ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኩቡራት ኣሓት፡የሕዋት ሪኢና ስአሚዕና ስቅ ኢልና ኣይንውጻእ like ብምግባር ነተባባዓዮ። ሪኢቶ ተለናውን coment ንግደፈሉ ወላሓንቲ ኣይጎድለናን እዩ ን ማእከለ ሓውና ግን ሞራል እዩ ዝኮኖ፡ ከምዚ ንክቅርበልና።ስለዚ በጃኩም🙏🙏🙏 ን ከም ብዓል ማእከለ ዝኣምሰሉ ሰባት ነተባብዕ መታን ከባቢና ብቡሉጻት ክንጽሎ፡ ንሪኢቶይ ኣንቢብኩም ዘስተግበርኩሞ የመስግነኩም።❤❤❤🙏🙏🙏
Part 5 ኣምጻልና ማእከለ ሓወይ የቀነለይ ❤❤❤❤❤
የቀንየልና ማእከለ ❤🙏በጃኻ ባ ቀፅለልና❤
ቀጽላ 5 ክፋል ሲኢነያ
ዋላ ኣነ መልኣያ ኢልና እባ ንጽሓፍ
ኣዝዩ መሳጣን ደስ ዝብል ኣቀራሪባ እዩ ። ብጣዕሚ ነመስግነካ ። part 5 ብ ሃንቀውታ እኳ እንተተፀበናዮ ዛጊድ አይተለቀቀትን ዘላ ። ክትቅፅላ ብትሕትና ንሓተካ ክቡር ሓው
Brother please don't stop, continue until the part of the book final 🙏!!
I agree with you ❤
5th part ……
የቀንየልና ማእከለ።
Wellcom
የቀንየልና ማእከለ ሓወይ
የቀንየልና ማእከለ ሓወይ ቅጽሎ❤
የቀንየልና ኣዚና ኢና ነመስግን❤
ሰላም ኩብር ሓው ጽቡቅ ተበግሶ ግን በጃካ ወድኣያ ንጽበየካ ኣለና የቀንየልና👍👍👍👍
Well done Michael Good job ❤ Thanks.
ማኪል 5 ክፋል ብህጡይነት ንጽበ ኣለና pls ቀጽለልና
Thanks, maekele hawey great work 👍
Merhaba Welcome kbret yehabelna 🎉
Bulux hawey natey and God bless you 🙏💯
Thank you so much my big brother 🙏
We are waiting for part 5 buddy
I really appreciate maekele .I follow and like your program. We are very hurry to post the rest of chapter
Maekele bro smart mensey kemaka ybzuhu neaka kea edmen tenan yhabka fetari🙏👍👍👍
Thanks, Keep it up!
Thanks bro ❤❤❤❤.
ስለቲ በዛ ብልጽቲ መጽሓፍ ክንነቃቃሕን ገለ ነገር ክንሓስብን እትገብረና ዘለኻ ክብረት ይሃበልና ማእከለ ሓውና፡ ብምቅጻል ኣቃራርባኻ ብጣዕሚ ጽቡቅዩ መሊሱ ንቅጽብቅ ከምዚ ተትገብሮ ከመይ ይመስለካ?ንኣብነት ኣብ መጀመርያ ካብ ሕሰብ ሞ ክትህብትም ትብል ቢልካ ትጅምር ኣብዝሓለፈ ኣብከምዚ ከምዚ በጺሕና ኔርና፡ ሎሚ ካኣ ካብዚ ክንቅጽል ኢና ወዘተ እንዳበልካ ተተቅርቦ፡ ካልኣይ ኣብቲ ናይ ክልተ ነጥቢ ዘሎ ህድእ ቁሩብ ድምጽኻ ኣትሕት ኣቢልካ ኣተንፍስ ኣቢልካ ተትቅጽል፡ ኣብቲ ናይ 4 ነጥቢ ካኣ ካብ ላዕሊ ንታሕቲ ከምትወርድ ዘለኻ ሕሰቦ፡ እዚ ማለት ከምቲ ካብ ዓቀብ ናብ ቁልቅሎት ክንወርድ ከለና እንዳታሓትናን እንዳንቆልቆልናን ንወርድ ኣብንባብ ካኣ እዛ ሕጊ ቁልቁሎት ተንጥቀመላ ተመራጺ ኮይኑ ይስምዓኒ፡ ሓደ ንክነተንፍስን ክነዕርፍን የኽእለና፡ ናብቲ ካልእስይ መስመር ክንሰግር ከለና ካኣ ምሉእ ትንፋስን ሓይልን ይህልወና።የቀንየለይ!
Yekenyelina Aglilu hawuna
Waw good job maekle bro wela anabba gele aynet please qexlelna
Selam neaka meakele hawey btami yemesgineka kemzi gerka ketekriba mhsabka agedasit mexihaf kemkana meten entekielka bmlue entetekriba zbelexe neru kebid mkanu yrdeani eyu tkorarexeni zela koynu sle zterediani eyu btami yemesgineka sle tewefaynetka
Kexla
Bro part 5 dea ….tétew ablikya
❤❤❤❤❤❤
Jemirka mzezam tbel mexhaf menbab ketedlyeka iya….
🎉🎉🎉🎉
♥️♥️♥️♥️♥️♥️
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Like ahwat 763 views 90 Likes 🤔
❤
❤❤❤❤
ኩቡራት ኣሓት፡የሕዋት ሪኢና ስአሚዕና ስቅ ኢልና ኣይንውጻእ like ብምግባር ነተባባዓዮ። ሪኢቶ ተለናውን coment ንግደፈሉ ወላሓንቲ ኣይጎድለናን እዩ ን ማእከለ ሓውና ግን ሞራል እዩ ዝኮኖ፡ ከምዚ ንክቅርበልና።ስለዚ በጃኩም🙏🙏🙏 ን ከም ብዓል ማእከለ ዝኣምሰሉ ሰባት ነተባብዕ መታን ከባቢና ብቡሉጻት ክንጽሎ፡ ንሪኢቶይ ኣንቢብኩም ዘስተግበርኩሞ የመስግነኩም።❤❤❤🙏🙏🙏
Part 5 ኣምጻልና ማእከለ ሓወይ የቀነለይ ❤❤❤❤❤
የቀንየልና ማእከለ ❤🙏በጃኻ ባ ቀፅለልና❤
ቀጽላ 5 ክፋል ሲኢነያ
ዋላ ኣነ መልኣያ ኢልና እባ ንጽሓፍ
ኣዝዩ መሳጣን ደስ ዝብል ኣቀራሪባ እዩ ። ብጣዕሚ ነመስግነካ ። part 5 ብ ሃንቀውታ እኳ እንተተፀበናዮ ዛጊድ አይተለቀቀትን ዘላ ። ክትቅፅላ ብትሕትና ንሓተካ ክቡር ሓው
Brother please don't stop, continue until the part of the book final 🙏!!
I agree with you ❤
5th part ……
የቀንየልና ማእከለ።
Wellcom
የቀንየልና ማእከለ ሓወይ
የቀንየልና ማእከለ ሓወይ ቅጽሎ❤
የቀንየልና ኣዚና ኢና ነመስግን❤
ሰላም ኩብር ሓው ጽቡቅ ተበግሶ ግን በጃካ ወድኣያ ንጽበየካ ኣለና የቀንየልና👍👍👍👍
Well done Michael Good job ❤ Thanks.
ማኪል 5 ክፋል ብህጡይነት ንጽበ ኣለና pls ቀጽለልና
Thanks, maekele hawey great work 👍
Merhaba Welcome kbret yehabelna 🎉
Bulux hawey natey and God bless you 🙏💯
Thank you so much my big brother 🙏
We are waiting for part 5 buddy
I really appreciate maekele .I follow and like your program. We are very hurry to post the rest of chapter
Maekele bro smart mensey kemaka ybzuhu neaka kea edmen tenan yhabka fetari🙏👍👍👍
Thanks, Keep it up!
Thanks bro ❤❤❤❤.
ስለቲ በዛ ብልጽቲ መጽሓፍ ክንነቃቃሕን ገለ ነገር ክንሓስብን እትገብረና ዘለኻ ክብረት ይሃበልና ማእከለ ሓውና፡ ብምቅጻል ኣቃራርባኻ ብጣዕሚ ጽቡቅዩ መሊሱ ንቅጽብቅ ከምዚ ተትገብሮ ከመይ ይመስለካ?
ንኣብነት ኣብ መጀመርያ ካብ ሕሰብ ሞ ክትህብትም ትብል ቢልካ ትጅምር ኣብዝሓለፈ ኣብከምዚ ከምዚ በጺሕና ኔርና፡ ሎሚ ካኣ ካብዚ ክንቅጽል ኢና ወዘተ እንዳበልካ ተተቅርቦ፡ ካልኣይ ኣብቲ ናይ ክልተ ነጥቢ ዘሎ ህድእ ቁሩብ ድምጽኻ ኣትሕት ኣቢልካ ኣተንፍስ ኣቢልካ ተትቅጽል፡ ኣብቲ ናይ 4 ነጥቢ ካኣ ካብ ላዕሊ ንታሕቲ ከምትወርድ ዘለኻ ሕሰቦ፡ እዚ ማለት ከምቲ ካብ ዓቀብ ናብ ቁልቅሎት ክንወርድ ከለና እንዳታሓትናን እንዳንቆልቆልናን ንወርድ ኣብንባብ ካኣ እዛ ሕጊ ቁልቁሎት ተንጥቀመላ ተመራጺ ኮይኑ ይስምዓኒ፡ ሓደ ንክነተንፍስን ክነዕርፍን የኽእለና፡ ናብቲ ካልእስይ መስመር ክንሰግር ከለና ካኣ ምሉእ ትንፋስን ሓይልን ይህልወና።
የቀንየለይ!