ሩስያ ትሓስቦ ዘላ ጉድ! ዓለም ናበይ ገጻ'ያ? ንስኹም ከ እንታይ ትብሉ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 236

  • @metkel100
    @metkel100 หลายเดือนก่อน +9

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኢዩ። ከምቲ ኩሉ ግዜ ርጡብን ጠቓሚ ትሕስቶን ኢኻ ኣቕሪብካ። ግደ ሓቂ ምዝራብ ምስጢር እዛ ዓለም ዝተረድኦም እዞም እስላም የሕዋትና ኢዮም።ንሳቶም ሳላ እቲ ገደብ ዘይብሉ ኣወላልድኦም ጽቡቕ ገስጋስ ኢዮም ገስጊሶም ዘለዉ። ንሕና ከም ህዝቢ ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ትግርኛ ዝበሃል ሕብረተሰብ እንተርኢና ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ዉጽርና ኣሻቓሊ ከምዝኾውን ኣየጠራጥርን ኢዩ። "ሓመድ ዓዶም የዕብዮም" እናተባህለ 9-10 ዝወልድ ዝነበረ ህዝቢ ሕጂ ዘይፈልጦ መምከኒ መድሃኒት እናተጠቕመ ከም በቕሊ ምንባር ካብ ዝተሓሓዞ 20 ዓመታት ሓሊፎም ኣለዉ። ኣብ ናይ ሩስያ እንተመጺኢና ሩስያ ልክዕ ከምቶም ሙስሊም ሕብረተሰብ ናይ ገዛእ ርእሶም ባህሊ፡ ቋንቋ፡ ሃይማኖት፡ ስነምግባር ሓልዮምን እናዕበዩ ዝኸዱ ገለ ካብቶም ብምዕራባዊ ስርዓት ዘይተበረዙ ዘለዉ ህዝቢ ኢዮም። ስለዝኾነ ድማ እዮም ባህሎም አሐይሎም ሃገራዊ ወንን ንሒን ዘለዎ ወለዶ እናፍረዩ ዝኸዱ ዘለዉን ገና እውን ንምሕያሉ ዝሰርሑ ዘለዉን። ምዕራባውያን ንባዕሎም መኺኖም ኣብ እርጋኖም ናይ ካልኦት ቆልዑ ክጥምቱ ሃመም እናበሉ ንኻልኦት ሕብረተሰብ ኣብነት ወይ ኣርኣያ ክኾኑ ኢልካ ምሕሳብ ዘይከኣል ኢዩ። ፈጣሪ ይሓግዞም ህዝቢ ሩስያ። ዝብላዕ ዝስተ ዝኽደን ኣይኮነን ተሳኢኑ ዘሉ እቲ ርእሲ ኢዩ ዘይግብኦ ሒዙ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ግቡእ ንቕሓት የድልየን። ከም ህላላ ኣድጊ ከኒና በበሊዕኻ ምንጣር ከምዘይጠቅም ክርደአን ይግባእ።

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 หลายเดือนก่อน +2

    ብራቦ ፑቲን ጅግና ጽቡቅ ስጉምቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 หลายเดือนก่อน +7

    ኣኽሊሉ ! መደባትካ ዝነኣድዩ ፡ ኣእምሮኻ ኣምላኽ የብርሃልካ! ቃላት ትግርኛ ኣምሓርኛ ኣይትሓውስ ፡ ኣብ ክንዲ ምቕናስ ዝብል ናይ ኣምሓርኛ ቃል ፡ ምንካይ ፡ ምጉዳል ፡ብዝብሉ ቃላት ተካኣ ዮም ፡ ሚድያ ጽልዋ ስል ዘልዎ ትግርኛና ብ ኣምሓርኛ ኣይትጽለዎ ።

  • @TesfaldetBrhane-m8c
    @TesfaldetBrhane-m8c หลายเดือนก่อน +10

    ጽቡቅ እዩ እቲ ሓሳብ ናዓና ብፍላይ ኣገዳሰ ኣድላነት እዩ ብዥሕ ህዝቢ እንታኮይካ ድማ ጽቡቕ ❤❤

  • @firstoflove6828
    @firstoflove6828 หลายเดือนก่อน +48

    እዚ ሕጊ ናይ ወሊድ ንዓና እዩ ዝግባእ ነይሩ ከም ሕብረተሰብ ንውሕድ ኣሎና ።

    • @Tomas-komita
      @Tomas-komita หลายเดือนก่อน +1

      ህዝቢ አረትራ ቅድሚ 60 ዓመት ዝነበሮ ህዝቢ የለናን ምክንያቱ ኣብቲ ጊዜ ቲ ዝነበረ ቆጸራ ህዝቢ ኣይወሰከን ጆኖሳይድ ናይ ህዝቢ ምንቁልቃል ኣጋጢሙ ኣሎ

    • @suzisuzam5162
      @suzisuzam5162 หลายเดือนก่อน

      Ertrawyan dea mo zewelkumo kolut zeytebyus welad kea delikum

    • @davedave8333
      @davedave8333 หลายเดือนก่อน

      @@suzisuzam5162ab mengedi kab halafi mengedi diki welidki ?

  • @berhetewelde9921
    @berhetewelde9921 หลายเดือนก่อน +6

    ንሕና ዳኣ ብተንኮልና ጥራይ ንጠፍእን ንውሕድን ኣለና

    • @XasanKaaran
      @XasanKaaran หลายเดือนก่อน +1

      😢

  • @Kingstown7378
    @Kingstown7378 หลายเดือนก่อน +12

    መጀምርታ ስለቲ ጽቡቅ ሓቤረታት ከሙኡ ወን ጽቡቅ ትምህርቲ ተመሓላልፈልና የመስግነካ ። ናብዚ ኣምጺኻዮ ዘለኻ ናይ መወዳእታ ሓሳብካ ክምለስ ፡ ንሕና ከም ኤሪትራውያን ብ ቁጽሪ ኣዚና ዉሑዳት ኢና ፡ ኣብ ክንደይ ምውሓድና መመሊስና ወን ን ውሒድ ኢና ዘለና በቲ ዘሎ ህሉው ኩነታት ። ስለዚ እዛ ናይ ፑቲን ነዓና እያ ትምልከት ።

  • @zerautewelde501
    @zerautewelde501 หลายเดือนก่อน +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏 good job '' ንሕና '' ኢርትራውያን ጸላእትና ብዙሓት ዮም አዕድና ብዓቢኡ መንግሰቲ ከሓሰበሉ ነተሓሳሰብ 🙏

    • @nahomhaile5136
      @nahomhaile5136 หลายเดือนก่อน +3

      መግስትና ቅድም ስደት ደው ከብሎ ኣለዎ ብዓለትና ኢዳ ተሰደድናስ ብዛዕባ ወሊድ ትዛረብ

    • @UnitedhabeshaCushnation317
      @UnitedhabeshaCushnation317 หลายเดือนก่อน

      ዘዝተወልደ ናብ ውትህድርናን ስደትን እንዳኸደ ብከመይ ክንበዝሕ ንክእል። ከምቲ ኣብ ምዕራባውያን ንዘዝተወልዱ ቆልዑ ገንዘባዊ ሓገዝ ዝገብሩ፣ መንግስቲ ኤርትራ ከምኡ እንተጌሩ እዩ፣ ደቀ ኣንስትዮ ንክወልዳ ዝተባብዓ።

    • @-zo7mx
      @-zo7mx หลายเดือนก่อน

      ጽላል ኣይትርከብ መን ጸላኢ ኣለካ

    • @ZegfetAromo
      @ZegfetAromo หลายเดือนก่อน

      ጸላኢኻ ኢስያስ ጥራይ ዩ ዝወልድ ኣብ ክናት ዝተወልደ ናብ ክናትን ስደትን ከምዝጠፍእ ዝገበሮ ኣብ ኤርትራ ብጀካ ስርዓት ህግደፍ ከም ህዝቢ ዝጸልኣና የለን ጸላኢና ኣብ ውሻጠና ዩ ዘሎ

    • @XasanKaaran
      @XasanKaaran หลายเดือนก่อน

      ​@-zo7mx 😂😅

  • @aranshitesfaldet2126
    @aranshitesfaldet2126 หลายเดือนก่อน

    Anbest wedearay goblal ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yemanegebrihwet1639
    @yemanegebrihwet1639 หลายเดือนก่อน +6

    Eritirawin. Amilak. Inte. Hibikum. Fireyu. Tefareyu. Wulad. Hib. Amilak. Iyu❤❤❤❤

  • @gezaeweldeab5158
    @gezaeweldeab5158 หลายเดือนก่อน +2

    You doing excellent program Yes, we need more population🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegayZeru-ig1tq
    @tsegayZeru-ig1tq หลายเดือนก่อน +11

    ንሕና አይበዛሕናን ውሒድና እምበር. ምኽንያቱ እቲ ቀንዲ ሮቓሒ አብ ሀገር ዘሎ ሰብ እዬ አብስደት ዘሎ መመላእታ እዬ እየ ዝብል....ብሓፈሽኡ ግን ወዲሰብ አብ ሀገሩ እንተደአ ተቐሚጡ እዬ ዝፋረ.... ስደት ናይ ባዕሉ ቡዱሆታት ስለዘለዎ....

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  หลายเดือนก่อน +2

      Nay bhaqi tsbuq aleka.

    • @syumnelo4525
      @syumnelo4525 หลายเดือนก่อน +1

      Ab hagernas kab mladi ayearfun 8 9 10 kemeu eyu zlo ab welid

  • @fitsumberhanegebremedhin668
    @fitsumberhanegebremedhin668 หลายเดือนก่อน +3

    ኣግዚኣብሄር ይሓግዞ ን ፑቲን

  • @tekleweynitesfazg
    @tekleweynitesfazg หลายเดือนก่อน +1

    አዋአ አሞ ናብ ሩስያ ክንከይድ ጽብቅቲ ሓሳብ ሓስቡ ኣሎ ቡቱን ኣርከይ።

  • @hasanliafa6857
    @hasanliafa6857 หลายเดือนก่อน +1

    ንሕና ኤርትራዊያን መንግስቲ ድጋፍ ተሂብና 8 ክንወልድ አለና🇪🇷❤🇪🇷

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 หลายเดือนก่อน +2

    ሩስይ ንቅዲሚት ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mihre1396
    @mihre1396 หลายเดือนก่อน +4

    ❤ብታዕሚ ንፍዕ

  • @Abite-wc6jb
    @Abite-wc6jb หลายเดือนก่อน +1

    Hji da Nab Russia 🇷🇺 ngbero ember processna..thanks aklilu.

    • @robiye3496
      @robiye3496 หลายเดือนก่อน

      ካብካ ባርያ ባርነት እምበር መዉስባ ይኩን ዘርኢ ኣይደልዩን እዮም ራሻዉያን ብናቶም ኣታሓሳስባ እየ ገልጸልካ ብካልኢ ኣይትርኣዮ

  • @SimonEmeha
    @SimonEmeha หลายเดือนก่อน

    Xibuq hasab eya bizuh tebazhu endiyu elu kemti fetari zifeqedo nihna kem eritrean meten hizbna whud eyu kinfare alena 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤

  • @munarussomaman
    @munarussomaman หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ሓበሬታ።
    ብወገን ናይ ሃገርና ሳላ'ኺናትን፥ ስደትን ዘርእና ውሕድ ኢዩ፡ ክንፈሪ ድማ አሎና።
    ምናዳ አብ ውሽጢ ሃገር❤
    ብወገነይ አብ መርገጽ ናይ ፑቲን አለኹ።

  • @berhehagos864
    @berhehagos864 หลายเดือนก่อน +3

    የቐንየልና ስለ እቲ ክሉ ኣጎልጉሎትካ ኣኪለ ሓወይ❤❤❤

  • @henokbokre3094
    @henokbokre3094 หลายเดือนก่อน

    Hzbi eritrean ka ane 7 knweld aleona wei 12 🎉❤

  • @tomm.e.t8466
    @tomm.e.t8466 หลายเดือนก่อน +3

    ጸገም ኮይኑ ዘሎ ኣብ ሃገርና ኣደ 10 ወሊዳ 2፡ ኣብ ውትህድርና ይበልዩ ብዘይ ሓዳር ውላድ
    2፡ ኣብ ኡስርቤት ይበልዩ
    3፡ ኣብ ዝተፈላለይ ኪናት ይስውኡ
    3፡ ኣብ ስደት ፋሕ ይብሉ
    ከምዚኣ ኢያ ዘላ ናትና ሂወት ካብዚኣ ትሓልፍ ሓቂ የላን ።አቲ ዘፍርሕ ግን ድሕሪ ዝተወሰ ዓመታት ነበርያ ነበረ ከይንኸውን ኢዩ

  • @debesayredae
    @debesayredae หลายเดือนก่อน

    Ay adna zerba yebulun knbezH endyu zdle gn benxaru keynu malet absde eko nTef enber nbezH delena ymeslenn bzkone fetari msana yukun yeqenyelna akile Hawuna sleti kulu tgebro astomhro berte❤❤❤

  • @romahabtom3830
    @romahabtom3830 หลายเดือนก่อน +5

    Akil hawuna bzaaba briset Eritrea ke dea meni eyu kytsibtsibo😢😢😢😢

    • @ruta1324
      @ruta1324 หลายเดือนก่อน

      You and me!! We have to do our best to have children. each and every Eritreans should do the same. We shouldn't expect our government to tell us about having children.

    • @GrumMstr
      @GrumMstr หลายเดือนก่อน

      Mianta yeblun bzaba Ertra kizareb . TH-cam channel zikefete eko jibu nabru kemehayesh eyu .

    • @Selam-Selam-j7l
      @Selam-Selam-j7l หลายเดือนก่อน

      Nski kiea mininnn ayenay eu birset tiblio zeleki

  • @AbrhetG
    @AbrhetG หลายเดือนก่อน +1

    Hawna aklilu amahaheraka betaemi eu sebuk yekberelna

  • @Selihom1034
    @Selihom1034 หลายเดือนก่อน

    ❤❤ bravo thanks.

  • @tesfamichaelabraham1871
    @tesfamichaelabraham1871 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ዙ ወዲሰብ ናበይ እዩ ዘዕወንውን ? ፣
    ገለ ጻድቕ ገለ ሃጥእ ይኸውን ፣
    ኩሉ ጻድቕ ሓደው ሃጥእ ግን ፣
    ብስኒት ብጥምረት ሓደ ዘይከውን ፣ ?
    ወይ ሰብ ምዃን ወትሩ ከዕወንውን ፣
    መስርሕ ፈጣሪስ ቀሊል ኣይኮነን ።💚💚💚💙💙💙🌿🌿🌿

  • @fkriumengedey4242
    @fkriumengedey4242 หลายเดือนก่อน

    Kbru haw betekrbelna mehari u thank you ezi gn ab hagerna kewn nerwo bzkone gn it's great idea 💡

  • @JohniJohniTsegay
    @JohniJohniTsegay หลายเดือนก่อน

    Thanks you so much Akile dear bro 🙏

  • @yonaszemariam116
    @yonaszemariam116 หลายเดือนก่อน

    I like how you go straight to the point . good relative thinking

  • @khtt8663
    @khtt8663 หลายเดือนก่อน

    FREYUN TEFAREYUN
    🌹NALEM🌹
    Mlewa Eluna Eyu

  • @beletegirma5894
    @beletegirma5894 หลายเดือนก่อน

    በጣም ምርጥ የምታቀርቦ ትምሕርት ጥሪ ነው

  • @hafaainom4788
    @hafaainom4788 หลายเดือนก่อน

    Lichi atfika zimexie bizihi hizibi tezihku neru Eritrawi 100 million mikone

  • @Fthawi-zl9gj
    @Fthawi-zl9gj หลายเดือนก่อน +1

    Putin Jigna Eyu Anbesa Alem Gega Yeblun❤

  • @samuelfissahaye2242
    @samuelfissahaye2242 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረት ይሃበልና ኣኽሊሉ ሓውና። እቲ ራሻ ኣውጺኣቶ ኣላ ዝበልካዮ ጽቡቕ ሓሳብ ክኸውን። ይኽእል ኢዩ ግን ህዝቢ ነዚ ክቕበሎ ዘሊ ትኽእሎ ብዙሕ ኣይመስለንን። ምኽንያቱ ወዲ ሰብ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ነብሰ ፍትወት ኣለዎ ካብ መጠን ንላዕሊ ቆልዑ ምዕባይ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ፡ ጭንቀት ኢዩ ዝብሉ ሰባት ብዙሓት ኢዮም። ብዛዕባና(ኤርትራውያን) ድማ ንውሕድ ኣለና። ብፍላይ ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ 2-3 ጥራይ ኢዩ ዝወልድ ኣብ መዛሕትኡ ሃገራት።😊

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 หลายเดือนก่อน

    ንሕና ዳኣ ንውሕዲን ንጸንት ኣሎና እምበረይ ብዝተፋላለየ ምክንያታት ብኩናት ብሰደት ብናይ ቆጠባ ዓቅ ምስኣን ብሓገዝን ኣላይን ዘይምርካብ!!!

  • @SesenFeven
    @SesenFeven 23 วันที่ผ่านมา

    ❤️🙏🏽❤️

  • @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ
    @ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ หลายเดือนก่อน +6

    ስልጣኑ ዝጥቀመሉ ዘሎ ፑቲን ጥራይ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @7upjay
    @7upjay หลายเดือนก่อน

    nbezh alena, mlilayom bertiuna

  • @ዓርኮብኮባይ
    @ዓርኮብኮባይ หลายเดือนก่อน

    ብጠዓሚ ጽቡቕ መደብ....ኣባና ብዓጸፌታ ምግዳል ህዝቢ ከጋጥም'ዩ ምኽንያቱ ኣብ ኤሮጳ ዘለና ዕድል እንተ ጌርና 4ተ ኢና ንወልድ እቶም ንወልድ ከኣ ኣዚና ውሑዳት ኢና...70% መጻምቲ ዝሰኣነ ዩ...ገለ ፍታሕ እንተትገብር ምስ ኪኢላታት ጽቡቕ ኔሩ...መንእሰይ ይኣርግ ኣሎ ዝበዘሐ 27/39 ዕድመ የ ኣብ ወጻኢ ዘሎ ኣብ ኣፍሪቃ ገዲፍካ

  • @hussainsultan267
    @hussainsultan267 หลายเดือนก่อน

    Nbezih do alena wela nwihud? 😂😂😂
    Zeyelena mara wehidna alena 👍👍

  • @edenamanuel979
    @edenamanuel979 หลายเดือนก่อน

    👍❤

  • @mehariab
    @mehariab หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ትሕስቶ መግለጺ! ዓለም ክብ 10 ቢልዮን ንላዕሊ ክትጽወር ኣይትኽእልን ኢያ ። ኢሎም ምሂሮምና መጀመርታ ካብ ድኽነት ክትወጽእ ኣለዋ እታ ሃገር ኣብነት ናይ ቻይና ንርአ!

  • @rezene-j5n
    @rezene-j5n หลายเดือนก่อน

    This is a so sweet plan. I love it. Very positive and productive. We really need this sophisticated and smart plan in Eritrea or very much in Africa 🌍. No. 1. This is so beautiful and magical. Lovely and very nice 👌🏿 👍🏿 😊 😀 👏 😍 👌🏿 👍🏿 😊 😀 👏 😍 👌🏿 👍🏿 😊 😀 👏 😍 👌🏿 👍🏿 😊 😀 👏 😍 👌🏿 👍🏿

  • @MichialeMebrahtu
    @MichialeMebrahtu 16 วันที่ผ่านมา

    🌹👍🌹👍🌹👍

  • @thomasgebreslase7681
    @thomasgebreslase7681 หลายเดือนก่อน +1

    ብዝሕ ንዓና ን ኤርትራዉያን ኢዩ ዘድልየና

  • @ISSAIASGebregergis-bs5mz
    @ISSAIASGebregergis-bs5mz หลายเดือนก่อน

    Its so important topic

  • @FacheAkk
    @FacheAkk หลายเดือนก่อน

    Fast first, from germany greeting you akile .

  • @dendendenden1276
    @dendendenden1276 หลายเดือนก่อน +1

    እታ ቀዲመይቲ አብ ኤርትራ መነባብሮ እንተ ተማሐይሹ ብመንገስቲ ደረጂ ንወሊድ ኽተባባዐ አለዎ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 หลายเดือนก่อน +1

    (ምኒስትሪ ኦፍ ሴክስ ክክክ) ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ቀጽሎ ሕጂ ጽቡቅ መደብ ሒዝካ ትመጽእ ኣለኻ ግን እታቭናይ እኮኖሚ ቀጽለልና ባ 2ክፋኣል ስርሓልና ኣታ ናይ እኮኖሚ ትብል መደብካ

  • @senay_rezene
    @senay_rezene หลายเดือนก่อน

    if Fritz haber (German scientist)is not finding how to make sodium nitrate in industry scale now 80% of our world population cannot exist sore science is true I want to thank you for your programs akile keep going it's a good program we are going to expect more.❤

  • @Ignatious-t5h
    @Ignatious-t5h หลายเดือนก่อน

    10q Mr aklilu nice NEWS. you are smart Teacher gohead.On my point of view "Russian law on birth is very smart idea. In Eritrean we are lose our family,our culture,Religion you know our Teacher, our population decrese coz of socio-economic problem as a social worker. i seem rate of divorce rapidly increase, as result single family don't survive with one hand.
    If possibel plz include marriage-based issue
    on your programme. Eritrean citizen from Addis ababa zhalefe werhi eye kab Eritrea mexye.10q🙏

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  หลายเดือนก่อน

      Thank you! Kbret yhabeley. I will try to prepare videos like that🙏🏼

  • @ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
    @ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ หลายเดือนก่อน

    Ane 9 kweld ydeli Niere kem adey hji gn ezi semie gedifeyo aleku, ❤srhey kserh

  • @SamuelMhreteab-m8y
    @SamuelMhreteab-m8y หลายเดือนก่อน

    ምናልባት አዚ ናይ 2100 ዓመተ ምህረት ግምት ሕጂ ዉን ብዙሕ ነገር ኣብ ግምት ከም ዘየእተወ ምዝካር ከድሌና ኢዩ።

  • @MedhanieAbrha
    @MedhanieAbrha หลายเดือนก่อน

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sawatube
    @sawatube หลายเดือนก่อน

    ቅኑዕ ሐሳብ

  • @desaleweldeslase1140
    @desaleweldeslase1140 หลายเดือนก่อน

    ናህናስ መግለጺውን የብሉን መኻን ሙኻን ትመርጸሉ እዩ😢

  • @BereketHabteslase
    @BereketHabteslase หลายเดือนก่อน

    ብጣዓሚ ኣዝዩ ዝሕጉስ አዩ ሞት ደው ክሳብ ዘይበለ ወዲ ስብ ድማ ምፍራዩ ክቅጽል ኣለዎ ውላድ ናቱ ዝዋሃቦ ተሞኩሮ ሕዙ እዪ ዝውለድ,,

  • @dnadna5309
    @dnadna5309 หลายเดือนก่อน

    Grt v brov

  • @betisami336
    @betisami336 หลายเดือนก่อน +1

    ሃየ የህዋት ን እኪለ (Akile) ሃውና ሳብስክራይብ ላይክ ሃየ ሃየ ሃየ

  • @HakitsegaamlakEyu
    @HakitsegaamlakEyu หลายเดือนก่อน +1

    Nwhd alena ebere

  • @tedrosfisehaye849
    @tedrosfisehaye849 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሄር ፈጠረ እግዚኣብሄር ወሰደ ስቅ ኢሎም ኢዮም እዚኦም ኣብ ገለ ክኣትዉ ኢዮም ክማራመሩ ክብሉ ሕማቅ ኣለዉ

  • @MohamedJemal-yc7nr
    @MohamedJemal-yc7nr หลายเดือนก่อน +1

    Akille Hewey btami Sleti tekrbo anda Amesgenku Bitte Bwasab dewilelka Alku Bagedasi guday nkulatna eyu Abdtamka Gizeh kidwlelka eye sahfeley Bitte

  • @Wedikeshi-rx2zq
    @Wedikeshi-rx2zq หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @dnadna5309
    @dnadna5309 หลายเดือนก่อน

    Akililu brov mengstinaa aykonen nwelidd ketebabie denkaliya tebexihuka mo dima 3t 4t amet gerika bzeyreftii. mieass kitwelidd tekone temporary mexinihi nenisti soldiers ab kebabi assab zelo serawitt mitegebere miweleda kaa . Tezeyeloo 3t 4t amet bzey sebeyti mo ab denkaliaa .meskinay hizbi meas kibazahh , eitti zelo serawit kiwelidd tekoyunu ansti serawitt free transport n temporary accommodation kigeberelu nserawitt ygbea result kaa abtomm zwiledu koleuu mitreaye . Bzukone more than anytime Eritrean population is in down hill, really scary. God bless Eritrea

  • @TeklabAmare
    @TeklabAmare หลายเดือนก่อน +2

    ቅኑዕ

  • @NatnaelAndeberhan
    @NatnaelAndeberhan หลายเดือนก่อน

    The economy and birth rate of the population of one country must go parallel.

  • @Kibrom-n8n
    @Kibrom-n8n หลายเดือนก่อน +2

    ንጠፍእ ኣሎና እንተወሓደ 8 እትወልድ ስድራ ክትህነጽ ክስራሓሉ ይግባእ ።

  • @Tesfiyohanns
    @Tesfiyohanns หลายเดือนก่อน

    Hi akile etgebro zeleka bflay dma nethibo haberita endamesgenku bzaba asaylem eyu ane ab juba eye zeleku kemey gire yketatel nmthibarka yekenyeley

  • @asme3436
    @asme3436 หลายเดือนก่อน

    ቁኑዕ እንበር ኣሎ ህዝቡ ከውሕስ

  • @Linda-l7w
    @Linda-l7w หลายเดือนก่อน

    ሩስያ ዝበለቶ ናይ ኢንተርነት ጽቡቅ እዩ ምክንያቱ ሶስያል ሚድያ ካብ ጥቅሙ ዕንወቱ እንዳዓዘዘ ይመጽእ አሎ

  • @zerautewelde501
    @zerautewelde501 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪 ናይ ሩሰያ putin for repuroductip green light ''yes '' it.s right

  • @Churawegahtaa
    @Churawegahtaa หลายเดือนก่อน +1

    ንሕና ንውሕድ ኣለና ምክንያቱ ከኣ ኣብ ስደት ዘለዋ ኣዋልድና ካብ 1,2 ንላዕሊ ምውላድ ኣይፈትዋን እየን maybe ትህኪት ክከውን ይክእል እዩ

  • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ
    @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ หลายเดือนก่อน +3

    ብዛዕባ ናይ ሃገርና ዘረባ የብሉን ምኽንያቱ ኢቲ 3ይ ዎለዶ ዝብሃል ካብ ወልድ ጠጠው ኢሉ ኢዩ ዘሎ ኣብ ውሽጥ ሃገር ዘሎ ብገደብ ዘይ ብሉ ውትህድርና ክወልድ ኣይካኣለን ኢቲ ኣብ ስድት ዘሎ ድማ 100 20% ኢዩ ዝወልድ ንኤርትራ ወላሓንት ክጠቕምዋ ዝኽእሉ ኣይኮኑን ስለዝ ኤርትራ ኣብ 70 ወይ 100 ዓመት (0) ናይ ምኻን ተኽእሎ ገፍሕ ኢዩ

  • @BinyamSimon-b1r
    @BinyamSimon-b1r หลายเดือนก่อน

    Nay America 🇺🇸 kia amxalina

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 หลายเดือนก่อน

    Nice president potin

  • @Natuman-7
    @Natuman-7 หลายเดือนก่อน +1

    What a brillant person!VLADMIR PUTIN

  • @berheabadi460
    @berheabadi460 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኩቡር ሓውና።
    ኣብ ኤርትራ እውን ናይ ምውላድ ዕድል የድልየና ኣሎ። ብሰንኪ ምውጻእ መንእሰያት ናብ ስደት ብዝሒ ህዝቢ ኣዝዩ የንቆልቁል ኣሎ።

  • @negashghebremariam7258
    @negashghebremariam7258 หลายเดือนก่อน

  • @paulosatsebeha510
    @paulosatsebeha510 หลายเดือนก่อน

    Putin idea brilliant it shows that the love of his people and country.eritrea needs to promote population growth because its essential.

  • @awetkifleysusaraya9291
    @awetkifleysusaraya9291 หลายเดือนก่อน

    🎉

  • @HagerawiSnit-eb7fz
    @HagerawiSnit-eb7fz หลายเดือนก่อน

    ብራቮ ኣኽሊሉ

  • @weinigilagaber8977
    @weinigilagaber8977 หลายเดือนก่อน

    ወይ ጉድ፣ ኻብ ኩሉስ ዓለም ስጋብ ዘላ ሓደሽቲ ሓሳባትን ምህዞታትን የድልየና እዩ፣ እንድሕር ሓደሽቲ ዝውለዱ ዘየለው ንሰብ ክሳራ እዩ፣ ሰባት ነቲ ፈጣሪ ስለ ዝነዓቊ እዮም እምበር ዓለምሲ እክልቲ እያ፣ ብምህዞታትን አንጻር ብምካድ ዝተዓጠቀ ወዲ ሰብ አየቋርጽንዩ። ልቢ ንጉስ ናብ ዝደለዮ ስለ ዝዝውር እንሆ ሓድሽ ሕጊ ካብ መራሕቲ። ኤርትራውያን ከ ብፍላይ እቶም ተረጋጋእኩም ውለዱ ተዋለዱ፣ ንደቂ አንስትዮ ተከናከኑ መፍረይትን መዕበይትን እያ፣ ብዛዕባ ትምርታን የእሙራዊ ጥዕንአን ግዲ ይበለና፣ ጽቡቓት ተካእቲ ከተፍርየልና። ደቂ አንስትዮ ንርእስክን ተከናከና።

  • @rttr3992
    @rttr3992 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍

  • @AzemeraBerhe
    @AzemeraBerhe หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @efremdaniel2569
    @efremdaniel2569 หลายเดือนก่อน

    Tebuk eyu

  • @brgednihamedu9389
    @brgednihamedu9389 หลายเดือนก่อน

    Africawi xekan dia nikimewit endatesahge endiu zirewie 😂😂😂

  • @seid3982
    @seid3982 หลายเดือนก่อน

    Ab alem wihidka bezihka nab hamedka eka kulu turgum albo u

  • @Eritrawitt-flower
    @Eritrawitt-flower หลายเดือนก่อน +1

    Mara xebq wesane

  • @saronkidane9614
    @saronkidane9614 หลายเดือนก่อน

    Nehnas newhed alena qedamay sedetna bezihu ab sedet nenhdhdna tewadina salsay nab kale zega newaseb alena selezi ezi nay mewlad medeb neana axebiqu yegbeana ybel ane beflay ab hagerna ente nehlun qutebana ente zeaben selam ka yebzah Hawna akile❤

  • @GueshTesfamariam-g4g
    @GueshTesfamariam-g4g หลายเดือนก่อน

    Bihigi tegaberu dyu kibl?

  • @afewerkiaregai2869
    @afewerkiaregai2869 หลายเดือนก่อน

    ብመጀመርታ የመስግነካ ስለቲ ተመሐላልፊ ጽቡቕ መሀሪ መደብ ኩሉ ከማኻ ኣርባሒ/መሀሪ መደብ ሒዙ እንተዝመጽእ ንቕድሚት ሓደ ሱግሚ ምኾነ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ድማ ጥዕና ይምነ ሰሰናዩ

  • @blackstone07
    @blackstone07 หลายเดือนก่อน +2

    ዘይወለደ እንበር ዝወለደ ድኻ ሪእናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን።

    • @UnitedhabeshaCushnation317
      @UnitedhabeshaCushnation317 หลายเดือนก่อน

      ማለት?

    • @sibhatasfaha5792
      @sibhatasfaha5792 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ዓይነት ድኽነት?
      ሓሳብካስ ዕሽነት ዶ ኣይመስልን?

  • @YosiefEstifanos-x4e
    @YosiefEstifanos-x4e หลายเดือนก่อน

    ብመጀምርታ ሰላምታይ ይብጻሕካ ናይ ወሊድ ኣብ ዓቢ ጸገም ክንወድቅ ንኽእል ወሊድ የለን ክባሃል ይካኣል።

  • @teklehabtay
    @teklehabtay หลายเดือนก่อน

    Kem eritrearawyan meten knbel ate koyna nxent alena woledona ytefea alo azi khsebelu zelewo meger eyu akile

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha7630 หลายเดือนก่อน

    God with peuple of Russie 🙏

  • @asemoromweldemenekrois5063
    @asemoromweldemenekrois5063 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 หลายเดือนก่อน

    ኣኪለ እዚ ናይ ሩስያ ተበግሶ ንዓና ዉን ኣገዳሲ እዩ ምኽንያቱ ከም ሕብረተሰብ ናብ ኣሰካፊ ከነታት ንኸይድ ኣለና መንእሰይና ሲንግል ንቅድሚት እንዳ በለ ምግዚኡ ክጻወትን ክፋታሕን ኣብ ሓዳር ክጋራጮን ክክፈላለን ብብዝሒ እዩ ዝረአ ዘሎ ።

  • @wedimhrey2995
    @wedimhrey2995 หลายเดือนก่อน +2

    ዳይ ናብ ሩስያ ኣታ ወዲ