ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እንኳዓ ዳሓን መፃእኹም ናይ ትሕሽ& ኣቡሽ ኣድነቅቲ like
እዚ ደራሲ ብጣዕሚ ንፉዕ እዩ። ክብሩ ንዓይ ይግብዕካ ዳኒኤል ተስፍይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፉዕ ሰባኣይ!!👍🏿👍🏿👍🏿💯%
ካብ ናማሓርኛ ፊልሚ ተፀሚድና ንውዕል ናባዕልና ነማዕብል
Bhaki lebam 100%
ብትኽክል መዓረይ ኮነመነይ ትግራዋይ ሒዝኻ ዶ ኮነይ
ቀፅልዎ በጃኩም ኣብዛ ናይ ስደተኛታት
ባሓቂ ብዛዓባ ስደተኛማ❤❤❤
ንኣቡሽ ዝፈቱ like ረጊፁኒ ይሕለፍ
ኣብቲ ናይ ስደተኛታት ቀፅልሉ በጃኹም ኣሕዋተይ ኣይተቃርፅዎ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ጀጋኑ ኣብዛ ስደተኛታ ቀፅልሉ በዛኹም መፍትሒ ፍጠሩ
ሙቁራተይ ኩልሻዕ እንድኹም ደስ ትብልኒለመዓንቲ ግን ብዝያዳ ኣሕጉስኩሙኒ ሰለ ፅግማት ኣሕዋትና ኣብ የመንን ስዕዲ ዘለዉድምፂ ኮይንኩም👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም እዝ ብዛዕባ ሰደት ተልዕልዎ ዘለኹም ከዓ ቀፅልሉ ዓይኒፀላእኹም ይፊሰስ ብፋላይከዓ ሉሎሞንአቡሽን ዝፈቱ እሰክ ላይክ ግጭይአብልኩምኒ ሕለፉተጋሩ ምቁራት🌹🌹🌹🌹🌹💐
አደይ አሕዋት እኳዕ ብሰላም መፀኩም አቡሸይ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ የዕቢካ አብ ዐቢ ደረጃ የብፅሕካ ማዐረይ ።
እዋ አብ ሰዕዲ ዓረብ በጣዓም ከበደአዩ። ዘሎሰደት ረሰሕ
አወ ክዚ ጎቦዛት ስዑዲ ዘለዎ ኣሕዋተና እግዚአብሔር መውፅኢ ይፍጠሮሎም 😭😭😭😭
Amen amen amen abe kelu kurnat alem abe shger abe xebeba zelwu mewaxu yeftrlum Egzabihr amlak 🤲🤲🤲
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
Amen amen amen
አሜን አሜን አሜን
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ይቀንየልና ክብራት ኣሕዋትና
ዋውውውውው ደቂ ትግራይ ሽኮራት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኡፍፍፍፍፍ አምላክ እስራኤል ኣቦይ መዋፀኦ ፍጠረሎም ብሰላም መሬት ዓዶም ኣርግፆም ገቦዛት ደቂ ትግይራ ጎኒ ኩንዋም ቀፅልሉ እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሕፅረልና አሜን ፫
አቡሽ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ሽኮር ቆልዓ
እግዚኣብሄር ኣምላክ መዋፃፅኢ ይፍጠረሎም 😭😭
ኣሜን ሓፍተይ 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓፍተይ ማዓረይ
ድሓን ድሕነት እንኳዕ ብ ድሓን መፃእኩም እዩ ዝበሃል በይዛኩም ቋንቋና ካብ ተፅዕኖ ኣምሓርኛ ነድሕኖ!!!!!!!!!!!!!!
እንዳ ትሕሽ ሓባይብ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ናይ ሰሙን ሳባት ይበለና ካዓ ኣቡሸይ እግዚአብሔር የዕብይካ እግዚአብሔር አምላክ ትግራይ ዓድና ካብ ክፉኡ ነገር ይሓልወልና
አሜንንንን🙏🙏🙏🙏
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ኣብዚ ናይ ሰደተኛ ቀፅልሉ ቡዙሓት ኣሕዋትና ይሳቀዩ እለዉ
በይዛኩም ድምፂ ኩንዎም ሰብ ይውዳእ ኣሎ በይዛኩም ኣይተቃርፅዎ ቀፅልሉ ሰብ ርድኡ እዋይ ስደት ረሳሕ ኡፍፍፍ
አብሽየይ❤❤❤❤
እንዳ ትሕሽ ሽኮራት ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ በጃኹም ከይተቃርፅዎ
ብጣዕሚፅብቅ ሰራሕቀፅልዎ
እንካዕ ዳሓን መፃኩም አብዛ ስደተኛታት ቀፅሉላ
መርሃዊ ኣምፁኡልና እባ ናፊቅናዮ ድሓን ድዩ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ሽኮሪናታት😍👌
የቀንየልና እንዳ ትሕሽ ቀፅልሉ ድማ አቱም ተጋሩ እንታይ ኢኩም ላይክ ለይትገብርሎም
ሰላም ሰላም ደቂ ትግራይ
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ❤👌ደቂ ዓደይ ብጣዓሚ ፈሪሐ እየ ዘለኩ ዝሰረሐሎም ሰባት ኮሮና አለወም አነ እውን አሪኪባትኒ እያ ትመስል ዋ አምላክ ይሓልዉኪ በሉኒ😭
እዋይ ስደት ድምፂ ኩንዎም
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብፍላይ ኣቡሽ ግን መራ ዓይነይ ናፍቀዮ ❤️❤️❤️❤️
ልአቡሽ ዝፎቲ ጥራሕ👉👍ይግበረለይ😍
Wowwww😍😍😍😍😍💖💖💖💖💖💘💘💘💘
እንኳን ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መርዬት እዞም ስደተኛ ድምፂ ክንወም በይዛኩም ቀፅልሉ
ትክክል ብሓቂ በርትዑ ደቂ ሓላል መሬት እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዝሓልኩም
እንደ ትሕሽ ሽካራት አንካዓ ድሕና መፃአኩም ንኩሎም ዝፍትው ካሜት ከይፃሓፍ ከይሓልፍ so ቀፅልሉ 👉💋💋❤❤❤
እንካዕ ዳሕና መፃእኩም ደቅዞም ጀጋኑ እዙ ጀምርኩምዎ ዘለኩም ድማ ቀፅልሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና 💖💖💖💖💖💕💕💕💕❤❤❤
አንካዕ ዳሓን ምፅአኩም ፅብቃት ❤️❤️❤️
ናይዞም ስደተኛታት በጃኩም ከይተቋርፅዎ ቀፅሉሉ ብጣዕምየ ዝፈትወኩም
አሰይይይ ዞም ሐተይ ስለና ትጭነቁ ብጣዕሚ የቀንየልና እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ንፍቅ እናበልናኩም ኢና ኩሉ ግዜ ድራማ ስርሁ እሺ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ትግራይ ዓደይ ለምልምለይ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍
ሰላም ሰላም ደቂ ትግራይ መቅሰናት
Abzi nay lomi midlowkum betami eye adinkakum nizom ahwetna Dagagmkum sirhlu bajkum
እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ኮኮባተይ
Wawwww lemati bezebelte des elina ቀፅሉሉ በጂኩም እብ ሰደት ዘለው ይሕዊተይ መዊፅእ ይፈጠረሉኩም
እንዳ ትሐሽ መቅሰናት ትሐሽና ሸፈና ጥዑማት😍😍😍😘😘😘😍😍
ዌል፣ለባማት፣ደቂ፣ትግራይ፣
መርሃዊ፣ናበይ፣ከይዱ፣ምቁራት፣ከማይ፣ዝናፈኩምዎ፣ንመርሃዊ፣ኣለኩምዶ።
ስደት ሕማቅ እዩ ኣሕዋተይ ፆምካ ሓዲርካ ኣብ ዓድኻ ይሐይሽ
መርሃዊ አምፁኡልና ዋ ደቂትግራይሽኮር
ሸፈና ዓይነይ እዛ መሬት ትብል ዝጀመርኩማ ፊሊሚ ንምንታይ ተቋሪፁ
Wala ane eabeliku eyu
እወ ወደይይይይ ከመይ ድያ ዝፎትዋ ኩልና ንንገሮም
ኣታ ኣነ ዘንክልተ ኣንስቲ ማራ የን ሂወት ዘሪአናላ ዛ ፊልሚ
ብጣዕሚ እዘን ምጭዋት
ya des kblaka .nay wushti dea baelkum tray ekum tfeltwo elata tihsh kkkk meksen
ሙና&አቡሽ አሕዋት ይመስሉ ፅሩያትአቡሸይ መዓር ወለላ
❤❤❤❤❤እንካዕ በሰላም መፃኢከም
Thanks እንዳ ትሕሽ ብጣዕሚ ኢና ንመስገነኹም።
ናይ ብሓቂ መን ይፍልጠልና ውሽጥና ዓዲ ዓረብ ዘለና ደቀንእስትዮ ጎቦዛት እንዳ ትሕሽ ናይ ኣሕዋይና ድምፂ ትኮኑ ኣለኩም ቀፅልሉ ኣሕዋትና ዓዶም ክሳብ ዝኣትው ድምፅና ኣይነጥፍእ።
እንዳ ትሐሽይ ሙቁራት ቀፅለሉ
እንዳ ትሕሽ ምጭዋት ኩሉ ግዜ ንሕብረተሰብ ዘምህር ዋዛ ምስ ቁምነገር ተመሓላልፉ ዘለኩም ንፉዓት ተዋሰእቲ ኢኩም ብፍላይ እዛ ናይ ሎሚ ዓባይ መልእኽቲ ዝሓዘት ድራማ እያ ንቶም ኣብ ጸበባ ዘለው ኣሕዋትና መንግስቲ ሕቆኦም ሂብዎም ዩ ትሕቲ ኣምላኽ ህዝቢ ዩ ዘለዎም ስለዚ ክሳብ መወዳእታ ድምጺ ክንኮኖም ይግባኣና ናይ ስደት ኣምላኽ መወጻጽኢ ይፍጠረሎም የቐንየልና ንኣቡሽ ጁቡዐይ ድማ ከም ዝፈትዎ ንገሩለይ ቀጽልዎ ንፉዓት።።
ናይ ብሓቂ ሞት ስደት
ኣምላክ ይስማዕኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር ኣየ ኣብዪ እድካ ኣይትስኣን ወዲ ድቃላ
ዋውውውው ኣብዛ ድራማ ዘሎ ትሕዝቶ ንዘስተውዕል ሰብ ብጣዕሚ ረዚን መልእክቲ እዩ ቀፅልዎ ኣቱም ጀጋኑ 💪 ብፍላይ ብዛዕባ ኣብ ሱዑዲ ዝሳቀዩ ዘለው ወገናትና ደጋጊምኩም ስርሕሉ ብኩሉ ወገን ኮይና ኡውይይይይይይይይይይይይይይ ንበለ በቃ ንሕና ኢና ድምፂ ንኮኖም
tnxs more እንዳ ትሕሸ ሶ ቁፅሉል
አይ ስደት ዝጨከነ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️
እሰይ እኳዕኒ አቱም መቕሰናት ሓገዝኩም አይፈለየና ከምአ ገይርኹም ዓድና ከም ንምለስ ድምፂ ኹኑልና እንዳ ትሐሽ ፍትውትው እየ ዘብለኩም ❤❤❤❤
ደቂ ትግራይ ዓደይ ከመይ ዲኹም ሽኮራት 😘ስለ ህዝብና ኣብ ሰዑዲ ዓረብ ዘለዉ ዝሳቀዩ😭 ዘለዉ ዉን ድምጺ ስለ ዝኾንኩምዎም ብጣዕሚ ነመስግን ❤️🙏
♥♥♥♥ቀፅሉሉ የሕዋተይ
ዌል እንኳን ብሰላም መፃእኹም ♥️💛♥️💛በጃኹም በዛ ናይ ስደተኛታት ቀፅልዎ😥😥😥😥
ብጣዕም እዮም💔💔💔 ዝሳቖዩ😢👈 ዘሎዉ ፍትሕ ፍትሕ 🤲☝️ኣየ ስደት ረሳሕ😭😭😭
በጀኩም ንስደተኛታት ደምፅ ንኪኖም ቀፅልዎ
Tkekil ahwaty mlekety zelawy ekemy keilgzy atkerby 💯💯💯👍👍👍
እንኮዕ ብስላም ምፃእኹም እና ዛናስድት ኣጥኒኩሩዋ እሕዋትና ግብ ስቃይ እዮም ዝለው ዋይ ስደት ረስሕ
እንኳዕ ብሰለም መጳእኹም ደቂሓላልት መረየት
ሰላም ንዓኹም አሕዋተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብጣዕሚ እየ ደመስግነኩም ሓሳበይ ስለ ዝተቐበልኹምለይ አብ ዝሓለፈ ተናግረ ነይረ አብ ስጀት ዘለዉ አሕዋትና ይሳቐዩ አለዉ ንሕና ድማ ገንዘብ ከመይ ገይርና ነምፅኦ ዝርደእልና የለን ፀገሙ ንሕና ኢና ንፈልጦ ብፍላይ አብዝ ሐዝ ግዜ ህይወትና ሸይጥና ኢና ነምፅኦ ደለና አነ ድባዕለይ ዝሰርሐሎም ዘለኹ ሰባት ሰብአዩ ኮረና ሕዝዎ ከብኡ ንሱ ዝበልዐሉ አቕሓ ይሓፅ ብ ኪዳኑ ይሓፅበሉ መደቀስኡ የፅርየሉ እግዚአብሔር አምንና እና ንነብር ደለና በጃኹም መንገድ ንክኽፈተልና ድምፅ ኹኑና
ewae hakikei marey egzbher yehlwekhi
@@lemigaultigray6335 እሜን ማሚየ
@@ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል amen zeyday
ስላም ደቂ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ ማርያም ታሓሉኹም ወለላታት
እንኳዓ ዳሓን ምፃእኩም ምቁራተይይይ አብሽይ የኔ ማርር 👍👍👍👍
ንኣብሹ ዝፈትዉ ላይከ ይሃበኒ💟💋
ጀግና ኣሕዎትና ደቂ ትግራይ ፅቡቅ ት ቁፅለሉ
መን ይፈልጠለን ማንም እረ ጎበዛት ብጣዕሚ ቀፅልሉ አብ መስራቤት ሱዑዲ ብተለይ
ቀፁሉሉ 😘😘😘👏👏
ቀፅልሉ እንዳተሐሽ ፅብቅ ስራሕ እዩ
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ደቂ ዓደይ ቀፅሉሉ
እወንስኩም ኢኩም ድምፅና ተስሙዕልና እግዚአብሄር ይርድአና እንበር ስደትስ ኣቃፂሉናእዩ
እወ ኣሕዋትና ኣብ እስሪቤት ይሳቀየለዉ በጃኹም ገለ ግበሩ
welcome ደቂ ሪመይ😍ሎሚ ብጣዕሚ ኣሕጉስኹምን ፕሊስ ድምፅ ኹንወም ኣየ ወ ትሳቀዩ ሎሚስ ጨንቁና ኮ ኣኽኽኽ😥😥😥
እዋይ ስደት ረሳሕ ኣታ ድምፂ ኩኑዎም ከይተቃርፅዎ ኡፉፉፉ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ሙቁራተይ
አቱም ጀጋኑ ኮሪዕና ብሓቂ ስለ ቶም አብ ጭንቅን መከራን ዘለዉ ምንጋርኩም አሕሕሕሕ አታ አምላክ አቦይ ክሳዕ ማአዝ እዩ ዋይ አሕወተይ ላበይ ከይድና ኢና ኡይይይይይይይ ንብሎ
እንዳ ተሐሽ ንህዝቦም ሓላያት ኣዞኩም በርቱዑ ዶሞ ኣዚና ኢና ነመስግን ብዛዓባ ኡሱራት ሱዑዲይ ዘልዓልኩምዎ የቀንየልና🙏🙏🙏 ኣቡሸይ ሽኮር ሙናዋይ ትፈትውኒዶ ክክክክ ሙቁር 💓💓💓💓💓
አንካዕ በስላም መፅእኩም ተዋስአት እንድ ትሕሽ ቀፅለሌ አብዛም ስደትኛታት አሕዋትን
ሽኮሪናታት እንዳ ትሕሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም @♡♡♡♡♡♡♡♡ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ @♡♡♡♡♡♡♡♡♡♡♡
ደቂ ትግራይ ዓደይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ኣብ ጎኑኩም ኣለና ኣጆኩም
አቡሽ ሸኮረይ አነስ ክፈትየካ ማዓት@♡♡♡♡♡
ኣብቲ ናይስደተኛታት ቀፅልሉ
ዉዋ ሽኮረናታት
Wow des ktbolu deki tigray mary ketilulu
ብዛዕባ እሱራት ኣሕዋትና ቀፅልሉ በጃኩም ሕማቅ ኣለዉ የሕዋትና ኣዮካ ናይና ከኣ ተጋሩ ዓደይ ጀጋኑ
Selamkum ybzah deki adey mearey beyzakum bzeymkurats dimtsi kunwom ahwatna yregfu eyom zelewu kem kotsili egzabhar amlak mewatsieti yhabom selamna ybzah ayni tselaetna ydefen halalat tegaru 💕💕💕
እንኳዕ ብሰላም መፀአኩም በይዛኩም ድምፂ ኩንዎም ንስኩም ከይተቃርፅዎ ቀፅልሉ አለው አብ ፀበባ አለው ሰብ ዝሰአኑ ወገናትና መዋፃፅእ ይፍጠረሎም አሕዋተይ👏
Enqoue bselam mesaekum enda tihsh 🙏🙏🙏❤💛❤💛❤🥰
ሎሚ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕኩም የቐንየልና
ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ ደቂ ትግራይ ዓደይ
Well come enda thish memhir merhawi dea nabey abele
ፉቱቱዋ. ድቂ ትግራይ ዓድይ love eit
Ajokum Tegaruway mearey ❤❤❤💛💛❤❤👍👍👍
Ako Shfena fitewrarin Merhawin bselam dyom tifiom
እንኳዓ ዳሓን መፃእኹም ናይ ትሕሽ& ኣቡሽ ኣድነቅቲ like
እዚ ደራሲ ብጣዕሚ ንፉዕ እዩ። ክብሩ ንዓይ ይግብዕካ ዳኒኤል ተስፍይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፉዕ ሰባኣይ!!👍🏿👍🏿👍🏿💯%
ካብ ናማሓርኛ ፊልሚ ተፀሚድና ንውዕል ናባዕልና ነማዕብል
Bhaki lebam 100%
ብትኽክል መዓረይ ኮነመነይ ትግራዋይ ሒዝኻ ዶ ኮነይ
ቀፅልዎ በጃኩም ኣብዛ ናይ ስደተኛታት
ባሓቂ ብዛዓባ ስደተኛማ❤❤❤
ንኣቡሽ ዝፈቱ like ረጊፁኒ ይሕለፍ
ኣብቲ ናይ ስደተኛታት ቀፅልሉ በጃኹም ኣሕዋተይ ኣይተቃርፅዎ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ጀጋኑ ኣብዛ ስደተኛታ ቀፅልሉ በዛኹም መፍትሒ ፍጠሩ
ሙቁራተይ ኩልሻዕ እንድኹም ደስ ትብልኒ
ለመዓንቲ ግን ብዝያዳ ኣሕጉስኩሙኒ ሰለ ፅግማት ኣሕዋትና ኣብ የመንን ስዕዲ ዘለዉ
ድምፂ ኮይንኩም👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም እዝ ብዛዕባ ሰደት ተልዕልዎ ዘለኹም ከዓ ቀፅልሉ ዓይኒፀላእኹም ይፊሰስ ብፋላይከዓ ሉሎሞንአቡሽን ዝፈቱ እሰክ ላይክ ግጭይአብልኩምኒ ሕለፉተጋሩ ምቁራት🌹🌹🌹🌹🌹💐
አደይ አሕዋት እኳዕ ብሰላም መፀኩም አቡሸይ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ የዕቢካ አብ ዐቢ ደረጃ የብፅሕካ ማዐረይ ።
እዋ አብ ሰዕዲ ዓረብ በጣዓም ከበደአዩ። ዘሎ
ሰደት ረሰሕ
አወ ክዚ ጎቦዛት ስዑዲ ዘለዎ ኣሕዋተና እግዚአብሔር መውፅኢ ይፍጠሮሎም 😭😭😭😭
Amen amen amen abe kelu kurnat alem abe shger abe xebeba zelwu mewaxu yeftrlum Egzabihr amlak 🤲🤲🤲
Amen amen amen 💕💕💕👏👏👏
Amen amen amen
Amen amen amen
አሜን አሜን አሜን
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ይቀንየልና ክብራት ኣሕዋትና
ዋውውውውው ደቂ ትግራይ ሽኮራት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኡፍፍፍፍፍ አምላክ እስራኤል ኣቦይ መዋፀኦ ፍጠረሎም ብሰላም መሬት ዓዶም ኣርግፆም ገቦዛት ደቂ ትግይራ ጎኒ ኩንዋም ቀፅልሉ እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሕፅረልና አሜን ፫
አቡሽ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ሽኮር ቆልዓ
እግዚኣብሄር ኣምላክ መዋፃፅኢ ይፍጠረሎም 😭😭
ኣሜን ሓፍተይ 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓፍተይ ማዓረይ
ድሓን ድሕነት እንኳዕ ብ ድሓን መፃእኩም እዩ ዝበሃል በይዛኩም ቋንቋና ካብ ተፅዕኖ ኣምሓርኛ ነድሕኖ!!!!!!!!!!!!!!
እንዳ ትሕሽ ሓባይብ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ናይ ሰሙን ሳባት ይበለና ካዓ ኣቡሸይ እግዚአብሔር የዕብይካ እግዚአብሔር አምላክ ትግራይ ዓድና ካብ ክፉኡ ነገር ይሓልወልና
አሜንንንን🙏🙏🙏🙏
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ኣብዚ ናይ ሰደተኛ ቀፅልሉ ቡዙሓት ኣሕዋትና ይሳቀዩ እለዉ
በይዛኩም ድምፂ ኩንዎም ሰብ ይውዳእ ኣሎ
በይዛኩም ኣይተቃርፅዎ ቀፅልሉ ሰብ ርድኡ እዋይ ስደት ረሳሕ ኡፍፍፍ
አብሽየይ❤❤❤❤
እንዳ ትሕሽ ሽኮራት ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ በጃኹም ከይተቃርፅዎ
ብጣዕሚፅብቅ ሰራሕቀፅልዎ
እንካዕ ዳሓን መፃኩም አብዛ ስደተኛታት ቀፅሉላ
መርሃዊ ኣምፁኡልና እባ ናፊቅናዮ ድሓን ድዩ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ሽኮሪናታት😍👌
የቀንየልና እንዳ ትሕሽ ቀፅልሉ ድማ አቱም ተጋሩ እንታይ ኢኩም ላይክ ለይትገብርሎም
ሰላም ሰላም ደቂ ትግራይ
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ❤👌ደቂ ዓደይ ብጣዓሚ ፈሪሐ እየ ዘለኩ ዝሰረሐሎም ሰባት ኮሮና አለወም አነ እውን አሪኪባትኒ እያ ትመስል ዋ አምላክ ይሓልዉኪ በሉኒ😭
እዋይ ስደት ድምፂ ኩንዎም
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብፍላይ ኣቡሽ ግን መራ ዓይነይ ናፍቀዮ ❤️❤️❤️❤️
ልአቡሽ ዝፎቲ ጥራሕ👉👍ይግበረለይ😍
Wowwww😍😍😍😍😍💖💖💖💖💖💘💘💘💘
እንኳን ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መርዬት እዞም ስደተኛ ድምፂ ክንወም በይዛኩም ቀፅልሉ
ትክክል ብሓቂ በርትዑ ደቂ ሓላል መሬት እግዚኣብሔር ፀግኡ የብዝሓልኩም
እንደ ትሕሽ ሽካራት አንካዓ ድሕና መፃአኩም ንኩሎም ዝፍትው ካሜት ከይፃሓፍ ከይሓልፍ so ቀፅልሉ 👉💋💋❤❤❤
እንካዕ ዳሕና መፃእኩም ደቅዞም ጀጋኑ እዙ ጀምርኩምዎ ዘለኩም ድማ ቀፅልሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና 💖💖💖💖💖💕💕💕💕❤❤❤
አንካዕ ዳሓን ምፅአኩም ፅብቃት ❤️❤️❤️
ናይዞም ስደተኛታት በጃኩም ከይተቋርፅዎ ቀፅሉሉ ብጣዕምየ ዝፈትወኩም
አሰይይይ ዞም ሐተይ ስለና ትጭነቁ ብጣዕሚ የቀንየልና እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ንፍቅ እናበልናኩም ኢና ኩሉ ግዜ ድራማ ስርሁ እሺ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ትግራይ ዓደይ ለምልምለይ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍
ሰላም ሰላም ደቂ ትግራይ መቅሰናት
Abzi nay lomi midlowkum betami eye adinkakum nizom ahwetna
Dagagmkum sirhlu bajkum
እንኳዕ ዳሓን መፃኣኩም ኮኮባተይ
Wawwww lemati bezebelte des elina ቀፅሉሉ በጂኩም እብ ሰደት ዘለው ይሕዊተይ መዊፅእ ይፈጠረሉኩም
እንዳ ትሐሽ መቅሰናት ትሐሽና ሸፈና ጥዑማት😍😍😍😘😘😘😍😍
ዌል፣ለባማት፣ደቂ፣ትግራይ፣
መርሃዊ፣ናበይ፣ከይዱ፣ምቁራት፣ከማይ፣ዝናፈኩምዎ፣ንመርሃዊ፣ኣለኩምዶ።
ስደት ሕማቅ እዩ ኣሕዋተይ ፆምካ ሓዲርካ ኣብ ዓድኻ ይሐይሽ
መርሃዊ አምፁኡልና ዋ ደቂትግራይሽኮር
ሸፈና ዓይነይ እዛ መሬት ትብል ዝጀመርኩማ ፊሊሚ ንምንታይ ተቋሪፁ
Wala ane eabeliku eyu
እወ ወደይይይይ ከመይ ድያ ዝፎትዋ ኩልና ንንገሮም
ኣታ ኣነ ዘንክልተ ኣንስቲ ማራ የን ሂወት ዘሪአናላ ዛ ፊልሚ
ብጣዕሚ እዘን ምጭዋት
ya des kblaka .nay wushti dea baelkum tray ekum tfeltwo elata tihsh kkkk meksen
ሙና&አቡሽ አሕዋት ይመስሉ ፅሩያት
አቡሸይ መዓር ወለላ
❤❤❤❤❤እንካዕ በሰላም መፃኢከም
Thanks እንዳ ትሕሽ ብጣዕሚ ኢና ንመስገነኹም።
ናይ ብሓቂ መን ይፍልጠልና ውሽጥና ዓዲ ዓረብ ዘለና ደቀንእስትዮ ጎቦዛት እንዳ ትሕሽ ናይ ኣሕዋይና ድምፂ ትኮኑ ኣለኩም ቀፅልሉ ኣሕዋትና ዓዶም ክሳብ ዝኣትው ድምፅና ኣይነጥፍእ።
እንዳ ትሐሽይ ሙቁራት ቀፅለሉ
እንዳ ትሕሽ ምጭዋት ኩሉ ግዜ ንሕብረተሰብ ዘምህር ዋዛ ምስ ቁምነገር ተመሓላልፉ ዘለኩም ንፉዓት ተዋሰእቲ ኢኩም ብፍላይ እዛ ናይ ሎሚ ዓባይ መልእኽቲ ዝሓዘት ድራማ እያ ንቶም ኣብ ጸበባ ዘለው ኣሕዋትና መንግስቲ ሕቆኦም ሂብዎም ዩ ትሕቲ ኣምላኽ ህዝቢ ዩ ዘለዎም ስለዚ ክሳብ መወዳእታ ድምጺ ክንኮኖም ይግባኣና ናይ ስደት ኣምላኽ መወጻጽኢ ይፍጠረሎም የቐንየልና ንኣቡሽ ጁቡዐይ ድማ ከም ዝፈትዎ ንገሩለይ ቀጽልዎ ንፉዓት።።
ናይ ብሓቂ ሞት ስደት
ኣምላክ ይስማዕኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር ኣየ ኣብዪ እድካ ኣይትስኣን ወዲ ድቃላ
ዋውውውው ኣብዛ ድራማ ዘሎ ትሕዝቶ ንዘስተውዕል ሰብ ብጣዕሚ ረዚን መልእክቲ እዩ ቀፅልዎ ኣቱም ጀጋኑ 💪 ብፍላይ ብዛዕባ ኣብ ሱዑዲ ዝሳቀዩ ዘለው ወገናትና ደጋጊምኩም ስርሕሉ ብኩሉ ወገን ኮይና ኡውይይይይይይይይይይይይይይ ንበለ በቃ ንሕና ኢና ድምፂ ንኮኖም
tnxs more እንዳ ትሕሸ ሶ ቁፅሉል
አይ ስደት ዝጨከነ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
💔🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️
እሰይ እኳዕኒ አቱም መቕሰናት ሓገዝኩም አይፈለየና ከምአ ገይርኹም ዓድና ከም ንምለስ ድምፂ ኹኑልና እንዳ ትሐሽ ፍትውትው እየ ዘብለኩም ❤❤❤❤
ደቂ ትግራይ ዓደይ ከመይ ዲኹም ሽኮራት 😘
ስለ ህዝብና ኣብ ሰዑዲ ዓረብ ዘለዉ ዝሳቀዩ😭 ዘለዉ ዉን ድምጺ ስለ ዝኾንኩምዎም ብጣዕሚ ነመስግን ❤️🙏
♥♥♥♥ቀፅሉሉ የሕዋተይ
ዌል እንኳን ብሰላም መፃእኹም ♥️💛♥️💛
በጃኹም በዛ ናይ ስደተኛታት ቀፅልዎ😥😥😥😥
ብጣዕም እዮም💔💔💔 ዝሳቖዩ😢👈 ዘሎዉ ፍትሕ ፍትሕ 🤲☝️ኣየ ስደት ረሳሕ😭😭😭
በጀኩም ንስደተኛታት ደምፅ ንኪኖም ቀፅልዎ
Tkekil ahwaty mlekety zelawy ekemy keilgzy atkerby 💯💯💯👍👍👍
እንኮዕ ብስላም ምፃእኹም እና ዛናስድት ኣጥኒኩሩዋ እሕዋትና ግብ ስቃይ እዮም ዝለው ዋይ ስደት ረስሕ
እንኳዕ ብሰለም መጳእኹም ደቂሓላልት መረየት
ሰላም ንዓኹም አሕዋተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብጣዕሚ እየ ደመስግነኩም ሓሳበይ ስለ ዝተቐበልኹምለይ አብ ዝሓለፈ ተናግረ ነይረ አብ ስጀት ዘለዉ አሕዋትና ይሳቐዩ አለዉ
ንሕና ድማ ገንዘብ ከመይ ገይርና ነምፅኦ ዝርደእልና የለን ፀገሙ ንሕና ኢና ንፈልጦ ብፍላይ አብዝ ሐዝ ግዜ ህይወትና ሸይጥና ኢና ነምፅኦ ደለና አነ ድባዕለይ ዝሰርሐሎም ዘለኹ ሰባት ሰብአዩ ኮረና ሕዝዎ ከብኡ ንሱ ዝበልዐሉ አቕሓ ይሓፅ ብ ኪዳኑ ይሓፅበሉ መደቀስኡ የፅርየሉ እግዚአብሔር አምንና እና ንነብር ደለና በጃኹም መንገድ ንክኽፈተልና ድምፅ ኹኑና