Because the president removed the security division we lost the war after the liberation? What do mean? Which war are you taking about? We know who you are a business man who always is greedy Samule . በላዒ ኽልተስጋ ዑሱብ ። ጅግና ጼጥሮስ ብኣኻ ዑሱብ ወይጦ ዝዝኸር ኣይኮነን። tell us why they have gone to prison? And ask Ambassador Andemariam .
ሓደ ካብ እምነ ኩርናዕ ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ክዉን ዝገበሩ ምዑታት ደቂ ህዝቢ። ጴጥሮስ ሰለሙን ብውዕለት ጅግንነትካ ወትሩ ብብሓበን ንዝክረካ !
የቐንየልና ኣያና ሳሙኤል! ኣብ መእተዊ መደብ ‘ኣርካናትና’ ግን ደርፊ ናይ ተመስገን ያሬድ (ኣርካናተይ) እንተትገብረላ ጽቡቅ ኔሩ።
Semay “ ኣርካን " እንታይ ማለት'ዩ ?
ዓካ ዓካ ብጣዕሚ ልዑል ስራሕ ቀጽሎ ንስኹም ትም ምስ በልኩም እልፊ ገለመለ መሊኦም እዚ ማስ ሜድያ አእዛና መጻወቲ ጌሮሞ
I have been looking to hear about gegna Petros Solomon. Today is the happiest day of my life to hear about Petros Solomon. Thank you so much.
እቲ ምኩሕ ዓውደ ኩናት ዘይድገም መራሒ ወዲ ሰለሙን።ስልያ፡ ሃንዳሲ ፡ሓንጻጺ ፡ቀያሲ፡ ኣዛዚ፡መራሒ፡!!!!!!
ብፍሉይ እቲ ዝኸፍአ ኩናት ዝመርሐ ሓርበኛ (1982 ሻድሻይ ወራር)) &(( 1983 ሰላሕታ ወራር))!!
ብፍሉይ ዝዝከረሉ ስሙ ገኒኑ ሰማይ ዝደየበሉ 1983 ሰላሕታ ወራር፡ ኩናት በርቲዑ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ከበባ ኣትዩ ኦሮማይ ሰውራ ኤርትራ ጠፊኡ እናተባህለ፡ወዲ ሰለሙን ግድን መገሽኡ ኣወንዚፉ ክመጽእ ኣለዎ ምስ ተባህለ ካብ ወጻኢ መገሽኡ ኣቃሪጹ ብህጹጽ ናብ ሳሕል ተመሊሱ ነቲ ኩናት መሪሑ ሰውራ ዘድሓነ በሊሕን ተባዕ መራሒ ሰውራ።
ብሂወት ክትህሉን ምስ ብጾትካ ብሰላም ክትወጽእን ናይ ወትሩ ጸሎተይ እዩ፡ ኣርሓ ሰውራ ጴጥሮስ ሰለሙን ❤ ኤርትራ ብግርህነታ ዳግማይ ክትረኽቦ ዘይትኽእል ጅግናኣ እያ ኣጥፊኣ።ኣሕ,,,
ናይ ብሓቂ ወዮ ደኣ ዘይርደኣና ኮይኑ እምበር ብዓል ጴጥሮስ ነብሶም ጥራይ ዘይኮኑ ተሓይሮም ህዝቢ ኤርትራ ሙሉእ እዩ ምስኦም ተሓይሩ ዘሎ ምኽንያቱ መጻኢት ኤርትራ ኣብ ናቶም ግደ እዩ ዝምርኮስ ኔሩ
@@whatabouttomorrow1990 ትክኽል ብዓል ጴጥሮስ ሰለሙን ከለዉ ኣብ ቴስዓታት ኤርትራ ብዙሕ ዕቤት ኣርእያ ኔራ። ርእሲ ኔርዎም ጂ 15 ፡ምስ ሓይሎም ከለዉ እናፈለጥዎ ተገሪሆም ያኽ፡ ቅዋም ብሰለማዊ መንገዲ ደልየሞ፡ኣክሽን ክገብርሉ ኔርዎም።
@@samitahama1278 እወ ግን እቲ ዝገርመኒ ኣብ ስለያ ብጣዕሚ ሓያላት እንከለዉ ከመይ ንኢሰያስ ዕላምኡ ዘኡፈለጥዎ ማለት እቲ ቅድም ሓሳቦም ቅድም ንናጽነት ኔሩ ክኸውን ይኽእል ብድሕሪኡ ግን ብዝያዳ ተንሽን ናብኡ ክገብሩ ኔርዎም .ናትና ከኣ ይገድድ እንተ ብፍላጥ እንተ ብዘይ ፍላጥ ዓቢ ጥልመት ጠሊምናዮም
You are not forgotten petros! Please forgive us that could’n do anything to you and your comtades.
You didn't tell us about the 1973 movement, which is commonly known as *Menkaee minikisikas* and Petros is one of them.
he was also the head of halewa sewra. what do you say about that
@@ስሓቦጉተቶ ,,, እዞም ኩሎም አርካናት ንብሎም ዘለና እንዳአሎም ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ንሱ ብዝበሎም ክንደይ ምሁራት አብ ሜዳ ዘሕቅቁ ዝነበሩ:: ሕጂ ድማ ሰዓታ አኺላ ይጠፍኡ አለው:: ስላዕ ናይ ኢሳያስ ግዜ ይነውሕ እምበር አይትተርፍን:: አብ ግዜኦም ድማ ናይ ውፁዔት ድምፂ አይኮኑን!!!!
Petros wasn't even one day head of halwa sewera don't confuse people he was commander of battel and head of 72
ከምዚ ዝኣመሰለ ስቓይ ክትጻወሮ ኣዝዩ ኸቢድ እዩ ። ሓራ ንምውጻኦም ዋላ ሓንቲ ኽንገብር ብዘይምኽኣልና ብጣዒ የሕፍረኒ።
ኣንታ ሳሚኤል ኣመስጊነ ምጽጋብ ሲኢነኻ
ኣጆኻ ቀጽሎ
Thank you very much!
ብ1975 ዓርቢ ስቅለት መዓልቲ ኣብ ውግእ ዓዲ ገብሩ ኢትዮጵያ ንዓንሰባ ክትሓልፍ እቶም ናይ ተሓኤ ተጋደልቲ ከቲርናያ:: ጴጥሮስ ሰለሙን ሓላፊ ናይ ሃንደሳ ክነሱ ብጅግንነት ካብ ሻዕብያ መጺኦም ኣብ ሓደ ድፋዕ ኮይንና ተዋጊእናያ:: ጴጥሮስ ኣብታ ግዜቲኣ ብዝፈጸሞ ስራሓት ብጣዕሚ አድንቆ::
❤❤
Well come dehay eritrea.
Hi how are you? I am proud of you but it’s not enough for Petros they need more information if you can plz I like your Chanel good job keep going bra
😍💙💙💙💚💙💚💙💚💙💙💙
ወዲ ሰለሙን ሙዑት ሓርበኛ ወትሩ ኣብ ልብና
Good job bro
ኣቶ ሳሙኤል : " ኣጋዕዝ " ኣዴታት እንታይ ማለት'ዩ : እይበረህትለይ: ኣጋዕዝ ዝባሃል ቀቢላ ኣብ ኤርትራ: ኢትዮጵያ: ሱዴን :ጁብቲ : ሶማል ይርክቡ ድዬም ? እዚ ንምቅንባር ዘረባ እልካ ዝግበር ፈጠራ ካብ ጥቅሙ ስግኣት ከይህልዎ ይብል :
Meger general petros Solomon wedi solomum jigna entay emo nmemgustu ktmtu keyh mwngustu ab maekelom tsenihu
ወዲ ሰለሙን ጅግና ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ቀዳማይiq
😢😢🇪🇷
Taba keselom ye petros memrya yibla nieren amhara ahh kemzi lomi betrayal keykone
Enty Malet U?
Y petros memria?
Hasewti ikum nzeyfeltekum iti haki ab sehil pres alo kedat 👈
ሳህል ፕረስ ደኣ ናይ ጉጅለ ጥፍኣት ህግደፍ እንዲያ ፣
ንምካኑ እንታይ ጥብጢ ኣለካ ሓቂና ምካና
ንስካ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ርግጸና ኢየ፥
Because the president removed the security division we lost the war after the liberation? What do mean? Which war are you taking about? We know who you are a business man who always is greedy Samule . በላዒ ኽልተስጋ ዑሱብ ። ጅግና ጼጥሮስ ብኣኻ ዑሱብ ወይጦ ዝዝኸር ኣይኮነን። tell us why they have gone to prison? And ask Ambassador Andemariam .
በጃኻ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኢልካ አየይትጸውዓዮ መን መሪጹዎ ጀጋኑ በቶም አባላት ሕቡአት ሰልፉ እናቀንጸለ አብ ህዝቢ ኤርትራ ጥፍአት ዝመጸ ውልቀመላኺ ኢዩ
Menikanpetrossolomunarkanetblonazelokatariktewekes
ኣንታ ከዳዕ ጋዘተኛየ በሃላይ :እቶም ከድዓት ኣርካናት እትብሎም ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራን ብገንዘብ ዝሸጡ እዮም :: ንስኻ ኣንታ ከዳዕ መርገጽ ካን መንነትካን ዘፍለጥ ሓሶት ሸጥካ ተእትዎ ገንዘብ : ግዜ ምስ አርከበ ክትተፎ ኢኻ :: ጥራሕ ተጸበ :: ብእኩብ ክትከፍሎ ኢኻ ::
VIVA ERITREA
ደንቆሮ ሃገር ክሸጡ እንታይ ጭብጢ ኣለካ፥ሰብ ዕላማ ጽሩራ መራሒቲ ህግደፍ ዝብሉዎ ሰሚዕካ ኣይትዛረብ ፥
ኣብ ሕጊ ቀሪቦም ክሳብ ዘይተከሰሱ
ጀጋኑ ዮም፣ሃገር ከኣ ኣምጺኦማ ዮም
ረሳሕ ፈገር ብዛዕባ በጥሮስ ክትምድር እግዛእብሀር ይደንስካ እንታይ ነሩ ስርሑ ካብ መዳ ክሳብ ነጻነት ወይጦ የዕንትኻ ይፍሰስ
ኩሉ እዚ እትብሎ ዘሎኻ ሳሙኤል ዳግመ ርእይቶ ጌርካ ቀይሮ።ተኽላይ ዓደን ዝበሎ ይዝከረኒ። ተኽላይ ዕደን 3 ሓስርውቲ ዝነበሩ ኢሉ ዝጠቐሶም ሰባት ሸብሓት ኢፍሮም፥ ጰጥሮስ ሰለሙንን ሙሳ ናይብን የሸግሩኒ ኔሮም ኢዩ ዝበለ።
ኒኢሳያስ ከም ቁሪ ዝፈርሕሖ ለይቲ ዝብህርር ኢዪ ነይሩ።
በዓል በርሄ ጻዕዳ።ኢሳያስ ወዲ ፍላንሳን ከም እኒ ዶክተር ኢዮብ ብኣብርሃለይ ክፍለ ዝተቐትለን፥ ምኪኤል ጋርዛ ብ ሰመረ ርእሶምን ኣብ ሱዳን ብፋስ ክሳዱ ዝተቘርጽን እዛዚ ናይዚ ግፍዒ እዚ ኣዛዚ ዝነበረ ጴጥሮስ ሰሎሙን፥ዓሊ ስዒድን ስዒድ ባርሕን ተሓባበርቲ ነሮሞ።
ኢሳያስ ኣፈወርቅን ካሎኦትን ዝሕተቱሉን ግፍዒ ሰሪሑ ኢዪ።ስለዚ re-edit it!
ኣነ ካብቲቲ ዘበልካዮ ናይ ትምህርቱን ኣብ ኢትዮጵያን ብድጅሪኡ ኣብ ሃቲ ዓሳን ብቐጥታ ስለፈልጦ ኣመሓይሽካ ኣዝቅርቦ። ብሂወቱ ስለዘሎ፥ እቶም ቤተሰቦም ብቓጻ ዝጠፍእዎም መልሲ ካብኡ መልሲ ይጽብዩ ኣለዉ።
ድርባይ ዓሌታዊ
You are not telling the truth. He was a power monger.
ለማኝ ቀውስ ውሻ