ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብጣዕሚ ማሃሪት ንኩላትና ብሕልፍ ንዘይቀርዓዩ አህዛብ ፍቅርን ቅሳነቱን ንህዝቢ ኤረትርን ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ማዓጣና ዝሐወይ ብሰራሕ ንትምህርትን ንፀላእት ነሸንፍም ዝሐወይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🇪🇷
ዘርእሰናይ ሐውና ብጣዕም ፅብቅት ምዝቃአን ንኩሉ ዝሐለፍ ዘሎን ዘዛካክር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አምላክ ምሳካይኩን ❤❤❤🇦🇿🇦🇿🇦🇿🌹🌹🌹👍👍👍 ድቅሃደ ልብ ዓወት ንሐፍሽ
ሩሑስ ቅንያት ናጽነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👍👍❤🇪🇷🌹❤🌹🇪🇷🌺🌺ኤርትራዉነት ክቡር መንነት 🙏❤🇪🇷🌹ዓወት ንሓሽ ❤🇪🇷🌹🇪🇷❤🇪🇷🌹❤
ዓኽ ተንካፊት ደርፊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏እወ ረመጽ ጋህሪ የዕጽምትን ደምን ዋጋን ናይ ኣቦታትናን ናይ ጆጋኑና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዜማን ድርሰት ግጥምን ኩላ ስርዒት። እዛ ስራሕ ብልጽቲ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርእሰናይ ኣድናቒ ናትካ ኣርቲስት ኣሚነ ጎይትኦም
🎉
ኣጆኻ ከም ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ኤርትራውያን እና ሎሚ ጽባሕ 🇪🇷⛪❤🕌🦁💪💪💪💪
እግዚአብሄር ይሐሉካን ይምራሕካን እግጥሚ ደጋጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይ ምኖ እወ አለና ብውሽጥን ብደገ አብ መትከል
ጽቡቅ ስራህ ዘራኢት ❤❤❤🎉🎉🎉
መንደቕ ዓቢ ህንጻ ወሪሮሞ ቱኻን እወ ሓኻ ዘርኢት ኣርግፈሎም ዳኣ ርሑስ ቅንያት ባዓል ናጽነት👍💯❤🇪🇷🎂🇪🇷❤
ይበል ኩሉ ጡዕም ዘርኢት ሓውና ቀጺሎ ካብዚ ዚበልጽ ሰራሕ ሕዝካልና ክትመጺእ ብተሲፍ ንጺበ❤❤❤❤
ዘርኢት ጅግና ሰሑል ድምጺ ወሰደ ወሰደ ዘበለት ደርፊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷❤
Ewe Ewe Ewe hekika Remetsh koynuna bgezae bahrena❤❤❤ I loved this song God bless you 🙏
ዘርእተይ ቃላት የብልናን በቃ 🌹♥️🌹🇪🇷💪🏻🇪🇷💪🏻♥️♥️
❤🇪🇷✊✊✊🙏🙏🚢🛳️🛥️🛥️⛴️⛴️⛴️አየወ አየወ ቀጽሎ ወዲ ኤሬይ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ካናሪ
ደቒ ኤረይ ሃደራኩም ሞራል ንሃቦ ሓደ ሰብ ብውሕዱ ልዕሊ 10 ጊዜ ይስመዓያ ❤❤❤
Yes ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Yes
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🏝🐪👍
ኣባዳህሪ እንቅዋዕ ብ ሰላም መጻኻ ❤❤❤❤
🇪🇷መርሐባ ዘርኢት ሐወይ እልልልልልልልልልልል ትዓወት፣ተዓወት ጅግና 🇪🇷❤🌹❤🌹❤🌹❤💐💐💐💐💐💐🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💞👏
Nice song nice voice. I tammpled to this channel accidentally, I am glad i did😮
ዘርኢት ሓውና ናይ ብሓቂ ጡዑምን መልእኽቲ ዘለዎ ደርፊ ብኹሉ 100% ጅግና ሓውና 💪🇪🇷ሑቡን ወዲ ኤረ 🇪🇷ርሑስ ቅንያት ናጽነት ይግበረልና🇪🇷🙏❤️
ዘርእሰናይ ግርማይ ተዓወት ተዓወት🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇
Zeritey❤ kndi 1000k 🇪🇷💪🇪🇷♥️🇪🇷💪
መርሐባ ወዲ ኤሬይ ሐላል እንቆዕ እብዚ ኩቡር ባዓል ናጽናት አብጻሐና ዘሪኢት ሐያል ስብኢካ ንስካ ኮኮብ ኤሪትራ ኢካ🤩🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🖤👑🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤
ዋውውው እንቃዕ ድሓን መጻእካ ዝራእ ኣቦ መንእሰያት ናይ ብሓቂ ባሕሪና ወይ ሞት ኣሰር ኣቦታትና ንሓልፍ 💎💎💎💎💎👑👑👑👑👑👑👑❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ግጥምኻ ይሰስን ዘርእሰናይወስኸና አይ ትጥፍአና ጽብቅቲ ሰርሕኻያ ❤❤❤❤❤
መርሓባ ጥዑም ድምጽን ቃናን ዘርኢት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ሃገራዊ ደስ ዝብል ደርፍ ብሓቂ ባሕር❤❤❤
ዘርርኢት ባሃር የቐንየልና ደስ ትብል ዜማ
Thanks our heroes Blood is in the Red Sea I proud of you nice interesting music 🎉🎉🎉❤❤❤
ጽቡቕ ቅንያት ናጽነት ኤረትራውነት ክቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ጀጋኑ ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🐆🐅🐅🐅🇪🇷🐆🐆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐆🐅🐅🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ደቂ ኤረይ ሰስኑለይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍
አላዓዒልካልና ዝክሪ 1978 ባጽዕ ውግእ ሳሊና እውውይ 😭😭❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow❗👌👏👌 ብጣዕሚ ኣዝያ ኣዝያ ገላጺት ዜማ ይበል ዘርኢት ኣይትዝሓለና ኣንጎድጉዶ ጥራይ ታሪኽ።🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
ዘሪኢት ኣንበሳ በሎ ኣንገድግዶ ርሕስ በዕል ናጽነት ደቅ ኤረይ ሰላምን ፊቅርን ይዉርደልና 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
Thanks for the interest music and words Red Sea ⛵⛵⛵ is our brother and sister Blood thanks keep going soft voice ❤❤❤🎉🎉🎉
ዋው ወዲ ግርማይ ይበል ዜማ ግጥሚ በዓል ግርማወዲ ቀይሕ ባሕሪ ጅግና ወዲቶም ጀጋኑ ኩልና ሼርር ካይክ ላይክ ላይክ ላይክ ላይክ ላይክ ላይክ ላይክ ንሓግዞ ነዚ ጅግና ሕጂ ውን ካልኣይ ግዜ ከይዓጽዉዋ በጃኹም ደቂ ኤረይ እዚ ብቀሊል ኣይንጠምቶ ንሓግዞ ሞራል ንዘርኢት ኣጆኻ ወዲ ግርማይ ሓወይ ወዲ ሪም ✊👏✊👏✊👏✊👏✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይበል ሰራሕ ዘርኢት ሓውና ቐጽሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዎው ዘርኢት ጡዑም ድምጺ 👍👍👍🇪🇷❤🌹🌹👍🇪🇷🌹🇪🇷❤🇪🇷👍🌹👍
Nay bhaqi bhri remex eka gahri demen axmen jeganuna hamema ayalbon zebet 💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👍✔️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔️
ዘሪእት ሓወይ ❤❤❤❤ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንኽሎም ኣድነቅትኻ ኸኣ ደቂ ኤረይ ሓላላት ሰላም ይስዓብኩም
ጽቡቅ ስራሕ እዩ
ብሪምና ፀወታ የለንብባሕሪ ኾነ ብምድሪI LOVE YA
ታዓወት ታዓወት አንታ ጀግና ንኡስ በረከት መንግትአብ 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
ዘርእሰናይ ዘይተበርበረ ታሪኽ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን ቀጽሎ ኣንበሳ ብዓል መትከል እግዝኣብሄር ምሳኻ ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawwewww ዘረተይ አስሊ በዓል ስሑል ጎረሮ አንካ ብሰላም መጻካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷11
ብሪምና ጸወታ የለን ብባሕሪ ኮነ ብምድሪ ❤❤❤ ትዓወት ወዲ ጀጋኑ
አሰሰይ ከሰምዓካ አቦና በርከት መግስትአቡ ትጥዕ ተኪኢዩ ዕድመን ጥዕና ያሀቡ ካ❤❤❤
I appreciate your work for our people ♥️ ❤️ 💜 💙 💕 💛 Nice song I love it
አምላክ ❤️🙏🏽❤️ ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷ባሪካ ሰላምን 🕊️🕊️ፍቅርን ❤️❤️አውርደልና ❤️🇪🇷🤲🏼
❤🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉 ንቅድሚ በል ዘርስናይ ሓወይ ኣትሕመቅ በለን ንውዓጊ
Kab Filfil Tv zmaxakum❤❤❤❤❤❤ zmexaku layk gberu
አጀኻ ወዲ ኢረይ❤❤❤❤❤❤❤❤ዓወት ንሐፋሽ
ብሉፅ ስራሕ ዘርኢት ሓወይ ጥበብካ ይባረኽ
ዘሪኢት ኣንበሳ ሩሑስ ቅንያት ናጽነት ኤርትራዉነት ክቡር መንነት❤💚💛💙❤
እጆካ ዘርኦም ተዓወት አሎና አብ ውሽጥን አብ ደገን ቀደም እኮ አይከአሉናንን እሽንኮይ ሕጂ ንስቬት ሕብረት ዝስዓርና ኢና ክደክሙ ደአ እንበር አይንደክምን ኢና ❤❤❤❤
ዘርእሰናይ ግርማይ ሰላም ንዓኻን ንመትከላውያን ብጾትካን ንኹሉ ናብራ ስደት ተጻውርካ ነዚ ከተቅርብልና ከለካነመስግነካን የቀንየልና መርሽ ብሓቂ ኣለና ብውሽጥን ብደገን
Great music Zeresenay ❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ...keep going with the good job ❤❤❤❤.
ዘርእሰንቅይ አበሳ ወዲ ኤሬይ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ዝድነቅ ብሉጽ ስራሕ ዘርእስናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኤርትራዊ ሓየት👏👏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawww ብጻይ ዘሪት ጅግና፡ወጽሎ ታወዲ!
ብቀያሕቲ ዕንበባ መልመል መንእሰያትን ጀጋኑ ኣቦታትና ዝተከፈለ ዋጋ ባሕሪስ በቃ ጠመተ ከፊእዋ በዞም ሓሳዳት ጎሮቤት ዓይኒ ኣባይኪ ድፍንንን ይበል ኤሩየ love you eruye 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤ ዘርኢት ጥዑም ድምጽን ቃናን ከመካ ይብዝሑ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣምላኽ ንኤርትራና ባርኽ 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷ዘርኢት ጅግና መጸለል ደርፊ ኣለና በሎ ሕጂ ውን ኣለና ንኺድ ወዲ ኤረይ 🇪🇷🩷🇪🇷🩷
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷♥️♥️
Jigna Wedi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to erterawe people and you to 🎉🎉🎉🎉🎉🎉god 🇪🇷 🙏 ❤️ 💖 💕
ነዚ ታሪኻዊን ድንግልን ባሕርና ድረፉሉ እስከ ደስ ዝብል ደርፊ ዘርኢት ጅግና
ዋውውውው ብጣዕም ጥዕምት ደሪፊ አጆካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ዘርኢሰናይ ጅግና ወዲ ኢረይ አጀካ ጎበዝ ❤❤❤❤❤❤
Zeret anbesa good job great music edmen tenan yhabka🙏🏽❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Zerit as usual amazing song, very touchy specially at this time of the year. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️
ዝሪኢትይ ውድህዝብይ ንጽልእቱ ዝንድ ብድም ስሚእትት ብሕር ኢው ጉህር ርሚጽ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ባሕሪና ናህና ዋንነትና አዩ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤‼️
ሙራል ሃቦ ድምጻዊ ዘር አሰናይ ግርማይ ወጥመድ ሙራል ሃቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅
ብሓቂ ወዲ ኤረይ ብጣዕሚ ጣዕሚን ዘማን ምስግጥሚ ይበል ዘርኢት።
ደንቂ ጽብቅ ደጊመ ርሑስ ቅንያት ናጽነት ይግብረልና ሃኢሉወላይ ሓወይይይ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐💐💐@@hailuwelay4633
Des zbil srah kem wetru Zerit malet❤❤❤
ቅጽሎም ጥራይ ሸር ግብረሎም ንታሓግዝ ኣጆኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Zerie hawey edimen tinan yhabka. Real Eritrean vibe" Eritrawi weni" dimitsika dimitsi jeganu. Iyu.Dimitsika mekalih seb metikel iyu.Love it. Eritrea hijiwin kemkedem seb alewa.🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤
እንቛዕ ናትና ኮንካ ዘርኢት ወዲ ሓላል መሬት። እስኪ ነተባብዓዮ ነዚ ሓውና ላይክ ሸር ብምግባር ደቂ ኤረይ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤❤❤🌺🌺🌺🙏🙏🙏
Welcam ❤❤❤❤🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Eritrea ni Eritreawiyan bakka❤❤❤❤❤❤❤❤
ርሑስ ብዓል ናጽነት ይግበረልና 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ባሕርና ዋናታቱ ባዕልና❤!!!!!
I am Eritrean ❤l love you my country❤ king, hero ,zerisenay grmay🎉🎉🎉 keep it up ❤❤❤
God job wedi eriy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
መርሓባ❤ ዘሪት ወዲ ግርማይ ጅግና ወዲ ኤረ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከመይ ድኻ ወዲ ጀጋኑ. ንጸላኢ ነጎዳ ንዓና ከኣ ሓበን ዝኾነ መልእክቲ.ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ግርማይ መኹርዒና.
Well came zerit jigna betami temti derfi kexelo ❤❤❤❤❤❤
WOW AMAZING SONG WELL DONE ZERIT & YOUR LYRICS ARE SO POWERFUL ALL THE TIME & THANK YOU AGAIN FOR THIS WONDERFUL SONG!!!
The best music ever. Thank you for your work hard Brother. We Eritreans love you and expect more very soon. 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Zeret anbesa edmen tenan yhabka fetari wedi eri halal enkau eritreawi konka hawey natey 👉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👈
ዘርኢት አንበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Eritrea for ever❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤Proud to be eritrean ❤
Zerit jigna Wedi ERIy 🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💐💐💐💐💐
ታዓወት ዘሪኢተይ ኣምበሳ ውዲ ኣቦታቱ ከም ኣቦታቱ!.💪🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷❤ሩሑስ ቅያት ናጻነት ደቂ ኤረይ!!🥰🇪🇷
ZELALEMAWI ZIKIRN KIBIRN MOGOSN NSEMAETAT ERITREA WETRU AWET NHAFASH 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ርሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና ደቂ ኤረይ ከፊልናሉ ኢና እቲ ዋን ነት ባሕርና። thanks lord ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘሪኢት ጡዑሙ ድምጺ ❤❤❤❤❤
ወወወወወው ዘርእት ብጣዕሚ ዓቢ ስርሓት ኣጆካ በርትዕ ዘደንቅ ብቅዓት እዩ ዘለካ ካብቶም ኣዝየ ቀድቐካ ሰባት እካ።
Zerit xere tegaru 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks for being Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 great music and the lyrics is amazing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቃለት የሃጽረኒ ወዲ ግርማይ ንጉስ ኢለካ አለኩ።🦁👑❤️👆❤️👆🇪🇷👆🦁👑🫶
ዘርኢት ጅግና ከም ኣቦታቱን ኣያታቱን ልብኻ ዝትንክፍን ገላጽን ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጹቡቅ ስራሕ ዘሪኢት ጅግና ❤❤❤❤❤
Congratulations, Zerit . This is a very touching song for all Eritreans . God bless you,
تسلم يابطل 👍👍👍
Blux 🎉🎉🎉🎉🎉 srah zereit hawey, neritreana kem afka tblo bgbri fkrika gelixkala, jigna bravoooo ❤❤❤, wedi erey🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብጣዕሚ ማሃሪት ንኩላትና ብሕልፍ ንዘይቀርዓዩ አህዛብ ፍቅርን ቅሳነቱን ንህዝቢ ኤረትርን ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ማዓጣና ዝሐወይ ብሰራሕ ንትምህርትን ንፀላእት ነሸንፍም ዝሐወይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🇪🇷
ዘርእሰናይ ሐውና ብጣዕም ፅብቅት ምዝቃአን ንኩሉ ዝሐለፍ ዘሎን ዘዛካክር ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አምላክ ምሳካይኩን ❤❤❤🇦🇿🇦🇿🇦🇿🌹🌹🌹👍👍👍 ድቅሃደ ልብ ዓወት ንሐፍሽ
ሩሑስ ቅንያት ናጽነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👍👍❤🇪🇷🌹❤🌹🇪🇷🌺🌺
ኤርትራዉነት ክቡር መንነት 🙏❤🇪🇷🌹
ዓወት ንሓሽ ❤🇪🇷🌹🇪🇷❤🇪🇷🌹❤
ዓኽ ተንካፊት ደርፊ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏
እወ ረመጽ ጋህሪ የዕጽምትን ደምን ዋጋን ናይ ኣቦታትናን ናይ ጆጋኑና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዜማን ድርሰት ግጥምን ኩላ ስርዒት። እዛ ስራሕ ብልጽቲ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርእሰናይ ኣድናቒ ናትካ ኣርቲስት ኣሚነ ጎይትኦም
🎉
ኣጆኻ ከም ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ኤርትራውያን እና ሎሚ ጽባሕ 🇪🇷⛪❤🕌🦁💪💪💪💪
እግዚአብሄር ይሐሉካን ይምራሕካን እግጥሚ ደጋጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይ ምኖ
እወ አለና ብውሽጥን ብደገ አብ መትከል
ጽቡቅ ስራህ ዘራኢት ❤❤❤🎉🎉🎉
መንደቕ ዓቢ ህንጻ ወሪሮሞ ቱኻን እወ ሓኻ ዘርኢት ኣርግፈሎም ዳኣ ርሑስ ቅንያት ባዓል ናጽነት👍💯❤🇪🇷🎂🇪🇷❤
ይበል ኩሉ ጡዕም ዘርኢት ሓውና ቀጺሎ ካብዚ ዚበልጽ ሰራሕ ሕዝካልና ክትመጺእ ብተሲፍ ንጺበ❤❤❤❤
ዘርኢት ጅግና ሰሑል ድምጺ ወሰደ ወሰደ ዘበለት ደርፊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷❤
Ewe Ewe Ewe hekika Remetsh koynuna bgezae bahrena❤❤❤ I loved this song God bless you 🙏
ዘርእተይ ቃላት የብልናን በቃ 🌹♥️🌹🇪🇷💪🏻🇪🇷💪🏻♥️♥️
❤🇪🇷✊✊✊🙏🙏🚢🛳️🛥️🛥️⛴️⛴️⛴️አየወ አየወ ቀጽሎ ወዲ ኤሬይ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ካናሪ
ደቒ ኤረይ ሃደራኩም ሞራል ንሃቦ ሓደ ሰብ ብውሕዱ ልዕሊ 10 ጊዜ ይስመዓያ ❤❤❤
Yes ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Yes
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🏝🐪👍
ኣባዳህሪ እንቅዋዕ ብ ሰላም መጻኻ ❤❤❤❤
🇪🇷መርሐባ ዘርኢት ሐወይ እልልልልልልልልልልል ትዓወት፣ተዓወት ጅግና 🇪🇷❤🌹❤🌹❤🌹❤💐💐💐💐💐💐🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💞👏
Nice song nice voice. I tammpled to this channel accidentally, I am glad i did😮
ዘርኢት ሓውና ናይ ብሓቂ ጡዑምን መልእኽቲ ዘለዎ ደርፊ ብኹሉ 100% ጅግና ሓውና 💪🇪🇷ሑቡን ወዲ ኤረ 🇪🇷ርሑስ ቅንያት ናጽነት ይግበረልና🇪🇷🙏❤️
ዘርእሰናይ ግርማይ ተዓወት ተዓወት🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇🍇
Zeritey❤ kndi 1000k 🇪🇷💪🇪🇷♥️🇪🇷💪
መርሐባ ወዲ ኤሬይ ሐላል እንቆዕ እብዚ ኩቡር ባዓል ናጽናት አብጻሐና ዘሪኢት ሐያል ስብኢካ ንስካ ኮኮብ ኤሪትራ ኢካ🤩🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🖤👑🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤
ዋውውው እንቃዕ ድሓን መጻእካ ዝራእ ኣቦ መንእሰያት ናይ ብሓቂ ባሕሪና ወይ ሞት ኣሰር ኣቦታትና ንሓልፍ 💎💎💎💎💎👑👑👑👑👑👑👑❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ግጥምኻ ይሰስን ዘርእሰናይ
ወስኸና አይ ትጥፍአና ጽብቅቲ ሰርሕኻያ ❤❤❤❤❤
መርሓባ ጥዑም ድምጽን ቃናን ዘርኢት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ሃገራዊ ደስ ዝብል ደርፍ ብሓቂ ባሕር❤❤❤
ዘርርኢት ባሃር የቐንየልና ደስ ትብል ዜማ
Thanks our heroes Blood is in the Red Sea I proud of you nice interesting music 🎉🎉🎉❤❤❤
ጽቡቕ ቅንያት ናጽነት ኤረትራውነት ክቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ጀጋኑ ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🐆🐅🐅🐅🇪🇷🐆🐆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐆🐅🐅🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ደቂ ኤረይ ሰስኑለይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍
አላዓዒልካልና ዝክሪ 1978 ባጽዕ ውግእ ሳሊና እውውይ 😭😭❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow❗👌👏👌 ብጣዕሚ ኣዝያ ኣዝያ ገላጺት ዜማ ይበል ዘርኢት ኣይትዝሓለና ኣንጎድጉዶ ጥራይ ታሪኽ።🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
ዘሪኢት ኣንበሳ በሎ ኣንገድግዶ ርሕስ በዕል ናጽነት ደቅ ኤረይ ሰላምን ፊቅርን ይዉርደልና 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
Thanks for the interest music and words Red Sea ⛵⛵⛵ is our brother and sister Blood thanks keep going soft voice ❤❤❤🎉🎉🎉
ዋው ወዲ ግርማይ ይበል ዜማ ግጥሚ በዓል ግርማ
ወዲ ቀይሕ ባሕሪ ጅግና ወዲቶም ጀጋኑ ኩልና ሼርር ካይክ ላይክ ላይክ ላይክ ላይክ ላይክ ላይክ ላይክ
ንሓግዞ ነዚ ጅግና ሕጂ ውን ካልኣይ ግዜ ከይዓጽዉዋ በጃኹም ደቂ
ኤረይ እዚ ብቀሊል ኣይንጠምቶ ንሓግዞ ሞራል ንዘርኢት ኣጆኻ ወዲ ግርማይ ሓወይ ወዲ ሪም
✊👏✊👏✊👏✊👏✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይበል ሰራሕ ዘርኢት ሓውና ቐጽሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዎው ዘርኢት ጡዑም ድምጺ 👍👍👍🇪🇷❤🌹🌹👍🇪🇷🌹🇪🇷❤🇪🇷👍🌹👍
Nay bhaqi bhri remex eka gahri demen axmen jeganuna hamema ayalbon zebet 💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪👍✔️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔️
ዘሪእት ሓወይ ❤❤❤❤ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንኽሎም ኣድነቅትኻ ኸኣ ደቂ ኤረይ ሓላላት ሰላም ይስዓብኩም
ጽቡቅ ስራሕ እዩ
ብሪምና ፀወታ የለን
ብባሕሪ ኾነ ብምድሪ
I LOVE YA
ታዓወት ታዓወት አንታ ጀግና ንኡስ በረከት መንግትአብ 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
ዘርእሰናይ ዘይተበርበረ ታሪኽ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን ቀጽሎ ኣንበሳ ብዓል መትከል እግዝኣብሄር ምሳኻ ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawwewww ዘረተይ አስሊ በዓል ስሑል ጎረሮ አንካ ብሰላም መጻካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷11
ብሪምና ጸወታ የለን ብባሕሪ ኮነ ብምድሪ ❤❤❤ ትዓወት ወዲ ጀጋኑ
አሰሰይ ከሰምዓካ አቦና በርከት መግስትአቡ ትጥዕ ተኪኢዩ ዕድመን ጥዕና ያሀቡ ካ❤❤❤
I appreciate your work for our people ♥️ ❤️ 💜 💙 💕 💛
Nice song I love it
አምላክ ❤️🙏🏽❤️ ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷ባሪካ ሰላምን 🕊️🕊️ፍቅርን ❤️❤️አውርደልና ❤️🇪🇷🤲🏼
❤🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉 ንቅድሚ በል ዘርስናይ ሓወይ ኣትሕመቅ በለን ንውዓጊ
Kab Filfil Tv zmaxakum❤❤❤❤❤❤ zmexaku layk gberu
አጀኻ ወዲ ኢረይ❤❤❤❤❤❤❤❤ዓወት ንሐፋሽ
ብሉፅ ስራሕ ዘርኢት ሓወይ ጥበብካ ይባረኽ
ዘሪኢት ኣንበሳ ሩሑስ ቅንያት ናጽነት ኤርትራዉነት ክቡር መንነት❤💚💛💙❤
እጆካ ዘርኦም ተዓወት አሎና አብ ውሽጥን አብ ደገን ቀደም እኮ አይከአሉናንን እሽንኮይ ሕጂ ንስቬት ሕብረት ዝስዓርና ኢና ክደክሙ ደአ እንበር አይንደክምን ኢና ❤❤❤❤
ዘርእሰናይ ግርማይ ሰላም ንዓኻን ንመትከላውያን ብጾትካን ንኹሉ ናብራ ስደት ተጻውርካ ነዚ ከተቅርብልና ከለካ
ነመስግነካን የቀንየልና መርሽ ብሓቂ
ኣለና ብውሽጥን ብደገን
Great music Zeresenay ❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ...keep going with the good job ❤❤❤❤.
ዘርእሰንቅይ አበሳ ወዲ ኤሬይ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ዝድነቅ ብሉጽ ስራሕ ዘርእስናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኤርትራዊ ሓየት👏👏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawww ብጻይ ዘሪት ጅግና፡ወጽሎ ታወዲ!
ብቀያሕቲ ዕንበባ መልመል መንእሰያትን ጀጋኑ ኣቦታትና ዝተከፈለ ዋጋ ባሕሪስ በቃ ጠመተ ከፊእዋ በዞም ሓሳዳት ጎሮቤት ዓይኒ ኣባይኪ ድፍንንን ይበል ኤሩየ love you eruye 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤ ዘርኢት ጥዑም ድምጽን ቃናን ከመካ ይብዝሑ!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣምላኽ ንኤርትራና ባርኽ 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷ዘርኢት ጅግና መጸለል ደርፊ ኣለና በሎ ሕጂ ውን ኣለና ንኺድ ወዲ ኤረይ 🇪🇷🩷🇪🇷🩷
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷♥️♥️
Jigna Wedi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to erterawe people and you to 🎉🎉🎉🎉🎉🎉god 🇪🇷 🙏 ❤️ 💖 💕
ነዚ ታሪኻዊን ድንግልን ባሕርና ድረፉሉ እስከ
ደስ ዝብል ደርፊ ዘርኢት ጅግና
ዋውውውው ብጣዕም ጥዕምት ደሪፊ አጆካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ዘርኢሰናይ ጅግና ወዲ ኢረይ አጀካ ጎበዝ ❤❤❤❤❤❤
Zeret anbesa good job great music edmen tenan yhabka🙏🏽❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Zerit as usual amazing song, very touchy specially at this time of the year. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️
ዝሪኢትይ ውድህዝብይ ንጽልእቱ ዝንድ ብድም ስሚእትት ብሕር ኢው ጉህር ርሚጽ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ባሕሪና ናህና ዋንነትና አዩ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤‼️
ሙራል ሃቦ ድምጻዊ ዘር አሰናይ ግርማይ ወጥመድ ሙራል ሃቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅
ብሓቂ ወዲ ኤረይ ብጣዕሚ ጣዕሚን ዘማን ምስግጥሚ ይበል ዘርኢት።
ደንቂ ጽብቅ ደጊመ ርሑስ ቅንያት ናጽነት ይግብረልና ሃኢሉወላይ ሓወይይይ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐💐💐@@hailuwelay4633
Des zbil srah kem wetru Zerit malet❤❤❤
ቅጽሎም ጥራይ ሸር ግብረሎም ንታሓግዝ ኣጆኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Zerie hawey edimen tinan yhabka. Real Eritrean vibe" Eritrawi weni" dimitsika dimitsi jeganu. Iyu.
Dimitsika mekalih seb metikel iyu.
Love it. Eritrea hijiwin kemkedem seb alewa.
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤
እንቛዕ ናትና ኮንካ ዘርኢት ወዲ ሓላል መሬት። እስኪ ነተባብዓዮ ነዚ ሓውና ላይክ ሸር ብምግባር ደቂ ኤረይ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤❤❤🌺🌺🌺🙏🙏🙏
Welcam ❤❤❤❤🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Eritrea ni Eritreawiyan bakka❤❤❤❤❤❤❤❤
ርሑስ ብዓል ናጽነት ይግበረልና 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ባሕርና ዋናታቱ ባዕልና❤!!!!!
I am Eritrean ❤l love you my country❤ king, hero ,zerisenay grmay🎉🎉🎉 keep it up ❤❤❤
God job wedi eriy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
መርሓባ❤ ዘሪት ወዲ ግርማይ ጅግና ወዲ ኤረ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከመይ ድኻ ወዲ ጀጋኑ. ንጸላኢ ነጎዳ ንዓና ከኣ ሓበን ዝኾነ መልእክቲ.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ግርማይ መኹርዒና.
Well came zerit jigna betami temti derfi kexelo ❤❤❤❤❤❤
WOW AMAZING SONG WELL DONE ZERIT & YOUR LYRICS ARE SO POWERFUL ALL THE TIME & THANK YOU AGAIN FOR THIS WONDERFUL SONG!!!
The best music ever. Thank you for your work hard Brother. We Eritreans love you and expect more very soon. 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Zeret anbesa edmen tenan yhabka fetari wedi eri halal enkau eritreawi konka hawey natey 👉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👈
ዘርኢት አንበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Eritrea for ever❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤
Proud to be eritrean ❤
Zerit jigna Wedi ERIy 🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💐💐💐💐💐
ታዓወት ዘሪኢተይ ኣምበሳ ውዲ ኣቦታቱ ከም ኣቦታቱ!.💪🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷❤
ሩሑስ ቅያት ናጻነት ደቂ ኤረይ!!🥰🇪🇷