, ከይተዛረብካ ሱቅ ምባል። ከም መንእሰያት ዕብየትና ካብዚ እዩ ዝጅምር።💙

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  ปีที่แล้ว +2

      ኣቲ ከመይ ዲኪ❤️

    • @rufta12.
      @rufta12. ปีที่แล้ว

      ሳብስክራይብ በልኒ መዓረይ

  • @tdf8017
    @tdf8017 ปีที่แล้ว +12

    ነሹዋይ እንኳዓ ብሰሌም መፃእካ🙏❣️❣️❣️

  • @oneeritrea725
    @oneeritrea725 ปีที่แล้ว +1

    Neshu Bravo
    Dev ajoka ezom mehlefi gize
    Baeley Asmera Atika ktserh kefkdelka eye Deki Asmera kulom zbezhu Akoleguzay deki Adika Endom Ane wedi akrya hawka

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +2

    ኻበይ ምፃእ ብዘየገድስ ሰብ ምዃንኻ ኣይኾነን ድዩ ዘድሊ ኹፉኣት ፍጥረት😔

  • @temesgenhadish5813
    @temesgenhadish5813 ปีที่แล้ว

    ትኽክል ዘሓወይ ጽብቅ ኣለካ

  • @zerhansdebesay6525
    @zerhansdebesay6525 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆካ ደዊታ ኣነ ዉን ኣብ ልዕለካ ክቱር ጽልኢ ኢዩ ነሩኒ ነዚ ጉዳይካ ምስ ረኣኩ ግን ኣፍኩሰዮ ኣለኩ።

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube ปีที่แล้ว +8

    ሰላም ሰላም ጋዜጠና ነሽነሽ እንካዕ ብሰላም መፃእካ

  • @tgtigraweyti1231
    @tgtigraweyti1231 ปีที่แล้ว

    ተመሰገን ኣንሕናስ ከምኡ ዝበሃል የብልናን ካብዚ መፂእካ ኣብዚ ተወሊድካ ኣብ መሬት ትግራይ ተተወሉዱ እኩል እዩ ንስኩም ሰባት የካንኩምን ህዝብና ወድእኩምና ሩጉማን ሓሳዳት

  • @kibretzersenay6378
    @kibretzersenay6378 ปีที่แล้ว +3

    I am First neshu ayneyyy God bless you wedi zerueyy

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 ปีที่แล้ว +22

    ነሽነሽ መን እዩ ኢሉ ኣይኮነን ኣገዳሲ ኩሉም ኣብታ ፍልሚ ዘለዉ እዮም ክግለሉ ዘለዎ ወላ እቶም ከምኡ ዘይበሉ ዓገብ ብኸምዚ ዓይነት ስራሕ ኣይስራሕን እዩ ክብሉ ይግበኦም ኣነ ውን ኣይሰርሕን እየ ክብሉ ይግበኦም:: ነቲ ነቲ እልካ ኣይትወዳድስ. ለከስ ጸላኢ ተጋሩ ዘይሙካንካስ ተገርመ እንዶ ዳዊት እንበር ደቂቶም ተበዓት እካ. ኣነ ዝኾነ ጽልሊ ኣብ ዝኾነ ዓዲ ትረፈ ዶ ዓዲ ሃገር ከማን ኣይነበረንን እንተ ሎሚ ግን ዓው ኢሎም ጽልኦም ምስ ነገሩና ተገርመ

    • @shabatshalom693
      @shabatshalom693 ปีที่แล้ว

      Kulom entay sile zigeberu yihtetu tehatati wana film e u kemzi aynet seb kid elu kebariro e u zigbeo gin nisu win racist e u malet e u

    • @Ninotes17
      @Ninotes17 ปีที่แล้ว +1

      @@shabatshalom693 ሓቂ እንተ ኮይኑ. ስለምንታይ ከምዚ የጋጥም ክብሉ ይግበኦም. ዓገብ ክብሉ ይግበኦም እዩ

    • @selamnikulu-ol1ul
      @selamnikulu-ol1ul ปีที่แล้ว

      ትክክል!

  • @brhaneteklay7026
    @brhaneteklay7026 ปีที่แล้ว +7

    As he said, it’s highly probably be Thomas

  • @king_kiros_
    @king_kiros_ ปีที่แล้ว +1

    ነሹ ሓቢቢ ጽቡቕ መደብ እዞም ናይ
    "ብላይ-ኣበባ" "ስነ-ቀንጠብጠብ" ሳክት ኢዮም ኣይረብሑን ኢዮም

    • @ሰብክቡርእዩ
      @ሰብክቡርእዩ ปีที่แล้ว

      ናይ አሕዋትካስ ዳሓን ብዕልካ ኣለካዮም ስም ዓዲ እባ ኣይተባልሹ ሓወይ

  • @love-p2k5t
    @love-p2k5t ปีที่แล้ว +5

    Be strong davey💪 habibi ❤😇

  • @menkemado6853
    @menkemado6853 ปีที่แล้ว +1

    ዳዊት ሓቅነት እንተ ኣለዎ ሽም ናይቲ ሰብ ይጥቀስ፡ እቲ ከምኡ ዝገብረ ድማ ይንቀፍ እንተዘይኮይኑ ድማ ክዛረብ ኣይነበሮን። ነሹ ድማ ኣጆኻ እቲ ሓደ እሙን ጋዜጠኛ ንስኻ ጥራይ ኢኻ። ሕጂ ውን ደጊመ ዳዊት ሓቅነት እንተሃሊዎ መን ከም ዝኮነ ይሓብር።

  • @21dt66
    @21dt66 ปีที่แล้ว +20

    እቲ ክፉእ ራስታ እዩ, ሕሱራት ድሕሪ ሕጂ ናይ ኣዲስ ፊልም ምርኣይ ከቋርጾ እየ።

  • @perseverance6347
    @perseverance6347 ปีที่แล้ว +8

    ኣነ ፍቕሪ ዝተማሃርኩ መጀመርያ ካብ ነሽነሽ እየ ጻዕዳ ሉቡ።

  • @ጓልወጀራት20ዓድ
    @ጓልወጀራት20ዓድ ปีที่แล้ว +4

    ነሽነሽ ወድ ዓጋሜ ከም ሓወይ ይፍትወካ የኔ ድኑቡሽቡሽ

  • @ኪሮስዩጥበብ
    @ኪሮስዩጥበብ ปีที่แล้ว +12

    ነሹ ሽኮር ❤ ኣሜን ኣሕቢሩ 🎉

  • @ሰላምእዩተስፋይ
    @ሰላምእዩተስፋይ ปีที่แล้ว +6

    ነሹየ ማዓረይ🤗🤗🤗💖💖💖💖ዋው ቆንጆ ሓሳብ እዩ

  • @NevergiveupEri
    @NevergiveupEri ปีที่แล้ว +8

    ነሽነሽ እንኳዕ ደሓን መጻካ welcom
    ኣብዛ ናይ ዳዊት life ዝነበረት ኣብ ከባቢ 57min ደዊሉ ዝነበረ ካሜራማን ዝተዛረባ እታ ጓል ኣብዮምኒ እላ ዝደወለት መን እያ እቲ ወዲ ደቂ ኣስመራ ተዘይኮይኖም ኣይከይድን ዝበለ እዚኦም ክጻረዩ ኣለዎም ነቲ ወዲ ካሜራማን ክትረኽቦ ፈትን እቲ ሓሚሙ ዘሎ ህጻን ድዩ ዓቢ ብዘየግድስ ድማ ክሕገዝ ኣለዎ በዚኦም ዘይረብሑ ካብ ሓገዝ ክተርፍ የብሉን።
    ኩሉ እዚ ዝገብርዎ ዘለዉ ዋጋ ክኸፍልሉ እዮም ። ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን ። እዚኣ ከተጻርየልና ብተስፋ ክንጽበየካ ኢና።
    ስለቲ ትገብሮ ኣዘናጋዕን ማሃርን መደባትካ ኩሉ ሰብ እዩ ዝፈትዎ ቀጽሎ።

  • @ruddhx8189
    @ruddhx8189 ปีที่แล้ว

    ኣታ እዛ ፍልሚ ግን ብጣዕሚ እየ ዝካታተላ ነይረ ግን ኣይነበርን

  • @ራኪጓልስሑል
    @ራኪጓልስሑል ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ሓሳብ ነሹየ 🙏♥

  • @meharizeru8628
    @meharizeru8628 ปีที่แล้ว +1

    Beal suzinino beal hadush beal baki aysemeu senatbeb kigdaf uetom zehaylu santbebwyan akleguzy mekanom terseom

  • @hagerchannel2203
    @hagerchannel2203 ปีที่แล้ว +9

    ኣብ አዲስ አበባ ዘለው ኣርቲስት እቶም ዝበዝሑ ደገፍቲ ቀታሊ ስርዓት ዝኾኑ ደቂ ደንብያ እዮም 😖😖😖

  • @Merana10632
    @Merana10632 ปีที่แล้ว +2

    መዳተይ ፈውሲ ልበይ ብስም መዳ ላይክ ሃቡኒ ደቂሰባት

  • @tekeatekle7559
    @tekeatekle7559 ปีที่แล้ว

    ኣታ ሰብ እዚ እንድዩ እቲ ጸገም ዋላ ኣብ ጀርመን እውን ኣብቲ ዝቅመጠሉ ከባቢ ብግሉጽ ዝረኤ ዘሎ እዩ ባዕለይ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ ግን ኣጆካ ዳዊት ርእስካ ኣቅንዕ

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ ปีที่แล้ว +6

    ፈጣሪ ሆይይይ አውጣኝ ታይግዜ በፂሕና ደቀይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 🙏🙏🙏ነሽነሽ ንሕና ኣብ ኮሜ ከይድና ኣብ ሕጊ ዘይብሉ ሃገር ኢካ ዘለካ ንሂወትካ ኣስጋኢ ኢዩ እናበልናዮስ ንስካ ንገረና ትብሎ ኣለካ ካብዚ ዝዓቢ ሓደጋ ኮ የለን እንተተዛሪቡ ናዓባ ንክናገር ኣይተደፋፍእዎ ዳዊት ታይ ጣጣ ኣለዎ ክነግረኩም ይክእል ኢዩ ዳሓር ግን ሓደጋ ኢዩ ንዐኡ ።

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  ปีที่แล้ว +3

      Xbuq rieyto

    • @rufta12.
      @rufta12. ปีที่แล้ว +1

      ሳብስክራይብ በልኒ ክብረተይ

    • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
      @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ ปีที่แล้ว

      @@rufta12. ወድያው ምቅርተይ ኣጆኪ በርትዒ ጥራሕ

    • @rufta12.
      @rufta12. ปีที่แล้ว +1

      @@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ እሽኒ እግዚኣብሔር የኽብረለይ ክብረተይ

    • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
      @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ ปีที่แล้ว

      @@rufta12. ኣብ ኩለን ክገብረልኪ ኣምስየ ፀጋኡ የብዘሓልኪ ምቅርተይ ቀፅልሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ጀማሪት ከይኮነ ፈፃሚት ይግበርኪ 🙏

  • @wedibereqe4131
    @wedibereqe4131 ปีที่แล้ว

    btamii hmaqat eyomm

  • @ዳኑሊቨራዊ
    @ዳኑሊቨራዊ ปีที่แล้ว +12

    እቲ ጡምዙሕ ራስታ ኢዩ ዝከውን

  • @ariboy0505
    @ariboy0505 ปีที่แล้ว +27

    ቶማስ ድኣ'ሞ እንታ'ዩ ዓዘፍዘፍ ዘበሎ፡ 🥺

  • @yared7589
    @yared7589 ปีที่แล้ว +12

    ከም ግምተይ ፉሉጥ ዩ ቶማስ ዩ ኢልዎም ዝከውን ቶማስ ኣነ ብዙሕ የ ዝሰምዓሉ

  • @Shishay2024
    @Shishay2024 ปีที่แล้ว +1

    ብዘይ ምኽንያት ኣይኾናን እታ ኣስመራ ትብሃል መእከቢ ጓሓፍ ኢያ ንብል

  • @HK-rn8yx
    @HK-rn8yx ปีที่แล้ว +15

    ነሹ ቅኑዕ♥️

  • @shewitgebre1839
    @shewitgebre1839 ปีที่แล้ว

    ዋይ ሕሰረት ምቅናይ ጥራይ ገለ ክንሰምዕ አና

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +2

    እዞም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለው ስነ ቀንጠብጠብ መብዛሕቲኦም ናይቲ ስርዓት ኣዳኸርቲ እዮም ።

  • @m.t12
    @m.t12 ปีที่แล้ว

    Thank you neshu ❤️❤️

  • @ሊቨርፑላዊ-ጨ6ተ
    @ሊቨርፑላዊ-ጨ6ተ ปีที่แล้ว +17

    ዳዊት ከ ከም ሰነጥባብዊ ሓሲብዋ ድዩ ተፍልየ ዶ ገለ ክብል ጀሚሩ ስነጥበብ ሃገርና ካብ 2010 ሞይቱ አዩ በቃ ባኣኣኣኣ

    • @michaelteame2634
      @michaelteame2634 ปีที่แล้ว

      Zeydliyom endhir koynu kgedfuwo alewo nimntay ajemirom ygedfuwo bzey mkniyat gin gega

  • @teklebrhanhailu3113
    @teklebrhanhailu3113 ปีที่แล้ว +1

    ነሽነሽ አይትተሃወኽ አስተውዕል ንሱ ባዕሉ መን ሙኻኑ ብርግጽ ዝፈልጦ ከም ዘይኮነ እኮ ጽቡቅ ገይሩ ነጊሩካ አሎ እቲ ዝነገሮ ሰብ እውን አቲ ኩነታት ዳአሉ ነጊርዎምበር ፈልዩ ነቲ ባሃላይ ከምዘይነገሮ እዩ ዳዊት ዝገልጽ ዘሎ

  • @kokobasli9044
    @kokobasli9044 ปีที่แล้ว

    Wellcom neshu bor ezi da tomas eyu ezom asmera ena deblu feluyat eyom bezkne selam yewrdlna

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 ปีที่แล้ว +10

    Ok ሓቆም እንድዮም ዳ ንዳዊት ክሰጉዎ 😀😀 በቶም ካልእ እካ ንሕና ደቂ ኣኸለ ብፍላይ ካ ደቂ ኣድቀይሕን ሰንዓፈን ተጋሩ ኢና ንበሃል. ተጋሩ ሙካና ካ ደስ ይብለና ኢልና ኢና ግን ንምልሰሎም

    • @peacepilot2251
      @peacepilot2251 ปีที่แล้ว

      ኣይትጋገ፣ከምኡ ጌርኩም ዲል ኣትሃብዎም፣ዓዲ-ቐይሕ ኣብ ኤርትራ እያ ዘላ፣ስለዚ ከምዚ ክብሉ ከለው ዓዲ-ቐይሕ ኣበይ ድያ ትርከብ በልዎም።ዓዲ-ቐይሕ ኤርትራ እያ በልዎም።

    • @Ninotes17
      @Ninotes17 ปีที่แล้ว +1

      @@peacepilot2251 ዓዲቀይሕ ኣብ ኤርትራ ምህላዋ ጠፊእዎም ኣይኮነን. ነታ ሃገርና ካ ተጋሩ ወላ ሶማል ኢሎምና ሃገርና ዝሕድገና የብልናን. በጃኹም እባ ኤርትራውያን ኢና ግን ኣይንብሎምን ኢና ተጋሩ ካ የሕዋትና ስለ ዝኾኑ ኣይሕመናን እዩ. ደሓር ካ መዓበል እኮ ዓው ኢሉ ኣብ media ብ 97 ኣብ ዓዲ ቀይሕ ዝነበሩ እዮም ረኣይዎም ይብል ነሩ እዚ ብርጌድ ነሓመዱ ምስ ተላዕለ ከምኡ ኣይትበል ዝበሎ ካ የለን

    • @efsf9587
      @efsf9587 ปีที่แล้ว +1

      ኣጀኩም ዳሓን

    • @nebyatey920
      @nebyatey920 ปีที่แล้ว +1

      Goney 💜💛

    • @Ninotes17
      @Ninotes17 ปีที่แล้ว +1

      @@nebyatey920 ❤

  • @kidigaltgray3392
    @kidigaltgray3392 ปีที่แล้ว

    ነሹ ሽኮር

  • @solomonhabtemichael2398
    @solomonhabtemichael2398 ปีที่แล้ว +7

    ነሹ ሓወይ ከምዚ ባ ከምዚ ኢሉ ቶማስ ኢልካ ኣምጺኻያ ኔርካ ኣብ ዝሓለ ክፋልካ.....እዚ ኣምሰሉነት ኢዩ ንምንታይ ከምኡ ክብል ክኢሉ ኣይተረደኣንን ኢለ ኔረ ጌና ብሕጂ ዊን ዝወጽእ ምስጢር ኣይክንስእንን ኢና ምኽንያቱ ቶማስ ጎጸጒጹ ሻሕ ከምትብል ስለ ዝገበራ ዛ ጉዳይ

  • @salamkahase8342
    @salamkahase8342 ปีที่แล้ว +14

    ወይጉድ ይገርማናሎ ይብል ወዲ ትካቦ ሰቕይሉ ይታሓዋወሰካ 🙆🙈

  • @robelmebrahtom1859
    @robelmebrahtom1859 ปีที่แล้ว +6

    ክላእ ነሽነሽ ከኣ ሕማቅ ክንዛረብ ኣይደለናን እምበር ቶማስ ዝተዛረቦ ለመጭ ኢዩ ኔሩ ንዊንታ ንምሕራቅ ቅንዕና ከም ዘለዎም ምምሳል ለክባጣት ኢዮም ዝተረፈ ሰላምኩም ይብዛሕ

  • @Van.dijk___4
    @Van.dijk___4 ปีที่แล้ว +1

    Neshu
    Nty❤

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 ปีที่แล้ว

    Selam Selam ❤️ ❤️ ❤️

  • @tesemabekele1108
    @tesemabekele1108 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ገበሩ ኩሌ ምስ ደቅ እዱ ክሰርህ ዝደሊ ብገንዘቦም ብትካሎም ታይ ገደሰኩም ምስ ደስ ዝበሎም ይስርሁ

  • @gebrhiwothagos4797
    @gebrhiwothagos4797 ปีที่แล้ว

    zigerm Eyu ajoka Dawit hawey

  • @tesfaalemzerai808
    @tesfaalemzerai808 ปีที่แล้ว +1

    ሶሪ፡ ሓዚነ። ኣነ ወዲ ዓዲ ቐይሕ ወይ ሰንዓፈ ኣይኮንኩን፡ ግን ብሓደ ኢርትራዊ ዓዱ ብዝየገድስ ኣብ ልዕሊ ካልእ ኢርትራዊ ንዕኡውን ዓዱ ብዘየገድስ ዝግበር ግፍዒ ኣትሪረ እየ ዝቃወሞ። ኩሉ ጊዜ ድማ ኣብ ጎኒ እቲ ውጹዕ ኣለኹ።

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ

    አብ ክንድይ ክፍል እዩ ዘሉ ዲዊት ነሹየ መልስለይ

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ ปีที่แล้ว +1

    ነሹ ሓዱሽ ነገር እንታይ ኣሎ ብዛዓባ ትግራይ ዳሃይ ዶ የለይ😢

  • @ኩሉፍጡርናባካዩሞጎይታይም

    ነሹ ሓወይ ጽብቕ ሓበረታ ዩ ኣጆካ፡ዳዊት ግን መበቆል ዓድካ ( ኢንቶ) ድዩ ተካቲና ኮይንና ኢና መልሰለይ ፡ዘን 300 ዩሮ ከየምልጣኒ።

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 ปีที่แล้ว

    neshnesh dawit agokum be strong keep going never give up brothers

  • @efremokbagergish9038
    @efremokbagergish9038 ปีที่แล้ว +3

    ቶማስ ኢዩ ኢታ በዓል ጉዳይ

  • @ደቀባትትግርኛ
    @ደቀባትትግርኛ ปีที่แล้ว

    ኣነ ትግርኛ እየ ኸማኹም ብኸመይ ሓዱሽ ኤርትራዊ ክስራሓ ይኽል እባ ንገሩኒ ምኽንያቱ ንግሆ ንግሆ ንነብሰይ ትግርኛ ሙኻነይ ይረኽባ ኣለኩ ስለዚ ብኸመይ ሓዱሽ ኤርትራዊ ክስራሓ ይኽእል ተሓባበሩኒ

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ነሹዋይ እንቋዕ ብሰላም መጻኣካ ❤❤❤

    • @selamgeber5688
      @selamgeber5688 ปีที่แล้ว

      ቶማስ ተጠቀቅ ሃገራዊ ድሕነት ደቂ ኣከለ ኢዮም ምሳካ አለው ዕድሜካ ከትሓጽረ

    • @ጓልተዋህዶትግራይ
      @ጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว

      @@selamgeber5688 🙄

  • @fishzeweldi8739
    @fishzeweldi8739 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @tdfhero2559
    @tdfhero2559 ปีที่แล้ว +6

    ነሹየ ይሕብየክ እንደየ ቃደማይ ባዕለይ

    • @rufta12.
      @rufta12. ปีที่แล้ว

      ሳብስክራይብ ግበርኒ ጓል ዓደይ

    • @rutanegash5195
      @rutanegash5195 ปีที่แล้ว

      Xebuk germo meknytu nesktkum da tegray teser endkum

    • @johnthebrain7990
      @johnthebrain7990 ปีที่แล้ว

      @@rutanegash5195 ክክክ ኣቲ ቄንጣር ቅንጥስቲ እንታይ ሞ ነፊሑኪ ካብዞም ሓመይቲ ዋጦት ከ እንታይ ክንረብሕ ኢልና!

  • @esaywelatemare4692
    @esaywelatemare4692 ปีที่แล้ว +3

    ኣነ ካብሕጂ ናይ ኣዲስ ፊልሚ ኣይ ርእን ኢየ

  • @QALMEDIA12
    @QALMEDIA12 ปีที่แล้ว +1

    Hji ka be derfi serihomlka alewu neshu wedi Quatit

  • @mammaalemeujjguh
    @mammaalemeujjguh ปีที่แล้ว

    Sekit metaqosi biseki xelati ab wshiton ateimom metaqositat dedihireina andakedu Allah ynioelom zato xelatna💔😢☝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 ปีที่แล้ว +1

    ቅኑዕ ሰብ ዝጽልኣሉ
    በዓል መልሓስ ዝበልዓሉ
    ሕማቅ ግዜ በጺሕና

  • @medhanehaile349
    @medhanehaile349 ปีที่แล้ว

    ኩልኹም ደቂ ኣከለን ትግራይን ነዞም ናይ ኣዲስ ቅንጥብጣባዉያን ኢና ባሃልቲ ከይ ትካታተልዎም ፕሊስ እዞም ረሳሓት ከምኡ ከምዘለዎም ቀደም የ ዝፈልጥ

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +1

    ነሹዋ ጽቡቅን ጽፉፉን መልእክቲ ግን እዞም ሰነ ቅንጥብጣብ መዓዝ እዮም ክልብሙ😒

  • @apromisinglifeትስፉዉናብራ
    @apromisinglifeትስፉዉናብራ ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ነሹ ሓወይ
    ንዓይ ኣይሓደሰንን ኣይትሓዘለይ!
    ስለዝፈልጦም
    ምኽንያቱ ኣነ ዉን ኣብ ሙዙቃን ድራማን ጀሚረ ኔረ,
    ከምኡ ዉን ናይ ትልሂት ይነጥፍ ኔረ እዚ ክብለካ ከለኹ ኩነታት ናይ ስነ ጥበብ ንኽዕዘብ እኹል ግዜ ኔሩኒ

    ኣብ ዓመተ 2008-2011 ኣብዘን ዓመታት ብዙሕ ዉሽጣዊ ምስግሳግ ኔሩ ዳሕራይ ንስነጥበብ ንኸይስዕቦ ጌሩኒ ክብል ይኽእል። እዚ ክብል ከለኹ ብስለት ናይ ስነ ጥበብ ኣይነበሮምን ብጣዕሚ ድኹማት ኢዮም ይቕረታ ግበረለይ እቲ ሓቂ ከዉጽኦ ኢየ ብዝተወሰነ መልክዑ ኣብዚ ዘመን ግደፎ ዝረኽብዎ ዘለዉ ኣሕዋትና ከቢድ ግፍዒ ኢዪ ስለዚ ናብ ሜድያ ቀሪቦም ክዛረቡ ኣለዎም እየ ዝብል መብዛሕቲኦም ደቂ ገዛዉቲ;ዝፋለጡ ኢዮም ወዲ ኻልእ ዓዲ ዕድል ኣይህቡን ኢዮም ስለዚ ኣነ ከራጋግፀልካ ይፈቱ።
    እዚ ኣብ ትግርኛ ተዛረብቲ ጥራይ ኢዪ ተሪፉ ንኻልእ ቤሄር ዉን ዕድል ዝህብ ኣይነበረን
    ስለዚ ብጣዕሚ ኢዮም ዉዱቃት ኣየደንቀንን ኢዪ። ብጣዕሚ የሕዙንኻ መሳኪን sham on you ዘሕፍር ተግባር ኢዪ።
    ስነ ጥበብ ኤርትራ እዞም ዘይረብሑ ካብ አፍንጮኦም ንላዕሊ ዘይጥምቱ ራኢ ዘይብሎም እኩብ ሓደ ደምበ ክዉገዱ ኣለዎም።
    ኣብ ኣዲስ ጥራይ ከይመስለኩም ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዝጀመረ ዉድቀት ኢዪ
    ኣነ የሕዙኑኒ ጥራይ ኢዮም።
    እዞም ፀረ ስነ ጥበብ 🚷⚠️🅾️🖤🖤🖤🕳😈
    ተንኮል
    ክፍኣት
    ጥልመት
    ሓሶት
    ልቃሕ ዘይምምላስ
    ወሽለኽለኽ
    ኮታ ኢዶም ኣይስኣኑ ሚሂሮምኒ ኢዮም የመስግኖም ከኣ😏😕😡

  • @ilovemyself9522
    @ilovemyself9522 ปีที่แล้ว +3

    *ኣነ ነዚ ዳዊት ዝብልዎ ቆልዓ ብዙሕ ኣይኣምኖን ኢየ*
    *Sorry ግን*

  • @tarikuytbark5824
    @tarikuytbark5824 ปีที่แล้ว

    👉Dawit👈 be proud of yourself don't try to be others 😎Asey Gebruka👎Nebska misel

  • @Sase2227
    @Sase2227 ปีที่แล้ว +1

    ፉሉጥ መን ከም ዝበላ

  • @surafielwedihazemo561
    @surafielwedihazemo561 ปีที่แล้ว

    Tomas keykewin ezi wedi men yu kaveyu. Xuxuy habereta thababerena ?

  • @tmnitayyyyyeribande9039
    @tmnitayyyyyeribande9039 ปีที่แล้ว

    Titi senAfi deya nashu lehtiti 🤣🌤☀️☀️

  • @tsegetesfamichael9397
    @tsegetesfamichael9397 ปีที่แล้ว

    Beruk qedamesenbet ygberelna yehwat

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp ปีที่แล้ว

    Eway Eritrea 🇪🇷 Adey,
    Beka Kemiz Kona
    Hakafiy Higin Siriatin Disiane Hizby Kem Gasa Daybilu Ensisa Eyu Zikewin Fekediu Fah Elinas KemiZ Dima Kitsemie Resika Dahmim Eyu
    Egzabihar Zihayshe Yemtsialina
    Please Ab Addis Delekum Kunu Ab Kalie Bi Haymanot, Bihar, Awraja Yikun Adiy Seb Aytifelaliyu Kem Eritreawan Nitehakakof Nitehalaley Netom Ab Gega Hizbina Abzaydelo Delewu Dima Bi Wilky Ninekefom Niarmom Entezaysemiom Dima Aynisiabom Benom Yitrefu.

  • @akbereyhaile614
    @akbereyhaile614 ปีที่แล้ว

    you have a blessed Sunday ❤️🙏

  • @A.H.D908
    @A.H.D908 ปีที่แล้ว +1

    ነሹ ዓርከይ፡
    እዚ ቶማስ ዝብሃል፡ ዓድኻ ምንጋር ዘሕፍሮን ዘሕሙሞን እንተ ኮይኑ ኣጸቢቑ ምእንታን ክሓምምም ዓዱ መቆል ስድራቤቱ ይነገረና

  • @yonashaile1180
    @yonashaile1180 ปีที่แล้ว

    ዋዉ ዳዊቻ ዓጋማ እናበሉ እድዮም ዳኣ

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ ปีที่แล้ว

    ነሹየ ዳዊት ኣብ ክንደይ ክፋል ድዩ ኣቋርፅዋ ማለተይ ወድ ፃዕዱ ደራስን ዳይረክተረን ናይታ ፊልም ባዕሉ እዩ ነይሩ ዳሓር ከዓ ቶማስ የማነ ሑዝዋ እታ ስራሕ ስለዝ ንምንታይ እዝ ዘረባ ሕጅ ኣምፅኡዎ ዳዉት ወድያዊ ደይትዛረበ ዋይ ካብኡ ኸዓ ወድ ፃዕዱ ትኖሆ እዩ ወፅኡ ኣነ ከምዝመስለን ግን ንቶማስ ንምድሃል ከምኡዉን ቡዙሕ ስራሕት ስለዝሰርሕ ዘሎ ብጣዕም የዛርብሎ ግዶፊዋንዶ ይስራሕ ዋይ ከሙኡዉን ነሽነሽ ንዝኾነ ነገር ርግዕ እልኻ ኣፃርኻ ስራሕኻ ስራሕ ኣቱም ዩቱበራት ንሰብ ክተፃሉኡ ወይ ክትዉንጅሉ ኣይትትሃወኹ ህወት ሰብ ኹቡር እዩ ስለዝ ትሩጉም ዘይቡሉ ዘረባ ኣይተምፁኡ ይቅርታ ርእቶአይ ስለ ዝኾነ ዝወደቀያ ጉንድስ ምሳር በዘሖ ኣይትግበርዎ 😍😍😍

  • @senaitabraha1687
    @senaitabraha1687 ปีที่แล้ว

    Ewayy Dawita wedi adey wedi gezawtey sanjarjo hiji felite ajoka dehan esa ya ta aqimom

  • @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
    @ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ ปีที่แล้ว

    ነሹ ብዙሕ ኣይከታተለካን ኢየ ግን ኣብዛ ዘቅረብካያ ይኩን ኣብታ ዝዘለፉካ ኣብ ጎንካ ኢየ ከም ኤርትራዊ መጠን ሓወይ ድማ ሕማቅ ናትካ ክርኢ ኣይደልን ኢየ

  • @josieg.2881
    @josieg.2881 ปีที่แล้ว

    Ata natey

  • @ወዲምስግና
    @ወዲምስግና ปีที่แล้ว +2

    ዋ ዳዊት 95 ተወሊዱ ቆልዓ ይመስል

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ

    ነሹየ አነ ግን እስክብ 1ይ እዩ ተክታትልየ ስልሚ ዝትበል ዲዊት ግን አይነበራን አበይ እዩ

    • @wsjb194
      @wsjb194 ปีที่แล้ว

      6 ክፍል አሉ

  • @70wit
    @70wit ปีที่แล้ว

    ዋይ ናይ ኣውራጃ ዝኮነ ግዜ

  • @Simonkifle
    @Simonkifle ปีที่แล้ว +1

    Neshu ayney kab lomi nezom addis zelewu artisti support ente gerkayom subscribay kimlso ey neyo belom bejaka

  • @yonasgerie8911
    @yonasgerie8911 ปีที่แล้ว

    እዋይ. ማስሜድያ ላግጫ ኮይኑ

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya ปีที่แล้ว +2

    Neshuye 😘🥰😘🥰😘🥰

  • @danielyemane867
    @danielyemane867 ปีที่แล้ว

    Neshenesh hasawi wegenka dea koynu yehimimeka

  • @tigraylegacy
    @tigraylegacy ปีที่แล้ว

    ነሹዋይ ተመርዐወኒ እባ💋

  • @setew2644
    @setew2644 ปีที่แล้ว +2

    ሓቂ ክንዛረብ፡ እቲ ኢሎሞ ድዮም ኣይበልዎንሞ ይጽንሓልና። ዳዊት ኣብታ ፊልም ኣብ መንጎዮም የእትየሞ ነሮም እንበር ካብ መጀምርያ ኣይጀመረን፡ ኣብ ሓሳብ ከምዘይነበረውን ርዱእዩ። ዳዊት በቲ ዝገብሮ ዝነበረ ንጥፈታት ቪው ከምጽእ ይክልዩ ብዝብልዮም የእትየሞ እንበር፡ ሒዝዎ ዝነበረ ገጸ ባህሪ ምስታ ፊልም ዘተሓሕዝ ዋላ ሓንቲ ኣይነበሮን። ብዙሕ ሰብ ውን ነቀፈታ ኣመሓላሊፉ ነሩ ንምንታይ ዕላማዩ ኣትዩ ኢሉ። ከም ካልኣይ ዳዊት ኣብታ ፊልም ብቁዕ ኣይነበረን። ዝኮነ ሰብ ከይዱ ክሪኣ ይክእልዩ ነተን ንሱ ዝነበረን 2ክፋላት፡ ብክምደይ አዲት(edit) ዮም ኣቅሪቦመን ዘለዉ። ኣነ ይዝክረንየ፡ ንምንታይዮም የእትየሞ ዘለዉ ኢለውን ሓቲተ ነረ ኣብቲ ጊዜቲ! እዚ ኩሉ ክከውን ግን ካብ መጀመርያ እንታይ ክገብሩ ብቕዓት ሰብ ከይገምገሙ ዘእትዉ፡ ድሓር ከኣ ብግህዶ፡ ክነግርዎ ነርዎም ክቅጽል ከምዘይኽእል።

  • @yonat3509
    @yonat3509 ปีที่แล้ว

    Entay emo wedi adi keyh Eritrean deykonan .I can't believe it.

  • @ሚጣጓልውቅሮ
    @ሚጣጓልውቅሮ ปีที่แล้ว

    ኑሹ❤

  • @ariboy0505
    @ariboy0505 ปีที่แล้ว +6

    ቶማስ ድኣ'ሞ እንታ'ዩ ዓዘፍዘፍ ዘበሎ፡ ን'ምንታይ'ከ ከም ብዓል ቶማስ ዝኣመሰሉ፡ ዓበይቲ ካራክተራት ኣፍታ፡ ፊልሚ ዝነበሩ፡ ምእላይ ካስት ናይ ዳዊት ዘይሓቱላ፡ ሕቶ ናብ ቶሚ፡ 😁

  • @shalomtekeste8250
    @shalomtekeste8250 ปีที่แล้ว

    ተዋስኣይ ማለት ለማኒ ኣይኮነን፡ ከምኡ ተኮይኑ ደራሲ ውን ለማናይ እዩ ማለት እዩ፡ ስለዚ እቶም ደረስቲ ወይ ዳይሬክተራት ናይ ፊልም ብስርዓት ንኩሉ ተዋስኣይ ይኩን፡ ሰኣላይ ይኩን፡ ወላ ዝኮነ እጃም ዘለዎ ሰብ ብስርዓት ክድውለሎምን ብክብረት ሰዓታት ስራሕ ክንገሮምን ኣለዎ። ተዘይኮይኑ ተዋስኣይ ማለት ስራሕ ዘይብሉ ንግሆ ተሲኡ ዳሻሂ ኮፍ ኢሉ ዝውዕል ኣብ ዝጸዋዕካዮ ዝመጽእ ኣይኮነን። ሰብ ክቡር ዩ።

  • @ezgabheryemasegen6009
    @ezgabheryemasegen6009 ปีที่แล้ว

    🙏🏽❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️