Thank you so much all you do eza film newramen astyfiten mes bahelenan hezbenan zeytekhyed bemeqhna amrirna newegz Thank you again 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
Sahel press you did good job for expressing your thoughts to the people of Eritrean and Eritrean people not accepting to hear this angling manner and those who involved shall be soon in court and jailed. Eritrean should have clean generation year to come. EPLF’S
ጅግና ጟል ኤረይ ኣጆኺ ኩሉና ነዚ እኩይ ውዲት ኩሉና ክንቃዎሞን ክንውግዶን ይግባኣና።
ክብረት ይሃብኩም ሳሕል ሳሕላውያን።❤❤
ቀጽልዎ መኸተኹም።
አነስ ዋላ እቲ ለይታዊ ትልሂት ከማን ኩሉ እንተዝዕጾ ደስስስስ ምበለኒ ብሓቂ ናይ ሓጢያት መድረኽዩ ። የቀኔልና ሳሕል ፕረስ
ጠዋሊ ክንዓጽዎ ኢና ድንግለይ ❤❤❤
ዓገብ ናይ ብሓቅ ዓገብ, ሃገርና ይባርኸልና እግዛብሄር ክልልትን ግርምትን ይግበርልና ኣሜን 🙏🌹🇪🇷
ሳሕል ፕርስ 👍👌👌 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🔔
ዓገብ ዓገብ ዓገብ እግዝኣቢሄር ሸውዓተ ማዕሙቕ የእትዎም ፎእ ንበሎም 💔💔💔🙊🙊🙊
Nay behaki kenfenfenom yegeba eziom Beihilfe eziom ab sedet zenaberu kebid mekxaeti yemena
ብሓቂ ሃገራዊ መድያ ተዓወት።
ጽቡቅ ስጉምቲ በርትዑ
ሳሕል ብረሰ ይበል ኣቀራርባ ቀጽልሉ።
Ageb Ageb Ageb
Eritrawnet kubur Mennet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Zelealemawi zikri Nisemaetatna 🙏 🙏 🙏
ቆልዓ ብንኡሱ ቆርበት ብርሑሱ ድዮም ዝበሉ እቶም መስተዉዓልትን ሕፉራትን ወለዲ ኤርትራ፣ ጽቡቕ ስራሕ፣ ከምዚ ዝኣመሰለ ኣዕናዊ ሕብረተሰብ ኣብ ኤርትራና ከይድገም ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ 👍👍👍👍
Selam waero Eritrawit 🙏🇪🇷❤️
Thank you so much all you do eza film newramen astyfiten mes bahelenan hezbenan zeytekhyed bemeqhna amrirna newegz Thank you again 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
❤ ተዓወት ሳሕል ፕረስ ሓቀኛ ሚድያ ከምዚ ዓይነት መግለጺ ይብል ❤ ብዝቀልጠፍ ኣብ ሕጊ ክቅርቡ ኣለዎም ❤ ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቐንየልና ደቂ ኤረይ አወ ዓገብ እዚ ጽዩፍ ዝኾነ ንሕበረተ ሰብና ዘይውክል አዕናዊ ብአምላኽ ዉን ገብረ ሰዶም ሐጣት እዩ ኮሎም አብዚ ኢድ ዘለዎም ብሕጊ እነተዝሕተቱ እዩ ርእይቶይ 🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾💕💕💕❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jegna waro. Eritreawet Nemesgineki 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🌿💪🕊💪🌿🇪🇷🙏💪🕊
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
We love you we respect you keep continue my Lord bless you thank you. Abesit 🙏🙏💐❤️💐❤️
Brawo akerarba klu gelitskyo tsbuk gerki berte 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏
አንቲ ጥዑም ድምጻ ጅግና ድሃይኪ አይትሐባእ
EIRETRA HAGRIY TIBRKLY 👏 🇪🇷 👏 🇪🇷 👏 🇪🇷 👏 🇪🇷 👏
Thank you woaro hafte
Thank you
በዞም ተወሊጀ ተዋሪድና
Thanks sis with your whole coworkers 🙏🇪🇷♥️🇪🇷🙏🙏🙏
We worship God , not satanism.
Well done, good job.❤
wawwww aty gigna AMLAK zebenki ybarek des zibl aglalixa ni EGZIABHER ZEQOTE bimhret ayinu yriayena❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏🙏 KEMZI EYU ERITEA MALET KEREMU YGBAE !
ዓገብ ዓገብ 👍👍👍
💯 ቅኑዕ
Sabia Mekesene 🇪🇷💯✊🙏⭐️🌲🌹🌟🌴❤️🌳🌺Kulusalasabia
Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷💯💯🙏❤️⭐️🌳🌹🌟🌴🌺🌲
ክብረት ይሀብኩም ሳሕል ብረስ❤🎉🎉❤❤
ኣገናዕ ሳሕል ፕረስ። ኣፍ ህዝብካ ንምካን ኣብ ቅድሚት ደው ስለ ዝበልካልና ነመስግነክ❤️🇪🇷❤️
❤ thank you sahel press
Thank you Sahil press 👍🏾🇪🇷❤️
ዓገብ ዝብል የለን ድዩ ደቂ ኤረይ እንታይ ኢና ንርእ ዘለና ኣበይ ምስ ከደ እዩ እቲ ኩቡር ባህልና።❤️🇪🇷
የቀንየልና ሳሕል ፕረስ ጡዑማት ድምጺ ናይሞት ሞት ጥራይ ዘይኮነስ ካልአይ ቀብሪ ናዓና አብደገ ዘለና አብዚ ዘሎ ጸሊኢና ማዓስ ሃገርና ንምለስ እንዳበልና ካብ ዉሽጢ ሃገር ሕጂ ኢና ብጠጠውና ዝተቀበርና ነቲ ሰበይታይ እኳ ክቅንጸል አለዎ። የሕዋትናን ደቅናን አብ ዶባት አብ ሐለዋ ሃገር ለይትን ማዓልትን ሰለም ከየበሉ 23 ዓመት ከርተት ይብሉ እዞም ጨመልቅ አብ ሕብርቲ ሃገር ኩናት ወርዊሮም ወጊእምና ዋላ ከማን ኩሎም ስነጥበባውያን ክጻረዩ አለዎም ካብዘስተብህለሉም አበይ አላ ዝተቀለጠት መንድቅ አናድዮም ፊልም ይሰርሑ ምክንያቱ ክፋእ እታ ከተማ ከውጽኡ ክንደይ ጹቡቅ ቦታ ከሎ አነ ኩል ግዜ ይከታተል ኢየ እዝ ከማን ክጻረ አለዎ ኩሉ ዋላ ይረገጥ ፊልም ይትረፈና እንዳዝማም ይአክለና ኢዩ ይኪዱ የገልግሉ እቲ አበረካ ዘሎ ብዕጭኡ አይተረተዔን። ሳሕል ፕረስ ከየመሰገንኩኹም አይሐልፍን ኢየ አፍና ኮይንኩም ስለ ትምልሱ❤❤❤❤❤❤❤
ቀዳመይ ዕጥቃዊ ቃልስና ብዓወትና ኣረጋጊጽና ሕጂ ውን እንተ ኾነ ነዚ እከይ ባህላዊ ወራር ኣእምሮና ኣዳሊና ፊት ንፊት ክንገጥሞ ድልዋት ኢና 💪🏾
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ ምስ ብቑዕ ሓበሬታ 🙏🏾👍🏾
Merhaba deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️.
Jigna ambesit gal Erey bahak akuy wuditom kuluna knwugdon ygbaana::🙏🇪🇷❤️🇪🇷
ምስጋና ንሳሕል ፕረስ ስለቲ ዕምቆት ዘለዎ መሃሪ ሓበሬታ ። ብዛዕባ እዞም ጽዩቃት ኣፍረይትን መወልትን ተዋሳእትን ናይዚ ጸይቂ ፍርያት ዝኾኑ ሰባትን ትካላትን ብመንግስታዊ ትካላት ዝዉሰደሎም ስጉምቲ ተኽታቲልኩም ንኽትሕብሩና ድማ ንጽበ ። ሰሰናዩ ንዓኹም ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ።
ኤርትውነት ኩቡር መንነት❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ ቅያ 18 ደቃይቅ 33 ነፈርቲ ኢየን ተቃጺለን መስለኒ ጅግና ሓብተይ ቀጽልዮ ❤❤❤❤❤
ብሓቂ ብሓቂ ኣዕናዊ ታሪኽን ባህልን ሃይማኖትን ናት ጥፍኣት ፍሊም ያ።
የቐንየልና ሳሕል ፕረስ እቶም ተዋሳእቲ ኩሎም ክጻረዩ ኣለዎም ከምኡዩ ክሓይሽ::
Nfeti Bertie kbret yhabki ❤❤ Eti ab Lbi nebsi wekef seb zelo eki Gelixkna .Edmen tenann yhabki.Thanks
የቐንየልና ሳሕል ፕረስ
ነውሪ ጥር እልካ ኣብ ዝይባህልና እሞ ኣብ ኤሪትራ ዓቢ ገበን።
ኣንበሳ ጽቡቕ ኣገላልጻ ንፍዕቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
ጅግና መን ከም ህዝቢ ኤርትራ 🎉🎉🎉 ንሕማቕ ዝጽየፍ ለዋህን ለባምን ህዝቢ ሃገረይ 💪❤ ንዛ ሕማሕ ፊሊም ብቶማስ ዝተዘርግሐት ብሎክ ኣቢልናያ ኤርትራውያን ንበሃል ብቀሊል ዘይንድሃል 🎉🎉🎉❤❤
Well said Sahel press, keep it up the good work 👏 ❤🇪🇷
ዓገብ ዓገብ ጥራይ ናይ ቀደም ፊሊም ክሰርሑ ከለዉስ ን ቶም ዝሰርሑ ልክዕ ከም ቤተሰቦም ኮይኖም ሓላፍነት ወሲዶም ዝኸዱ ኔሮም ናይ ሕጂ ካኣ ሓላፍነት ዘይብሎም ኣምላኽ ንህዝብናን መርየትናን ይባርኽ❤
ጀግና ጓልኤረ እዚኦም በከለቲ ሃገር ሞት መቅጻዕቲ ክዋሃ ቦም አለዎም ሃገር ሰማታት በዚኦም ዐሱባት ክትብከል አነፍቅድን።❤❤❤❤
ምስጋና ይብጻሕኩም ሳሕል ፕረስ
ዓወት ንሓፋሽ
Great job Sahel press🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቐንየልና ሳሕል ፕረስ 👍
Thank you, guhye iye neire
Sahel press ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️you are the best well said kibirty gual Ere
Wellcome Sahel Press ❤
ኤሪትራውነት ኩቡሪ መኒነት ወትሩ ወትሩ ♥️🇪🇷♥️🇪🇷🐪♥️🇪🇷♥️🇪🇷🐪♥️🇪🇷♥️🇪🇷☪️✝️♥️🇪🇷♥️🇪🇷✝️☪️♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
Jeganuna abdefae eziom kea arkibom nekhfae eti kesgoge zelewo yesegoge etom kaleot kea gebuom yekesteu. Zelealemawi Zekhri Neseweatna Awet Nehafsh!!! 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
ብሓቂ ዋዕሮ ጓል ኤረይ፡ ጽምጽኺ ክሰምዕ ከለኹ ከመይ ደስ ይብለኒ ይመስለኪ፡ አተናትናኺ ብጣዕሚ እዩ ዝስሕበኒ ቀጽልዮ ምስቶም ጀጋኑ የሕዋትኪ አዚየ እየ ዝሕበን ብ አኺ፡ ናብ አርእስትና ክንምለስ ነዛ ቅድስቲ መሬት ክሳብ ሕጂ ሳላ ጀጋኑ ደቃን እቲ ዝመጸ እንተ መጸ ዘይጸዓድ ህርኩት ሓያል ህዝባን ብባህላን ሃይማኖታን ከይተበከለ ተኸቢራን ተሓፊራን ትነብር አላ፡ እንተ ሕጂ ግና አይግድን ንሕና ካብዚ ንኽትርእዮን ክትሰምዖን ዘፈንፍን ብኩል ዓዲ ኤውሮጳ ኮነ አሜሪካ ደቅና ሒዝና ናብታ ቅድስቲ መሬትና ክንምለስ ንሓስብ ነዛ ነውራም ፊልም ምስ ረኣና ልብና ተሰይሩ ዓገብ ፎእ ንበሎም።
Yes you right yes you right
Welcome deki Eria jeganu
Yekenyelna ab giniki alana ajoki bartie Gigna ❤
Hji girm dey iza intay delina..
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Welcome sahil press ❤
እዚ ድበልክዮ ሓቂ እዩ:: ማእሰርቲ ጥራይ ዘይኮነ ካብ ፍሊም ምስራሕ ከማን ዕድሚኦም ሙሉእ ክኽልከሉ ኣለዎም 99/100 ህዝቢ ኤርትራውያን ጉሂና ኢና:: ኤርትራውነት ኩቡር መንነት::🇪🇷🌸🇪🇷🪷🇪🇷🌺🇪🇷🩵🇪🇷🌹🇪🇷🫶🇪🇷👌🇪🇷👍👍👍
መርሓብ ውዓረ ው ግል ኤር ንኽድ ጠራይ ዓውት ንሓፍሽ 🌹💋💋❤️
ናይብሐቂ ሃናጺ ፈነወ እዩ።
EGZIABHER Zifnfino zixyefo Atbiqna niqawemo AMLAK mab libom ymlesom😢 nezy anrwari abzy maekel chima hizbna merzy nay temen kifnwlna❤🎉❤
Sahel press ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️you are the best well said kibirty gual Ere kindy 100000 iki insiki❤❤❤❤❤❤❤
Selam yknlen sehal bers 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🙏❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yes you right
33 ነፈርቲ ትተኣረም
መርሐባ ሳሕል ሜድያ ኩሉ ግዜ ንቅድሚት♥️🌹❤️::
Medeb. Sahel press. Edme yahabki. af koinkona. Thank you Waro. Abesit Etom suwtna. Txolot. Kegebrolki. Eum ❤❤🕊🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🕊🕊🕊❤️❤️❤️❤️❤️☪️☪️☪️✝️✝️✝️
ናይ ብሓቂ ቅልጡፍን ዘየላቡንንመጻኢ ሓያል ትህርቲ ክህብ ዝኽእል ዘየዳግም መቅጻዕቲ ክውሃቡ ንላቦ
Thankyou
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Verso malet direction malet eyu bitaemi yehzin thanks gual erey 🇪🇷♥️😘🇪🇷
The government has to take action.
ዓገብ ዓገብ ዓገብ
እዚ ነገር እዚ ካብ ምንታይ እዩ ተበጊሱ አይስሐትን እዩ መንግስትና ህዝብና ዘይድግፍዎ ጺዩፍ ስራሕ እዩ ፎእ ፎእ ፎእ ። ኤርትራ ሀገርና ተባረኺ ተባረኺ ተባረኺ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
YES yes yes
አምላኽ ንኸተማ ተደይሐሊዋ ሐለውቲ ንኾንቱ ይነቅሑ ናብአምላኽ ንጸጋዕ ብጾሎት
Sahel press you did good job for expressing your thoughts to the people of Eritrean and Eritrean people not accepting to hear this angling manner and those who involved shall be soon in court and jailed. Eritrean should have clean generation year to come. EPLF’S
Welcome sahel press
Sahel press ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ይቅሬታ ስነጥበበኛ ፍስሃየ ወርቅነህ ቅድሚ ሕጂውን ሕማቅ ፊልም ሰሪሑ ኔሩ አድቨርታይዝ ተራእያ ኔራ ዓገብ ኢልና ኔርና ንበርትዕ ሳሕል ፕረስ የቀኔልና❤❤❤
Suwatna. Tarikom Nekay. tirek. Bezi ashebari. Enwet. Tedebiskom. 😭😭😭😭😭😭
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤
ሮሜ1=1 ነቲ ሐቂ አምላኽ ናብሐሶት ስለዝለወጥዎ አብክንዲ ፈጣሪ ንሱ ንዘልአለም እተባረኸ እዮ ንፍጡር ስለዘምለኹን ዘገልገሉን አምላኽ ከአ ስጋ ሐድሕዶም ከሕስሩ ብትምኒት ልቦም ንርኽሰት የሕሊፉ ሃቦም.አብሮሜ አሎ መጽሐፍ ቅዱስ አንብብዎ አምላኽ ክምህረኩም ተባረኹ
Ageb ageb ageb
ageb bejakum Deqi. E.R
እግዚአብሔር ልቢ የሃባም
ሳሕል ፕረስ አዚየ እየ ዘድንቐኩም ብእተካይድዎ ዘይሕለል ጻዕርታት ቀጽልዎ አብ ጎድንኹም አለና ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ከማኹም ይብዝሑልና፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
100/100 ጽቡቅ ኣለኺ ጌጋ ናይቶም ሳንሱር እዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤